I knew the lyrics & music arrangement was from your Dad. This exactly the style of your dad & your voice is extra ordinary I loved it.. what an amazing family
I'M AN ETHIOPIAN! but i love Ertrean people from the bottom of my heart! even if i don't know ertrean languages but all the time i hear ERTREAN MUSIC I HAVE greattttttttttttttttttttttttttttttttt RESPECT AND LOVEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEE forrrrrrrrrrrrrrrrrrr ERTREAN! i wish am an ertrean.
When you forgive, you return to peace. ... so I forgive you what you did and you have to learn from that mistake and move on... nice music. God bless Eritrean and Ethiopia people.
ነዛ ከሞንት ተንብብ ዘለካ/ኪ ምስ ንፈትዋ ዓድናን ንፎትዎም ስድራና የራክበና ልዑል ፈጣሪ ሎሚ ሰለስተ ስላሴየ ኢዩ ሞ ብጸለቱ ብምሕረቱ ይተዓረቀና
አሜን አሜን አሜን
ማርሻል ኣዚን amen
ኣሜን ኣታ ኣነስ ኣብዚ ኮመንቲ ዶ ክውዕል ነዚ ምርቃ ክረክብ
Amen 3 bruk hawey
Amen amen amen
ዳኑ ጛል ኤረይ ወለላ እንካዕ ብሰላም መጸኽለይ!!!!!!👈👍👌😘😘💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስ ስድራኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።🙏🙏😘😘😘
ደቂ ኤረይ ከኣ ኣኣብ ዘለኹም ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም😇😇😇🙏🙏🙏
🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🤙🤙🍇
ዳኑ ሽኮር ሓፍትኪ ጋል መቀለ እየ ፍትው እየ ዘብለኪ
Amen mkrti gal 🇪🇷 zyada
ኢትዮጵያዊ ነኝ ሙዚቃችሁ ውስጤነው ስወዳችሁ እኮ ፍቅር ናችሁ😍😘
እስከ ይቅረ ንበለላ ኹላትና ፈጣሪ ይቅሬታ ዝጥይቅ አንደበት ና ይቅረ ዝብል ልቢ ይሃበና አሜን ትብሉ leik አዕጡይኒ ብዝተረፈ ኩሉ ፅቡቅ
ኤርትራዋን ጽርያት ደም ኣብ ዝከድኩም ኬድኩም ኩሉ ሰብ ዝብለኩም ንቀደም
ዳናይት ሓፍትና ጽብቅ ስራሕ ኣጆኪ
*ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻን ዘለኽን ዘይ ረኣኽሞ ሽሻይ ይፈጠረልኩም ፈጣሪ*
ሕቡእ ወርቂ Amen Amen Amen habibi
Amen
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንን
Amen
Amen you too
ንፍዕትይ ዳኑ ሽኮር ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ
ሰምሃር ከኣ ኣብ ሓጺር ግዜ ክትመጽና ንጽበ
ምሳይ ዝሰማማዕ Like
ዋው ከመይ ዲኺ ኣስሊ ዳኒ ጠፍናቅ ሃየ በሉ ዲቂ ኤሬ ሽኮራ ሞራል ሃብወን😍😍😍👉🇪🇹🇪🇹🇪🇹👈😍 ካብ ትግራይ
danitey shkor 100 ❤️❤️❤️
@@fanusteame6792 to we
😅@@fanusteame6792
ዳናይት ኣድናቅኽ እየ በጣእሚ ፅቡቅ ስራህ እዩ ካብ ኢትዩጵያ🇪🇹 like
😘❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰
We Love you Etiopian
@ese❤yasghilay879
@user-bu3❤mz4mw5d
ትግርኛ ዘፈኖች በጣም ደስ ይሉኛል ምን ማለት እንደሆነ ባይገኝም
ላንቺ ደሞ ልዩ የሆነ አድናቆት አለኝ
From united kingdom
ን ዳናይተይ ይቅረ ዝበለላ Like ይሃበኒ
Denden Yohanes 💯💯💯✔✔✔🎵🎵🎵🎷
@@dejenandom9232 grase kbretey
Daniye shikorrrrrr
ኣታ ሰበይ ላይክ ክትረክብ ኢልካ ቁስሊ ሰብ ኣይትጉዳእ ኩሉ ሰብ ከምዝሓደገለን ብዓይንኻ ትርእዮ ኣለኻ።
@@ሓቡወዲኤረይ yesss
ኣነስ ክፈትወክኪ እካ ዳኒይተይ ደስ ባህለ ስራህ ካኣ ሓውኪ ክብ ትግራይ እየ
እዛ ደርፊ ገለ መልእክቲ ዘለዋ ከይኑ ተሰሚዕኒ
ኣነ እኮ ይቅረ ኢለልኪ አየ ጽብቅቲ
ዋውውውው ደናይት ሽኮር እንኳዕ ድሓን መጻኪ ደርፊታትኪ ድማ ዋውውው ገለ እዩ ገለ በቃ።
ትግርኛ ደርፊ ካብ ኤርትራ ይኩን ካብ ትግራይ ማራ ጽቡቕ ኣሎ።
ብዝያዳ ድማ ኣመዓብሉዎ። ሓውኪ ካብ ትግራይ
Dani fekerrrrrrr እቲ ድምፅኪ ክዕብደኒ ደልዮ ጎል ኤርትራ ቆንጆ ድምፂ አለኪ አካዳድነኪ ለ ቆንጆ ቀፅልሉ አብ ጎንኪ አለነ ደቂ ትግራይ።💋
Eski wen kenjo eki temesli !
መን ኣሎ ሲንግል ከምዚ ከማይ ደይ ሓሰብና'ዮ ይፍጠረልና ፈጣሪ
ዳኒተይ ናተይ ከመይ ድኺ ትርይሕኒ አስኪ ንበርለይ ንዓይ ክጥዕመኒ ንዳኒ ብልቢ ይቅረ ዝበለላ ላይክ የአድየኒ።
Nay behaki xebuk srah danayit shekor
ኣታ ሰበይ ላይክ ክትረክብ ኢልካ ቁስሊ ሰብ ኣይትጉዳእ ኩሉ ሰብ ከምዝሓደገለን ብዓይንኻ ትርእዮ ኣለኻ።
@@ሓቡወዲኤረይ ክክክክ ያ ካባኹም ምፍጣረይ ከመይ ድየ ዝሓርር ወላ ሽሕ ላይክ ንዓይ አንታይ ይምላኣለይ
Danu shukur tiemti dmxi 😍👍👍👍👍🥰
ዳኑ ብርሃን ገጻ እንካዕ ብሰላም መጻእኪ ጥዕምቲ ደሃይ።
ባሓቂ ኣቦይ ዮውሃንስ ሪኢናዮ ደናይት ጽቡቕ ስራሕ ኣብ ሂወትኪ ኩሉ ጊዘ ጸግዒ ህዝብኻ ተኾንካ ተፈታዊ ይገብረካ፡ ዕድመ ጥዕና ይምነ።
I knew the lyrics & music arrangement was from your Dad. This exactly the style of your dad & your voice is extra ordinary I loved it.. what an amazing family
ን ደኑ ሽኮር ዝፈቱ
👇❤
ኣነ 👍👌😘❤🇪🇹👈
@@birhn7948 me too kbretey
ኣነ
Danait skorine
Kid nefhito lokmax eti ab profylka zelo bandra eski elyo
እስከ ነዛ ጋል ኤረይ like ንሃባ
ጸላኢና ፈሊጥና ኢና ዳኒ ሓፍተይ ከም ድላይኪ ጌርኪ ድረፊ ንሕና ኣሕዋትኪውን ሓዳጋት ኢና ።
ብጣዕሚ ችቡቕ ስራሕ።
እንተ ነቲ ድሙ ግን ካብቲ ዓቢ ኢሰያስ ኣይንፈልዮን ኢና ።
Enjera ezgi blae brukei
Yes bro
ኪድ ከዳዕ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ
ዳኒ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ ልብና እኮ ሕርክርክ አዩ ዝብለኒ ዘሎ ግዳስ ድሕሪ ይቅረ ዝበሃል የለን ኣጆኪ በርትዒ ።
ግን ቅድሚ ምውሳንኪ ክልተ ዲዘ ሕሰቢ ብዝተረፈ ሰላም ወ ሰናይ ነዓክን ምስ ኩሉ ህዝቢ ኤረይ
ዲኑ ሽኮር እፍፍ ብከመይ ክገልፀኪ በቃ ኩሉ ነገርኪ 100/100 😍😍😍 ቀፅሉሉ ዝያዳይ
ደኑ እንኻዕ ብድሓን መጻኽና🇪🇷
ናኒተይ ምቅርቲ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ካብ ትግራይ
ደናይት ምቅርቲ ፅቡቅ ደረፊ በጣዕሜ ቀፅልሎ
Entay dikum koynkum tigarwot eza fituw titum tebluna zelekum wala ayfetekwan
@@henoksohn6369 ካብ ቀደመና ባሃልቲ ኩሉ ዎየ ዝኸነ እንታይ እሞ ፀገም ኣለዎ ድዩ እንተበልና
@@henoksohn6369 ንምፍታውሞ ታይ ከተምጻላ ኢኻ
ይቅረ ይኹንኪ ዝበለ♥️👉🇪🇷♥️
Ata entay ekum Ykre Ykre 10 gzie tdegagmwo....? Seb ygage ykreta kea ydbso. Tewedia
Hiwetu mlue dika ykre ykre endabelka kuslu tgodio....?
Neaka ykre nktgebr hayli nzhabeka fetarika amesgn.
@@samisamuel47 ሸለል በሎ ንክንደይ ገልጣማት ክትምልስ ዓመት ዝገበረ ዘረባ ዝደግም ሰብ ምሰኡ እንተ ደጊምካ፡ኣብቲ ናቱ ደረጃ ወሪድካ ኣለኻ ማለትዮ slezi ኣይትገደሰሎም
ኣታ ሰበይ ላይክ ክትረክብ ኢልካ ቁስሊ ሰብ ኣይትጉዳእ ኩሉ ሰብ ከምዝሓደገለን ብዓይንኻ ትርእዮ ኣለኻ ።
Kem delayki dinu shkorrr deki fara kabey ekum mexikum bejakum gedfewa ok nesa gal shuk ey
ታይ ጌራ ኔራ
ጹቡቅ ሰራሕ ጋል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ኤረይ ክኣ ክምታ ገድፍኮም አቅረ በሎላ ሕድገት ግበሮ አዮ ዝብለና ኣምላኽ 🙏🙏🙏
ዝጻረፍ ሪኢኻ ዲኻ ኣብዚ ኮመንት ዘረባ ኣይትደጋግም
@@user-gzieyumemhrey ane ተጻርፍኮም ኣይበልኮን dislaik ዝሃቡ ብዝሕ ስለ ዝራኩ አየ
ይቅረ ን'ዳናይት ዝበልካ/ኪ, ሓዳሽ ዓመት 2020 ምስ እትፈትውዎም ስድራኩም ምስ ምሉእ ጁባኩም ብ'ሓጎስ, ብ'ደስታ, ብ'ፍቅሪ ተሕልፍዎ ይግበርኩም ኣሜን!!!
ኣሜን ከይበልኩም ኣይትሕለፉ
Amen(3)
@@solomunhabte9920 Asmara ms kedka Areki Moloti aytresaani eka Hawey natey❤️
Amen(3)
Amen amen amen
Amen amen
ኣሕዋት ሞራል ንሐበን ልዕሊ ይቕረይታ ዝዓቢ የለን
ወዲ ሃለቃ ደስ ኣይበሎ ላይክ ነጽግበን
Dhmko alni gerkoma eso zeyaden entay eyo geyro selstom eyom derifoma
@@m.g5367 zeigage yelen bgegu zeierem eu gnay iseyas haleka kea kab iseyas afwerki ayflen eu hmak seb
ተጋሩ ኤርትራ ማራ እየ ዝፈትወኩም
ካብ ኢትዮጵያ እየ
Love you all♥
Agame fuuuck
Wae sdi
Lg Tube mara etay malet eyou atum tgrawot nbaelna eba nmsel nmntay eyou n Eritreawyan knmsl nftn gdefwo natom konko
Ane zfetu menesey ertrean lebamat enkae natey konkum danu ka nic ❤💪
ተዓወቲ ነዚ ቀዳመ ሰንበት ትከውን ጥኡም ድምጺ ሰዲድክልና ዳኒ ሽኮርርርርርርር
ዋውውው ዳኑ ይበል ድምጺ ካናሪ ፡ንፋዘርኪ ይጥዕም ድምጽኺ ፡ደስ ዘብል 1000000000 Liክ
ይበል ዳኑየ ሽኮር ኣጆኺ ከም ቀደምኪ ኩኒ ፍርሕ ኩሉ በኒኑ ኢዩ ካብ ሎሚ
I'M AN ETHIOPIAN! but i love Ertrean people from the bottom of my heart! even if i don't know ertrean languages but all the time i hear ERTREAN MUSIC I HAVE greattttttttttttttttttttttttttttttttt RESPECT AND LOVEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEEE forrrrrrrrrrrrrrrrrrr ERTREAN! i wish am an ertrean.
We love you too brukey
ዳኑ ሽኮር ይበል ብሉጽ ቅዲ ዘለዎ ስራሕ ፣ ብፍላይ ድማ ንኣቦ ኩልና ዝኮነ ገዲም ህቡብ ስነ ጥበበኛ ስጋብ ሕጂ ናይ ቀደም ደርፍታቱ ኣብ እዝኒ ሰማዒ ዘይሃስስ ዝክሪ ገዲፉ ለዞ የውሃንስ ኢስቲፋኖስ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
meda bluts seb ketslelu kulu srahtka azye yednkon yfetwon ajoka from tigray
አነስ ክፈትወኪ ዳኒዬ ማዓርይ ሓፍትኪ ሙሉ እየ ካብ ትግራይ
🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇺🇲🇪🇹🇪🇷🇺🇲🇪🇹🙏🌷🌷🌷
When you forgive, you return to peace. ... so I forgive you what you did and you have to learn from that mistake and move on... nice music. God bless Eritrean and Ethiopia people.
ዳኑ ጹብቅ ስራሕ ደገፍቲ ማን ዩናይተድ like ኣይንረዕ
ማንቸስተራዊ
Hgawi manchesterawi kinsrom eina aejoka ata wedi don't give up ma broda
😂😂😉
@@lovearsenal44 whta sarong with you we are unatid bro 8: 2
@@mosimosi5164 ja bro 8:2 manchesterwiayna nabhel Come back manu Fans
ተዘይ ተጋግየ ባባ ጆን ዩ ሰሪሕዋ ።
ይበል ጥበይ ቅድሚ ኩሉ ግን እቲ ንናፍቖ ህርመት ካብቲ ጨርባሕባሕ ወጻኢ እሞ ከኣ ይበል ጥበብ ባባ ጆን ዕድመ ይሃብካ። ስነጥበብ ይሰስን
ዳናይት ኣድናቅኽ እየ በጣእሚ ፅቡቅ ስራህ እዩ ካብ ትግራይ እየ
ዳንየ ጥዕም ድምፃ ሰላምኪ ይብዛሕ ፅብቅ ስራሕ
ኣድነቅቲ ዳኑ ሽኮር ላይክ
Denu mekseb alem n denu zhbi like agrichiw abluni deki Erey
Ja ahwat ane buzuh aykielin ye tigrina derfi turgumu so that bizaeba entay ya tiderif zela haguzuni akumuk tergumeley ekum ❤️🙏
ደኑ ዓይነይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝኪ ክትመጽና ኣይተራተርን ኢየ ጽቡቅ ስራሕ።
ውውውው ዳኑ ሽኮር ወልካም፡
ፎርሳ እስከ like ሃቡና ንክልቴና
Danu mkrti ftret ♥️♥️ welcome zyaday🇪🇷 .
Ndenayt yqre zbelkumla eske like 👍👈 adyuni deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Long live for Eritrean and Amhara peoples. Danait keep it up. Great voice.
ዳኑ ኣድናቅኽ እየ በጣእሚ ፅቡቅ ስራህ እዩ ካብ ኢትዩጵያ🇪🇹 like
That’s how much you like Danu shkor ❤️
*
*
👇🏾
ኣሰይይይይ ኮሜ የንብብ ፀኒሐ ኩሉ ከኣ ይቅረ ዝግበር ከምዚ ከማይ ደስስስ ዝበሎ ብኮሜ ላይክ ሓፉትኩም ጋል ትግራይ
ጽግሽ ግጃፍ መዓኮር
@@aminefisahye6270 እሰከ ድገመለይ ጅጅጅ
@@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
ጽብቅት ፍጥርት
ፀጉሸ ፈታዊት ኩሉ kkkkkkkk ati harif naki da entay gieratki yqre ktbli
@@ፀጉሸፈታዊትኩሉ kkkkkkkk gajaf makor kkkkkkkk
Ja deki ereyyy neza derfi ember mmnawu sieneya kemzi kemay entw halikum kemta nay kedemna like
Old is gold ድምጻዊ ኣቦና የውሃንስ እስቲፋኖስ ግጥሚ ዜማ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስሩዕ ቃላት ።
Yene mar
ዳናዊት በጣም ቆንጆ ዘፈን በጣም የማደንቅሽ ዘፈን ከቤታቹህ ነዉ መሰል ሁሉም የህትሽ ሰመሃል አባትሽ ለሶስት የዘፈናቹህ በጣም ነዉ ደስ የሚለኝ በጣም ነዉ የምወዳቹህ
ዳኑ ሽኮር ኣጆካ ቀጽሊ ሕጂ ጥራይ ንዳግማይ ከይትጋገያ ሓደራ ሓደራ ህዝቢ ከይተቀይማ ይምሕጸነክን ማራ እየ ዝፈትወኪ ዳኑየ
ኣጆክን ደቂ የውሃንስ ብቅደሙ እዚ ከልቢ ህግደፍ ወድ ሃለቃ ኣጋግዩ ምስ ኣፍቀርትክን ኣባእሲክን ካብዚ ዘለክንኦ ንላዕሊ ክትብርትዓ ተስፋ ይገብር ሰሰናዩ ደቂ ኤሪ
ዳናይት ጽቡቕ ስራሕ! ነዚ ሓንሳብ
ልቡ ዝሰበርክንኦ ለዋህ ህዝብኽን
ብ"ስራሕኽን ኣብ መጻኢ
ከተሐጉስኦ ኣለክን። ሰምሃር
ኣብቲ Interview ዝገበረቶ
ብጣዕሚ ተዳሂላ ኣደንጊጻትኒ!
ጋዜጠኛ ዝሓታ ዝነበረን ንሳ
ትምልሰሉ ዝነበረትን ዝተረሓሓቐ
ክልተ ናይ ሓደ ጫፋት ኔሩ።
ኮንፊደንሳ ኣጥፊኣ፡ እንቋዕ እሞ
መምሃሪ ኾነክን፡ ክስወጠክን
ዘለዎ ኻኣ… "ስርዓት ከያዳይ እዩ።
ህዝቢ እዩ ነባራይ" ደቂ ኤረይ
ኻኣ ሓዳጋት ንኹን። የሕዋትና
እየን ንመን ዳኣ ክንህበን
ኣወንታዊ ን'ሕሰብ !!
Ya nay BHAQI
Nay behaqi hadagat nkun dea
Lebam zereba❤
Bravo ma bro so kulna kemu nkun qim hmaq eyu
ለባም፡ሰብ ኢካ
Danu Tenafakit .
Enkae bselam mexaki😍😍😍
Ajoki nehna Deki erey yehwatki kab hji ndehar msaki ab gonki alena !
ዳኑ ሽኮር ኣርኢክኒ @@@
ፈቲኪ ክመዉት ዋውው ዘብል ስራሕ
qedamay 💪 Denu shikor yeak🇪🇷🇪🇷
Welcome❤ ዋውውው ገለ ዓይነት ሰራሕ ቀጽልሉ ምጭውተይ👉😘 ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ቅሳነትን የብዘሐልና ፈጣሪ🙏❤😘😘😘😘😘
Danait shikor Bravo hiji khiskina beteami tiemiti derfi kemzi aynet derfi eyu msaki dkeid nabti nay kidim Tium derfiki meliskina👏❤❤❤❤👍👍👍👍
ዳናይት ዕዶመን ጥዕናን ይህብ ፈጣሪ from Ethiopia
ዎው ፋዘርኪ ዲዩ ሰሪሑዋ ዘይራኣኩዋ ናይ ብሓቂ ንፍዕ
By far the best song she has produced so far, & looks like she have more potential than her sister....keep it up!
🇬🇲The Gambia to Eritrea I like the song, one African music
😍👍👍😍👍👍👍
Danu zeftu Like 1000
ዳኑ ሕጅስ ካብ ልቢ ኣደንጊጽክኒ ካብልበይ ድማ ገዲፈልኪ ኣለኩ። ንፍዕቲ በርቲዒ ኣጆኪ።
ባባይ ዮውሃንስ ከኣ ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ዕድመን ጥዕናና ይሃብኩም ምስ ጓልካ!
ነተባብዓያ እስከ ደቂ ኤሪ!
Wellcom ዳኑ ሽኮር
ብቕዓት ኣብ ቦትኡ ዩ
Love you ሓዳግ ለባም ህዝበይ
ደኑ ሽኮር እንቛዕ ብሰላም መጻኺና ኣበይ ኣለኹም ደገፍቲ ኣድነቕቲ ደኑ እስከ እትው እትው በሉ። ንኹልና ከኣ ሓሳብ ልብና ይስመረልና ንህግደፍ ገድፍካ እቲ ኹሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ዓድና ሰላም ገይሩ ቤትና ይምለሰልና።( ኣሜን3)
Love 🇪🇷 from Somalia 🇸🇴
ኣምላኽ ጥዑም ተተባደደልኩም 70ግዜ ኣብ ምዓልቲ ይቕረ ተብሃሃሉ ሕድገት ግበሩ ኢሉና።70ዝኸውን ገጋ ዝጋገ የለን ግን 70 እኮ እንተ ኾነ ይቕረተብሃሃሉ ሕድገት ግበሩ ኢዩ ኢሉና እሞ ሞራላዊ ጸርፍን disk like ካልእን ዝኣመሰሉ ገዲፍና ብዝተጋገይኦ ይቕረ ይኹን ኢልና ነትባብዓየን ን ትግሪኛ ንባህልና መንነትና ሃገርና ንሃሲ ከም ዘለና እውን ኣይንዘንግዕ እሞ ኣጆኺ ንበላ ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ምስኩልና ይኹን ኣሜን።
ኣሜን
Behaki hawey Natey Edmen tenan yhabka fetari
ሙቁሉል ዘረባ ሓዉና ከማካ ይብዙሕ
ኣይይይይይ ብዛ ደርፊ ክፅለል ኢለ ዳናይቲ ሓፍተይ ከምዚ ኣና ደመቂ ምፅና ተፀበይቲ ኢና
Ata ane si enqae eritrawi konko ewa
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Be eri zehben eski like deki halal mert ❤🇪🇷❤
I love you denayt 😍😘🇻🇳🇪🇹🇪🇷
ዳኒተይ ናይ ሙደይ እንካዕ ዳሓን መፀእኺ ጅብዕተይ ካብ ዝፎትወኪ ካብ ትግራይ ።
Sweet thanks
ን ኢሰያስ ደበሳይ ን እግደፍ ባሃ ካይብሎ እስክ like ሃቡለይ ፡ንድናይት ጽብክቲ ትፈቱዉ ካ
like⚘👇 🌹🥀👍
Xubuk aleka brather ezi kemsh haleka hrrr ybel
@@zerithadgu868 እዚ እሌኬና ጥበክ ሕረር ክበል ኣለዎ
😭🥰🤩🥰🤩🥰🥰🤩😉
Nekele bah keiblo enda belna nezen xbukat ab gele keinetwen bejakum aken ngberelu mara sle zfetwen eye sorry . Ndanu kea kmrawa ydeli eye
@@eriadeinafike6567 ትሕዝትያ
ናይ ብሓቂ ጥዑም ድምጺ ምስ ጥዑም ሙዚቃ።ቀጽልዮ ኣጆኺ።
ዳኑዋይ ሙቁርቲ ኣይጆኪ ኮኮብ እኪ ቀፅልሎ ዋውውውውውው ደስ ይብል ማራ ዳኑ ዝደንቅ ላይክ ኣግርጭው 👈❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍አድናቅት ካብ ትግራይ መቀለ🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤❤👈
Ne danu shkore gual Eri 🇪🇷 zefetu teray
👇🏽
ደቂ ጆን ሽኮሪናታት ኑኡሳን ኣርካናት ደቂ ኤረይ ቀጽልኦ ሽኮሪናታት😍😍
ዳኒተይ ንፍቕፍቕ በቃ love u ኮ❤፡ ንሓፍትኺ ክኣ ብሃንቀውታ ንጽበያ ❤❤🇪🇷🙏
Danu shkor geleaynet kexlilu zyaday 😘🇪🇷
አቲ ናይ ሕማመይ ብጣዕሚ ደስ ክብል ቀፅልሉ
ኩሉ ካብ ገዛኹም ዘኹርዕ ስራሕ፥ግጥሚ ዜማ+ድምጺ=100%
ደቂ ኤረይ ሰናይ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
ሓዳጋት ከኣ ንኩን ኣብ እንተርቪው ምስ ረኣኩወን ሲ ኣደንጊጸናኒ
ድምፂ 100 ክሊብ 100 ዚማ100 ዋውው ኣየናይ ገዲፈ ኣየናይ ክገልፅ ደቂ ኤሪ ሽኮራት ሓደርኩም ካብ መቀለ ኤርትራ😘😘🙌🙌👏
ደናይት ሽኮር አጆኪይ ደሓን ሓዳጋት ኢና ደሓን ን ብሕጂይ ትራይ ከይ ድገም ጽቡቅ ስራሕ like eske habuley nicccc
ዋውው ናይብሓቂ ስራሕ ደኑ ሽኮር ኣትሕመቂ ቀጽልዮ
i am from ethiopia i love ertrian music specially danait & semhar. wooow son of yohans its lucky
ዳኑየ ሽኮር ምችውቲ ፍጥረት ጡዑም ደርፊ .
ዳኒየይ በዓልቲ ጡዑም ድምፂ ይበል ኪሊቭ ቁንጅና እሰይ ይበል ግጥሚ ምቅርቲ ጅግና ቀፅልሉ ዝያዳይ😍😘😘😘😘😘😘😘likeeeeeeeeee THIS MUSIC DANUYEYYYY💋💋💋💋💋💌💌💌💌💌💌💌💌💌💌💖💖💖💖💌
.ዳናይት ስወድሽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Danu shkor welcome back fantastic
Eritrea ppl ma best ppl eri eri eri forever👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚