ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ቅዱስ ኣቦና ብቋንቋና ተርጊምካ ተቅርበልና ዘለኻ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየካ
Amen Amen Amen Temsegen 🤲🤲🤲🤲➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
እዋይ ናይ ዞም ኣቦና ትምህርቲ ኣይጽገብን ሃውና ክኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሐልካ
Bteami hiwet zkone
ኣሜን" ብሓቂ ደስ ዘብል" በረኸቶም ወትሩ ምስ ኹሉና ይኹን"" ቤት ፍቅሪ የሕዋተይ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ሓይኺም ይኹን ፍቁራተይ "" ቀጽልዎ
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🙏💒
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሂወት ዝህብ ስብከት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም 🙏✟⛪
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum Amen Amen Amen.
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ኡፍፍፍፍፍ ልቢ ዝምልስ አእምሮ ዘንቅሕ። ናቅዱስ አቦና ትምህርትን ማዕዳን። ቀጽልዎ። ንህዝብና ብጣዕሚ እዩ ዘድልዮ ንዓይውን። ንሓውና ቃል ሂውት የስምዓልና። ናይአቦና ረድኤቶም በረከቶም አይፈለየና አሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና በረከትኩም ይሕደረና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልናክቡር ኣቦና
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከትኩም አይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ።ኣምላክ ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ልብና ይሕድረልና ።ኣዝዩ ልብካ ዝትንክፍ ስብከት ።እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዛሕ ።ዝተባረከ ቀዳመ ሰንበት ይግበርልና።
Amen amen amen kale hiwet yesmealna nay zemen agalglotkum Egeziabher yebarki
ፓፕ ኣባ ሺኖዳ እቲ ከም ዓይኒ ማያት ዚዛሪ መንፈሳዊ ሚግቢ እሞ ዘይሙኖ ኣስተምህሮኹም ብሓቂ ኢና ነመስግነኩምኣብቲ ዘይሓልፍ ናይ ዘልኣለም መንግስቲ ኣምላኽ መታን ወረስቲ ክንከዉን እዚ ዚሰማዕናዮ ቃለ ሂወት ንድሕነትና ይግበሮንኣኹም ነቦና ካኣ ቃለ ሂወት የስማዓልና።
amen amen amen qale hiwet yesmeaelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዝተማሃርናዮ ኣብ ፅላት ልብና ይሕድረልና
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
amen amen amen kal hiwet ysmalna nkulena memena hzbi krstan kal abona mskuluna ykun
AMEN AMEN AMEN QAL HIWET YESMALNA,SELOTOMN BEREKETOMN NAY BSUI,WEQDUS ABUNE SHINODA AYFELEYENA
Amen kal hiwet yesmalna kburat yehwatna.Nakum dima amlak ybarkum bereket nayzom kdusann degimka deyrkebun abotatna zekafelkumna.
ሎማዓንቲ ተኣምር ገይሩለይ መድሃኒኣለም ብሓቂ ናይዞም ኣቦና ስብከት ብምስማዕን ንኣምላክ ተፍቅሮ ዶ ዝብል ስብልከት ሰሚዐ ብልቢ ክኣ እቲ ዝደልዮ ለሚነዮ እንሆ ክኣ ብዘይ ምዝንጋዕ ዝደለክዎ ገይሩለይ ሓጎሰይ ወሰን ሲኢነሉ ፣ ታሪከይ ክነግረኩም ቅድሚ 5 ዓመት እየ ስደት ወጺኤ ኣብ ኡ ግን ንሃይማኖተይ ዝፈታትን ቦታ ነበረን ዳርጋ ናብ ሃይማኖትኪ ቀይሪ ዝብል ካብ ኣስራሕተይ ተኣዚዘ ኣነ ግን ኣምሪረ በከኩን ለምንኩን ካብኡ እውን ሃደምኩ ምስ ሃደምኩ እውን ንሳቶ ካብዪ ሃገር ብምንም ነገር ከምዘይወጽእ ገይሮ ክሲ መስሪቶምለይ ብዓቅሊ ስቅ ኢለ ኣብ ካልእ ይሰርሕን ተስፋ እውን ኣይቆረጽኩን ሎሚ ግን ክሳብ ምዓዝ እየ ኢለ ኣምሪረ በከኩን ለመንክዎን ኩሉ ጊዜ ስብከት ይሰምዕ ግን ኣብዛ ቻነል ሎሚ ቅነ እየ ተቀልቂለ ኣብዝኮነ ይኩን ኣምላክ ኣብቅድሜካ ግበሮ ዝብል ስብከት ሰማዕኩ እሞ ቀጺለ እውን ኣምላክ ከ ተፍቅሮ ዶ ብከመይ ከ ትልምኖ ዝብል ኣብ ውሽጢ ልበይ ሰረጸ ልክዕ ከምኡ ጌረ ከኣ ለመንኩ እንሆ ናይ ክሲ ወረቀተይ ተቀዲዱለይ ከሰስተይ ባእሎም ይቅሬታ ሓቲቶምኒ ክብሪ ንኣምላክ ኣመስጉኑለይ👏👏 እግዚኣብሄር ንድምጺ ብኽያተይ ሰሚዕዎ እዩ እሞ፣ ኣቱም ገበርቲ እከይ ኵላትኩም፣ ካባይ ርሐቑ። መዝ 6
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኹን!
Amlakna senay eyu.
ኣምላኽ እንቋዕ ሓሳብ ልብኺ/ኻ ኣቃንዓልኪ/ካ ኣብእምነትና የጽንዓና ፍቃዱ ክንፍጽም ሓይሊ ይሃበና ወላዲት ኣምላኽ ምሳና ትኹን !!!
ክብሪ ንጎይታ ብሩከይ
እንቃዕ ደስ በልኪ ክብሪ ንኣምልክ ጅሪተይ
Amen Amen Amen qele hiwet yesmalna ab libna yehdro 💒🙏💒🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏💒🙏💒💒💒💒🙏💒💒💒💒🙏💒💒💒💒💒🙏💒🙏💒💒💒💒💒💒💒💒
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
Amennn kale hiwet yesmalna bereketom ykfelena
Thank u so much ketslo btami nufua eka
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት. የስአልና. ብጣእሚ ጽቡቅ ስባከት እዩ ከምዚ ስባከት ሪኤን ሰምዓን አይፈልጥን እየ አነ ለይትን ማለትን ይሰማኦ አለኩ. ስለዚይ ተውሳኪ ከተቅሩቡልና እዝግአብሔር ጸጉኡ የብዝሄልኩም አሜን :
አግዝኣብሄር ብዝሕ ሰናይ ጌርለይ አዩም ዝኸበርን ዝተመስገነን ይኹን። ቃል ሂወት ይስመዓልና ኣቦና ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
አሜን፫ እዚ ቅዱስ ቃልካ ክሰምዕ ስለዝፈቀድካለይ ንባርያካ አምላይ አሞስግነካ አለኩ ተመስገን ናይ ነብሲ ቁስሊ ዝፍውስ ቃል እዮ ዝሰማዓናዮ አብ እዝነ ልቦናና የሕድረልና ቃለ ህይለት የስማዓስና ፀግው የብዛሓልኩም ብርካት አሕዋተይ ማዓርይ
Amen Amen Amen Abona nay agolglot zemenkum ybarkelkuem nay atyatena galkum abi xolotkue zkrn
አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና
Amen kalehiwet yesmialna 🤲
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona 🙏🙏🙏
ኣምላኽ ኣብ መፈጸምታ የብጽሕኩም ቤት ፍቅሪ እግዝኣብሄር ኣብጾሎትኩም ዘክሩኒ ናብ ኣምላኽ መታን ክምለስ ሓደራኹም ስም ክርስትናይ ተኽለሃይማኖት እየ ዝበሃል ኩሉኹም ዘምበብኩማ በጃኹም ኣብጾሎትኩም ዘክሩኒ ካብዚ ናይሓጥያት መንገዲ ክምለስ !!!!
Xolet kudsan ayfelka hawey natey
ፆሎት እመ ኣምላክ ኣይፈለይካ ሓዊተይ
ፀሎት ቅዱሳን ኣይፈለይካ
ጸሎት ቅዱሳን አይፈለይካ
ጾሎት እመ ኣምላክ ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ጾሎት ቅዱሳን ኣይፈለየና ክቡር ሓወይ
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና (3)ኣሕዋት ብጣዕሚ አየ ዝመስግን ተርግሙኩም ስለ ተቅርቡሉና ናይ ኣቦና! 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስመዐና
ቃለሂወት የስማ ኣልና ጎይታ ይባርኩም ናኣይ ንድኩም ሓጥያተኛ ኣብትገብርዎ ጾሎትኩም ዘክሩኒ
ቃለ ህይወት የሰመዐል
አሜን አሜን አሜን ካብ መዓርን ጸባን ዝጥዕን ምክሪ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር አቦና
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ድማ ብምሕረቱ ይደግፈና
ብሓቂ ቃል ኣምላክና ሰሚዕካ ደይ ጸገብ እዩ ብጹእ አቦና ኤድመን ጥኤናን ይሃበልና ቃል ሄወት የስምዐልና እሜን🙏
እዚ ትምህርቶም ክንደ ደስ ይብል ናብ ልቦናካ ይአቲ
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana abona egzahabher Amlak abtia zeytehalfe mengesti semay yekebelka bxelotkan degefena
Amen amen amen god bless you
Amen amen amen abona qale hiwet yesmealna xelotkum bereketkum aygadefena.kemzi gerkum zeqrebkumlna wn qexlwo amlak msakum ykun neana btaemi mehari yu
ቅዱስ ኣቦና ቃለ ሂወት ያስመዓልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona 💒
Amen kale hwet yesmalna egziabher tsega ybzahalkum
Amen amen amen dear father
Abona Brktkum Ay felyna" biet feqri Bhaqi Megbi zkene qal Zey Hases Megbi ikum Megbkmna "qal Hiwet Yesmalna xega Aba Resi xegu Yebzhalkum Muqratey i love you
Amen amen praise Jesus Christ 🙏🏾
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna Abona
Amen amen amen hawuna agzabear ybarka xega ab lali xega yhabka
ናይብሓቂ እግዛኣብሄር ኣምላኺ ኣብ ልብና ይሕድሮ ።
amen amen amen
yekenyelna kubur hawna kal hiwet yesmalna
Amen abona kal Hiwet yesmalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen kalehiwet yesmalne
ኣሜን ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሔር የሕዋተይ ናተይ
ቃለ ሂወት የስማአልና አቦና
Amen amen amen kqle hiwet yesmalna
amien amien amien qal hiwet ysmealna
Amlak ymesgen amlak xegu yebzehalkum btaemi des zbl
ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
ኣገልግሎትኩም ይባረኽ፡ ንብዙሓት ንምህናጽን ምጽንናዕን ትኾኑ ኣለኹም እሞ፡ እግዚኣብሔር ጉልበትኩም ይኹን፡፡ብዙሕ ተባረኹልና ክቡራት የሕዋት።
Kale hiwet yesmana, Abona bxeletkum zekruna.
ቃል ሂወት የስምዓልና። ነዚ ቶርጊሙ ዘቕርበልና ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አምላኽ። ነዚ ተርጓማይ ስሙ ትፈልጥዎባ በጃኹም ንገሩኒ🙏🏽🙏🏽
Amen kal hiwet yesmalna xolotkumun bereketkomn ayfeleyena abune shnoda
qal hiwet yesmealna abona berkekum Ay feleyena❤❤❤
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቑራት
efeson 4:--- hanti emnet,hanti tmket, amen
Amen3
Amlak abzihu ybarka bruk
Kal hiwot yasmealna
ኣባና .
Qual hiwot yesmaalna abona🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen xolotkumn brrektkomn ayfeleyen a bune
Amen Amen Amen ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
Zeymno tmrti beka hiwet zkyri ntergomti kaa yekniyelna
Kale hiwet ysmalna abona amlak edmen tinan yhabkum
ቃለሕይወትን ያሰማልን
bhaki semeka zyxgb kal hiwet yesmalna
Tuem zkone nay tesfa tmhrti amlak zmen agoglotkum yibark
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንን ቃለ ሂወት የሰመዓና ኣባና
ኣሜሜንንን
Amennn abona
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🌹❤️
ኣቱም ነዚ ናይ ኣባ ሹኖዳ መንፈሳዊ ትምህርቲካብ ዓረብ ናብ ትግርኛ ቀይርኩም ነዚ ካብ ማዓር ጠስምን ዚጥዕም መንፈሳዊ መግቢ ክንምገብ ዚጻዓርኩም ኣብታ ዘይትሓልፍ ሰማያዊት መንግስተ ሰማያት ኣብ መጽሓፍ ሂወት ይጽሓፈልኩም።
ኣምላክና ኣባኩም ሓዲሩ ስለ ዝመሓረና ክብሪ ንስሙ ይኩን ።
Aman
🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
🌿🌿🌿
❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲
Amen Amen Amen❤💙💜✝️🌺🌺💟🌿🌿☘️☘️🌲🌲
Amen
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tsbuk tmrti mihirkumna teamrr
ናይ ቅዱስ ኣቦና ብቋንቋና ተርጊምካ ተቅርበልና ዘለኻ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየካ
Amen Amen Amen Temsegen 🤲🤲🤲🤲➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
እዋይ ናይ ዞም ኣቦና ትምህርቲ ኣይጽገብን ሃውና ክኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሐልካ
Bteami hiwet zkone
ኣሜን" ብሓቂ ደስ ዘብል" በረኸቶም ወትሩ ምስ ኹሉና ይኹን"" ቤት ፍቅሪ የሕዋተይ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ሓይኺም ይኹን ፍቁራተይ "" ቀጽልዎ
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🙏💒
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሂወት ዝህብ ስብከት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም 🙏✟⛪
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum Amen Amen Amen.
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ኡፍፍፍፍፍ ልቢ ዝምልስ አእምሮ ዘንቅሕ። ናቅዱስ አቦና ትምህርትን ማዕዳን። ቀጽልዎ። ንህዝብና ብጣዕሚ እዩ ዘድልዮ ንዓይውን። ንሓውና ቃል ሂውት የስምዓልና። ናይአቦና ረድኤቶም በረከቶም አይፈለየና አሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና በረከትኩም ይሕደረና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና
ክቡር ኣቦና
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከትኩም አይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ።
ኣምላክ ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ልብና ይሕድረልና ።
ኣዝዩ ልብካ ዝትንክፍ ስብከት ።
እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዛሕ ።
ዝተባረከ ቀዳመ ሰንበት ይግበርልና።
Amen amen amen kale hiwet yesmealna nay zemen agalglotkum Egeziabher yebarki
ፓፕ ኣባ ሺኖዳ እቲ ከም ዓይኒ ማያት ዚዛሪ መንፈሳዊ ሚግቢ እሞ ዘይሙኖ ኣስተምህሮኹም ብሓቂ ኢና ነመስግነኩም
ኣብቲ ዘይሓልፍ ናይ ዘልኣለም መንግስቲ ኣምላኽ መታን ወረስቲ ክንከዉን እዚ ዚሰማዕናዮ ቃለ ሂወት ንድሕነትና ይግበሮ
ንኣኹም ነቦና ካኣ ቃለ ሂወት የስማዓልና።
amen amen amen qale hiwet yesmeaelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዝተማሃርናዮ ኣብ ፅላት ልብና ይሕድረልና
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
amen amen amen kal hiwet ysmalna nkulena memena hzbi krstan kal abona mskuluna ykun
AMEN AMEN AMEN QAL HIWET YESMALNA,SELOTOMN BEREKETOMN NAY BSUI,WEQDUS ABUNE SHINODA AYFELEYENA
Amen kal hiwet yesmalna kburat yehwatna.
Nakum dima amlak ybarkum bereket nayzom kdusann degimka deyrkebun abotatna zekafelkumna.
ሎማዓንቲ ተኣምር ገይሩለይ መድሃኒኣለም ብሓቂ ናይዞም ኣቦና ስብከት ብምስማዕን ንኣምላክ ተፍቅሮ ዶ ዝብል ስብልከት ሰሚዐ ብልቢ ክኣ እቲ ዝደልዮ ለሚነዮ እንሆ ክኣ ብዘይ ምዝንጋዕ ዝደለክዎ ገይሩለይ ሓጎሰይ ወሰን ሲኢነሉ ፣ ታሪከይ ክነግረኩም ቅድሚ 5 ዓመት እየ ስደት ወጺኤ ኣብ ኡ ግን ንሃይማኖተይ ዝፈታትን ቦታ ነበረን ዳርጋ ናብ ሃይማኖትኪ ቀይሪ ዝብል ካብ ኣስራሕተይ ተኣዚዘ ኣነ ግን ኣምሪረ በከኩን ለምንኩን ካብኡ እውን ሃደምኩ ምስ ሃደምኩ እውን ንሳቶ ካብዪ ሃገር ብምንም ነገር ከምዘይወጽእ ገይሮ ክሲ መስሪቶምለይ ብዓቅሊ ስቅ ኢለ ኣብ ካልእ ይሰርሕን ተስፋ እውን ኣይቆረጽኩን ሎሚ ግን ክሳብ ምዓዝ እየ ኢለ ኣምሪረ በከኩን ለመንክዎን ኩሉ ጊዜ ስብከት ይሰምዕ ግን ኣብዛ ቻነል ሎሚ ቅነ እየ ተቀልቂለ ኣብዝኮነ ይኩን ኣምላክ ኣብቅድሜካ ግበሮ ዝብል ስብከት ሰማዕኩ እሞ ቀጺለ እውን ኣምላክ ከ ተፍቅሮ ዶ ብከመይ ከ ትልምኖ ዝብል ኣብ ውሽጢ ልበይ ሰረጸ ልክዕ ከምኡ ጌረ ከኣ ለመንኩ እንሆ ናይ ክሲ ወረቀተይ ተቀዲዱለይ ከሰስተይ ባእሎም ይቅሬታ ሓቲቶምኒ ክብሪ ንኣምላክ ኣመስጉኑለይ👏👏
እግዚኣብሄር ንድምጺ ብኽያተይ ሰሚዕዎ እዩ እሞ፣ ኣቱም ገበርቲ እከይ ኵላትኩም፣ ካባይ ርሐቑ። መዝ 6
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኹን!
Amlakna senay eyu.
ኣምላኽ እንቋዕ ሓሳብ ልብኺ/ኻ ኣቃንዓልኪ/ካ ኣብእምነትና የጽንዓና ፍቃዱ ክንፍጽም ሓይሊ ይሃበና ወላዲት ኣምላኽ ምሳና ትኹን !!!
ክብሪ ንጎይታ ብሩከይ
እንቃዕ ደስ በልኪ ክብሪ ንኣምልክ ጅሪተይ
Amen Amen Amen qele hiwet yesmalna ab libna yehdro 💒🙏💒🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏💒🙏💒💒💒💒🙏💒💒💒💒🙏💒💒💒💒💒🙏💒🙏💒💒💒💒💒💒💒💒
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
Amennn kale hiwet yesmalna bereketom ykfelena
Thank u so much ketslo btami nufua eka
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት. የስአልና.
ብጣእሚ ጽቡቅ ስባከት እዩ ከምዚ ስባከት ሪኤን ሰምዓን አይፈልጥን እየ አነ ለይትን ማለትን ይሰማኦ አለኩ. ስለዚይ ተውሳኪ ከተቅሩቡልና እዝግአብሔር ጸጉኡ የብዝሄልኩም አሜን :
አግዝኣብሄር ብዝሕ ሰናይ ጌርለይ አዩም ዝኸበርን ዝተመስገነን ይኹን። ቃል ሂወት ይስመዓልና ኣቦና ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
አሜን፫ እዚ ቅዱስ ቃልካ ክሰምዕ ስለዝፈቀድካለይ ንባርያካ አምላይ አሞስግነካ አለኩ ተመስገን ናይ ነብሲ ቁስሊ ዝፍውስ ቃል እዮ ዝሰማዓናዮ አብ እዝነ ልቦናና የሕድረልና ቃለ ህይለት የስማዓስና ፀግው የብዛሓልኩም ብርካት አሕዋተይ ማዓርይ
Amen Amen Amen Abona nay agolglot zemenkum ybarkelkuem nay atyatena galkum abi xolotkue zkrn
አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና
Amen kalehiwet yesmialna 🤲
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona 🙏🙏🙏
ኣምላኽ ኣብ መፈጸምታ የብጽሕኩም ቤት ፍቅሪ እግዝኣብሄር ኣብጾሎትኩም ዘክሩኒ ናብ ኣምላኽ መታን ክምለስ ሓደራኹም ስም ክርስትናይ ተኽለሃይማኖት እየ ዝበሃል ኩሉኹም ዘምበብኩማ በጃኹም ኣብጾሎትኩም ዘክሩኒ ካብዚ ናይሓጥያት መንገዲ ክምለስ !!!!
Xolet kudsan ayfelka hawey natey
ፆሎት እመ ኣምላክ ኣይፈለይካ ሓዊተይ
ፀሎት ቅዱሳን ኣይፈለይካ
ጸሎት ቅዱሳን አይፈለይካ
ጾሎት እመ ኣምላክ ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ጾሎት ቅዱሳን ኣይፈለየና ክቡር ሓወይ
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና (3)
ኣሕዋት ብጣዕሚ አየ ዝመስግን ተርግሙኩም ስለ ተቅርቡሉና ናይ ኣቦና! 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስመዐና
ቃለሂወት የስማ ኣልና ጎይታ ይባርኩም ናኣይ ንድኩም ሓጥያተኛ ኣብትገብርዎ ጾሎትኩም ዘክሩኒ
ቃለ ህይወት የሰመዐል
አሜን አሜን አሜን ካብ መዓርን ጸባን ዝጥዕን ምክሪ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር አቦና
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ድማ ብምሕረቱ ይደግፈና
ብሓቂ ቃል ኣምላክና ሰሚዕካ ደይ ጸገብ እዩ ብጹእ አቦና ኤድመን ጥኤናን ይሃበልና ቃል ሄወት የስምዐልና እሜን🙏
እዚ ትምህርቶም ክንደ ደስ ይብል ናብ ልቦናካ ይአቲ
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana abona egzahabher Amlak abtia zeytehalfe mengesti semay yekebelka bxelotkan degefena
Amen amen amen god bless you
Amen amen amen abona qale hiwet yesmealna xelotkum bereketkum aygadefena.kemzi gerkum zeqrebkumlna wn qexlwo amlak msakum ykun neana btaemi mehari yu
ቅዱስ ኣቦና ቃለ ሂወት ያስመዓልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona 💒
Amen kale hwet yesmalna egziabher tsega ybzahalkum
Amen amen amen dear father
Abona Brktkum Ay felyna" biet feqri Bhaqi Megbi zkene qal Zey Hases Megbi ikum Megbkmna "qal Hiwet Yesmalna xega Aba Resi xegu Yebzhalkum Muqratey i love you
Amen amen praise Jesus Christ 🙏🏾
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna Abona
Amen amen amen hawuna agzabear ybarka xega ab lali xega yhabka
ናይብሓቂ እግዛኣብሄር ኣምላኺ ኣብ ልብና ይሕድሮ ።
amen amen amen
yekenyelna kubur hawna kal hiwet yesmalna
Amen abona kal Hiwet yesmalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen kalehiwet yesmalne
ኣሜን ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሔር የሕዋተይ ናተይ
ቃለ ሂወት የስማአልና አቦና
Amen amen amen kqle hiwet yesmalna
amien amien amien qal hiwet ysmealna
Amlak ymesgen amlak xegu yebzehalkum btaemi des zbl
ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
ኣገልግሎትኩም ይባረኽ፡ ንብዙሓት ንምህናጽን ምጽንናዕን ትኾኑ ኣለኹም እሞ፡ እግዚኣብሔር ጉልበትኩም ይኹን፡፡
ብዙሕ ተባረኹልና ክቡራት የሕዋት።
Kale hiwet yesmana, Abona bxeletkum zekruna.
ቃል ሂወት የስምዓልና። ነዚ ቶርጊሙ ዘቕርበልና ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አምላኽ። ነዚ ተርጓማይ ስሙ ትፈልጥዎባ በጃኹም ንገሩኒ🙏🏽🙏🏽
Amen kal hiwet yesmalna xolotkumun bereketkomn ayfeleyena abune shnoda
qal hiwet yesmealna abona berkekum Ay feleyena❤❤❤
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቑራት
efeson 4:--- hanti emnet,hanti tmket, amen
Amen3
Amlak abzihu ybarka bruk
Kal hiwot yasmealna
ኣባና .
Qual hiwot yesmaalna abona🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen xolotkumn brrektkomn ayfeleyen a bune
Amen Amen Amen ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
Zeymno tmrti beka hiwet zkyri ntergomti kaa yekniyelna
Kale hiwet ysmalna abona amlak edmen tinan yhabkum
ቃለሕይወትን ያሰማልን
bhaki semeka zyxgb kal hiwet yesmalna
Tuem zkone nay tesfa tmhrti amlak zmen agoglotkum yibark
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንን ቃለ ሂወት የሰመዓና ኣባና
ኣሜሜንንን
Amennn abona
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🌹❤️
ኣቱም ነዚ ናይ ኣባ ሹኖዳ መንፈሳዊ ትምህርቲ
ካብ ዓረብ ናብ ትግርኛ ቀይርኩም ነዚ ካብ ማዓር ጠስምን ዚጥዕም መንፈሳዊ መግቢ ክንምገብ ዚጻዓርኩም ኣብታ ዘይትሓልፍ ሰማያዊት መንግስተ ሰማያት ኣብ መጽሓፍ ሂወት ይጽሓፈልኩም።
ኣምላክና ኣባኩም ሓዲሩ ስለ ዝመሓረና ክብሪ ንስሙ ይኩን ።
Aman
🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
🌿🌿🌿
❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲
Amen Amen Amen❤💙💜✝️🌺🌺💟🌿🌿☘️☘️🌲🌲
Amen
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tsbuk tmrti mihirkumna teamrr