ምስ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ሳሕል ፡ 604ኛ ኦፕሬሽን ሽረ ምስ ጅነራል ካርተርን ሓየሎምን ፡ 5ተ ተወሊድና 5ቲኣና ተጋዲልና 👉ተጋ ሓለፎም 0979388967
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ምስ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ሳሕል ፡ 604ኛ ኦፕሬሽን ሽረ ምስ ጅነራል ካርተርን ሓየሎምን ፡ 5ተ ተወሊድና 5ቲኣና ተጋዲልና 👉ተጋ ሓለፎም 0979388967
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
ዌልካም ደስቱሸይ ♥️
ጀግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏♥️ኣብዚ ፓርትታት ትግራይ ከምዚኦም ዝበሉ በዓል ታሪክ ኣቦ ካትዩ ኣለዎም
ጅግና
እዚህ ጅግና ተጋዳላይ እዙይ ታሪክ ክዝርዝር እንከሎ ብጣዕሚ ሳሓባይ ንፁር ዝኾነ ሐሳብ ዝሐዘ ዘቕርብ ብሱል ተጋዳላይ እዩ። ከምዚኦም ዝበሉ አካላት ህዝቢ አብ ምንቃሕን ምውዳብን ክሳተፋ ይግባእ።
ያዓሰ ጅግና ❤️❤️💪💪
❤❤❤2ይ ኮሜንት ባዕለይ ግጨይኑ❤😂☺️☺️ጀጋኑ ኢኩም ቭሓቂ
ተጋዳላይ ሓለፎም ብዛዒባ ዉግኢ ሺረሲ ንዉዒሎን ደገፊ.ህዝባዊ ግንባር ኣዘከርካዮን ስለምንታይ ምሽ ታርክ ሺረ ክትዘንቱ ኢካ ትዓዲምካ ሳሒል ከም ዝካዳካ ትዛረብ ስለምንታይ ሓግዞምና ሻዒቢያ ትብል ቃል ፈርሓካያ ብዝኮነ ከምዚ ዓይነት ጠዋይ ታሪክ ካብ ምዝንታዉ ዓገብ ሓቂ ፊተዉ ተጋሩ
ከምሎሚ ንዊሽጠይ ዘሑጉስን ሰነድ ሰኒዲካ ኣይቲፍሊጥን ።👌 ሶ ኣብ ከምዚ ናይ ኪሒደት ዝወረደና ኣትኪርካ ኪትስኒድ ይመርፅ።
❤❤jegna
ንጉስ ምቕሉልን ጥሉልን ጅግና ትግራዋይ ምዃንካ ፈሊጥካ ድርብ ኩርዓት ይሰማዕካ።ቅኑዕን ቅሉዕን ሕሜት ዘይፅገዓካ ናይ መላእክት ትግራይ ትግራዋይ ኢኻሞ ተሓበን።ኣቦ ሰለስተ ምዕራፍ ቃልሲን ፅንዓትን ህዝቢ ትግራይ ኢኻ።
❤❤❤❤💊💊💊💊💊
Anebesa tigray 💪💪💪💪💪✊️✊️✊️✊️✊️🫶🫶🫶
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ትግራይ ነፋሳት ሕሶት ተሾሽ ተሾሽዩምበይ
አይተ ደስታ እተቅርቦም ሰባት ሀሳባትን ንሀዱሽ ዎሎዶ ዘምህር ስለዝኮነ ብቭድዮ ብመፅሀፍ መልክእ ክስነደሉ ኮነታት ዝፍጠረሉ መንገዲ አብምፍጣር በሀባር ናይምስራህ መስመራት ምፍጣር ይካአል ዶ እዱላት እተሀልዩ ናይአቅመይ ሀገዝ ክገብር ይደሊ እም መልስኻ ክፅበ እየ በተረፈ እድመን ጥእናን ይሀብካ በርትእ
ክንድዚ ዝኣክል ጅግንነት ዘለዎም ኣያታትና ኣብ ከምዚ ደርጃ ክትሪኦም የሕዝን እዩ
እኒዳ ሕዋሓት ንዘኦም ዘይከብረ ንሓድሽ ወሎዶ ከክብር ዘይመስል ዕደመ ይሃብካ ጅግና ኣበና
ኣብ 74 ዓመት ምህረትሲ ብበራጊዲ ዙቆማ ሰራዊት ነሩኩም ግደፉ ተጋሩ ዘነበረ ኣሳላሊፋ ኣተዘንቱዉሉ ነዚ ህዝቢ ዘነበረ ታሪክ ምዝንታዉ ምንም ዘማዒብለኩም የቡሉን ሓሶት ነዉሪ
ኤርትራውያን ሕብሪ አይንና ኤርትራውያን ኤና
ዓንኻ ተገሰም! ህግደፍ ዋሒድ።
KKKKKK SHAEBYA SHAEBYA SHAEBYA HERO KING 🤴 SHAEBYA FEXIRKN SHAEBYA DMA SBRBRRR ABELU GIHFWA NAY HASOT TARIK AYTEMAHALALF 27th AMET SHAEBYA HZBIY ERITREA B MAEQEB HGI DIMA HATEFTEF AYTBELA ASER SYOM ABAY TESHAYE KYTKONA
Akiki
Keyetizarebu
Tetemikumo
❤❤❤ጀግና
ዋእ ወድወረደ እኮ 43'ዩ ነሩ
ትኽክል ሓወይ ናይ ወዲ ወረደ ብርጌድ 43 እያ ኔራ ኣብ ግምባር ናቕፋ 'ዉን ነይራ ብርጌድ 60 ናይ ሓየሎም ድማ ኣብ ሳሕል ኔራ እዚ ይመስል።
እዚ ዝንቡዕ ታሪኽ እንዳ ዘንባዕኩም እኹም እዚ መንእሰይ ዋጋ ዝኸፍል ዘሎ ኣብ ሽረ ክልተ ግዜ ዓጥቂዕኩም ምስላጥ ምስ ኣበይኩም ህዝባዊ ግምባር ሓጊዝኩም ካልኣይ ንስኻ ንእሽተይ ኢኻ ኣይነበርካን ኣይብለካን እየ ግን ተጣራጥር ኢካ ኣይትሓሱ ሓሲኻ መንእሰይ ዋጋ ከም ዝኸፍል ኣይትግበር ምኽንያቱ ናብ ደቅኻ እዩ
ዋይንስኻስመራሒመኾንካ ጅግና
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕
ሰላማት ይብዛሕ ❤️❤️👍
Ab sirhe Kam qoxli ragfkum ab taba weyanayi aqmkum xanqikum ayinkuln ina ilkum ab adi daro 2 hayil taxgan xanhon zatrfa tasfa qorixn eyan xenhan eti serwit shabiya mexu mas semu haf haf kulu jamirom
Mis hasot eyom zifiteru ezi hibreteseb killil tigray always lyer's
ውትህድርና ክትመሃር ሳሕል ወሪድካ።
Merehtika
Akiki
Selezitimezuzu
Akkizefetiwo
Ena 43 60 eyan ab baraka 92 talim weda ab kebab antor noir
አጋመ ሐሰትን መካይድ
ኣታ ደንቆሮ ድሑር ክትሓፍር ይግበካ ከም ኤርትራ ካብ ዓለም ማሕበረሰብ ዝተፈለየ እቲ ብድሕረትን ድንቁርናን ዝወነነ የለን ATM cash ዘይፈልጥ ድሕረት ዝተ 10:30 10:32 ወረረ ሕ/ሰብ ዩ
ወዲ ርግምቲ
Desta Show
Good Job
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ahaduka rigitsegna dika
Aita Halefom
You are a Tigray hero
ብርጌድ 43 ወድወረደ ብርጌድ 60ስውእ ማንጁር ኣብኡ ዝተፈጥረት 92ድማ ባጋ እዮም ዝመርሕወን ነይሮም
Tarik ayifltun eyom
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ሰላም : ብፃይ ሓለፎም ዝበሎ ኣብ ናይ ወዲ ወረደ ብርጌድ እንተኔሩ ኣብ ግምባር ናቅፋ ኢና ኔርና ሓየሎም ብርጌድ ድማ ኣብ ሰሜናዊ ሳሕል ግምባር ያ ኔራ
ሻዕቢያ ቀኒ ጸላኢኻ ኢንድሕር ኮይኑ ደኣ ኢንታይ ኪገቢር ሚድምሳስ ሽረ ኪልተበርገድ ኣሰልፉ ሓጊዝኩም። ጃቀኛ ታሪኽ ኣሕሊፉሉ ኢቲ መንኢሰይኩም። ኣብዚ ቲብሎ ዘለኻ ናደጀማ ጉባኤ ኢንታይዚቢል ዊሳነን ለባዋን ሲለዝሓለፈ ሚስ ሻዕቢያ ኣባኢሱኩም። ሻዕቢያ ኪሳብ ኣዲስ ኣበባ ተዋጊኡ ኪሕጊዘኩም ሲለዝፈተወኩም ደኣምበር ሲለዝጸለኩም ኣይኮነን። ጺልኢ ጢራሕ ኪትሰብኩ ዲሑራት።
❤❤❤❤❤❤❤👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
All you doing now is hatred between people…..that is why we have all this problem
ሐሰውትይ ተማዕዱ ዝዛረብ ኢዩ ጽመስል ማሕካል ከምታ ትግራወይት 4 ታንክ ኣቃጽለ ትብል ዝነበረት ሐሳዊት 😂😂😂😂
ግንባር ናቕፋዶ ክብል ይኾን?
Jigna hawna menebabrekum kemzuy koynu mikrayu yehzineni
ማንጁስ ክብልድዩ ማጁስ ዝብልዘሎ ?
ሓየሎሞ ኤሬትራ አይከደን አብ ትግራይ እዩ ነይሩ
This guy doesn't have any confidence, that's why he is lying from his teeth.
ፅቡቕ ኣገላልፃ እዩ እዚ ርጉም ሻዕብያ ፈታዊ እናመስለ ካብ ቀደም መንቀኛ እዩ
How did you miss that Shaebia aided your TPLF in military operations carried out in Tigray soil, just like the TPLF aided Shaebia fighting against the DERG in operation RED STAR in Eritrean soil?
Shaebia trained, armed & crowned the TPLF from Dedebit caves into Minilik palace.
But the TPLF turned around, betraying & backstabbing your Eritrean allies, triggering unnecessary border war occupying Eritrean territories, looting & deporting over 100,000 Eritrean civilian families from Ethiopian soil.
It's too bad the TPLF failed to maintain the good relationship the Eritreans & Tegarus established & built during the armed struggle & hard times, unnecessarily costing too many precious lives in the service of the US strategic plot to destabilize the horn of Africa.
It's sad to see Eritreans & Tegarus engaged in unnecessary war costing too many precious lives.
SHAEBYA FXIRKUM SHAEBYA DMA SBRBRRR ABELU GHEFUKUM 4:: WEYANE KEDAMIY KAHDAM SERAQIY HZBOM HASAD GAME OVER 4 :: EZIY DIMA NAY EDKN REKIBKN ALEKN GAME OVER SHAEBYA GOYTA AFRICA KING HERO 🤴
Desta Show
If you continue to delete comments you gonna lose most viewers & subscribers.
ጅግና
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤