ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መፍትሒ😅 እሞ ናይዚ ወለዶ ሽግሩ ኢሰያስ መፍትሒ🔧 ድማ ኢሰያስ እዩ። 🗝️ ፉልልይ የብሉን ብዘይ ማይ ዝወሐጥ ሐቂ እዩ አነ ዝገሮመኒ እኮ ከም ማዕጺድ ጠዋያት ሙዃንኩም ትምስክሩ ለውጢ ከተምጽኡ ተስፍ ከምዘለኩም ኮንኩም ትዛረቡ ለውጢ ካባኹም መዓስ ዘይከአል እዩ ምኽያቱ አምላኽ እዩ መገዲ ከም ዘዳለወልኩም ዘይምፍላጥኩም መሳኪን እኮ አይኮንኩምን ንፈሊጥ ኢና በሃልቲ ኢኹም እናፈለጥኩም ውን ሰለ ትኸድዎ አብ ሐደ ሻንብቆ ወይ ትቦ አንጭዋ 🐁🐀 እንተአትያ ንድሕሪት ክትምለስ አይትኽእልን ንስኹምከ አብቲ ቀደም ዝነበሮኩሞ ክትምለሱ ይከአልዶ🤔ምስ ህግደፍ ከ ፍልልይ ዘይክአል