ኣብ ትግራይ ዘጋጠሙኒ ዘሕዝኑ ነገራት || መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 62

  • @titigalamebrhan
    @titigalamebrhan 3 วันที่ผ่านมา +3

    ፀግኡ የብዝሓልኩም መ/ርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በእነት እወ ኣብ ገጠር 😢❤❤❤❤❤

  • @alialii8730
    @alialii8730 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር መምህርና ✝️✝️✝️🙏👏😢

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 3 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና ✝️⛪️❤️👏

  • @zenabazemo7142
    @zenabazemo7142 3 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር የሓግዘና እንታይ ክነሕግዝ

  • @RahelGualTewahdo
    @RahelGualTewahdo 3 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሀበልና ፍቱው መምህርና ደው በሉልና እቲ እትህቡና ኲሉ ምኽርን ተግሳጽን ብሕይወት ክንነብሮ እግዚአብሔር ዓይኒ ልብና ብሩህ ይግበረልና

  • @KidanBruk-w9p
    @KidanBruk-w9p วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ይስመዐልና ክቡር መምህርና ኩሉ ጊዜ ስለ ህዝቦም ዝጭነቁ ከማኩም ዝብለ ይብዘሐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ❤🙏

  • @Umtigraweti-h5x
    @Umtigraweti-h5x 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን /3/ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ ❤🙏

  • @tsegahadush9764
    @tsegahadush9764 3 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ዓሰበ መምህራን ይክፈለልና

  • @gnigal7031
    @gnigal7031 3 วันที่ผ่านมา +2

    ባሓቂ

  • @Mebrahtey
    @Mebrahtey 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይኣገልግሎት ዝመንኩም ይባርኽልኩም ክቡር መምህርና

  • @عايشالمزمومي
    @عايشالمزمومي 2 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአቢሔር አምላክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Miri2-w3x
    @Miri2-w3x 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏💜

  • @GgGg-sw5yi
    @GgGg-sw5yi 3 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሕይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐሎም ክቡር መምህርና ዓስበ መምህራን ይክፈለልና ንህዝብና እውን እሙን ሓላዊ ይሃበልና ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ 3 วันที่ผ่านมา

    _እግዚአብሔር ይመሥገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም መምህረይ ቃል ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ መምህረይ💐💜ሰላሙ የውርደልና ኣምላክ😔_

  • @FhCf-tw5mp
    @FhCf-tw5mp 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ ❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመንጥዕናን ይሃብኹም ክቡር መምህረይ✝️👏🎉

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 3 วันที่ผ่านมา

    መምህረይ❤❤❤🎉

  • @GenetGebrearegawi-w4n
    @GenetGebrearegawi-w4n 3 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና መምህረይ ።

  • @TitiNguse
    @TitiNguse 3 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ይመሰገን ዛሓወይ ኣምላኽ ይባረኻ

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ክበር መም/ና ህዝብና ናብጠቕሚ ተቐይሩ እግዚአብሔር አምላኽ ልቦና ይሃበና 😢 ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤🙏

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 3 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ❤❤❤እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 3 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ፀጉኡን በረክቱን የብዝሓሎም ነዉሕ ዕዲሜን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️💒🕊❤ብጣዕም የሕዝን እግዚአብሔር አምላክ ምሰትዉዓል ልቦና ይሃበና 😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @زيتونهه-ك4و
    @زيتونهه-ك4و 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን፫ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዕልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልውልና ከማኩም ዝበሉ ትጉሃን መምህራን ይብዘሓልና ንህዝብና ምስትውዓል ን ጥበቡን ይዓድልናንሕና ለ ብብርሃን መንገዱ እንመላለስ ይግበርና👏😘

  • @SaraSs-iz5bm
    @SaraSs-iz5bm 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ናብ ከባቢ ሸረ እና ገጠር በጃኩም ትምህርት ሰብከሎሞ ❤❤❤❤

  • @ለትሽመዝገበ
    @ለትሽመዝገበ วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር❤❤❤

  • @harigaltigray5765
    @harigaltigray5765 3 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 3 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ከመኩም ዝበለ የብዘሐና እግዚአብሔር አምላክ🌹🌹🌹 መእመናንም መሰተወዐሊ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 3 วันที่ผ่านมา

    *_መምህረይ❤️_*

  • @FhHg-y4o
    @FhHg-y4o 2 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃልሂይወት ይስመዐልና ኩብር መምህርና

  • @ajmaraajmara5125
    @ajmaraajmara5125 3 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር መምህር ሓዉና ቃለሂዎት የስመዐልና

  • @midomi7537
    @midomi7537 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ኣቦና❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 3 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 💖 🙏 💖

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal2201 2 วันที่ผ่านมา

    Amen (3) Amlak xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤

  • @rgatgebreslaseinugse9933
    @rgatgebreslaseinugse9933 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ግድን እዩ ት/ቲ ቃል እግዚአብሔር ኣብ ትግራይ የድሊ ህዝብና ለዋህ እዩ

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 2 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @sayedajmada5156
    @sayedajmada5156 3 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ይመሰገን

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 3 วันที่ผ่านมา

    መምህርና✝️🤲❤🥺

  • @abrhetgoytom6061
    @abrhetgoytom6061 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና!
    ብሓቂ ህዝብና ትምህርቲ እንተዝረክብ ክንደይ ሞ ምደሓነ ነሩ ግን እንታይ ሞ ንከይድሕን እንድዮም ዝፅዕሩ ዘለዉ እዞም ዘይከብዶም ካልእ ሓሳብ ዘይብሎም ናይ ሰብ ፍጥረት ዘይብሎም እግዚአብሔር ኣምላክ ዳኣ ባዕሉ ብምሕረቱ ይጠምተና እምበር ነዞም ጉሒላታት ከኣ ካብ ህዝብና የርሕቐልና ኣይክድሕኑ ኣይከድሕኑ ህዝብና ጎዲአሞ😢

  • @rgatgebreslaseinugse9933
    @rgatgebreslaseinugse9933 3 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና መ/ር

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 วันที่ผ่านมา

    መምህረይ ቃለ ሂወት የስምዕልና አንታይ መምህረይ ምቃላሲ አዩ

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 3 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕደመ ብጥዕና ይሓልመልና ኩቡር መምህረና ብሓቂ ኹሉ በፈላይ ኣብ ገጠራት ቶሎ እዪ ዝምለሰ ምኽንያቱ ቃል ኣምላክ ብቻ ሰለዝሰመዑ ኣብ ከተማ ዘሎ ህዝቢ ግን በቡዙሕ ነገር ሰለዝሰመዕ እቲ ልቡ ድንዙዝ እዪ በቃ ተኸፋፊሉ እዪ ❤

  • @TitiNguse
    @TitiNguse 3 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ደሞ ኣምላኽ ልቦና ይሃበና

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 2 วันที่ผ่านมา

    ክቡር መምህርይ ናብ ወጀራት ባ ሓደ ግዜ ኩዱ😢
    ቃለ እግዚአብሔር ዘይፈልጥ
    ብሓዘን ካብ ቤት እግዚአብሔር ዝርሕቅ ክንደይ ሰብ መስሉም ዞሎ🥺👏

  • @gnigal7031
    @gnigal7031 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤🎉

  • @alialii8730
    @alialii8730 3 วันที่ผ่านมา

    ✝️✝️✝️👏👏🙏🙏🙏

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
    @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ 3 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤❤

  • @midomi7537
    @midomi7537 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @AzebMehoni
    @AzebMehoni 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @GefcFarg
    @GefcFarg 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @زيتونهه-ك4و
    @زيتونهه-ك4و 3 วันที่ผ่านมา

    ኢየሱስ ተቀበሉ ኣይ ዓድና😢😥

  • @KadirKadir-sw4gr
    @KadirKadir-sw4gr 3 วันที่ผ่านมา

    🎉❤❤👏👏

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz 2 วันที่ผ่านมา

    🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🎉🎉🎉❤❤❤

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 3 วันที่ผ่านมา

    Aye ab mekele tsrha aryam kdus gebral betekrstyan hade felasi nay eti berekrstyan neyrom hdegu ell aytbelu se khb entedeleye sk elu yhab entebelu abariromeom ena etob abotat wnjel zbehal kemtu tbloalka 5-10 dekika bcha eyum zemhru gn latekawemkum kteredewom tesfa ngebr❤

  • @ጓልካሴM
    @ጓልካሴM 2 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ብከባቢና ጨረታ ልሙድ እዩ ክብረ ባዓል መጸት በጊዕ ጠሊ ደርሆ ናበሉ ዕልል ናተብሃለ እዩ ዝውዓል በቃ 😢 ብፍላይ ኸዚ 12 ጥሪ ዓብዪ ክብረ ባዓል ኣሎ ካብ ዝተፈላለየ ቁሸታት ቡዙሕ ህዝቢ እዩ ልእከብ ኣብኡ ከማኹም ዝበለ መምህር እንተ ዝህሉ ክንደይ ሰብ ምዳሓነ 🥺

  • @Muhammadali-pv2bp
    @Muhammadali-pv2bp 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @MlatgalHaftu
    @MlatgalHaftu 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @አዝመራራያወለላራያወለላ
    @አዝመራራያወለላራያወለላ 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @GhDg-x7v
    @GhDg-x7v 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @niminimoo6620
    @niminimoo6620 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤