vcd 7 - ጠቋር፥ዓይነጥላ፥መተት 3ወርሒ ሙሉእ ጸልያ ሰጊዳ ቀጥቂጣ ዝወጹላ ንፍዕቲ መንፈሳዊት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 5 วันที่ผ่านมา +8

    እግዚአብሔር ዝተመስገነን ዝተባረከን ይኩን ቃል ሂይወት የስመዕልና ብጣዕሚ መሃሪት ቪድዮ እያ ናይዛ ጓልና ተመኮሮ ጻዕርን ምስ ዕድሜኣ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ኣብነታውትን መምህርን እያ ደቅና ኤውሮፓን ካልኦት ነፍሶም ዝቀትሉን ዝቃተሉን ኣንስቶም ዝቀትሉ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ እዳሰምዑ ክቃለሱ ስለዘይከኣሉ እዩ እዚ ኩሉ ኣደጋታት ዝገጥም ዘሎ ኣቦታትና ማለት አቀሽሽትና ነዚ ብግቡእ ይርድኦም ስለዘየለ ህዝብና ከንቅሕዎን ክምህርዎን ስለዘይከኣሉ ከድሕንዎን ከርድእዎን ኣይከኣሉን ንሳቶም ንባዕሎም ኣካል እቲ ፈተና ኮይኖም ሖሶት እዩ እንዳበሉ ይጎትዎ ሓደጋ ይኮንዎ ኣለው እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናኦም ይፈተሎም እዚ ንሪኦ ዘለና ንሱ ስለዝኮነ እቲ ሓቂ ነዚ ዝተረደኣና ሰባት ስድራቤትና ንርዳእ ህዝብና ነንቅሕ ክቡራት ኣሕዋተይን ቤተሰበይን እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን ይርዳኣና

  • @amangebrit4030
    @amangebrit4030 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና❤❤❤

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 4 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐሉ ንሓውና ናብ ኩሉ ሼር ንበሎ ኩላትና አብዚ ንሰምዕለለና

  • @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
    @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 3 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ናኡድ ሓውና ብጣዕሚ ደስስ ባሃለ እዩ ኣይስልችወናን ንስካኳ ግዜካ ሰዊእና ናቅረብካዮስ ንሰማዒ ዘፀግም ኣይመስለንን ቀፅለሉ ክቡር ሓውና❤🌾🍃

  • @floragezae1536
    @floragezae1536 4 วันที่ผ่านมา +2

    Egzabiher amlak yekbrelna naod hawna

  • @sabaabrha
    @sabaabrha 4 วันที่ผ่านมา

    qal hiwet yesmealna

  • @TemesgenTV
    @TemesgenTV 4 วันที่ผ่านมา

    Jegna menfesawit❤❤❤❤❤❤❤

  • @GJ_HENOK
    @GJ_HENOK 3 วันที่ผ่านมา

    Kemey kubur haw an ab Norwey I ye zeleku nab addis kimex ydel aleku emo kitkbelen mikealika do

  • @Samuel-on2721sg
    @Samuel-on2721sg 5 วันที่ผ่านมา +8

    Enqae bedhan mexka kubur hewna kemzi gerka tmhirenen teneqeqhinan zelka Egzabiher amlak abtia zeythilf mengsetu asbka yhabka.
    Sabsucrib aynhimeq yehiwat ezia chanel chanel eya netebabeyo

  • @erenabellaofficialtube
    @erenabellaofficialtube 4 วันที่ผ่านมา +3

    Xegu yebzhalka naod hawey entekielka da ab Telegramm Grupp zeytkeftelna nenhidna knmahar fqadka tekoynu 🙏

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 4 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🏽❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mikalegri
    @Mikalegri 4 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen 🙏

    • @Mikalegri
      @Mikalegri 4 วันที่ผ่านมา

      Hi brother thank you so much for the response but I want to talk to you how could I reach out to you?

  • @Golgotha-tubeqw7nk
    @Golgotha-tubeqw7nk 4 วันที่ผ่านมา +1

    egzabhr ymsgn ❤❤❤
    edmn teinan yhbom n abotatna

  • @luwanyahouza6683
    @luwanyahouza6683 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitguesh5884
    @merhawitguesh5884 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @sikosilo7487
    @sikosilo7487 4 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 4 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @Mikalegri
    @Mikalegri 4 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @nardoskidane9875
    @nardoskidane9875 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @HabenMebrahtom-gn8ll
    @HabenMebrahtom-gn8ll 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤