ความคิดเห็น •

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 11 วันที่ผ่านมา +1

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @kakiko-fm5gu
    @kakiko-fm5gu 11 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጹጽን አገዳሲ መልክቲ ንኩሉኩም ተጋሩ አህዋተይ አሃተይን፤ ስላም ለኩሉኩም ካብ ኩሉ አቀዲመ። እዛ ትቕጽል መልክተይ ስሙዑኒ ሃደራ፡
    ጊታችው ረዳ ይወገድ። ጊታቸው ናይ ህዋህት መራሂቲ እኒ ደብረጽዮን ብምውንጃል ካብ ተሃታቲነት አይምልጥኝ። እሞ ትግራይ ካልእ መሪሂነት ሂዚ ናይ ግድን የድልያ። እሞ ኩሎም ህዋህት ካብ ሃላፍነት ይታአገዱ ሃይሊ ትጋይ ለቀ መልአከ ሰራውቲ ምግበይ ናይ ትግራይ መራሂ ይኩን። ነገራት ካብዚ ዘለዎ ንላዕሊ ኢንተይበአሰ ሃይሊ ትግራይ ስጣን ይረክብ ብሕጹጽ። ነገራት ክምዚ እንድሕር ቄጽሉ ኩናት አብ ትግራይ ክውላዕ ኢዩ አብ ህድህድ ተጋሩ። እሞ ጊታቸው ረዳን ይኩን ካሎት መሪህነት ህዋህት ካብ ሃላፍነት ይወገዱ ብሑጹጽ። ለቀ አምላክ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ ብሕጹጽ ኩሎ መርሒነት ትግራይ ጊታቸው እውን ብሑጹጽ ይወገዱ ይተአዱ። እዚይ ብጣዕሚ አገዳሲ ኢዩ። ሃይሊ ትግራይ ምብታን ዝበሃል ህሳብ እውን ፈጺምና ክይንቅበሎ። ቡቱናት ተጋሩ ( diaspora ) ንይ ሃይሊ ትግራይ ብኩሎ መዳይ ንሃግዝ። እዚ ውድቀት ህዋህት ካብዚ ንላዕሊ ጊዝየ አይዋሃቦ። አብርእሲ ሃዘኑ ናይ ትግራይ ህዝቢ ንይ 2 ዓመት ቴጸቢዎም ግና አይንሰምዕን ኢሎምዎ እኒህው። ኩሎና ተግራኡ ንይ ጊታችውን ንኩሎም ህዋህትትን ይአክል ነበሎም። አብ ትግራይ ናይ ባዕልና ንባዕልና ኩናት እስካብ ዝውላዕ አይንጸበ። ምዕራብውያን አመሪካን አዕራብን ትግራይ ንክጥፍኡ ወርቂ አውጺኦም ይሰረሁ አለው። ህንሃን ግና ህትኩትኩ ንብል አለና። ተጋሩ ኩሎም ስሙዑኒ ንይ ለቀ መልአከ ሰራውቲ ምግበይ አብ ግሩ ወድቅና ትግራይ ክድህና ንለምኖ ኩሉ ነገር ካብ ኢዳና እንተይ ውጸ። ኩናት እንድህር ተወሊዑ አብ ትግራይ ትግራይ ትጠፍእ መለት ኢዩ። ኩነታት 100% እስካብ ዝበላሾ አንይጸበ ብገኑ ንፍሽሎ። እዝይ ንምግባር ሃይሊ ትግራይ ንትግራይ ክቖጻጸራ ምግባር ብሕጹፅ።

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 11 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks!

    • @tigraionline
      @tigraionline 9 วันที่ผ่านมา +1

      Thank you

    • @leonkahssai1637
      @leonkahssai1637 8 วันที่ผ่านมา

      @@tigraionline keep it up

  • @user-xd9gm8lf3k
    @user-xd9gm8lf3k 11 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ክቡር ሓውና ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ክንደይ ዓመት ገይሩ ህዝብና ኣብ ስቃይ መንከራን እናሃለወ መራሕትና ኩሎም ሓሳብ ክህብሉ ይግባእ ዓለም ይርእዮ ሽርሒ ናይ ኣብይ

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g 12 วันที่ผ่านมา

    The Red Sea a redline for Eritreans and Tigrayans survival.

  • @AkfauAkfau
    @AkfauAkfau 11 วันที่ผ่านมา

    ሰላማት ይብዛሕ ወዲ ትግራይ

    • @user-it6wx1cu9r
      @user-it6wx1cu9r 11 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ማለት'ዩ።

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x 11 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 11 วันที่ผ่านมา

  • @munaabdulla3246
    @munaabdulla3246 12 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉yes yes

  • @munaabdulla3246
    @munaabdulla3246 12 วันที่ผ่านมา

    Yes yes

  • @TedrosHaile-ge2lh
    @TedrosHaile-ge2lh 11 วันที่ผ่านมา +1

    Stemam Eritrea is king of OstAfrika slow it

  • @user-yl3gx4vw7e
    @user-yl3gx4vw7e 12 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @bereketkiflu8825
    @bereketkiflu8825 12 วันที่ผ่านมา

    It’s 3rd time

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 11 วันที่ผ่านมา

    Thanks Tigrai on line for your always truth. I agree with you .Esayas the sadist hates Eritreans loves war.I wish Tigrai and Eritrea have peace ,no owning Ports to Ethiopia .

  • @user-wj4fb2gr5s
    @user-wj4fb2gr5s 12 วันที่ผ่านมา

    አታ ሩምስ ሒዚ ናይ ዓዲካ ዘይትገብሪ በላዒ

  • @essieKlkidan
    @essieKlkidan 12 วันที่ผ่านมา

    አታ ወዲ ሚሊሻ አያዓትን ንህናውን አይንፈቅድን

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 11 วันที่ผ่านมา +2

    አታ ቆማል ናይትግራይካ ዘይትገብር ኤርትራ ዘኪራትኩም አይትፈልጥን ሰሪሕካ ብላዕ ኤርትራ እንተዘይበልካ አይሰልጠካን እዩ ዓንጋል😂

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 12 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩ ናይ ኤርትራ ጽቡቕ ጽቡቕ እንተትዛረቡ ከመይ ንዓኹም ምሓሸኩም።

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 11 วันที่ผ่านมา

    ብከንያ ዝይፊትን ዓብይ ኣህመድ ንኡሮሞ ህብርተስቡ ውክሉ ጥቕሞም ከርጋግፀሎም ዝደልይ፡ እሞ ኢሮሞ ኣብ ከንያ ኣለው እሞ ብከንያ ውደብ ባህርይ ሃቡና ዝይብልዎም ተመሳሳልይ ህብርተስብ እዮም ዝነሩ፡ ንኢሮሞ ካብ ከንያ ዝቕርቦም የለን፡ ከም ኢርትራን ትግራይን፡

  • @solomontekeste715
    @solomontekeste715 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣየ ዓርከይ ፋራ ናይ ዓሰብ ደኣሞ ቀደም ባህላዊ ጀነራልካ ጻድቃን ነዞም ኩሎም ኦሮሞ ኣምሓራ ምስ ኣብይ ዝቋሽሑ ዘለዉ ሒዙ ፈቲኑ ኔሩ ኣንዲዩ እንተ ታሪኽ ናይ 24 ዕመት ዘኪርካ ሕጂ ዘይሕሰብዩ ተጋሩስ ፈኸራ እምበር ዓቅሚ የብልኩምን እስከ ሕጂ ምዕራብ ትግራይ ትብልዎ ዘለኹም ዘይትሕዝዎ ሻዕብያ ነጻ ዕድል ሂቡኩም ኣሎ እስከ ሰብኡት ኩኑ ክንርእየኩም

    • @weghta3315
      @weghta3315 11 วันที่ผ่านมา

      gohaf sarekti disti Stupid terrorists banda group

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 11 วันที่ผ่านมา +1

    አብሕልሚ ክትነብሩ ኢኹም ዘይ ወያነስ ተሐንጊሩ እዩ አዲስ አትዩ ቀደም ከማን በይንና ኢና እሞ ኑዑ አብአ ንራኸብ ግን ካብሕልሚ ዉጹ ብደምና ወለሐደ ዝሃበና የለን