ዛዕባ ሎሚ ጽሑፋት’ካ ብፍላጥ ዲኻ ምድንጋር ዝፈጥሩ ትገብሮም ወይሲ...........

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @fnanappinfotech
    fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

ความคิดเห็น • 166

  • @ademsalih9028
    @ademsalih9028 หลายเดือนก่อน +13

    ኣድማስ ናይበሓቂ ባሊሕ ካም መልፃ

  • @bent.7396
    @bent.7396 หลายเดือนก่อน +8

    For some reason Yonas is mis understood by some. Repeatedly He explains & clarifies his ideas and they make sense. I have great respect for him and I admire his courage to continue expressing his ideas he thinks is better for his people. Thank you for your hard work.

  • @HARNET-m8g
    @HARNET-m8g หลายเดือนก่อน +6

    This man is so sharp may God bless yoni.

  • @bkt2781
    @bkt2781 หลายเดือนก่อน +1

    This man is sharp, brilliant man very focused. Regardless of everything he keeps explaining and educating. I have a great respect for this man.

  • @kifleghide3671
    @kifleghide3671 หลายเดือนก่อน +6

    Yonas you are the best analyst god job

  • @nebiatkefali5498
    @nebiatkefali5498 หลายเดือนก่อน +13

    ፍናን ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ ንዮኒ ምምጻእካ

  • @amanueladhanom3812
    @amanueladhanom3812 หลายเดือนก่อน +19

    ጽቡቕ መደብ ክንዲ ዝኾነ ናይ ሓሳብ ፍልልያት ይሃሉ ክሰምዕ ኣለዎ እዚ ወለዶ።

  • @abelkbrom8725
    @abelkbrom8725 หลายเดือนก่อน +2

    yes ዘባእስ የብሎሙን ዮኒ ብደቂቅ ትከታተሎ ከም ዘለካ ይርአ ኣሎ ከተማእዝኖ ውን ትኽእል ኢካ 💙💙💙💙💙💪

  • @fltethaylieu6042
    @fltethaylieu6042 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቅ ሓሳብ ኣብዚ ሓስብ ናይ ጎይላ ብፍላይ ኣከባ ኢልካ ኣብ ዝተኣከብካሉ ኣገዳሲ ኣይኮነን ምክንያቱ ስብ ምስ ሓሳቡን ምስ ሕትኡን ግዜ ይብልናን ንዝብል ሸፈጥ ተጠቂምካ ሕቶን ርእይቶን ከይ ተቀበልካ ናብ ጎይላካ ኣቲካ ወጋሕ ትበል ለይቲ እንድሕሪ ኣሕጺርካዮ ንጎይላ እካ ትእከብ ዘለካ ማለት እዩ ።

  • @wegihutesfamariam1567
    @wegihutesfamariam1567 หลายเดือนก่อน +4

    ሰማያዊ ማዕበል መንግስቲ እንተተኺሉ፡ ቀዳሞት ደገፍቱ እዞም ሕጂ ንሻዕብያ ዝድግፉ ዘለዉ ኢዮም ፍናን። ንሕና ሕማቕ ኣብ ዝራኣናሉ ዓገብ ከብል ዝኽእል መንፈስ ኣለና። እዞም ንሻዕብያ ዝድግፉ ዘለዉ ዓበይቲ ብዕድመ እኮ ብዙሓት ካብኦም ኣብ
    ግዜ ደርጊ ናይቲ ስርዓት መሳርሒ ዝነበሩ ኢዮም። ስለ ዚ ናይ ምንባር ምርጨኦም ዝነገሰ ንጉስና ኢዩ።

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 หลายเดือนก่อน +11

    ዮናስን ብዙሓት ኣብ ውትህድርና ዝነበሩ፡ ድሕሪ ኣዝዩ ዘሰቕቕ ተመኩሮ፣ ዝመጽእ ጸቕጥን ስንባደን (PTSD) ዝተጠቕዑ እዮም። እዚ ኣብ ኩሉ ዓለም ዝረኣ እዩ።
    ብቴራፒ ወይ ብናይ ናይ ሰነ- ልቦና ጽገና ክፍታሕ ዘለዎ ሕማም እዩ። ኣብ ስደት ክንደይ ከይርከብ።
    ስለዚ፡ ከም በዓል ዮናስ ምስ ኩሉ ድሌታቶምን ጸጸኒሑ በጨቕ ዝብል ምቅዋስን ብልሕን፣ ጸርካዮም ምኻድ ኣገዳስነት ኣለዎ። ንምንታይ? ካብቲ ዘፍርይዎ ንላዕሊ ዘፍርስዎ ስለ ዝበዝሕ። ምጽዋር ማለት ሓደ ሓደ እዋን ማዕለሽ ኢልካ ብምሕላፍ፣ ዝበዝሕ እዋን ከኣ ሰሚዕካ ከም ሰይሰማዕካ ብምሕላፍ ማለት እዩ።
    ብርጌድ ካብ ምዕራፍ ሓደ ናብ ምዕራፍ ሽዱሽተ ከም ዝተሰጋገረ ኣይተረድኦን! 🎉

    • @adonaihabtom5143
      @adonaihabtom5143 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 ኣታ ክንደይ ትሓመቅ

    • @tsegezabtesfazghi3276
      @tsegezabtesfazghi3276 หลายเดือนก่อน

      Neaka u teqawisuka zelo nebsi

    • @lion9733
      @lion9733 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ገሊጽካዮ ኩሉ ነገሩስ ነቶም መራሕቲ ሓይሊታት ዝነበሩ ናይ ኤረትራ የዛካኪረካ ብድዐ፣ ጽልኣት፣ንዕቀት ዘለዎ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      Agree

    • @nezz2025
      @nezz2025 หลายเดือนก่อน

      ንኹሉ ኢያ ትምልከት እዛ ብህሎℹ️

  • @danielhabteslase3932
    @danielhabteslase3932 หลายเดือนก่อน +9

    Belive fani he is agreat teacher give him a chance to teach us thanks

  • @emintneeden
    @emintneeden หลายเดือนก่อน +2

    GOOD SHOW!!!!!

  • @SamuelWelday-f1r
    @SamuelWelday-f1r หลายเดือนก่อน +8

    ዎዮ ዳኣ መንእሰያት ናይ ደገፍ ባሕሪ ስለ ዝሓዝና ኢና እንበር ከምዚ ንሜሲ ምስ ፈተኻስ ንክርስትያኖ ትጸልእ ዓይነት ኣካይዳ ኮይኑ እንበር ዮናስ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣዝዮ ክምህር ዝግብኦ ሰብ እዩ ፡ነቲ ክብሎ ዝደለየ ብድርቅና ስለ ዝብሎ ምድንጋር ሕስድና ዶ ገለ መለ እንዳ በልና ካብታ መራር ሓቂ ንሃድም ዘይ ከምገለ ገለ ሰባት ምንእሰያት ከይከስሩ ዝመስል ዓይነት ኣካይዳ እንዳ ተላማለምካ ምኻድ ወላ ክንዲ ጎቦ ዝኸውን ጌጋ እንዳተፈጸመ .ዮናስ እዚኣ ዘይምግባሩ ጥራይ ክብሪ ይግብኦ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 หลายเดือนก่อน +1

      ጉድለታት ግን ኣለዎ ብስለት ወይ ተመክሮ ይጎድሎ ኢዩ እቲ ክብሎ ዝደለዬ ነገር ብውሕልነትን ልዝቡን ከውጽኦ ይኽእል ዩ ሓቂ ይዛረብ ኢዩ ስለዝተባህለ ደረቃትን ዓያሹ ዝመስሉ ቃላት ክጥቀም ከሎ ብስለት ስለዘይብሉ ኢዩ።ትሰዶም ቃላት ሓቂ ሒዞም ውሕሉላት ክገብሮም ይግባእ ።

    • @SamuelWelday-f1r
      @SamuelWelday-f1r หลายเดือนก่อน

      @@semharkahsay1946 ኣነ ዝትብልዮ ዘለኪ ኣይርኣየንን እዩ ልዕሊ ዮናስ ተመኩሮዘለዎ ከ መን ኣሎ እዩ ብዝኮነ ፖሎትካ ጥዑም እንዳ ሰማዓኻ ዝንጠፍ ኣይኮን ሑቡሽ ድኣ ወደሳ ለሚድና ኣንበር እንዳ ተዋዳደስካ ዝኽየድ ከይዲ ኣይሰማምዓሉን

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 หลายเดือนก่อน

      @@SamuelWelday-f1r አነ ውን ኣብ ውዳሰ ኣይኣምንን ኢዩ እንተኾነ ንስኻ ውን ንዬናስ ጉድለት የብሉን ትብሎ ተሃሊኻ ካብ ቶም ናይ ደገፍ ባህሪ ዘለዎም ዝበልካዬም ሰባት ብምንታይ ትፍለ ኩሎም ብቁዓት ፐለቲከኛታት ኣይኮኑን ዝዓቅሞም ግን ይገብሩ ኣለዉ ስለዚ ዬናስ ጎደሎ የብሉን ወይ ምኩር ኢዩ ክትብሎ ኣይከኣልን ።

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 หลายเดือนก่อน

      @@SamuelWelday-f1r ኣዝማድ ዲኹም ? ቃላትኩም ይመሳሰሉ

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 หลายเดือนก่อน +5

    Great Yonas, thank you and do your best mate.

  • @bahlbikessete306
    @bahlbikessete306 หลายเดือนก่อน +1

    This man is insane I respect much for him❤

  • @shewitaraya1939
    @shewitaraya1939 29 วันที่ผ่านมา

    ብራቮ ኣድማስ!

  • @yonasdebesay3947
    @yonasdebesay3947 หลายเดือนก่อน +3

    Great ideas come from critical minded personalities. Yonas is one of them. You need to bring such people in front screens, you eritrean mass media owners

  • @abrahamberihanes9589
    @abrahamberihanes9589 หลายเดือนก่อน +14

    emo haxar hito? politics ayteserehn tibl endhr halika nmntay. abkndi nsebat ktneqf tirah gzieka tehlifo nsika naybaelika politics zetserh.

    • @Hespon
      @Hespon หลายเดือนก่อน +7

      ዘረብኡ እንተ ኣስተብሂልካሉ ክቡር ሓው ንውልቀሰብ ኣይኮነን ዝነቅፍ ዘሎ ንልምድታት ናይቲ ሕብረተሰብ እዩ ዝነቅፍ ዘሎ፡ እዚ ኸኣ ብወገነይ ኣብ ባይታ ዘሎ ነገር እዩ።
      ብዛዕባ ናይ ባዕልኻ ዘይትገብር ዝበልካዮ ግን ብዝያዳ ባዕሉ እንድዩ ክምልሳ ዘለዎ ግን ከም ሓሳበይ ቅድሚ ፖለቲካ ምስራሕ ህዝቢ ምንቃሕ እዩ ዝቕድም በሃሊ እየ።

    • @sakamartinelli6522
      @sakamartinelli6522 หลายเดือนก่อน +1

      Nsu sle zkone eko eu bruh mexae tbl tkal ms bzuhat mekalstu nsu zamnela mesritu

  • @kidanetekle4466
    @kidanetekle4466 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuk medeb Yonas

  • @muluebirhansimon2500
    @muluebirhansimon2500 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ

  • @meakeleghabreab4722
    @meakeleghabreab4722 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ትንተና ሓው ዮናስ ቀጽሎ ከምኡ’ውን ፉናን ጽቡቕ መደብ

  • @salehromedanfayd1984
    @salehromedanfayd1984 หลายเดือนก่อน +2

    Xibuk gerka lomi❤❤

  • @nebiatkefali5498
    @nebiatkefali5498 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ሸያጢ እዩ ጌጋ ምኽንያቱ ክግዛእ ኢሉ እዩ ዝዝግሖ ሰሎ
    ኣብና ድማ ኣብርሲ እቲ ቁሱል ዝኾነ ህዝቢ እቲ ትሸጦ ዘሎዃ ወሳኒ እዩ።

  • @habtemichaeltewelde2469
    @habtemichaeltewelde2469 หลายเดือนก่อน +3

    Selam

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +2

    ዚኾነ ፖሎቲካ ፍሊሊ ቢዘይ ቁዋምዊ መንግስቲ ክብር ውይ ተቀባሊነቲ የቢሉን ።ሒጊ ኢንዳባ ቁዋም መንግስት ህነጺ።

  • @TvnameRemote
    @TvnameRemote หลายเดือนก่อน +1

    kab wufuy b million nayzi ketseme yebhegeka good political awareness alewo ezi gasha

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ምዉዳሲ አኒዱሪሲ ካፊኖል ፖናዶል ክብር ሓራዲና እይ ኢታሚስጢር።

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri หลายเดือนก่อน +4

    ዮናስ ግን ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዝግበር ንጥፈታት ኣበር ዘውጻኣሉ ወይ ምስኦም ተጠርኒፉ ክኸውን ኣለዎ ዝብሃል ዘይገብር የዕናዊ ሞራል ዘይብሉ ምረት ጥራይ ይገልጽ

  • @negashwoldegebreal5430
    @negashwoldegebreal5430 หลายเดือนก่อน +2

    ዮናስ ኣበር ምድላይ እምበር ፖለቲካዊ መፍትሒ ከምጽእ ዘይክእል ኣፍራሲ ጥራይ ኢዩ

  • @temesgen7233
    @temesgen7233 หลายเดือนก่อน +2

    👌👌👌

  • @robelgoitom2095
    @robelgoitom2095 หลายเดือนก่อน +2

    Fani xubuq srah
    Nay hasab fliliy zelewom sebat mimxa qexlo

  • @kbromokbayesus2543
    @kbromokbayesus2543 หลายเดือนก่อน +1

    Tsxbuk Medeb gin men emo ksemaka kulu seb b xebbnet Telekfu.
    Fnan xbuk geeka👍

  • @abelgere601
    @abelgere601 27 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙

  • @Mahari5965
    @Mahari5965 หลายเดือนก่อน +1

    Busul hasab Yoni Fnan kea thank you hasab zelewo Seb sle zemexaekalna

  • @ArronKhebre
    @ArronKhebre หลายเดือนก่อน

    ዮናስ ኣብ ዘቅረቦ 100% ሓቂ ❤❤

  • @hawinebyat
    @hawinebyat 28 วันที่ผ่านมา +1

    የናስ ዝበለጸ ሓደ ካብ ኣብዚ ማስ ሜዳ ዝነጥፉ

  • @tim582
    @tim582 หลายเดือนก่อน

    Well said yonas

  • @ቢርኩታጋሶት1131
    @ቢርኩታጋሶት1131 หลายเดือนก่อน +2

    Selam fnan and admas

  • @samyohannes8371
    @samyohannes8371 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you for inviting Yonas Finan. You should bring him on a regular basis. Diversity of opinion is important the young generation to get exposed and learn. Wufuy, Yonas, Bereket(2), Saed T, Mokie, YG(2), Semere/Tesfay, Adam, Solomon, Aman ….. and many more. Your site should host those who generate ideas and understand politics

  • @AbrahamAhforom-v3h
    @AbrahamAhforom-v3h หลายเดือนก่อน

    Kulu gze amxayo n yonas bro

  • @justlaugh2002
    @justlaugh2002 หลายเดือนก่อน +8

    ፖለቲካ ኤርትራ ከም ዮናስ ጌሩ ዝተረደኦ የለን

  • @sakamartinelli6522
    @sakamartinelli6522 หลายเดือนก่อน

    ፍናን በጃኻ እባ ኣምጻዮ ንዮናስ ጽቡቕ ሓሳብ ኣለዎ ምክንያቱ ዝተፈላለየ ሓሳባት ዘለዎም ሰባት ንህዝቢ ጠቃሚ እዩ

  • @husenidrisibrahim
    @husenidrisibrahim หลายเดือนก่อน

    Waww kem yonas tibat zelewo zireayo hasab bzey zikone firhi hasabu b naxa zigelih seb ayreakun.he could be amazing hard talk journalist❤.fani bring him always if possible with him like mokenen and tewekel they are great thinķers atleast we could learn more from them.

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 หลายเดือนก่อน +1

    ምስዚ እሞ እንታይ ዝሰማማዕ ሐሳብ ኣለዎ ክንሰማማዕ።

  • @tirhasteklehamanot9677
    @tirhasteklehamanot9677 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ውሽጢ እቲ ምንቅስቃስ ኮኢንካ ኢኻ ክትምእዝን ዝግብኣካ ዳኣምበር ኣብ ዝተበገሰ ምጽራር ኣይግድን!

  • @lion9733
    @lion9733 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እንታይ ኢዩ እዚ ሰብ ትዕቢትን፣ምኒን ጥራይ ዝብል፣ ክንእረም ኢዩ ዝነግረና ከይንብል ብጽልኣት ንሓመዱን ዉፉይን ዝተበዓጠ ኢዩ ዚዛረብ ዘሎ

  • @tesfuweldemichea6375
    @tesfuweldemichea6375 หลายเดือนก่อน +3

    ዮናስ ናይ ሕብረተሰብ እና ቆሽሽካ
    ንኣብነት ሻዕብያ 30 ዓመት ዝገብሮ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ 1ዓመት ይገብሮ እልካ ሕጂ ካኣ ብኣፍካ
    ማዓዳት ኮንካ መጽእካ ብተግባር ካኣ ትጸርፍ
    ብኣፍካ ማዓዳይ ብተግባር ተጻራፋይ

  • @mulueftwi7203
    @mulueftwi7203 หลายเดือนก่อน

    Polotica malet xelai mwhadyu'mber xelai mbzah aykonen ybehal kemey aynet Politik dika tktel bruckey❤ hteteley eka Fanny zomay👍

  • @negashwoldegebreal5430
    @negashwoldegebreal5430 หลายเดือนก่อน +1

    ሕቶኻ ኣይመለሳን

  • @okbagebrielyohannes5661
    @okbagebrielyohannes5661 หลายเดือนก่อน +3

    yoni i respect you talk about media.

  • @user-jh2vh7dd4s
    @user-jh2vh7dd4s หลายเดือนก่อน +1

    ብሎክ ከይትብለና ኣይተኸታተልናዮን

  • @nebiatkefali5498
    @nebiatkefali5498 หลายเดือนก่อน +2

    Well explained yoni as usual

  • @FikaduTeweldebrhan
    @FikaduTeweldebrhan หลายเดือนก่อน +6

    Mastika amena hasad koynu kulu gezie zektam koynu zwasae

  • @melodyentertainment77
    @melodyentertainment77 หลายเดือนก่อน +1

    1:56:52

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ቢሒጊ ቢቁዋም ቲምራሒ።

  • @asmelashseyum201
    @asmelashseyum201 หลายเดือนก่อน +3

    ስማዕ እንዶ ፍናን ንስኻ ውን ዕላማኻ ን ምንቲይ ምኻኑ ኣነጽር። ንኹሉ ሰብ ነጻዩ መደበይ እንዳበልካ ተምጸኦም ግን ሃረምቲ ቃልሲ ዮም

  • @goitompaulos7143
    @goitompaulos7143 หลายเดือนก่อน +2

    Yonas wonderful good speech good poletishan Yonas😊😊😊

  • @Yoflowy
    @Yoflowy หลายเดือนก่อน +1

    Please please Fnan invite Yonas often

  • @Solomohabtom-ny1zo
    @Solomohabtom-ny1zo หลายเดือนก่อน +1

    Nay bahaqi biluts agelaltsa EU yohanos ❤🎉

  • @user-qk6lr4rf7j
    @user-qk6lr4rf7j หลายเดือนก่อน +1

    ዮናስ በጺሕዎ ዘሎ ኣታሓሳስባ ክንበጽሕ ብዙሑ ዓመታት ተሪፉና ሎ ከምቲ ዝቦሎ ዮናስ ዕድል ኣይገበርናን !!!

  • @desbelehabte1704
    @desbelehabte1704 หลายเดือนก่อน +1

    እታይ ኣተወኻ ብዝዕባ ትካሎም ዘይተአምኖሎም እንተኮንካ ረሳሕ ማስቲካ

  • @asmelashseyum201
    @asmelashseyum201 หลายเดือนก่อน +1

    ተቃለስቲ ተኾይኖም ጸላኢኹም ኣለውኹም ዘይትብሎም

  • @adamyonas6711
    @adamyonas6711 หลายเดือนก่อน +1

    Tonas Blux seb 💯💯

  • @MeraTek
    @MeraTek หลายเดือนก่อน

    Yonas xubuq tntena btami nfue hzbi entedey neqihu trgum yeblun

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ምጢሪፍ አፍቂዲን ኢሊካ ተረዳኢ ኒዓናዊን ኢኒዳጢሓኒ አይቢጢሓናኒዩ።ሓሪቁዩ ኪንዱዚ ሕዝብ ተቀቢሊዎ እትም ኢሰያሲ ኪቀኒዩ ክብ ኮሪኢያ አይተቀቦሎን ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኢትዮጲያ እበተኺሪሲቲያ ፋጡይለይ።።።

    • @bitanyaabraham4836
      @bitanyaabraham4836 หลายเดือนก่อน +1

      በጃኹም እባ ንሰብ ዝርድኦ ንጽሓፍ

    • @anditk.f1470
      @anditk.f1470 หลายเดือนก่อน +1

      Tewelde gdef eba tuy xhaf, tigrina albaba atfikala eko bzey lbna sihiqna😂

    • @TewoldeGhebrezghi
      @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

      @@anditk.f1470 ነዴኻኒ አቦኻኒ ሪገም ዘይምሂሩኻ።

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 หลายเดือนก่อน +1

    ዮናስ ኩሉ ተሕልፎ ብዘይ ቀልዓለም ይከታተሎ እየ ምስ ናይ ዮሴፍ ፈላስፋ ውፉይ ጀይእስቲድዮ ናይ ደገ ድማ ብብዝሒ ይከታተል እየ ንዓካ ግን ሓቂ ዘይፈቱ ህዝቢ ትድሕድሖ ኮንካ ነቀፌታ በዚሕካ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን ካብ ብጾታ ዝነውሐት መሸላ ኢለካ ኣለኩ እዚ ህዝቢ እዚ ዝጭፍጭፎ እዩ ዝፈቱ ጸርፊ ክርኢ ዝእከብ ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ😢😢😢😢

  • @ZoromMeles
    @ZoromMeles หลายเดือนก่อน +2

    Amo azi eyu ftah andyu zey bl koynu yonas

  • @eyobyergalem8284
    @eyobyergalem8284 หลายเดือนก่อน +1

    admas critical thinker

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 หลายเดือนก่อน +1

    Fnan lomi dia selamawi selfi ab Nezerland alo indyu abuu zeykedka

    • @SabaBrhane-i3s
      @SabaBrhane-i3s หลายเดือนก่อน

      ብጣዓሚ መሃሪ ዮናስ

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 หลายเดือนก่อน +2

    ሎሚ ፖሎቲካ ዝርደኦ ሰብ ኣምጺኻ ፍናን 😊

  • @adhanomadhanon9652
    @adhanomadhanon9652 หลายเดือนก่อน +1

    Hi

  • @shimayteklom6417
    @shimayteklom6417 หลายเดือนก่อน +2

    ዮናስ ንፉዕ ነቃፊ እዩ በር ሰራሒ ኣይኮነን ናይ ዝነቅፎ ሓሳብ መተካእታ እንተዘየቅርብ ኮይኑ ቪክትም መንታሊትይ ወኒኑ ጥራይ እዩ ዝነብር ዘሎ ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ክብ ኢትዮጲያ ሓገዚ ዘይምጺቢይ።ህዚቢና እምነት ተሰማማዕ አይቲበል ገርማዒማዒ።

  • @ghirmaymebrahtu3921
    @ghirmaymebrahtu3921 หลายเดือนก่อน +1

    ዮናስ ብርዲኢት እምበር ብስሚዒት ዘይጓዓዝ ብሱል ፖለቲከኛ እዩ።

  • @biniamberhe7810
    @biniamberhe7810 หลายเดือนก่อน

    Fnan abti add nay Senayaudio sound himak alo.

  • @Tsegaye-xm1iv
    @Tsegaye-xm1iv หลายเดือนก่อน +2

    Thank you ሓው ዮናስ ሓልዮት ናይ መንእሰያት ዘለዎ ሰብ ጥራሕ እዩ ዝርደኣካ እዚ ጎዳይ ኣብ መንእሰያትና ኣብ ርእሲ'ቲ ዘለዎም ጸገማት ስነ ኣእምራዊ በሰላን ተወሳኺ ጸገማት ይገጥሞም ኣሎ'ሞ ብህድኣት ምሕሳብ የድሊ እዩ

  • @rakfarefrah8680
    @rakfarefrah8680 หลายเดือนก่อน +2

    ሓኪም ኮ ተሓካሚኡ ኻብቲ ዘርኣዮ ስንፍና ነታ ንሽተይ ጽብቕቲ ዝገበራ ኣተዓባብዩ ብምንኣድ ነቲ ጌጋ ብትሕትና ብሞራል እዩ ክቕይሮ ከምዘልዎ ዝምዕድ..... እንተ እስኻ ክኣ ነቲ ብፍቓዱ ብሞራል ካብዘይልዎ ካብ ምንም ኣፍልጦ ናይ politica ዘይብላ ሃገር ንዝመጸስ ኸም ናይ 1ይ ዓለም politics ሓሲብካ ነቲ ዝገብሮ ኣበርክቶ ጽቡቕ ነገር ኣፍልጦ ከይሃብካ ደረቅ ሞራል ዝሰብር ቓላት ብምዉርዋር ዲኻ ክትዕርዮ ትፍትን...........እንተ ክኢልካ እቲ ቅድሚት መጺኻ ነቲ ትደልዮ ክትመርሕ ፈትን ኣይኮነን ግን ንስኻን ነቓጽ ተስፋ ሞቅረጽ ቃላትካን ጌርካ ትብትኖ እምበር ተዕርዮ የብልካን.

  • @mihretteklom54
    @mihretteklom54 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊ መዳናገሪ ንስኻስ blok ዶ ትገብር ዶ የለኻን ብዓቅሙኻስ ቀቲልካ ማለት እካዩ

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน +1

    Kemti nsu zdelyo kkewn gdn du gele negerat yemehaysh kabu halifu tonkol wey shrhi eyu zreayeka

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 หลายเดือนก่อน

    You can catch more flies with honey than with vinegar. Be persuasive to gain audience and win.

  • @girmalemaraya2354
    @girmalemaraya2354 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ፍኒን ዮናስን ናይ ዝኾነ ሰብ ስምዒት ኣሉታዊ ይኹን ኣወንታዊ ሃፍኻ ምስኸፍተ ጥራይ ኢዩ። በዚ ኣሉታዊ ጻዕት ናይ ዮናስ ሓስብን ተዛራቢን ክመሰል ኣብዚ ቓሊስ ጸረ ተቓላሳይ ክርእን ክትሰምዕን ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝን

  • @utb5066
    @utb5066 หลายเดือนก่อน

    kulu geze amxayo pls

  • @melodyentertainment77
    @melodyentertainment77 หลายเดือนก่อน +1

    Aye yonas. Admasawi. As usual

  • @wutsuat
    @wutsuat หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ርግጸኛ ኢየ ክንዛ ናትካ ጌጋ ዝገበረካያ ብጉዳይ ስዉኣት መም.ዉፉይ እንተ ዝጋገ ኔሩ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ምዋሓጦ ኔሩ። ሰለዚ ንብሩህ መጻኢ ብቃላትካ ከቢድ ዋጋ ኣኽፊሉዎ ኢዩ ሕጂ ካኣ ቅንኢ ዘለካ ትመስል ኣብ ውፉይ

  • @simretkibrab8090
    @simretkibrab8090 หลายเดือนก่อน +3

    Mastik qena seb iyou sebab seb

    • @ermiasmahari5026
      @ermiasmahari5026 หลายเดือนก่อน

      No ብሮ ከምኡ ኣይትበል ዮኒ ንፉእ ኢዩ

  • @merhawimengsteab1070
    @merhawimengsteab1070 หลายเดือนก่อน

    Hadar ente gerka merahi eka elkayo,kem kalay hager kab family jemira nab ketema kem beal ( denhaag, roterdam,Amsterdam, naten mhdera alewen elkana) ezi hzbi ab awraja wediku elka kea ,hiji ytehawawesena alo emo kulen ente tentinkayen bebeynen eyen,kemta mejemerta zbelkaya ente koinu awraja wtsietawi mkanu eyu, merhi kea kulu eyu ente elka,merahi eye elu zkeyd seb nmntay kem geben thasbo, bzuh hto neruni gn dhan keynewh, mefthi aytezarebkan gudletna trah eka tezaribka entay kngebr alena, I hope ab kalay gize ktmetsana, malet shigrna zey kone mefthi ena ndeli zelena, mefth amts ezi zbelkayo 20 amet tebahilu fetahi shiger ena siena zelena,sorry lomi eye semieya nay yonas interview.

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye4272 หลายเดือนก่อน

    Des ento zeluni dis lack gerka msgar

  • @SurafielSurafiel-hz4vg
    @SurafielSurafiel-hz4vg หลายเดือนก่อน +1

    Yoni jgna seb eyu ❤❤❤❤graet

  • @Hespon
    @Hespon หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ ፍናን ሓወይ ንዮናስ ዕድል ምሃብካ ከመስግነካ ይደሊ፡ ዮናስ ከኣ ነቲ ኣዝዩ ብሱል ዝኾነ ሓሳብካ የቐንየልና ቀጺለ ኸኣ ኣይትተሓለል ጥራይ እየ ክብለካ ዝደሊ።

  • @rahwagerye3780
    @rahwagerye3780 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉

  • @melakebekuretsion4497
    @melakebekuretsion4497 หลายเดือนก่อน +1

    ዮኒ እቲ ቡሱል ሰብ❤

  • @natnael75
    @natnael75 หลายเดือนก่อน +1

    Nfuat 👑❤👑

  • @tferiamare9281
    @tferiamare9281 หลายเดือนก่อน

    Fnan Abb the best kexlo fnan anbesa ente kilka keman hgdef amxika awatrom kulen youtuberat kemzi natka ente zhasbu kedem mhalefelna

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q หลายเดือนก่อน +1

    wilkesebat eyom neti tikal zimisrutwin zialyiwon kidnekun kiseabun ka neti zimesretiwo hasab teketilka mikad eyu flasfa kitkewin aytikieln eka nkulu tekalasay keteneais trah eyu elamaka akmi gib yeblkan

  • @natimfnxz1l
    @natimfnxz1l หลายเดือนก่อน

    ezi wedi lebam eyu

  • @senaiGoitom
    @senaiGoitom 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nezi dika politica ketentenelka amxiekayo

  • @liyategay874
    @liyategay874 หลายเดือนก่อน +1

    አብዛ ናይ ዮናስ ዝዛረባ ዘሎ ስለ ዘተረዳአካ አይመስለንን ፍናን ንዉፋይ ክለዓል አይትፍራሕ አጆካ እዚኦም ዝገለጾም ኩሌም ይሰማማዕን ንሪኦም ዘለና ኩሉኩም አትፍርሑ ገንዘብ ምምዝማዝ ተኮይኑ መንእሰይ ንንቃሕ ኦንተ ትካላዊ አሰራርሐ ስርቂ እዩ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 หลายเดือนก่อน

      ብዛዕባ ውልቀሰብ ምዝራብ ሰልችያና ኣሎ በጃኹም ፖለቲካ መዓስ ኢዬም ክዛረቡ? ???

  • @SabaBrhane-i3s
    @SabaBrhane-i3s หลายเดือนก่อน +2

    ፍናን ኩሉ ግዜ ኣምጽዮ መሃሪ ነጥብታት ኣሎዎ።

  • @Never_give_up.Never_.
    @Never_give_up.Never_. หลายเดือนก่อน +1

    ኣድማስ ብሓቂ ኣድማስ፥ ኣደይ ውዳሴ ኣይኮነን፥ እታ ሓቂ ኣብ ገጽካ ኢዩ ዝድርብያ፥
    ስለ ዝኾነ ኢዩ ውን ኩሉ ግዜ ዝውቃዕ ዘሎ ዝብል መደምደምታ ኢዩ ዘለኒ፥ ያ ክትፍቶ ኣደይ ውዳሴ ክትከውን ኣለካ። ከም ኩሎም ኣብዚ TH-cam ka ኩሉ ግዜ ኣምጽኣዮ።