ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ኣሕዋት ፡እዚ ውድድር መጀመርታ ከም ምዃኑ ዘሎ ጉድለት ንገሩና ኣብ ቐጻሊ ዳ ተመሓየሸ ክከይድ ዩ ፡ክወዳደር ዝደሊ ይንገረኒ ንኩሉ ዩ ዝምልከት ፡ሰናይ ምክትታል 🙏🙏🙏
Ane kewadadre yedeli
Neshnesh hto kulu hade aytgbero mknyatu nezi Video reyom keyexnewo
ል ደቂ ዓድኻ ጥራይ ድዩ😠🙄🙄
ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ ክንዕወት ንደሊ ውን'ኮ ኣለና፡ቅሩብ'ባ እንተሓገዘና😄😄😄😄😄😄ነዞም ሽኮቲናታት ትርእዮም ዘለኻ ብምጽናዕ ጥራሕ ኢና ክንስዕሮም ንኽእል😄😄😄
ነሹ ጽብቅ መደብ እንድዩ ነገር ግን መሃሪን ኣዛናጋዕን ክከውን ኣለዎ ጠርባሽ ሕቶ ኣይትሕተቶም ምስ full respect bro
ነሹ ሓውና ነዚኦም ብሕጂ ኣዳሊኻዮም ዘለኻ ክርስትያን እንተድኣ ኮይኖም መንፈሳዊ ሕቶታት እንዳ ሓወስካ ሕተቶም ንበረኸት ይኾነካዩ ዝሓወይ ምዓረይ።
ጽቡቅ ርእይቶ ሓቅካ ኣለካ
ናይ ባሓቂ ንፍዕ
Ney bhaki 🙏
Xebu hasab eu
Nhadar zwkl ente koynu kea temeraxi
ምሳይ ዝወዳደር ሲንግል ኣሎ ዶ❓ሲንጊል ንቅድሚት💃
ጓል ጋንታይ ፎርሳ ጥርይ "ሲንግል" ንቕድሚት😂💪
Single kea ab Europa league ekum ketesatefu 😂
Gual dki mo😍😍
እወ ስንግል ንቕድሚት
ኣለኩ ክገጥም እየ
ሲንግል ዝኾንኩም እስኪ ብlike 👈i love you single 🙈ሜሪ ሃኒ ዝፈትወኩም💋💋💋💋👈
@Asmera shikor chanel ኣስመራ ሽኮር ቻነል እሺ sisi😘
@@ጓልዘርኢራያትግራይ ጓል ራያ ከ ስንግል ድኪ ደኣ ዘይ ንደማመር
@@Aman-uv7zi 🤣🤣🤣🤣🤣ምድማር ኣይፈቱን🤣
@@ጓልዘርኢራያትግራይክክ አሂ ደ አዛ ንደመር ምስ በልኩ ዶ ኣቢ ኣሕመድ ቕጅል ኢልኪ ወላስ አንታይ ከይ ተደመርኪ ደኣ በንኪ ዶ ክትነብሪ አኮ ባናና ኣልሚድኳ ኣለኪ ማለት አዩ ኮ
@@Aman-uv7zi 🤔🤔🤔🤔🤔🤔ስብሓናላህ ታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ🤔🤔🤔
*እዚ ኮነ ኢልካ ንሲንግላን ንምብስጫው ዝግበር ዘሎ ውዲት'ዩ፣ 'ይኣክል!' ንሲንግል ኮነ ኢልካ ልቡ ንምትንካፍ ዝግበር ምንቅስቓሳት ይኣክል ይኣክል!✊🤒🤒*
ክክክ ኖ ንሲንግል ንምምሃር ኢና ኣምጺናዮ
ከከከከከከ መን ስንግል ከእን እልካ ወይ ከዓ ገዳም እተ ክትፀድቅ
@@neshnesh_show ክክክክክ ነሽነሽ ፈግር ካብዚ ዳ እንታይ ክንማሃር ኣባላልዓ ድንሽን መንጸፍ ኣንሶላን ከረምለን ።
Neshnesh mesel singel ytehalo nbel alena singlawyan yeakel
@@selam841 fger entay amtso. Respect don't be cheap
ታይ እስከ ክልተ ፍቁራት ማዕረ ክንደይ ይፋለጡ ዝህብ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ነሹ ጠሓሒሳ
ሃኒ ብጣዕሚ ኣድኒቕኪ፡ ምውጻእ ኣይፈቱን እየ ናብ ገዛይ እየ ዝብሎ ምባልኪ፡ never judge a book by it's cover ዝብል ምስላ ኣዘኪርክኒ።
Ane keman btaemi adnikeya, bidege kemzi gena niesnet zelewa tmesleni nera
Ane wean marey mske alku adnkake
ናይብሓቂ ትፋለጡ ኢኹም ፍቕርኹም ይሰስን
ወዲ እዮብ ዝፈትዋ ሊይክ
ጓል ኢዮብ ገዲፍካስ ወዲ ኢዮብ problematischኣብ ጉዳይ መስተ ሃኒ ኣድኒቐኪ ኣብዚኣ እንዲኽን ኣዋልድ ተሕጉሳኒ ሶ God bless u best couples ❤️
Meri & Hani muqurat natey fqrkum yebzhayo fetari 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹👸🤴
እዋይ ነሹ ከመይ ዲካ ትነጅሓኒ ለቅነ ተምጽኦ ደለካ ከኣ ፐዉ ይበል እዛዓርከይኣጆኻ ንሕና ከኣ እታ ዓቅምና #sher #like ....ኣቦቱኡ ከምዚ ከማይ ብነሽነሹ ትሕጎሱ #like ርገጹ
ነሽነሽ አዚ ኣብ ፍቁራት ትገብሮ ዘለካ ዓቢ ኣስተውጽኦ ብ ግዜኻን ጉልበትካን ኣብ ኤርትራ ሚንስተር ናይ ፍቁራትን ሰብ ሓዳርን ክትከውን ኢኻ ነሹ ጅግና ክክክክ 😂😂😂😂
ክክክክክ
Kkkkkk. ሞይተ 🤣🤣🤣
ብሕልመይ ድዮ ዋላስ 😁ማዓዝ ዳኣ ተዓርዮም ተመስገን❤እንኳዕ ተዓረኹም ሃኒ ቆንጆ❤
ሲንግል Hii በልኒ ልበይ ክዓረፍ😢
hiiii
@@Aman-uv7zi ግድፍ
Hii
Hi
😂😂😂😂😂hiiiii
እተን ሕቶታት ሓዘን ኢካ ምክንያቱ ንቀፃሊ ከይድገም ኣፅኒዖም ስለ ዝመፁ ሕቶ ሃንደበት ክክውን ኣለዎ
ደስ ክብሉ ሜሪ ና ሃኒተይ ሽኮራት ነሹ ግን ሲንግላት ጎዲእካና ክንከሰካ ኢና ክክክክ
😄😄I trr444 the rquestion question question
Wawww ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ግን ናተይ ርኢቶ:እቶም ድሕሪ እዚኦም ዝሕተቱ ፍቑራት ከጽንዕዎ ስለ ዝኽእሉ,እቲ video ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምዝርጋሕካ ንሰለስተ ፍቑራት ሓደ ዓይነት ሕቶ ሓቲትካ ሽዑ ናብ ህዝቢ ትዝርግሖ ዝተዓወተ ከኣ ሽልማቱ ይወስድ ምበልኩ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ,ምሳይ ዝሰማማዕ like,
Ane keman kemea ktshf dele nere tsbuk aleka eti Video kdgen akedimu ksrah alowo wey kea darga temasali gn kirb flil zelowo meta etom fukra eti hto key shmddwo mtan 👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰💯💯💯❤️❤️❤️
ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ነሹ ግን ሕጂ እዚኦም ቀዳሞት ታሓቲቶም ኣለው እቶ ዝተረፉ ካኣ ከም ናይዚኦም እንተታሓቲቶም ጽቡቅ ኮይኑ ኣይስማዓንን ማለት ነዚ ሪኦም መልሲ ክናጋገሩ ስለ ዝኽእሉ ኢየ እንተኺኢልካ ካብ ናይዚኦም ፍልይ ዝበለ ሕተቶም
ብልቢ የመስግን
@@neshnesh_show kdim mzrigahka nkilom hatitika eti video adaliwo mknatu bhade aynet hito tehatitom kehalfu alewom
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
Mskin lemani fqri ata kmy
@@aygermekumdo4914 *እይይይ ኣታ ሰላም*
ዋይ ሲንግለይ ንዑ ስከ ንመያየጠ ነዚ ተኣሊሙልና ውዲት ሲንግል ንቅድሚት😲💪🙇
Kkk
ኣምላኬ ሆይ ኣብ 2013 ካብ ስንጊል ገላግለኒ ሎምስ መሪሩና ቲክን ክንኮን ንደልለና ክክክክ
You are single me to
I like this idea Neshnesh. Good job and keep it up
ሜሪ ኣና ሃኒ ማራ እየ ኮ ደስ ትብልኒ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሽኮራተይ
ነሽነሽ ጎራሕ፡ ተባኢስና እና በሎ ንሰብ ሞኽ ኣቢሎሞ ስለ ዝርኣዮ፡ ሎሚ ብሓደ ጠበሽ ኣቢልዎም
ሎሚ ካ ናይ ነሽነሽ ቪዶ ብ ድንግላ ረኪበያ
@Asmera shikor chanel ኣስመራ ሽኮር ቻነል ajokum qexlwo ❤
kkkk
ኪላ ኣነ ከዓ ጓል ብ ጓላ ዝረከብክዋ ዝበልካ መሲልኒ ባእ
*ነሹ ናይ ሲንግል ክኣ ጀብረልና ገለ ብኡ ጌሩ እንተሰለጠና።*
ነሹ ትጓንየና'ለኻ ስለምንታይ ሲንግላውያን ምስ ፍቑራት ዘይትገብራ *ሲንግላውያን* ዛ ጉዳይ ትሪእዋ'ለኹም ኩላ ኣንጻርና ትዓጥቕ ኣላ እዚ ከኣ ኮነ'ልካ ንዓና ንምድሃል ዝግበር ዘሎ ብኣቶ ነሹ ጥሒሻ ዝምራሕ ጉጅለ'ዩ 🙉😀 ብሓባር *ሲንግል ንቕድሚት* ንበል 😏🚶
ክክክ ጸገም የለን ኮሊለ ኮሊለ ናባኩም የ ኣጆኩም
ብነሹ ዝምራሕ ጕጅለ 😂😂 ሙስየላ ሲንግል ንድሕሪት 😂😜
ክክክክ ናይ ሓያማት ከ ገለ የለን
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ kkk
እንሻኣልላህ ንዓመታ!! ናይ በሓቂ ኤርትራዊት 🇪🇷💯
እሰይ ሃኒተይ ሜሪተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ምጩዋት ደስ ክብሉካ
Xubukatey meri & hani ❤️😘👌 ykenelna neshu netom zfetwem sebat sle zemxakayom 🙏🙏
ነሹ ዓይነይ ብዛዕባ ምቅያር ብር ናይ ኢትዮጵያ መደብ እንተትሰርሕ ፅቡቅ ነይሩ መክንያቱ ንመቀየሪ ዝተዋሃበ ግዜ 3 ወርሒ ጥራሕ እዩ ኩሉ ሰብ ክፈልጦን ተዳልዩ ክፀንሕን ዝግቦኦ ነገር ሰለዝኮነ ተገዲስካ ኣቅረበልና ደኪመ ከይበልካ plsss ካባካ እዩ ፅፉፉ ሓበሪታ ዝርከብ ብሓፈሻ እተቀርቦም መሃርትን ኣዛናጋዕትን እዮም ኣድናቂትካ እየ ድማ
ነሸየ ቀፅለሉ ካብ ሃገረ ትግራይ እየ አታሲንግል ናተይ አዳም አበይ አለካለይ
እዚ ኮነ ኢልኩም ንሲንግል ንምቅታል ኢልኩም ዝሰራሕኩሞ መደብ ዩ። ነሹ ከኣ ብስንጊል ልብካ ጠፊኡካ ነሩስ ሎሚ ምስ ተመርዓካ እምበኣር ከምኡ ገርካ
እዋይ ሲንግል ሙኻና ሎሚ ተሰሚዕና, ካብ ሎሚ የኣኽለኒ ሲንግል ንቅድሚት ምባል, ሲንግል ንድሕሪት ይብል ኣለኹ በቃ ጸላኢና ሲንግል ዪኹን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️✌️✌️✌️
My beautiful couple ❤️❤️❤️ maere kndzie enda tenabebkums mfllay wedi mfllay xelaeikum yfelale God bless you mukuratey
ናይ ብሓኪ ፍቅራት:: ዝገረመኒ ግን singel ኣብ ኩሉ ቦታ የብሉን ሕጂ ካኣ ኣብዛ ና ነሽነሽ መደብ😁😀kexlo neshu hawey ka
ጽቡቅ መደብ እዪ።ግን እቲ መልሲ ጽቡቅ ክረአ ብቻርኮል እንተ ዝጸሓፍ ነይሩ ኩላትና ምረኣናዮ።
Ab enda Neshu Tv meshaq tray eka trekib. Kubnwger yelen gn tsihq tray bessssessBlesses you long liveBflay eta arsti Premier League
ሽኾሪናታት ፍቅርኩም ይሰስን ሃኒ ምቅርቲ ኣፍቅር እዩ ዘብሉኪ ሓቢብቲ ነሹ ፍቅር ኩሉግዜ ኣደናቂትካ እየ ብሉፀይ ሓፍትካ ካብ ትግራይ
ዋው ደሰ ዝብሉ ፈቁራት ኣይፈላሊኩም ምቁራተይ😍😍ነሹየ ቀፅለሉ ንናቱ ሑቢ ካኣ ኣቅርበልና ኢካ😍
ብሓቂ ደስ በሃልቲ ፉቁራት ቀፅሉሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
Hanye mikrty ftewtiw eye zebleki &shikorina wedi Meri Rebi mebaleyiti ygberkum 😍❤❤❤
ኣታ ነሽነሽ ሕደገና ንዶ ዛ ሲንግል ሂወትና ከነስተማቅር ሜሳ ኣይትኩነና ክክክክክክክክ
ያ ኬፍ ዘለኩም ፍቁራት እኩም ወጊክምኒ ፉቁርኩም የብዝሓዮ ጹቡቃተይ
Their relationship worth it.💜
እዋይ ሲንግል ሎሚ ኢና ተዎሪድና ካብ ሕጂ ስንግል ንድሕሪት
ሓደራ ስራሕ ቆልዓ ኣይትስርሑ ኣይትባእሱ ፍቅርኩም ክሳብ መቃብር
መበል 75 ዓመታት ኣብ ሓዳሮም ብፍቅርን ስኒትን ዘሕለፉ ክልተ ሰብ ሓዳር ናይ መዓልቲ ቃልኪዳኖም ዝኽሩ ኣብ ዝጽምብልሉ ዝነበሩ እዋን ፡ ሓደ ዕዱም ብተመስጦ ከምዚ ክብል ይሓቶም ። ንምኻኑ ንልዕሊ 75 ዓመታት ብስኒትን ፍቅርን ሓቢርኩም ክትጎዙ ዝኸኣልኩም እንታይ ኢዩ እቲ ምስጢር በሎ። ሰብኣይ ÷ እቲ ምስጢር በዓል ቤተይ ጸዋርን ዘይትሕለልን ስለ ዝኮነትን ኢዩ በለ። ሰበይቲ ÷ በዓል ቤተይ ኣብቲ መሪር እዋን ናይ ዝሃመቀ እዋን ግዙእ ናይ መስተ ኣብ ዝነበረሉ ውን ክሳብ ዝበልየሉ ምስ ከሉ ኣበራቱን ጉድለታቱን ከም ዘለዎ ክቅበሎ ሳላ ዝኸኣልኩ። እነሀለና ከኣ ብሓጎስ መበል 75 መዓልቲ መርዓና ክንጽምብል በቒዕና ። ከምዚ እዞም ፍቁራት የሕዋትና ክንዕዘቦም ዝጸናሕና ምሉእ ወዲ ሰብ የለን ስለዚ ጎደሎ ጎንታትካን ሕማቅ ባህርያታትካን ከምዘሎ ኣሚንና ተኻኣኢልና ምስ ንነብርባ እቲ እንኮ መንገዲ ዓወት ኣብ ሓዳር ፍቅርን ኢዩ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሃኒ and መሪ ። ነሹ ከኣ የቀንየልና ኣንታ ብሩኽ ናይ ብሩኻት ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ይሰስን 😍❤
ነሹ ነሹ ተባዕታይ መደብ ቀጽሎ። ነሹ ናይ singl መድብ ተትገብረላ ሰኒ ኔሩ?
ኣንታ ዞም ስንግል ገለ ኸ ቦታ የብልናን ድዮ ነሽነሽ እምቧኣ ቦታ ኮ ናዓና ዝኾውን ስእና ያሆ ክክክክክ ምሳይ ኮይና ፕሪመርልግ ክትስለፍ ትደሊ ኣላ ድያ ክክክክክ
ክክክ ክንመጽእ ኢና ናብ ሲንግል
Ane neyerka mekberit bahla mekberit seb gen agama da kaytbel eber
@@SaraSara-cp2im ኣየ ሳራ ዓጋመ ዳኣ ዓዲ ዩ ዓዲ ብዓዱ ድማ ጎሬቤተይ መኽበሪት ባህላ ወሸለ ኾንኪ እምበር ሓቅኺ እኺ ድሑር ኣታሓሳሲባ ዘለዎም ኮሙኡ ይብሉ ዮም እንታይ ግዲኺ
Yekenyeley zhawey lebam bhaki wedabeyti eka kab Zgermek abi zelekuwo ane agame kuluna etelewo agame malet adi eyu ele ynegrom nsatom gen melisom yshkuni senafe wey dma adikeyh malet ewn yeshk malet eyu yblom mo kla suk beli agame ybluni melisom gn dehan slezeyrdom ykewen anegen deki arya mara eye zfetwokum zekbrakumen absdat ka buzuhat abchgrey zhagezuni sebat slezrekebku kaotas kulu wedara kem hawey wedney eye zrio
@@SaraSara-cp2imajoki h
እንተዋወቃለን ብትግርኛ ኣምጺኩማ😀❤❤❤ ነሽ ነሽ ካብ ሃና ዮሀንስ ሕቶ ሰሪቅካ😂
ክክክክ ነቶም ኣምሓሬኛ ዘይክእሉ ብትግሪኛ ነቅርቦ
@@neshnesh_show ተመችዩኒ ነሹ ዓይነይ ናዓና ንሲንግል እውን ገለ ግበር ወይለከ😂
ክክክ ነሹ ጽቡቅ መደብ ጀሚርካ ፡ግን ሕቶ ማራ ከቢድ ግበሮ፡እዚ ቀሊል ሕቶ ኮይኑ ክጋገዩ ኣይክእሉን እዮም፡ኣብ ቀጻሊ ንጽበ ክንደይ ግዜ ሴክስ ትፍጹሙ ከኣ ኣይትረስዕ ክክክክክ
ኣብዚ ለካ ነጥቢ ክፍለጥ ደለዎ ሴክስ kkkkkkk
ክክክክ ከም ዓቅሞም ይሰርሑ ይኸኑ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ ሽኮሪናታት
*ata ane kabza single keywexaku adey kmles eye gdi🙄Singlwyan nkdmit💪😂😂*
😁😁🤣
😂😂😂😂😂
Ajoka kmxlka eya baelay 💑👰🤵👨👩👧👦
@@sabamengsteab1240 ፈታትኒ እስከ ሳቡ ሓፍተይ😉:ኩቦ ከማን ምደርበኹላ ነዛ ማሕበር ሲንግል🤣😝ጅጅጅጅ
ነዞም ኣብ ልብያ ዘለው የሕዋትና 'ኸ ከመይ ትሓልፍዎ ኣለኹም ኢልኩም ሕተቱ እባ ባእ
Wow des kitiblu adnikekum fikrukum yibarek meri sebeytika zeytufetwo neger aytigber kemu win hani sebiayki zeyfetwo neger zeymigbar bizikone fetyekum kimweit zeben hiwetkum yibarek
ምቁራተይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም
ሜሪ ሓገና ዘብሄረ ከመይ ዲካ ሕጉገይ ሃኒ ሽኮር ፍቅርኩም ይብዛሕ የሕዋት
ነሹ መብዛሕቲኡ ግዜ ናበይ ንኺድ ትብለካ ኢልካዮ፡ ሃኒ ካብ ሞንሽን ናብ ቦታይ ይብሎ ኢላትካ፡ ንሱ ከኣ ንገዛ ኢልካ ኢልካ ጌጋ ተጋግያ ንስኻ ቅኑዕ ሂብካዮም። ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ከኣ
ሰንግል ንቅደሚት ንዓና ዘከውን መደበ ከ የለን ዶ ነሹ ዓይነይ 😂😂
th-cam.com/video/1FZFBw5g5N0/w-d-xo.htmlብ ጋይላ ዝተመርዓው ጸዓዱ
Nay behki fqrte maltesi kamze eyuo ❤❤❤🙏🙏🙏🙏1eya zala God Bless you family meri with hani
እቲአ ሳልሰይቲ ሕቶ ናይ ሃኒ ክገርመኩም ጠባይ ክትብል ያ ኢለስ መሊሳታ ከአ,,, ምክንያቱ በዓል ጠባይ ዩ ዝመስል ኢለ ገሚተ ነረ
I 💕 how well they know each other God bless you guys 🙏
The best family menesyat ✝️🙏✝️🙏✝️
Aseyyyy mqrat so egzabihr admen tanan yhabkum aziye eye zfetwekum amlak fqrkum yebzhayo ❤️❤️❤️
ኣታ እንታይ እዮም ኣሕዋት ዝመስሉ ኩሉ መልክዖም ።
ተዓሪቆም ድዮም ወላ ኣለው እዞም ፍቁራት ዝና ምእንታን ክረክቡ ተፋቲሕና ዶ ገለ ዶ እንዳ በሉ ረቢሸምና ተማኪርኩም ኢኩም፡ነሽነሽ ፈገር
መክረብ ቦኒቷ እየ። ብናባዕለይ ቻነል መጽየ ለኹ።ኣብታ ፎቶይ ብምንካእ ሳብስክራይብ ግበሩኒ።እቱ ሓደሽቲ ስርሓተይ ኣብ ቀረባ ግዜ ክለቀልኹም እየምስ 1 Album ደርፊበይዛኹም በሉ ከይትሕፍሩኒ ደቂ ዓደይ።ኣብዚ ደረጃ እዚ ንኽበጽሕ ዝገበርኩምኒ ድማ ኣዝየ ካብ ልቢ የመስግን።ኸዚ እውን ሳብስክራይብ ግበሩኒ።
ጊስ ቆፍቃፍ
@@ዳኑጓልትግራይ-መ2ቀ 🤣🤣 OMG entay geru
@@ዳኑጓልትግራይ-መ2ቀ kkkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣
Justice for Singles ✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽😂😂😂😂
ነሽነሽይ ሓውና ጽቡቅ እንዱ። ግን እዚ ሑቶ እንተተዳጋጊሙ ኣሎኦት ኣጽኑዖም ክመጹ ኢዮም። ከምይ ተገበርና ይሓይሽ ።
ጽቡቅ ርእይቶ
ሂኒ ውድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ነሹ ሓወይ ጽቡክ መደብ እዩ። ሓንሪ ርኢቶ ግን፡ ደርፍን ፊልም ዓረብን እየ ዝፈቱ ኢላትካ ሓንቲ ምረጺ ኢልካያ ደርፊ ኢላ። መሮን ግን ፊልም ዓረብ ኢሉ። ስለዚ እዚ 0 ኢኻ ክትህቦም ዝግባእ እምበር፡ 2.5/ፍርቂ ክትህቦም ኣይግባኣካን እዩ ምኽንያቱ እዚ ውድድር እዩ። እዚኣ ካልእ ጊዜ ክትድገም የብላን። ስርየስ ዳኛ ክትከውን ኣለካ። Thankyou ቀጽሎ ❤👌🏻
I’m proud off them god bless them ❤️
ሲንግል ይሓይሽ ኣሕዋት ዘፍቀረ እውን ሰንፈላል እዩ ።
True
Abey riekayo weys mrhani elka
@@ramimalet200 what
Enda Meri( wedi eyob) mara yehguskumni perfect xbuq gierkum ztenabebkum fqurat ekum fqrkum yebzhayo
ሲንግል ንቅዲሚት ምሳይ ዝዋዳደር ኢዱ ንላዕሊ 🙌🤓ብዝተረፈ l miss u Gay's all😍
ኑፉዕ ኮሙኡ ገርካ ኣዘናጋዓና
ክክክክ ናይ ሓያማት ሴሪኣ ጥልያን ከኣ ወስ በለና ነሹ
ክክክክክ እሺ
Hahahhahahah moyte bel
ነሽነሽ ፍቁራት ደኣ ፍቁራት እንድዮም ግን ንምትብባዕ ጽቡቕ እዩ ነዞም ዘይተፋቀሩ ከኣ ከተፋቅሮም ፈትን
Already in love with Hani 🥰 she is so sweet ❤️❤️
ደሰ ክብሉ ቀፅሎ ነሹ ከኣ❤❤❤❤
ሜረ&ሃኒ Fkrkim yabzhyo Emalek❤️❤️❤️ነሸነሸ ዓይነይ❤️❤️❤️
ሃኒ ስወድሽ የኔ ማሬች ስወደችሁ ከልቤ ነው ሃኒ ፍቅረችው ለዘለአለም የኑሮ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
N Natu vs Hubi zfetu keynexu kelewu Like 100 delye aleku
ብጣዕምይ ፅቡቅ ሕቶ ነሸነሸ ቀፅሎ አዝኦም አፍቅርትይ ብፅቡቅ ዉሸጣ እትፍትዋ ዝፍትዋ ነገራት ፅቡቅ ገሮምዝፋለጡ ፍቅሩኩም ይምለእልኩም ሜሪ መስ ሃኒ ፅሩያት
እዋ ኑሹ ንሲንግል መሰልና ሓልወልና ግደፍ ግደፍ
Haqikha kkkk
Love you hani meri ❤️❤️ fekrkum yebzah
Ati santim gnay gidu
@@kesetemerhawi9674 wa Ata fokis
ነሹ መንከሽከሽ ጽቡቅ መደብ ዩ ቀጽልዎ ነቶም ፍቁራት ካኣ ፍቅርኹም ይባረኽ
ሜሪ በድልካኒ
ኣመንቲ ክርስትና እንዳበልኪስ ንሻላህ ክርስትያን እንበኣር ንሻላህ ይብል ኢዩ፡ ወይ ጉድ ።
ኮነይ ኢልካ ን ሲንግል ንምሕራቅ ዝተማህዘ ሽርሒ እዩ ስለዚ ንሲንግል ዝኸውን መደብ ይከፈተልና!!!!!!!!!
😂😂😂moyte
Neshnesh ከም ሰብ ቅድሚ ሕጂ ትጋገ ነርካ ኤእ ኢለ ገጋ ይብል መረ ግን ሎሚ ብጥዓሚ እዚ ዝስዕበካ ዘሊ ሰን ካባግ ጀሚርካ ምዝንጋዕ ደስ ይብለና ነሩ ሕጂ ግን በዚሑ በጃኻ ነዚ ብዝሒ subscribe ዘለካ ብጸጋም፡መንገዲ እንዳ፡መሃርና ኢኻ ንጽባሕ'ካ ዝጀፍእ ኣይትስራሕ ኩምነገር ከመይ ገሪም ሕጉሳት ይኾኑ ኣብ ስራኹም ስራሕ ክብረት ሙኻኑ ብዛዕባ ባህልና እምነትና ደኣ እንበር ከምዚ ውድድር ፍቅሪ ገለ ጹቡቅ ኣይኮነን poliec ኣይትጋገ ንጎታና እየሱስ ክርስቶስ ውሑዳት እዮም ጸዓብቱ ነሮም መንገዲ ሓቂ ስለ ዝኾነ ጎይታ ግን እቶም ሰዓብቲ ናይ በዓል ደቅሊቲያኖስ እቶም ዘሳቅይዎ ዝነበሩ ብዙሓት ነሮም ናትካ ቻነል ውን ሰዓብትኻ ብጹቡቅ መሃሪ ሓቂ ቁምነገር መሃር ብዓቅምኻ ኣብ ሓቂ ንበር ደሓር ከኣ ዝወዳደር ተሎ ትብል ሲ ነዞም ኮሙ ዝገብሮ ዓገብ ክትብ ይግብኣካ ግደታ ሓላፍነት ኣለካ ቀሺ ከማን ብሓጥያት ሕዝቢ እዩ ዝክሰስ ኣብ ላዕለዋይ ሰማይ ንስኻ ከኣ ጽባሕ ንግሆ ከም ትሕተት ክትፈልጥ ኣለካ ዓገብ በጃኹም
Asey fqrkum yebzhayo Haney marey ❤️❤️❤️💋💋💋
Waww neshu ayney xbuk tebegso eyu kexlo xbuk medeb , merey and haniye kea Amlak fkrkum yebzhayo 🙏🏻🙏🏻😘😘
Xebuq medeb nesu eayney Hanitey & merry ka fqrukum yebzhayo muqurat🥰💝💋
Haniye gin kemti gmtey konki tsenihki gerhi konki iki tsmeni nerki ziyaday love you beka sis
ዋው ነሹ በትዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እንተ መሪ ምስ ኣፍቓሩቱ ግን መትሓዚ ተሳኢንዋም ናይ ብልቢ ከም ዝፋተዉ ከኣ ኣሪኢዮምና
እቲ ጽሕፈት ዝጽሕፍዎ ዘለዉ ደቂቁ ኣሎ ቻርኮል ተጠቀሙ በሎም ወይ ከኣ ገለ መሃዙ
ዝባን ሲግል ዝባን ሲግል ካብ አግረይ ከይ ትተርፍ ። ይኣክል ይኣክል !
ሰላም ኣሕዋት ፡እዚ ውድድር መጀመርታ ከም ምዃኑ ዘሎ ጉድለት ንገሩና ኣብ ቐጻሊ ዳ ተመሓየሸ ክከይድ ዩ ፡ክወዳደር ዝደሊ ይንገረኒ ንኩሉ ዩ ዝምልከት ፡ሰናይ ምክትታል 🙏🙏🙏
Ane kewadadre yedeli
Neshnesh hto kulu hade aytgbero mknyatu nezi Video reyom keyexnewo
ል ደቂ ዓድኻ ጥራይ ድዩ😠🙄🙄
ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ ክንዕወት ንደሊ ውን'ኮ ኣለና፡ቅሩብ'ባ እንተሓገዘና😄😄😄😄😄😄ነዞም ሽኮቲናታት ትርእዮም ዘለኻ ብምጽናዕ ጥራሕ ኢና ክንስዕሮም ንኽእል😄😄😄
ነሹ ጽብቅ መደብ እንድዩ ነገር ግን መሃሪን ኣዛናጋዕን ክከውን ኣለዎ ጠርባሽ ሕቶ ኣይትሕተቶም ምስ full respect bro
ነሹ ሓውና ነዚኦም ብሕጂ ኣዳሊኻዮም ዘለኻ ክርስትያን እንተድኣ ኮይኖም መንፈሳዊ ሕቶታት እንዳ ሓወስካ ሕተቶም ንበረኸት ይኾነካዩ ዝሓወይ ምዓረይ።
ጽቡቅ ርእይቶ ሓቅካ ኣለካ
ናይ ባሓቂ ንፍዕ
Ney bhaki 🙏
Xebu hasab eu
Nhadar zwkl ente koynu kea temeraxi
ምሳይ ዝወዳደር ሲንግል ኣሎ ዶ❓
ሲንጊል ንቅድሚት💃
ጓል ጋንታይ ፎርሳ ጥርይ "ሲንግል" ንቕድሚት😂💪
Single kea ab Europa league ekum ketesatefu 😂
Gual dki mo😍😍
እወ ስንግል ንቕድሚት
ኣለኩ ክገጥም እየ
ሲንግል ዝኾንኩም እስኪ ብlike 👈
i love you single 🙈
ሜሪ ሃኒ ዝፈትወኩም💋💋💋💋👈
@Asmera shikor chanel ኣስመራ ሽኮር ቻነል እሺ sisi😘
@@ጓልዘርኢራያትግራይ ጓል ራያ ከ ስንግል ድኪ ደኣ ዘይ ንደማመር
@@Aman-uv7zi 🤣🤣🤣🤣🤣ምድማር ኣይፈቱን🤣
@@ጓልዘርኢራያትግራይክክ አሂ ደ አዛ ንደመር ምስ በልኩ ዶ ኣቢ ኣሕመድ ቕጅል ኢልኪ ወላስ አንታይ ከይ ተደመርኪ ደኣ በንኪ ዶ ክትነብሪ አኮ ባናና ኣልሚድኳ ኣለኪ ማለት አዩ ኮ
@@Aman-uv7zi 🤔🤔🤔🤔🤔🤔ስብሓናላህ ታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ🤔🤔🤔
*እዚ ኮነ ኢልካ ንሲንግላን ንምብስጫው ዝግበር ዘሎ ውዲት'ዩ፣ 'ይኣክል!' ንሲንግል ኮነ ኢልካ ልቡ ንምትንካፍ ዝግበር ምንቅስቓሳት ይኣክል ይኣክል!✊🤒🤒*
ክክክ ኖ ንሲንግል ንምምሃር ኢና ኣምጺናዮ
ከከከከከከ መን ስንግል ከእን እልካ ወይ ከዓ ገዳም እተ ክትፀድቅ
@@neshnesh_show ክክክክክ ነሽነሽ ፈግር ካብዚ ዳ እንታይ ክንማሃር ኣባላልዓ ድንሽን መንጸፍ ኣንሶላን ከረምለን ።
Neshnesh mesel singel ytehalo nbel alena singlawyan yeakel
@@selam841 fger entay amtso. Respect don't be cheap
ታይ እስከ ክልተ ፍቁራት ማዕረ ክንደይ ይፋለጡ ዝህብ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ነሹ ጠሓሒሳ
ሃኒ ብጣዕሚ ኣድኒቕኪ፡ ምውጻእ ኣይፈቱን እየ ናብ ገዛይ እየ ዝብሎ ምባልኪ፡ never judge a book by it's cover ዝብል ምስላ ኣዘኪርክኒ።
Ane keman btaemi adnikeya, bidege kemzi gena niesnet zelewa tmesleni nera
Ane wean marey mske alku adnkake
ናይብሓቂ ትፋለጡ ኢኹም ፍቕርኹም ይሰስን
ወዲ እዮብ ዝፈትዋ ሊይክ
ጓል ኢዮብ ገዲፍካስ ወዲ ኢዮብ problematisch
ኣብ ጉዳይ መስተ ሃኒ ኣድኒቐኪ ኣብዚኣ እንዲኽን ኣዋልድ ተሕጉሳኒ ሶ God bless u best couples ❤️
Meri & Hani muqurat natey fqrkum yebzhayo fetari 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹👸🤴
እዋይ ነሹ ከመይ ዲካ ትነጅሓኒ
ለቅነ ተምጽኦ ደለካ ከኣ ፐዉ ይበል እዛዓርከይ
ኣጆኻ ንሕና ከኣ እታ ዓቅምና #sher #like ....
ኣቦቱኡ ከምዚ ከማይ ብነሽነሹ ትሕጎሱ #like ርገጹ
ነሽነሽ አዚ ኣብ ፍቁራት ትገብሮ ዘለካ ዓቢ ኣስተውጽኦ ብ ግዜኻን ጉልበትካን
ኣብ ኤርትራ ሚንስተር ናይ ፍቁራትን ሰብ ሓዳርን ክትከውን ኢኻ ነሹ ጅግና ክክክክ 😂😂😂😂
ክክክክክ
Kkkkkk. ሞይተ 🤣🤣🤣
ብሕልመይ ድዮ ዋላስ 😁ማዓዝ ዳኣ ተዓርዮም ተመስገን❤እንኳዕ ተዓረኹም ሃኒ ቆንጆ❤
ሲንግል Hii በልኒ ልበይ ክዓረፍ😢
hiiii
@@Aman-uv7zi ግድፍ
Hii
Hi
😂😂😂😂😂hiiiii
እተን ሕቶታት ሓዘን ኢካ ምክንያቱ ንቀፃሊ ከይድገም ኣፅኒዖም ስለ ዝመፁ ሕቶ ሃንደበት ክክውን ኣለዎ
ደስ ክብሉ ሜሪ ና ሃኒተይ ሽኮራት ነሹ ግን ሲንግላት ጎዲእካና ክንከሰካ ኢና ክክክክ
😄😄I trr444 the rquestion question question
Wawww ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ግን ናተይ ርኢቶ:እቶም ድሕሪ እዚኦም ዝሕተቱ ፍቑራት ከጽንዕዎ ስለ ዝኽእሉ,እቲ video ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምዝርጋሕካ ንሰለስተ ፍቑራት ሓደ ዓይነት ሕቶ ሓቲትካ ሽዑ ናብ ህዝቢ ትዝርግሖ ዝተዓወተ ከኣ ሽልማቱ ይወስድ ምበልኩ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ,ምሳይ ዝሰማማዕ like,
Ane keman kemea ktshf dele nere tsbuk aleka eti Video kdgen akedimu ksrah alowo wey kea darga temasali gn kirb flil zelowo meta etom fukra eti hto key shmddwo mtan 👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰💯💯💯❤️❤️❤️
ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ነሹ ግን ሕጂ እዚኦም ቀዳሞት ታሓቲቶም ኣለው እቶ ዝተረፉ ካኣ ከም ናይዚኦም እንተታሓቲቶም ጽቡቅ ኮይኑ ኣይስማዓንን ማለት ነዚ ሪኦም መልሲ ክናጋገሩ ስለ ዝኽእሉ ኢየ እንተኺኢልካ ካብ ናይዚኦም ፍልይ ዝበለ ሕተቶም
ብልቢ የመስግን
@@neshnesh_show kdim mzrigahka nkilom hatitika eti video adaliwo mknatu bhade aynet hito tehatitom kehalfu alewom
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
Mskin lemani fqri ata kmy
@@aygermekumdo4914 *እይይይ ኣታ ሰላም*
ዋይ ሲንግለይ ንዑ ስከ ንመያየጠ ነዚ ተኣሊሙልና ውዲት
ሲንግል ንቅድሚት😲💪🙇
Kkk
ኣምላኬ ሆይ ኣብ 2013 ካብ ስንጊል ገላግለኒ ሎምስ መሪሩና ቲክን ክንኮን ንደልለና ክክክክ
You are single me to
I like this idea Neshnesh. Good job and keep it up
ሜሪ ኣና ሃኒ ማራ እየ ኮ ደስ ትብልኒ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሽኮራተይ
ነሽነሽ ጎራሕ፡ ተባኢስና እና በሎ ንሰብ ሞኽ ኣቢሎሞ ስለ ዝርኣዮ፡ ሎሚ ብሓደ ጠበሽ ኣቢልዎም
ሎሚ ካ ናይ ነሽነሽ ቪዶ ብ ድንግላ ረኪበያ
@Asmera shikor chanel ኣስመራ ሽኮር ቻነል ajokum qexlwo ❤
kkkk
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
ኪላ ኣነ ከዓ ጓል ብ ጓላ ዝረከብክዋ ዝበልካ መሲልኒ ባእ
*ነሹ ናይ ሲንግል ክኣ ጀብረልና ገለ ብኡ ጌሩ እንተሰለጠና።*
ነሹ ትጓንየና'ለኻ ስለምንታይ ሲንግላውያን ምስ ፍቑራት ዘይትገብራ
*ሲንግላውያን* ዛ ጉዳይ ትሪእዋ'ለኹም ኩላ ኣንጻርና ትዓጥቕ ኣላ እዚ ከኣ ኮነ'ልካ ንዓና ንምድሃል ዝግበር ዘሎ ብኣቶ ነሹ ጥሒሻ ዝምራሕ ጉጅለ'ዩ 🙉😀
ብሓባር *ሲንግል ንቕድሚት* ንበል 😏🚶
ክክክ ጸገም የለን ኮሊለ ኮሊለ ናባኩም የ ኣጆኩም
ብነሹ ዝምራሕ ጕጅለ 😂😂 ሙስየላ ሲንግል ንድሕሪት 😂😜
ክክክክ ናይ ሓያማት ከ ገለ የለን
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ kkk
እንሻኣልላህ ንዓመታ!! ናይ በሓቂ ኤርትራዊት 🇪🇷💯
እሰይ ሃኒተይ ሜሪተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ምጩዋት ደስ ክብሉካ
Xubukatey meri & hani ❤️😘👌 ykenelna neshu netom zfetwem sebat sle zemxakayom 🙏🙏
ነሹ ዓይነይ ብዛዕባ ምቅያር ብር ናይ ኢትዮጵያ መደብ እንተትሰርሕ ፅቡቅ ነይሩ መክንያቱ ንመቀየሪ ዝተዋሃበ ግዜ 3 ወርሒ ጥራሕ እዩ ኩሉ ሰብ ክፈልጦን ተዳልዩ ክፀንሕን ዝግቦኦ ነገር ሰለዝኮነ ተገዲስካ ኣቅረበልና ደኪመ ከይበልካ plsss ካባካ እዩ ፅፉፉ ሓበሪታ ዝርከብ
ብሓፈሻ እተቀርቦም መሃርትን ኣዛናጋዕትን እዮም ኣድናቂትካ እየ ድማ
ነሸየ ቀፅለሉ ካብ ሃገረ ትግራይ እየ
አታሲንግል ናተይ አዳም አበይ አለካለይ
እዚ ኮነ ኢልኩም ንሲንግል ንምቅታል ኢልኩም ዝሰራሕኩሞ መደብ ዩ። ነሹ ከኣ ብስንጊል ልብካ ጠፊኡካ ነሩስ ሎሚ ምስ ተመርዓካ እምበኣር ከምኡ ገርካ
እዋይ ሲንግል ሙኻና ሎሚ ተሰሚዕና, ካብ ሎሚ የኣኽለኒ ሲንግል ንቅድሚት ምባል, ሲንግል ንድሕሪት ይብል ኣለኹ በቃ ጸላኢና ሲንግል ዪኹን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️✌️✌️✌️
kkkk
My beautiful couple ❤️❤️❤️ maere kndzie enda tenabebkums mfllay wedi mfllay xelaeikum yfelale God bless you mukuratey
ናይ ብሓኪ ፍቅራት:: ዝገረመኒ ግን singel ኣብ ኩሉ ቦታ የብሉን ሕጂ ካኣ ኣብዛ ና ነሽነሽ መደብ😁😀kexlo neshu hawey ka
ጽቡቅ መደብ እዪ።ግን እቲ መልሲ ጽቡቅ ክረአ ብቻርኮል እንተ ዝጸሓፍ ነይሩ ኩላትና ምረኣናዮ።
Ab enda Neshu Tv meshaq tray eka trekib. Kubnwger yelen gn tsihq tray bessssess
Blesses you long live
Bflay eta arsti Premier League
ሽኾሪናታት ፍቅርኩም ይሰስን ሃኒ ምቅርቲ ኣፍቅር እዩ ዘብሉኪ ሓቢብቲ ነሹ ፍቅር ኩሉግዜ ኣደናቂትካ እየ ብሉፀይ ሓፍትካ ካብ ትግራይ
ዋው ደሰ ዝብሉ ፈቁራት ኣይፈላሊኩም ምቁራተይ😍😍ነሹየ ቀፅለሉ ንናቱ ሑቢ ካኣ ኣቅርበልና ኢካ😍
ብሓቂ ደስ በሃልቲ ፉቁራት ቀፅሉሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
Hanye mikrty ftewtiw eye zebleki &shikorina wedi Meri Rebi mebaleyiti ygberkum 😍❤❤❤
ኣታ ነሽነሽ ሕደገና ንዶ ዛ ሲንግል ሂወትና ከነስተማቅር ሜሳ ኣይትኩነና ክክክክክክክክ
ያ ኬፍ ዘለኩም ፍቁራት እኩም ወጊክምኒ ፉቁርኩም የብዝሓዮ ጹቡቃተይ
Their relationship worth it.💜
እዋይ ሲንግል ሎሚ ኢና ተዎሪድና ካብ ሕጂ ስንግል ንድሕሪት
ሓደራ ስራሕ ቆልዓ ኣይትስርሑ ኣይትባእሱ ፍቅርኩም ክሳብ መቃብር
መበል 75 ዓመታት ኣብ ሓዳሮም ብፍቅርን ስኒትን ዘሕለፉ ክልተ ሰብ ሓዳር ናይ መዓልቲ ቃልኪዳኖም ዝኽሩ ኣብ ዝጽምብልሉ ዝነበሩ እዋን ፡ ሓደ ዕዱም ብተመስጦ ከምዚ ክብል ይሓቶም ።
ንምኻኑ ንልዕሊ 75 ዓመታት ብስኒትን ፍቅርን ሓቢርኩም ክትጎዙ ዝኸኣልኩም እንታይ ኢዩ እቲ ምስጢር በሎ።
ሰብኣይ ÷ እቲ ምስጢር በዓል ቤተይ ጸዋርን ዘይትሕለልን ስለ ዝኮነትን ኢዩ በለ።
ሰበይቲ ÷ በዓል ቤተይ ኣብቲ መሪር እዋን ናይ ዝሃመቀ እዋን ግዙእ ናይ መስተ ኣብ ዝነበረሉ ውን ክሳብ ዝበልየሉ ምስ ከሉ ኣበራቱን ጉድለታቱን ከም ዘለዎ ክቅበሎ ሳላ ዝኸኣልኩ። እነሀለና ከኣ ብሓጎስ መበል 75 መዓልቲ መርዓና ክንጽምብል በቒዕና ።
ከምዚ እዞም ፍቁራት የሕዋትና ክንዕዘቦም ዝጸናሕና ምሉእ ወዲ ሰብ የለን ስለዚ ጎደሎ ጎንታትካን ሕማቅ ባህርያታትካን ከምዘሎ ኣሚንና ተኻኣኢልና ምስ ንነብርባ እቲ እንኮ መንገዲ ዓወት ኣብ ሓዳር ፍቅርን ኢዩ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሃኒ and መሪ ። ነሹ ከኣ የቀንየልና ኣንታ ብሩኽ ናይ ብሩኻት ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ይሰስን 😍❤
ነሹ ነሹ ተባዕታይ መደብ ቀጽሎ። ነሹ ናይ singl መድብ ተትገብረላ ሰኒ ኔሩ?
ኣንታ ዞም ስንግል ገለ ኸ ቦታ የብልናን ድዮ ነሽነሽ እምቧኣ ቦታ ኮ ናዓና ዝኾውን ስእና ያሆ ክክክክክ ምሳይ ኮይና ፕሪመርልግ ክትስለፍ ትደሊ ኣላ ድያ ክክክክክ
ክክክ ክንመጽእ ኢና ናብ ሲንግል
Ane neyerka mekberit bahla mekberit seb gen agama da kaytbel eber
@@SaraSara-cp2im ኣየ ሳራ ዓጋመ ዳኣ ዓዲ ዩ ዓዲ ብዓዱ ድማ ጎሬቤተይ መኽበሪት ባህላ ወሸለ ኾንኪ እምበር ሓቅኺ እኺ ድሑር ኣታሓሳሲባ ዘለዎም ኮሙኡ ይብሉ ዮም እንታይ ግዲኺ
Yekenyeley zhawey lebam bhaki wedabeyti eka kab Zgermek abi zelekuwo ane agame kuluna etelewo agame malet adi eyu ele ynegrom nsatom gen melisom yshkuni senafe wey dma adikeyh malet ewn yeshk malet eyu yblom mo kla suk beli agame ybluni melisom gn dehan slezeyrdom ykewen anegen deki arya mara eye zfetwokum zekbrakumen absdat ka buzuhat abchgrey zhagezuni sebat slezrekebku kaotas kulu wedara kem hawey wedney eye zrio
@@SaraSara-cp2imajoki h
እንተዋወቃለን ብትግርኛ ኣምጺኩማ😀❤❤❤ ነሽ ነሽ ካብ ሃና ዮሀንስ ሕቶ ሰሪቅካ😂
ክክክክ ነቶም ኣምሓሬኛ ዘይክእሉ ብትግሪኛ ነቅርቦ
@@neshnesh_show ተመችዩኒ ነሹ ዓይነይ ናዓና ንሲንግል እውን ገለ ግበር ወይለከ😂
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
ክክክ ነሹ ጽቡቅ መደብ ጀሚርካ ፡ግን ሕቶ ማራ ከቢድ ግበሮ፡እዚ ቀሊል ሕቶ ኮይኑ ክጋገዩ ኣይክእሉን እዮም፡ኣብ ቀጻሊ ንጽበ ክንደይ ግዜ ሴክስ ትፍጹሙ ከኣ ኣይትረስዕ ክክክክክ
ኣብዚ ለካ ነጥቢ ክፍለጥ ደለዎ ሴክስ kkkkkkk
ክክክክ ከም ዓቅሞም ይሰርሑ ይኸኑ
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ ሽኮሪናታት
*ata ane kabza single keywexaku adey kmles eye gdi🙄Singlwyan nkdmit💪😂😂*
😁😁🤣
😂😂😂😂😂
Ajoka kmxlka eya baelay 💑👰🤵👨👩👧👦
@@sabamengsteab1240 ፈታትኒ እስከ ሳቡ ሓፍተይ😉:ኩቦ ከማን ምደርበኹላ ነዛ ማሕበር ሲንግል🤣😝ጅጅጅጅ
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
ነዞም ኣብ ልብያ ዘለው የሕዋትና 'ኸ ከመይ ትሓልፍዎ ኣለኹም ኢልኩም ሕተቱ እባ ባእ
Wow des kitiblu adnikekum fikrukum yibarek meri sebeytika zeytufetwo neger aytigber kemu win hani sebiayki zeyfetwo neger zeymigbar bizikone fetyekum kimweit zeben hiwetkum yibarek
ምቁራተይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም
ሜሪ ሓገና ዘብሄረ ከመይ ዲካ ሕጉገይ ሃኒ ሽኮር ፍቅርኩም ይብዛሕ የሕዋት
ነሹ መብዛሕቲኡ ግዜ ናበይ ንኺድ ትብለካ ኢልካዮ፡ ሃኒ ካብ ሞንሽን ናብ ቦታይ ይብሎ ኢላትካ፡ ንሱ ከኣ ንገዛ ኢልካ ኢልካ ጌጋ ተጋግያ ንስኻ ቅኑዕ ሂብካዮም። ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ከኣ
ሰንግል ንቅደሚት ንዓና ዘከውን መደበ ከ የለን ዶ ነሹ ዓይነይ 😂😂
th-cam.com/video/1FZFBw5g5N0/w-d-xo.html
ብ ጋይላ ዝተመርዓው ጸዓዱ
Nay behki fqrte maltesi kamze eyuo ❤❤❤🙏🙏🙏🙏1eya zala God Bless you family meri with hani
እቲአ ሳልሰይቲ ሕቶ ናይ ሃኒ ክገርመኩም ጠባይ ክትብል ያ ኢለስ መሊሳታ ከአ,,, ምክንያቱ በዓል ጠባይ ዩ ዝመስል ኢለ ገሚተ ነረ
I 💕 how well they know each other God bless you guys 🙏
The best family menesyat ✝️🙏✝️🙏✝️
Aseyyyy mqrat so egzabihr admen tanan yhabkum aziye eye zfetwekum amlak fqrkum yebzhayo ❤️❤️❤️
ኣታ እንታይ እዮም ኣሕዋት ዝመስሉ ኩሉ መልክዖም ።
ተዓሪቆም ድዮም ወላ ኣለው እዞም ፍቁራት ዝና ምእንታን ክረክቡ ተፋቲሕና ዶ ገለ ዶ እንዳ በሉ ረቢሸምና ተማኪርኩም ኢኩም፡ነሽነሽ ፈገር
መክረብ ቦኒቷ እየ። ብናባዕለይ ቻነል መጽየ ለኹ።
ኣብታ ፎቶይ ብምንካእ ሳብስክራይብ ግበሩኒ።
እቱ ሓደሽቲ ስርሓተይ ኣብ ቀረባ ግዜ ክለቀልኹም እየ
ምስ 1 Album ደርፊ
በይዛኹም በሉ ከይትሕፍሩኒ ደቂ ዓደይ።
ኣብዚ ደረጃ እዚ ንኽበጽሕ ዝገበርኩምኒ ድማ ኣዝየ ካብ ልቢ የመስግን።
ኸዚ እውን ሳብስክራይብ ግበሩኒ።
ጊስ ቆፍቃፍ
@@ዳኑጓልትግራይ-መ2ቀ 🤣🤣 OMG entay geru
@@ዳኑጓልትግራይ-መ2ቀ kkkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣
Justice for Singles ✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽😂😂😂😂
ነሽነሽይ ሓውና ጽቡቅ እንዱ። ግን እዚ ሑቶ እንተተዳጋጊሙ ኣሎኦት ኣጽኑዖም ክመጹ ኢዮም። ከምይ ተገበርና ይሓይሽ ።
ጽቡቅ ርእይቶ
ሂኒ ውድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ነሹ ሓወይ ጽቡክ መደብ እዩ። ሓንሪ ርኢቶ ግን፡ ደርፍን ፊልም ዓረብን እየ ዝፈቱ ኢላትካ ሓንቲ ምረጺ ኢልካያ ደርፊ ኢላ። መሮን ግን ፊልም ዓረብ ኢሉ። ስለዚ እዚ 0 ኢኻ ክትህቦም ዝግባእ እምበር፡ 2.5/ፍርቂ ክትህቦም ኣይግባኣካን እዩ ምኽንያቱ እዚ ውድድር እዩ። እዚኣ ካልእ ጊዜ ክትድገም የብላን። ስርየስ ዳኛ ክትከውን ኣለካ። Thankyou ቀጽሎ ❤👌🏻
ጽቡቅ ርእይቶ
I’m proud off them god bless them ❤️
ሲንግል ይሓይሽ ኣሕዋት ዘፍቀረ እውን ሰንፈላል እዩ ።
True
እዛ comment ተንብቡ ዘለኩምደቂ ኤሬ ሃገረይ ናይ ቀልድታትን ዓፈናን ዜና ሰሪሕና 1ይን 2ይን ክፋል ለቒቕና ኣለና ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ብሰሓቕ ፍትሕ ይበሉ subscribe ግበሩንና ከኣ th-cam.com/video/X0WDqVETBKk/w-d-xo.html k
Abey riekayo weys mrhani elka
@@ramimalet200 what
Enda Meri( wedi eyob) mara yehguskumni perfect xbuq gierkum ztenabebkum fqurat ekum fqrkum yebzhayo
ሲንግል ንቅዲሚት ምሳይ ዝዋዳደር ኢዱ ንላዕሊ 🙌🤓ብዝተረፈ l miss u Gay's all😍
ኑፉዕ ኮሙኡ ገርካ ኣዘናጋዓና
ክክክክ ናይ ሓያማት ሴሪኣ ጥልያን ከኣ ወስ በለና ነሹ
ክክክክክ እሺ
Hahahhahahah moyte bel
ነሽነሽ ፍቁራት ደኣ ፍቁራት እንድዮም ግን ንምትብባዕ ጽቡቕ እዩ ነዞም ዘይተፋቀሩ ከኣ ከተፋቅሮም ፈትን
Already in love with Hani 🥰 she is so sweet ❤️❤️
ደሰ ክብሉ ቀፅሎ ነሹ ከኣ❤❤❤❤
ሜረ&ሃኒ Fkrkim yabzhyo Emalek❤️❤️❤️
ነሸነሸ ዓይነይ❤️❤️❤️
ሃኒ ስወድሽ የኔ ማሬች ስወደችሁ ከልቤ ነው ሃኒ ፍቅረችው ለዘለአለም የኑሮ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
N Natu vs Hubi zfetu keynexu kelewu Like 100 delye aleku
ብጣዕምይ ፅቡቅ ሕቶ ነሸነሸ ቀፅሎ አዝኦም አፍቅርትይ ብፅቡቅ ዉሸጣ እትፍትዋ ዝፍትዋ ነገራት ፅቡቅ ገሮምዝፋለጡ ፍቅሩኩም ይምለእልኩም ሜሪ መስ ሃኒ ፅሩያት
እዋ ኑሹ ንሲንግል መሰልና ሓልወልና ግደፍ ግደፍ
Haqikha kkkk
Love you hani meri ❤️❤️ fekrkum yebzah
Ati santim gnay gidu
@@kesetemerhawi9674 wa Ata fokis
ነሹ መንከሽከሽ ጽቡቅ መደብ ዩ ቀጽልዎ ነቶም ፍቁራት ካኣ ፍቅርኹም ይባረኽ
ሜሪ በድልካኒ
ኣመንቲ ክርስትና እንዳበልኪስ ንሻላህ ክርስትያን እንበኣር ንሻላህ ይብል ኢዩ፡ ወይ ጉድ ።
ኮነይ ኢልካ ን ሲንግል ንምሕራቅ ዝተማህዘ ሽርሒ እዩ ስለዚ ንሲንግል ዝኸውን መደብ ይከፈተልና!!!!!!!!!
😂😂😂moyte
Neshnesh ከም ሰብ ቅድሚ ሕጂ ትጋገ ነርካ ኤእ ኢለ ገጋ ይብል መረ ግን ሎሚ ብጥዓሚ እዚ ዝስዕበካ ዘሊ ሰን ካባግ ጀሚርካ ምዝንጋዕ ደስ ይብለና ነሩ ሕጂ ግን በዚሑ በጃኻ ነዚ ብዝሒ subscribe ዘለካ ብጸጋም፡መንገዲ እንዳ፡መሃርና ኢኻ ንጽባሕ'ካ ዝጀፍእ ኣይትስራሕ ኩምነገር ከመይ ገሪም ሕጉሳት ይኾኑ ኣብ ስራኹም ስራሕ ክብረት ሙኻኑ ብዛዕባ ባህልና እምነትና ደኣ እንበር ከምዚ ውድድር ፍቅሪ ገለ ጹቡቅ ኣይኮነን poliec ኣይትጋገ ንጎታና እየሱስ ክርስቶስ ውሑዳት እዮም ጸዓብቱ ነሮም መንገዲ ሓቂ ስለ ዝኾነ ጎይታ ግን እቶም ሰዓብቲ ናይ በዓል ደቅሊቲያኖስ እቶም ዘሳቅይዎ ዝነበሩ ብዙሓት ነሮም ናትካ ቻነል ውን ሰዓብትኻ ብጹቡቅ መሃሪ ሓቂ ቁምነገር መሃር ብዓቅምኻ ኣብ ሓቂ ንበር ደሓር ከኣ ዝወዳደር ተሎ ትብል ሲ ነዞም ኮሙ ዝገብሮ ዓገብ ክትብ ይግብኣካ ግደታ ሓላፍነት ኣለካ ቀሺ ከማን ብሓጥያት ሕዝቢ እዩ ዝክሰስ ኣብ ላዕለዋይ ሰማይ ንስኻ ከኣ ጽባሕ ንግሆ ከም ትሕተት ክትፈልጥ ኣለካ ዓገብ በጃኹም
ጽቡቅ ርእይቶ
Asey fqrkum yebzhayo Haney marey ❤️❤️❤️💋💋💋
Waww neshu ayney xbuk tebegso eyu kexlo xbuk medeb , merey and haniye kea Amlak fkrkum yebzhayo 🙏🏻🙏🏻😘😘
Xebuq medeb nesu eayney
Hanitey & merry ka fqrukum yebzhayo muqurat🥰💝💋