ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሜሮን ቀደም ጽቡቅ ነርካ ክብር ታት ኤረትራ ምጉስጋስ ገድፍካዮ ሰለምታይ አትጋገ ሜሮን ብዛዕባ እሱራት ጥራይ አትዛረብ ከምቀደምካ ኩን
ክክክክክክክክክ ኤርትራዉያን ኣይኮኑንን እንዶም እቶም ኡሱራት ክላዓሉ መቸም ርእስኩም ኢያ ትሓምም ብዛዕባ ጎይላ ጥራይ ሕሰቡ
ሜሮን እዚ ውልቀ መላኺ ኢዮ ቀልጢፍካ አባርሮ
Wegahta qetrn mshetn nay Sydney Sheldon alatkum...btaemi iya xbqti ❤
ትክክል ኣሎ እዚ ሓውና ምክንያቱ ነቀፌታን ሻወርን ካብ ርእስካ ክጅምር ኮሎ እዩ ጽቡቅኣብ ኤርትራ ፍትሒ ዘይደሊ ሰብ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን እያ ግን ጸብሒ እንደኳዓኳ ዝድለ ለውጢ ክመጽእ ይክእል ድዩ ? ቆልዓ ሰበይቲ ኣቦታት መናእሰይ እምኒ እንዳጨፍጨፍካ ዝመጽእ ለውጢ ኣሎ ድዩ ? ኣብ ኤርትራ ልችን ማይን ከምዘየለ ተኣምን እንተኮንካ ገንዘብ ኣዋጺእካ ንትግራይ ምስዳድ ድዩ እቲ ፍታሕ ? ንከማካ ተቋወምቲ እንዳባረርካ ድዩ ዝመጽእ እቲ ፍትሒ ? ኣነ ነውሕ ጊዜ ተቋዊመ እየ ግን ኣብ ዘይ ባቡረይ ከምዝተሳፈርኩ ምስ ተረዳኣኒ ከኣ ካብታ ባቡር ወሪደ ምክንያቶ ወጽዓ ኣደይ ከይገበርኩ ወጽዓ ጎሮቤተይ ምዝራብ ድዩ እቲ ፍታሕ ? ሓቂ ይሓይሽ ሕስብ ከብሎ ከለኩ መንእሰያት 60 ታት መዳእርግትና እዮም ኢለ ከኣምን ብጣዕሚ እዩ ዘጸግመኒ ካብ 18 ስጋብ 20 ዝዕድሜኦም መንእሰይ ናይቲ እዋን በረካ ወፊሮም ሓፋሽ ወዲቦም 1991 ግድሎም ፈቲሖም እዮም ስለዚ ነፍሲ ወከፍ መንእሰይ ነናቱ ግድሉ ስለ ዘለዎ ግድሉ ክፈትሕ ኣለዎ ባሃላይ እየ ወደሓንኩም ሓባይብና
ቀምሽ ኣደይ ሓንኩልኒ:እሞ ከማኻ ዝመስሉ ሰባት ደሊኻ ምስኦም ዘይትቃለስ ካብ ንኻልእ ምውቃስ::ንዓ ግድን ምሳና ተቓለስ ዝበለካ የለን
Both of you did good 👍
ከም ኣብ ጋሽ ባርካ ዘሎ ትግርኛ ዝዛረቡ ዓፍፍት ሲ ይህሉ ዶ ፧
ኣነስ ዓንጃላት ኮይኖም እዩም ዝስምዑኒ
ሜሮን ነዞም ኣራዊት ግብረ-ሽበራውያን ሻዕብያ ጸርግፎም ገጽ ኣይትሃቦም
Aye meron meskinay ጸማም ሓደ ደርፉ
እዞም ጋሽ ባርካስ ሰብ ድዩም እንስሳ??ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኣብ ሜድያ ኮለል ዓንገረር ክብሉ ይውዕሉ ደናቑር:ቁሩብ ከማን ኣይሓፍሩን ድዩም😢
Sabia Sabia metekele Alewo nisikatumoMetikele eybelekumuoneSabia Nizehleme Niberena
ብራቦ ብራቦ አፉ አተሒዝካዩ። መን እዩ ዝገብሮ አብ ኮፒተር ኮይኑ። ብዘረባ ኮፍ ኢልካ ሃዳሚ መንክገብረልካ። ሻዕብያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Meron adgi 😂😂😂 mendelay xelieka dea Emo motka keriba
Wedi elsa Xi rum endyu kabzi entay knxbey
❤❤❤❤
Kakkkk mendelay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሪ እዚ ወዲ ኣፍልጥኡ ድሩት እዩ ። ብቅዓት ዘለዎም ክጸልዉ ዝክእሉ ካብ ክልቲኡ ወገን ተተቅርብ ጽቡቕ ነይሩ ገለ ከኣ ምተምሃርና ይብል።
ከመይ ኣለኩም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ከብዱ እንበር እዚ ኤለትርክ ልቺ ማይ ዝበሃል ኣይንታዩን ኢዩ ሓይጣት ኢዩ ዝመስሎም
ሎቁማጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሙሽሙሽ
ምስዚ ሎቅማጽ መሮን ግዜኹም ኣይተጥፍኡ መንእሰያት
ሜሮን አብ ኤርትራ ፍትሒ የለን ትብል አብ ዓዲ ፍትሒ መጺእኪም ፍትሒ ትጥሕሱ ዘለኹም ሜሮን ፍትሒ ትርጉማ ቅድም ፍለጥዋ አብዚ መንእሰያት አይተታልል ዓዱ ዝኸሐደ ይእሱር ሉቺ ማይ ትብል ዘይትሕግዝ መንግስቲ ጥራይ ክገብረልኩም ትሐስቡ ሰሪሕኩም ሐግዙ ኢሰያስ አዴኻ ብወያነ ከይትድፈር ይካላኸለልካ አሎ ሜሮን ንስኻውን እንተ ኸዲዕካ ክትእሰር ኢኻ አብ ከሉ ዓለም ሕጊ አሎ ናይ ዓድኹም ሐራም አብዘለኹሞ ዓዲ ኸአ ደኒንኩም ትኸዱ ፈራሐት
Enitay tabel aleka mieron nay hij giber
መልሰሉ ሕቶብሕቶ አይትመልሰሉ አታ ከዳዕ
ካብ ዓለም ብምልእታ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ ጥራይ እያ ትርከብ ንኣብነት ስርቂ የለን ለማኒ የለን ሓሳዊ የለን ምቅትታል የለን ብሃይማኖት ዝዛረብ የለን ብኣዉራጃ ዝዛረብ የለን መኒኻ ካበይ ኢኻ ዝባሃል የለን ካብዚ ዝዓቢ ጸጋ ወይ ድማ ፍትሒ የለን ክትብል እንተኾንካ ብገንዘብ ዝተዓሰብካ ክትከዉን ኣለካ
እዚ ወዲ ቦኮራ ቦሎ ፍትሒ ዶ የድልዮ ህዝቢ ኤርትራ ተበሎስ ኮለል ናይ ብሓቂ ገሊኦሙስ ሕልኖኦም ዝሸጡ ኣብ ጸልማት ምንባር ዝመረጹ ብድንቁርና ዝተዓጽዉ ኣምላክ ምሕረት የውርድ።ኣታ ወዲ ነብስካ ሓራ ኣውጻኣያ ኣባርነት ኣትታዓጾ።
mekusi asli
ሜሮን ከዳዕ
Zbais.nida.geberka.kinbas.ybilinan.mibal.lagisiIu.
ሜሮን ትርጉም ፍትሒ አብ ምንታይ ከምቲ ትብሎ ደለኻ አይፍታሓን እዩ ፍትሒ የለን ኢ ልካ ተምን እንተደአ ኮይንካ ኣብ ዩቲዩብ ኮንካ ፍትሒ ክምዘይመጽእ ፍለጥ እዚ ንቢዝነስኩም መሳለጢ ኢልካ እትብሎ ዓጀውጀው ዋጋ የብሉን ክምቲ ወዲ ባረንቱ ዝበለካ እዩ እቲ ሓቂ አብ ሃገርና ብዘይገበን ዝተአስረ የለን እዚ ናይ ቢዝነስ ዘረባ ገዲፍካ ካልእ ተዛረብ ብዛባ መብረህቲ ከአ ህተት ሃገርና ምቹእ ዘይኮነ አቀማምጣ ስለዘለዋ ሃይድሮ አኤክትሪክ ክጥቀም አይትክልን እያ ኢላ ብነዳድን ሶላርን ጥራይ እዩ ምፍትሒኡ
Meron.mizom.atma.higidef.tezaribika.bijeka.dikam.trfi.yelen
I think ezom higdef More telalesty iyom ,, leboniom kiaa big
Denqoro first give freedom for your self and for your own people
Iziomo itihgolomoDekisuzeloTedefinu 😂Begorebetena😂
Selber schuld ni higdef ab gezaka enda amtsaka tekeke yebiluka
ዕልዋ መንግስቲ እንታይ ማለት ኢዩ ብጀነራላት መልክዕ እንተተፈጺሙ ንስኻ ከምመራሕ ሃገር እንታይ ምፈረድካዮም
Good question 🤔
ሜሮን ቀደም ጽቡቅ ነርካ ክብር ታት ኤረትራ ምጉስጋስ ገድፍካዮ ሰለምታይ አትጋገ ሜሮን ብዛዕባ እሱራት ጥራይ አትዛረብ ከምቀደምካ ኩን
ክክክክክክክክክ ኤርትራዉያን ኣይኮኑንን እንዶም እቶም ኡሱራት ክላዓሉ መቸም ርእስኩም ኢያ ትሓምም ብዛዕባ ጎይላ ጥራይ ሕሰቡ
ሜሮን እዚ ውልቀ መላኺ ኢዮ ቀልጢፍካ አባርሮ
Wegahta qetrn mshetn nay Sydney Sheldon alatkum...btaemi iya xbqti ❤
ትክክል ኣሎ እዚ ሓውና ምክንያቱ ነቀፌታን ሻወርን ካብ ርእስካ ክጅምር ኮሎ እዩ ጽቡቅ
ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ዘይደሊ ሰብ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን እያ ግን ጸብሒ እንደኳዓኳ ዝድለ ለውጢ ክመጽእ ይክእል ድዩ ? ቆልዓ ሰበይቲ ኣቦታት መናእሰይ እምኒ እንዳጨፍጨፍካ ዝመጽእ ለውጢ ኣሎ ድዩ ? ኣብ ኤርትራ ልችን ማይን ከምዘየለ ተኣምን እንተኮንካ ገንዘብ ኣዋጺእካ ንትግራይ ምስዳድ ድዩ እቲ ፍታሕ ? ንከማካ ተቋወምቲ እንዳባረርካ ድዩ ዝመጽእ እቲ ፍትሒ ? ኣነ ነውሕ ጊዜ ተቋዊመ እየ ግን ኣብ ዘይ ባቡረይ ከምዝተሳፈርኩ ምስ ተረዳኣኒ ከኣ ካብታ ባቡር ወሪደ ምክንያቶ ወጽዓ ኣደይ ከይገበርኩ ወጽዓ ጎሮቤተይ ምዝራብ ድዩ እቲ ፍታሕ ? ሓቂ ይሓይሽ ሕስብ ከብሎ ከለኩ መንእሰያት 60 ታት መዳእርግትና እዮም ኢለ ከኣምን ብጣዕሚ እዩ ዘጸግመኒ ካብ 18 ስጋብ 20 ዝዕድሜኦም መንእሰይ ናይቲ እዋን በረካ ወፊሮም ሓፋሽ ወዲቦም 1991 ግድሎም ፈቲሖም እዮም ስለዚ ነፍሲ ወከፍ መንእሰይ ነናቱ ግድሉ ስለ ዘለዎ ግድሉ ክፈትሕ ኣለዎ ባሃላይ እየ ወደሓንኩም ሓባይብና
ቀምሽ ኣደይ ሓንኩልኒ:እሞ ከማኻ ዝመስሉ ሰባት ደሊኻ ምስኦም ዘይትቃለስ ካብ ንኻልእ ምውቃስ::ንዓ ግድን ምሳና ተቓለስ ዝበለካ የለን
Both of you did good 👍
ከም ኣብ ጋሽ ባርካ ዘሎ ትግርኛ ዝዛረቡ ዓፍፍት ሲ ይህሉ ዶ ፧
ኣነስ ዓንጃላት ኮይኖም እዩም ዝስምዑኒ
ሜሮን ነዞም ኣራዊት ግብረ-ሽበራውያን ሻዕብያ ጸርግፎም ገጽ ኣይትሃቦም
Aye meron meskinay ጸማም ሓደ ደርፉ
እዞም ጋሽ ባርካስ ሰብ ድዩም እንስሳ??
ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኣብ ሜድያ ኮለል ዓንገረር ክብሉ ይውዕሉ ደናቑር:ቁሩብ ከማን ኣይሓፍሩን ድዩም😢
Sabia Sabia metekele
Alewo nisikatumo
Metikele eybelekumuone
Sabia Nizehleme Niberena
ብራቦ ብራቦ አፉ አተሒዝካዩ። መን እዩ ዝገብሮ አብ ኮፒተር ኮይኑ። ብዘረባ ኮፍ ኢልካ ሃዳሚ መንክገብረልካ። ሻዕብያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Meron adgi 😂😂😂 mendelay xelieka dea Emo motka keriba
Wedi elsa Xi rum endyu kabzi entay knxbey
❤❤❤❤
Kakkkk mendelay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሪ እዚ ወዲ ኣፍልጥኡ ድሩት እዩ ። ብቅዓት ዘለዎም ክጸልዉ ዝክእሉ ካብ ክልቲኡ ወገን ተተቅርብ ጽቡቕ ነይሩ ገለ ከኣ ምተምሃርና ይብል።
ከመይ ኣለኩም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ከብዱ እንበር እዚ ኤለትርክ ልቺ ማይ ዝበሃል ኣይንታዩን ኢዩ ሓይጣት ኢዩ ዝመስሎም
ሎቁማጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሙሽሙሽ
ምስዚ ሎቅማጽ መሮን ግዜኹም ኣይተጥፍኡ መንእሰያት
ሜሮን አብ ኤርትራ ፍትሒ የለን ትብል አብ ዓዲ ፍትሒ መጺእኪም ፍትሒ ትጥሕሱ ዘለኹም ሜሮን ፍትሒ ትርጉማ ቅድም ፍለጥዋ አብዚ መንእሰያት አይተታልል ዓዱ ዝኸሐደ ይእሱር ሉቺ ማይ ትብል ዘይትሕግዝ መንግስቲ ጥራይ ክገብረልኩም ትሐስቡ ሰሪሕኩም ሐግዙ ኢሰያስ አዴኻ ብወያነ ከይትድፈር ይካላኸለልካ አሎ ሜሮን ንስኻውን እንተ ኸዲዕካ ክትእሰር ኢኻ አብ ከሉ ዓለም ሕጊ አሎ ናይ ዓድኹም ሐራም አብዘለኹሞ ዓዲ ኸአ ደኒንኩም ትኸዱ ፈራሐት
Enitay tabel aleka mieron nay hij giber
መልሰሉ ሕቶብሕቶ አይትመልሰሉ አታ ከዳዕ
ካብ ዓለም ብምልእታ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ ጥራይ እያ ትርከብ
ንኣብነት ስርቂ የለን ለማኒ የለን ሓሳዊ የለን ምቅትታል የለን ብሃይማኖት ዝዛረብ የለን ብኣዉራጃ ዝዛረብ የለን መኒኻ ካበይ ኢኻ ዝባሃል የለን ካብዚ ዝዓቢ ጸጋ ወይ ድማ ፍትሒ የለን ክትብል እንተኾንካ ብገንዘብ ዝተዓሰብካ ክትከዉን ኣለካ
እዚ ወዲ ቦኮራ ቦሎ ፍትሒ ዶ የድልዮ ህዝቢ ኤርትራ ተበሎስ ኮለል ናይ ብሓቂ ገሊኦሙስ ሕልኖኦም ዝሸጡ ኣብ ጸልማት ምንባር ዝመረጹ ብድንቁርና ዝተዓጽዉ ኣምላክ ምሕረት የውርድ።ኣታ ወዲ ነብስካ ሓራ ኣውጻኣያ ኣባርነት ኣትታዓጾ።
mekusi asli
ሜሮን ከዳዕ
Zbais.nida.geberka.kinbas.ybilinan.mibal.lagisi
Iu.
ሜሮን ትርጉም ፍትሒ አብ ምንታይ ከምቲ ትብሎ ደለኻ አይፍታሓን እዩ ፍትሒ የለን ኢ ልካ ተምን እንተደአ ኮይንካ ኣብ ዩቲዩብ ኮንካ ፍትሒ ክምዘይመጽእ ፍለጥ እዚ ንቢዝነስኩም መሳለጢ ኢልካ እትብሎ ዓጀውጀው ዋጋ የብሉን ክምቲ ወዲ ባረንቱ ዝበለካ እዩ እቲ ሓቂ አብ ሃገርና ብዘይገበን ዝተአስረ የለን እዚ ናይ ቢዝነስ ዘረባ ገዲፍካ ካልእ ተዛረብ ብዛባ መብረህቲ ከአ ህተት ሃገርና ምቹእ ዘይኮነ አቀማምጣ ስለዘለዋ ሃይድሮ አኤክትሪክ ክጥቀም አይትክልን እያ ኢላ ብነዳድን ሶላርን ጥራይ እዩ ምፍትሒኡ
Meron.mizom.atma.higidef.tezaribika.bijeka.dikam.trfi.yelen
I think ezom higdef More telalesty iyom ,, leboniom kiaa big
Denqoro first give freedom for your self and for your own people
Iziomo itihgolomo
Dekisuzelo
Tedefinu 😂
Begorebetena😂
Selber schuld ni higdef ab gezaka enda amtsaka tekeke yebiluka
ዕልዋ መንግስቲ እንታይ ማለት ኢዩ ብጀነራላት መልክዕ እንተተፈጺሙ ንስኻ ከምመራሕ ሃገር እንታይ ምፈረድካዮም
Good question 🤔