ነቲ ዋና እንተዘይደፍሩ፥ቤቱ ኣይመፍረሱን/ ዕዱም ጋሻና ኣቦይ ቀሺ በረኸት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 55

  • @hiwanhabte3152
    @hiwanhabte3152 25 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmalna edmen tenan yhabkum fetari 😍😍

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 27 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብሪ ንኣምላክ ይኩን ንዓኹም ዝሃበና ⛪⛪⛪🙏🌿💙

  • @SayrnaHaar
    @SayrnaHaar 26 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉

  • @saragualhamel9539
    @saragualhamel9539 27 วันที่ผ่านมา +3

    Amenn Amenn 🙏 🙏 🙏 Amenn Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalkum Amlak Abotatna

  • @samielmael9098
    @samielmael9098 27 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣሚ ዝነኣድ ዝድነቅ ትምህርቲ ዩ ኣመን የቐነልና ኣቦይ ቀሺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fdg761
    @fdg761 27 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜንን ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ መምህራነይ ስልጣን ሓወይ ብደቅኻ ትሓጎስ ለምለም ርገፅ ዕድመኻ ይንዋሕ ዘርእኻ ይብዛሕ ልኣኻ ትርእይ ተለኹስ ይዓግብ

  • @Ghirmayaraya
    @Ghirmayaraya 27 วันที่ผ่านมา +3

    ስልጣን በዚተካይዶ ዘለኻ መደባት እግዚኣብሐር ይሓግዝካ

  • @Gebremedhn12
    @Gebremedhn12 27 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ስድራ እግዚኣብሄር ።
    Psalms 16 ትግ - ዳዊት
    8: ንእግዚኣብሄር ኵሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ ገይረዮ፣
    ብየማነይ ስለ ዝዀነ፣ ኣይክናወጽን እየ።

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و 26 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏

  • @ተበገስ
    @ተበገስ 27 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣቦና❤🎉❤❤🎉❤❤❤🎉

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 14 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏✝️💒

  • @መለይበሉለይ
    @መለይበሉለይ 25 วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሄር ይመስገን ፡ ተባዓት ወታሃደራት እዮሱስ ክርስቶስ።

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 27 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤ Amen Amen Qale hiwet yesmalna ❤❤

  • @SayrnaHaar
    @SayrnaHaar 26 วันที่ผ่านมา

    አሜን ሰላምዳ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @geretesfay7898
    @geretesfay7898 27 วันที่ผ่านมา +3

    Kale hiwet yesmalna Abona amen Amen adme xanan yhebkum

  • @geretesfay7898
    @geretesfay7898 27 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen amen kale hiwet yesmalna

  • @SlamhaSlam
    @SlamhaSlam 27 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራን አቦታትና❤

  • @michaelwoldeyesus57
    @michaelwoldeyesus57 26 วันที่ผ่านมา

    Abie seb bete'ami nemesgnka 1000 amet neber. Thank you

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 27 วันที่ผ่านมา +1

    Hawuna sltan kbur abona kale hiwot yesmalna Amen 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🎉🎉🎉🎉

  • @simonMulubrhan-t3w
    @simonMulubrhan-t3w 27 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝኣብሔር ይመስገን እንቃዕ ደሓን መጻኹም

  • @zewenjelTinsea-e5l
    @zewenjelTinsea-e5l 27 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kal hiwet yesmaluna hawina selutene hawina abona shesh xegue yebzuh

  • @InnocentBacon-cb8ec
    @InnocentBacon-cb8ec 27 วันที่ผ่านมา +2

    amen amen amen abona kale hiwet yesmealna

  • @fxum-yu8uo
    @fxum-yu8uo 27 วันที่ผ่านมา

    አሰኸቶኩም ኣብ ቤትክርሰትያን የለከመን አቲ ጸገም አዚ ኢያ ሰልጣን

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 27 วันที่ผ่านมา +3

    መድሃኒነ ተወልደ ነዋ
    መድሃኒነ ተወልደ ነዋ
    ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ
    ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ።
    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓጥያትናን ጉድለትናን ከይጸብጸበ ብኣክናፈ መላእክቱ ብጸሎት ቅዱሳን ጻድቃን ሓዋርያት ሰማእታቱ ፡ሓጥያትና ጸሪጉ ማይ ጸበሉ ነጺጉ ብፍስሃን ብፍጹም ሰላም ፍቅረ ክርስቶስ ብስም ስሉስ ቅዱስ ኣጋእዝተ ዓለም ስላሴ ብስም ኣዴና ቅድስት ድንግል እግዝእትነ ማርያም ኣደ ሃጥኣን መብርሂት ጸልማት ዓለም ብመንፈስ ቅዱሱ ኣጋንኑ ኣርሒቑ ብሓባር ኣብታ ቅድስት ቤቱ ክቡር ደሙን ቅዱስ ስግእን ብጸሎተ ፈትቶ ብርኻን ኣቦታት እንቖርበሎ ይግበረና።

  • @Samualtesfit
    @Samualtesfit 27 วันที่ผ่านมา +6

    ነዚ ድፍረት ሙስሊም ስለ ዝኮነ ዮ😢

    • @fdg761
      @fdg761 27 วันที่ผ่านมา +1

      እሞ እቶም ኣብኣርትራ ዘለዉ ናይ ሃይማኖት መረሕቲ ዓገብ ዝይብሉ ንምንታይ ይፈርሕዎ

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 27 วันที่ผ่านมา +1

      Ezi keshi agame tsere Eritrea entay eyu zibil zelo? Hasawi amsilu.

    • @Samualtesfit
      @Samualtesfit 27 วันที่ผ่านมา

      @@fdg761 nat ka ሓሳብ ደጊፈ ኣብ መወዳእታ ዓለም ሽዑዑ ክፈልትወዮም ነቲ ሓቀኛ ኣምላኽ

    • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
      @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 27 วันที่ผ่านมา

      ​@@DMA-f1zበቃ ሓቂ ዝተዛረበስ ትግራዋይ ኢዩ ኣብ ነብስኻን ነብሰይን ዝወርድ ዘሎ ኣደራዓ ኢዮም ተዛርቦም ምሕረት የውርደልና ኤርትራውያን

  • @keshigere8360
    @keshigere8360 27 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋት ከመይ ኣለኩም ጽቡቕ መደብ ቃለሂወት የስምዓልና.
    ትኽክል ኣለኹም እቶም ቅድሚ ሕጂ መምህርና ምስትያትና ኢሎም ንኣወል ዝሞጎስዎ በዓል ቀሲስ ስምኦን ሕጂ ቤክርስትያናን መጻሕፍትናን ይላገጽሉ ኣለዉ. ስምኦን ሓንቲ መዓልቲ ብዛዕባ የኔታ እዝራ ኣይተዛረበን. ምሳይ ብሓንሳብ ክልተ ዓመት ተማሂሩ ኢዩ. በንጻሩ ብኻራ ይሕርዶሞም. ብዝኾነ ግቡእ መልሲ ሂብኩሞ ኣለኹም.

  • @tijey8083
    @tijey8083 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @YohannesMengstab
    @YohannesMengstab 27 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle342 4 วันที่ผ่านมา

    🦋🦋🦋🦋

  • @AlmazAlmaz-o1j
    @AlmazAlmaz-o1j 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏

  • @afarisafari2833
    @afarisafari2833 26 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏🙏🙏😍😍😍😍

  • @DawitIsaak-tb3xd
    @DawitIsaak-tb3xd 27 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🥰

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 27 วันที่ผ่านมา

    Bhaki eway eza haymanotnan hzbenan si mas selam krekeb 😢

  • @زينب-ث4ج6ش
    @زينب-ث4ج6ش 27 วันที่ผ่านมา

    ❤🥰🥰❤️🥰🥰❤️🥰❤️🥰❤️🙏🙏🙏

  • @rozaabreha6862
    @rozaabreha6862 25 วันที่ผ่านมา

    አንታ እዚስብ እንታይእዪ ነገር ደሳውር በቃ አነ አይበልኩን ንናይኢትዪዽያ ንጎስ ዝነበረ እየ ኢሉ እንታይ ኢኻ ትብል ደለኻ ህዝቢ አይትረብ በጃኻ ንስላም ስብኽ መፅሃፍ ቅዱስ አምህር ብዛእባ እየሱሰ ክርስቶስ ❤

  • @hhkk5680
    @hhkk5680 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ምኽሪለባም
    @ምኽሪለባም 27 วันที่ผ่านมา +2

    ኣግዕዝያን። ኢትዮጵያውያን ዘይሓመሙስ ውጽኣት ሒዝኩም።

    • @YordanosT-q4n
      @YordanosT-q4n 27 วันที่ผ่านมา

      Entay eom knblekum ina haymanotkum zeytekbru ktkebru😢😢

    • @SaraFsf-gs2vn
      @SaraFsf-gs2vn 27 วันที่ผ่านมา +1

      እዚ ሃይማነት እዮ።

  • @hhkk5680
    @hhkk5680 27 วันที่ผ่านมา

    😢

  • @berhanekelatti5012
    @berhanekelatti5012 27 วันที่ผ่านมา +3

    ANTA SARAKI KASH DIBLOS AGAAME JUNTA

  • @TecleHaile
    @TecleHaile 27 วันที่ผ่านมา

    Ata kondaf agame sekit!

  • @geretesfay7898
    @geretesfay7898 27 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen amen kale hiwet yesmalna

  • @habentesfamariam7646
    @habentesfamariam7646 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 19 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @fan2pacamare458
    @fan2pacamare458 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @Rrtech-zh5mj
    @Rrtech-zh5mj 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤