ሰበር 🚨 ደብረፅዮን ሰራዊት ፀዊዑ/ መቐለ ዝወዓለ "ኦፕሬሽን" ዝርዝር/ ሞት ፍርዲ ኣብ ትግራይ/ፕረዚደንት ኣሜሪካ ኣፍሪካ ተጓዒዙ- 2 December 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 23

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕነቆም እዞም ሕዋሓት ሓደበሓደ ቦቶኦም አትሕዞም ጌቾ ንቅድሚት ❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቱም ዘትሓፍሩ ናይ ሕዋሓት ካድረታት የአክል ሕዋሓት ህዝቢይ ካብ ገዲም ህዝበይ ንቃሕ ካብ እንደርታ ዕሾኽ መርገም ተነቂሉ አሎ ቀፅሉሉ አብጎኒይ ጌቾ ንኹን❤❤❤❤❤❤

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ወድረዳ መንእሰይ ኣብ ጎንካ እየ ዘሎ እዚኦም ውድቃት እዮም ኣምሓራይ ኣባሪርዎ መፅዩስ ኣብ መቀለ ጎብለል እየ ክብል ካባኡማ እቲመርየት ትግራይ ሒዙ ዘሎ ፀላኢ ውፃእ ዘይብል ኣይክእልንያ ዓቅሙ ተወዲኡዎ እዩ ክፅይቅ እምበር ከፀብቅ ክእለት ይሓትት

  • @SeyoumBerhe-t1q
    @SeyoumBerhe-t1q 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፀረውድብ ሓሳዊ ጌታቸው አይትመርሓናን

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዚሐዚ ሳዓት ብጀካ ግዝያዊ ምምሕዳር ክሸምን ከውርድን ስልጣን ዝተውሃበ የለን ብኢድካ ባዓል ስልጣንየ ይባሃል መሕፈሪ ታርክ

  • @Ambayekebede-n2i
    @Ambayekebede-n2i 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንስኹ ሚድያ ሀራይዞን ምስክርነት አይተሀቡ ክልተ ሓራምፅ ክገጥሙ ከለው ለምለም ሳዕሪ ከምዝጉዳእ አይትረስዑ ። አስተውዕሉ

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ረዳ ንሕና ኣብጎንኻ ኣለና።

  • @TesfaHagos-h4d
    @TesfaHagos-h4d 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ሓደ መራሒ ዘይሕሎ ተራ ፀርፊ ስንፍናን ዓቅምን ዝሕብር እዩ ።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sekaram abyi gerdush

  • @WeldkidanBerhe
    @WeldkidanBerhe 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነበርፕረዝዳንትጌታቸውንምንታይእዩዝናደድዘሎእትፀርፊይፅናሕእምእቶምሰረቅቲምስመንድዮምዘለው?አረቂስለዘይሰተኽድዩ?አደብሐዝ

  • @KIDANEDAWIT-v1m
    @KIDANEDAWIT-v1m 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግን ንስኹም እንታይ ኢኩም
    እቲ ህዝቢ አየሕዝነኩም ን ድዩ

  • @tadiostechnology404
    @tadiostechnology404 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክንደይ ትቕደድ ሓውና

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂ነበር ግምት ፕሬዚዳንት ያኢ 😂😂 ጉጅለ አደመ መሰል ከይክሰሱ ኣለዎም ድዩ😮 ኤማት ካብ መጎጎ ናብ ሞቕሕ የምርሕ ኣሎ😊😊