ናይ ኢቫየ ዓመት ቀሪቡ : ኢቫየ ፎቶ ክትለዓል ወዲቃ 😢 ቅድመ ምድላው ና ኢቫ ዓመት 😍😱♥

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 428

  • @selammuuz8661
    @selammuuz8661 4 หลายเดือนก่อน +49

    ኢቫየይ ናዓይ ጥራይ ድያ ኣባኣ መሲላ ትስመዐኒ መልክዓ😅HBD❤🎉❤🎉❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 4 หลายเดือนก่อน +33

    ምስ ወደቀትስ ልበይ ደው😢ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ ገና እያ የደልደለቲዋ ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤❤

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 4 หลายเดือนก่อน

      ኣነለ👍❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @qwerasdf1677
    @qwerasdf1677 4 หลายเดือนก่อน +23

    ህያበይ💋❤❤🥰🥰🥰ብጣዕሚ እየ ዝፈትወ ኣነ 😍🥰🥰🥰ከማኣ ቆላዓ ዝህበኒ ኣምለከይ የምነ💋🙏😍😍😍😍🥰🥰🥰

    • @OptimisticLock-qb1kp
      @OptimisticLock-qb1kp 4 หลายเดือนก่อน

      ኣጅኪ ሓቢቢቲ ግዜን ማዓልትን ኣለዎ ንሻኣላህ ❤❤❤❤❤ኽትወልዲ እኺ

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج หลายเดือนก่อน +1

    ኤቫዋይ መቀረት❤ ድሕሪ ስደት ከም ኤቫዋይ ይምነ የስምረልኪ በሉኒ ፍትዋተይ❤

  • @Mery4656
    @Mery4656 4 หลายเดือนก่อน +13

    ታይ ኾይንኹም ጠፊእኹም ናፊቅናኹም ቀኒና እና ኢቫየይ እንካዕ ተወለድኺ መፃኢኺ ብሩህ ይኹን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @mghsw3508
    @mghsw3508 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኤቫየ የኔ ጣፍጭ እድግግግ በልልኝ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክክክክ ምቅርተይ👏👏👏💋💋💋💋💐💐💐💐💐💐

  • @MlathagosRiyadh
    @MlathagosRiyadh 4 หลายเดือนก่อน +5

    አሰይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም❤

  • @nnbbnnbb3762
    @nnbbnnbb3762 18 วันที่ผ่านมา

    የኔ ጣፋጭ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ህያብይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ashufkir8839
    @ashufkir8839 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኤባዩይ የኔ ቆንጆ ኣቦ ምስሊ ንዓኻ እያ ትመስል ዕድመኣ ይባረክ ንዓኹም እውን ፍቅርኹም የባርኸልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mmn5167
    @mmn5167 4 หลายเดือนก่อน +5

    እግዘብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኪ ጭብዕቲ መፅእኪ ብሩህ ይኩን❤❤❤

  • @letushhaylay-nq7nq
    @letushhaylay-nq7nq 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጋሻ እየ ንገዛኩም ፁሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉🙏♥️

  • @ፀጋገሃንስ
    @ፀጋገሃንስ 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዕደመን ጥዕናን ይሃበኪ ሚጣየይ ዝተረፈ ዕደመኪ ይባረክ ብጥበብ የዕቢየኪ ኤቫየይ ❤❤❤❤

  • @مظزز
    @مظزز 4 หลายเดือนก่อน +6

    አምላክ ብጥበብ የዕብይልኩም ፋጣሪ እና አይትውፅእዋ ዓይኒ ስብ ፅብቁ አይኮነን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BRHANBREY
    @BRHANBREY 4 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ሶኬት ዘለዎ ናመንደቅ ግን ኣይተቅርብዋ የሕዋት ተጠንቀቁ ኤለክትሪክ ሕማቅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብጥበቡ የዕብያ ፈጣሪ❤❤❤

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ ወዲቃ🥰😘ቦጥበቡ የዕብየልኩም🌹❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤🕊

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ዓድመን ጥዕናንን ሂቡ የዕበየልኩምም❤❤❤❤❤❤❤

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim 2 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ታተ ኣብልዋ ምሕቅቛፍ ኣይተልምድዋ ብእግርራ ኣቃሳቕስዋ ❤❤❤

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ኢቫየይ ቐሪ ዘመንኪ ይባረክ እዝና ተሻቑራ❤❤❤❤

  • @mamLove21
    @mamLove21 4 หลายเดือนก่อน +2

    HBD ኢቫየይይ ጣፊጭ ብጥበቡ የዕቢኪ ዛጓልይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سميرهسميره-ص5ز
    @سميرهسميره-ص5ز 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ🙏❤🎉💋🎉💋🎉💋❤🎉🎉💋❤🎉

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኢቫየይ ዕድመን ጥዕናይ የሃብኪ ዛጋለይ መቀረተይ🥰🥰🥰🥰❤

  • @MAGITEKLAY-k5p
    @MAGITEKLAY-k5p 21 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ🎉🎉🎉

  • @BcvcgFghhu
    @BcvcgFghhu 14 วันที่ผ่านมา

    የኔ ቆንጆ ብጥበቡ ይዕብየልኩም ፈጣሪ ምቅርቲ❤❤❤❤

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 29 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉መልካም ልደት እንካዕተወለድኪ ኢቫየይ መቀረት 🌿🌿🌿🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺

  • @abitekel4471
    @abitekel4471 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንቃዕ ተወለድኪ ኢባየይ ምቅርቲ🎉🎉🎉

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 4 หลายเดือนก่อน

    ኢባየ ምቅርቲ ትኣዛዚት ስድራኺ ይግበረኪ ኣምላኽ 😍😍😍🎉🎉🎉

  • @SeraaSera-z1q
    @SeraaSera-z1q 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን. ጥዕናን. ይሃበኪ. ሚጣየይ. ዝተረፈ. ይባረክ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤❤❤

  • @HffyY-c6q
    @HffyY-c6q 4 หลายเดือนก่อน +6

    ፍትውትው እየ ዘብለኩም ደቂ ኣጸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MekyaAkar
    @MekyaAkar 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣስሊ ድኮነት ቆልዓ ረቢ ያባፀሐልኩም❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @Selam-ro7rr
    @Selam-ro7rr 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yene mar keri zemensh ybarek❣️emaaaa 💋

  • @AskualAbrha
    @AskualAbrha 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ተወለድኪ ቅድሚ ምንጋርኩም ኣነ ፈሊጠያ ❤❤

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ዝተረፈ ዕድማኣ ይባረክ ጋልኩም❤❤❤

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 29 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕብየልኩም እግዚአብሄር ከምላክ ዞምአሕዋተይ 🤲❤❤❤🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤🙏🙏

  • @Zufan_tube
    @Zufan_tube 4 หลายเดือนก่อน +10

    ዉይ ጓለይ ልበይ ወፅያ ምስ ወደቀት😢

  • @Zaydd-tl1rb
    @Zaydd-tl1rb 3 หลายเดือนก่อน

    እንካዕተወለድኪ ሚጣየይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senugalTigray-r4l
    @senugalTigray-r4l 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይ ምቅርቲ እግዚአብር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘💘

  • @تتات-ك5ص
    @تتات-ك5ص 3 หลายเดือนก่อน

    የኔ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፁሪቲ ብጥበብ የዕብየልኩም ኣምላክ❤❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ዝተረፈ ዕድማኣ ይባረክ 🙏❤

  • @daxdfsd6443
    @daxdfsd6443 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ኣነ ለ ከምዛ ቖልዓ እዚኣ ክበኒ ይልሙነ ንኣምላከይ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lokas1112
    @lokas1112 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፅብቅት

  • @Sara-r8h6b
    @Sara-r8h6b 18 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉ኣሰይ እንኳዕ ተወለድኪ ዛጋለይ ሸኳር🎉🎉🎉🎉

  • @Tecnosparkgo2024-s2s
    @Tecnosparkgo2024-s2s 14 วันที่ผ่านมา

    yene mar des ktbl ❤❤❤❤❤❤

  • @kdusangereziher
    @kdusangereziher 4 หลายเดือนก่อน

    የኒ ቆንጆ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኢቫ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ARSEMAArsama
    @ARSEMAArsama 4 หลายเดือนก่อน

    ኢቮ ወዲቃ ልበይ ተመሺተ ኡፉፉ😢 ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @aLi-v1o
    @aLi-v1o 4 หลายเดือนก่อน

    h.B.D Eivaye ❤❤❤❤❤keri Zemenki Ybarek❤🎉🎉🎉

  • @BerhanK-wz4sw
    @BerhanK-wz4sw 4 หลายเดือนก่อน

    ውይ ጅብዕተይ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስተይ ህያበይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፍጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AaZz-s8z
    @AaZz-s8z 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፊጣሪ እንንቃዕ ተወለድኪ ኢባየይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ምቅርቲዓለምዝተረፈ ዕድሜኪ ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 4 หลายเดือนก่อน +1

    Happy birth day ሚጣተይ እንኳዕ ተወለድኪ መፃኢኪ ብሩህ ይኹን ምጭውተይ🥰❤️

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዛጋልይ ፈጣሪ የዕብኪ ምቅርተይ ይፈትወኩም እየ ዘም ናተይ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ttHaylay
    @ttHaylay 27 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል💖💖💖💖💗💗🙏🙏🙏🙏

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 4 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤አሰይ ሙቁራተይ ጅብዓተይ እንዃዕ ተወለድኪ።

  • @selamgualtigrayhagertigray2296
    @selamgualtigrayhagertigray2296 4 หลายเดือนก่อน

    ጅብዕተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ እና ከም ወደይ አርሴማ ተወሊዳ ❤❤🎉

  • @Zinoo-hr1ej
    @Zinoo-hr1ej 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፁራያት ስድራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ቲቲነኝጋልዓጋመ
    @ቲቲነኝጋልዓጋመ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ምቅርቲ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤🎉

  • @ቲቲዩቲብ
    @ቲቲዩቲብ 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኮዕ ትወለድኪ ኤቪተይ ፅብቕቲ🥰🌹

  • @حسن-ظ3ن1ل
    @حسن-ظ3ن1ل 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅብዕተይይ

  • @hanigaltigray4573
    @hanigaltigray4573 4 หลายเดือนก่อน

    ኢባየይ እንኳዕ ተወለድኪ ምቅርቲ ዓለም ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኪ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @እመብርሃን
    @እመብርሃን 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኢቫየ እንኳዕ ተወለድኪ መፃእኪ ብሩህ ይኩን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉HBP🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ክብል ኢለስ እዝና ተሸቅራ ክብልስ ቀድምካኒ❤❤❤

  • @ساراع-ص1ث
    @ساراع-ص1ث 4 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው የኔ ማርርርርርር ❤❤❤❤❤❤❤ ውድድድድድድድድ ህያበይ ሰወዳት ኮ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fhcg399
    @fhcg399 4 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ዛጓልይ 👑❤️

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ หลายเดือนก่อน

    😘😘😘😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ምጣየይ የኔ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናንን🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤🎉🎉

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኢቫየይ ኣንኻዕ ተወልደኪ ♥️🙏እግዚአብሔር ኣምላክ በጥበብ ይዕቢይኪ ♥️🙏💥ሶ ኢቫየይ ምሳ ወዲ ሓፍተይ ሐደ ዓይነት ዓለት ዓመትና ተወልዶም አለኩም ነይራ ጀቲ ሮዛ ሐደ ግዜ ቃል ምጠይቀ ነገብሩኩም ፅሐፍልኩም ነይራ 🙏♥️

  • @user-ኣክሱማዊት
    @user-ኣክሱማዊት 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓደ ነገር ክነግረኩም ቅልዕልዕ ኣቢልኩም ኣይትቅረፅዋ ፅቡቅ ኣይኮነን።🎉❤ሶ ሚጣዬ ሽኮር ይፈትወኪ እየ

  • @GebrhiotLual
    @GebrhiotLual 29 วันที่ผ่านมา

    ህየበይ የዓበየኺ❤❤❤❤

  • @assass8589
    @assass8589 4 หลายเดือนก่อน

    የኔ ጣፋጭ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @IfIfe-e4j
    @IfIfe-e4j 4 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምጣየይ🎉🎉❤❤❤

  • @trhasfkadu-nx6hy
    @trhasfkadu-nx6hy 4 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy mkriti ❤❤❤❤❤ enkai teweledki ❤❤❤❤❤❤

  • @MesiLove-hu1sc
    @MesiLove-hu1sc 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይዚ ካሚራ ማን መለዐሊ ስልኪ ባ ፃሓፈለይ ጆቲየይይ❤👏

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  4 หลายเดือนก่อน

      @@MesiLove-hu1sc 09 91 25 60 80

  • @RozaRoza-f6k
    @RozaRoza-f6k 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ ኢቫየይ🎉❤❤❤

  • @MeronLl-d3w
    @MeronLl-d3w หลายเดือนก่อน

    Evaye shikor enkae teweledki🥰🥰🥰

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑስ ልደት ይግበረልኪ የዕብኪ

  • @hfhhggxhhd5219
    @hfhhggxhhd5219 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ እዝኒ❤❤

  • @zfanafro2195
    @zfanafro2195 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ባሃሊት ኣጥዒሙላ እዩ ከረሜላ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @gedu8644
    @gedu8644 4 หลายเดือนก่อน +1

    ክትወድቅ ከላ ልበይ ክው ኢሉኒ ሚጣዬ የዕቢኪ❤❤

  • @azmerameharimehari4703
    @azmerameharimehari4703 4 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይይ ሙቁራት እኹም ምስ ጓልኹም ብጥበቡ የዕብየሉኹም ፈጣር👏👏👏🥰🥰🥰

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 4 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ጆቲ &ሮዚ ናፊቀኩም ቃንየ እንካዕ ተወለድኪ ኢቫየይ ሞቅርቲ መፃእኪ ብሩህ ይኩን☘️☘️ዶም ብጥበቡ የዕብየሉኩም ፈጣሪ ኣምላክ💚💚☘️☘️

  • @Mohammed-w1u
    @Mohammed-w1u 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዱሽ ነገር ማ እዝና ሸቂራ ኤቫዋይ❤❤

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 4 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይይይ ወለላይ ብጥበቡ የዕቢኪ ምቅርተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawitTsegay-pc5rl
    @MerhawitTsegay-pc5rl 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ይዕቢኪ የኔ ጣፈጭ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ መልካም ልደት🥰🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋🎉🎉

  • @hthf454
    @hthf454 4 หลายเดือนก่อน +1

    H B D ኢቫየይ ጠፊጭ ብጥበቡ የዕቢኪ🥰♥️

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተወለድኪ

  • @Aezed-t9i
    @Aezed-t9i 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ ጓለይ ልበይ ወፅያ ምስ ወደቀት 😢ብጥበቡ የዕቢኪ ዛጓልይ❤❤

  • @YaredHaylemariam
    @YaredHaylemariam 4 หลายเดือนก่อน +1

    My incredible child 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ eivanaaaa bright 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrab2311
    @abrab2311 4 หลายเดือนก่อน +1

    ማርየይ ምጭዉቲ❤❤❤❤

  • @lawlatibaraa
    @lawlatibaraa 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሚጣየይ ብጥበብ የዕቢየኪም ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HfBcx
    @HfBcx หลายเดือนก่อน

    የዕቢኺ ዛጋለይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SsAs-s4z
    @SsAs-s4z 2 หลายเดือนก่อน

    ኢቫየ የኔ ቆንጆ መልካም ልደት🎉❤🎉

  • @quisiue3968
    @quisiue3968 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ፍጣረ❤❤❤🎉ምቅረቲ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጥበብ የዕብየልኩም ኣሕዋተይ ❤

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 4 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ተወለድኪ ሚጣ ሽኮር ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤🎉

  • @محمدعلي-ب3ف8ع
    @محمدعلي-ب3ف8ع 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ ሚጣየይ🎉🎉🎉❤

  • @Helen-zo9xb
    @Helen-zo9xb 4 หลายเดือนก่อน

    መዓረይ ሚጣየ😘💖 ብጥበቡ የዕብየልኩም
    ኬፍ ኢላ ምስሊ ኣቡኣ😍

  • @YrgYdf
    @YrgYdf 4 หลายเดือนก่อน +1

    የዕቢኪ እባየይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamhSalamh-v8i
    @SalamhSalamh-v8i 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ተወለድኪ ኢቫየይ ምቅርቲ 💋💗💗💗