ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Bro medebatka azyom rezenti zkonu medeb ika tekrb ። ኣገላልጻኻ ውን ይበል
ከባቢ 1979 ይክውን ዓባይና ክትረአና ካብ ዓዲ ምስ መጸት ፤ዓባየይ ምጽኣት ዓለም ምን ኣይሂ ክመጸና ድዩ ኢለ፤ሓተትክዋ ንሳ ድማ ኣምላክ ካላኣይ ማይ ኣይሂ ንከይመጽእ ቃል ኣቲልና እዩ፤ኢላ ገልጻትለይ።።ማይ ኣይሂ ካላኣይ ጌዜ ኣይመጽእን እይ ግን ምጽኣተ መወዳኣታ ዓለም ግን ይምጽእ ኣሎ።።ኣብታ ብእንግልዛዊ ጻሓፊይ ሃንኮክ ዝተጻሓፉት መጽሓፍ ማይ ኣይሂ ብዓይኒ ሳይንስ 50,000 ዓመት ጌሩ ይብል።።ተማራመርቲ ኤስራኤል ንጉስ ሶሎሙን ዝባሃል ብሳይንስ ከምዘይራጋገጹ እውን ይግለጽ።።።ማይ ኣይሂ በንግድ ምጽኣት ዓለም ይምጽእ ከምዘሎ ምልክታት ኣለዉ ምዝባዕ ኣየር፡ሰብ ዝሰሮሖ ሕማማት፡ንስብ ዝትክእ ኤንተለጀንስ ኣርቲፈሻል፡ካብ ቁጽጽር ደቂ ሰባት ወጻኢ ሮቦት፡ድሮን፡ዓሸራ ኣጻብዕቲ፡DNA፡እንታይ ከምትውልድ ኣቀድምካ ምፍላጥ፡ሃይማኖት ምጽያን፡ጾታካ ምቅያርን ምግዳድን፡ዉዓን ቀዝሕን ካብ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ወጻኢ ምካኑ፡ውላዳት ንወለዲ ምድፉር፡ዓበይቲ ቆልዑትን ናኣሽቱን እና ክብሉ ምጅማሮም፡ዕደመ ዘይምጽጋብ፡ሓሶት ፍልጠት ከውን ኮሎ፡ስርቂ ንቡር ክክውን ክጅምር ኮሎ።።።እዚኤምን ካሎኦትን ምልክት ምጽኣተ ዓለም ምካኖም ኮታ ክንዝንግዕ የብልናን።
ቃልሂወት የስማዓና ክቡር ሓው ኩሉ ተቅርቦ ብጽሞና ኢየ ዘከታተሎ ቀጺለ ንተኸ ታተልቲ ዛ ሻነል ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ከምዚ ሓውና ዘቅርበ ልና አጃምና ላይክ ሳኣብስክራይብ ገርና ሓገዝና ክን ገልጽሉ ይግባ ናኣ 😍😍😍😘😘❤❤❤
ዋው ኣድኒቀካ ኣምላክ ይባርኽካ ሓወይ🎉🎉🎉🎉
Qal hiwet yesmaalna hawey
❤
ሰላም ሓወይ ቃለ ህይወት የስማዓልና🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
የቅኒየልና ክቡር ሓወይ ብዛዕባ መጽሓፍ ሄኖክ ከ ታይ ትብለና ስለምንታይ ዩ ኣብ መጻሓፍ ቁዱስ ዘይኣተወ 🙏
ሰላም ክቡር ሓው ብዛዕብኡ ቪድዮ ሰሪሔ ኔረth-cam.com/video/WyZug8YK0ZI/w-d-xo.html ኣብዚኣ ኣቲኻ ረኣያ ንእሽቶ ትሕግዝ እንተኾይና
ገለ ዓይነት ኣግላልጻካ ወላ ማራ ቤላ ከጺሎ ኢካ thanks bro
❤❤❤❤❤
Selam Bufe channel medebatka bteami tsubu alo let's keep up bravo,.ente kilka ka nay permuda triangle eba gele belena
Ok brother i will , thank you!!
መብዛሕቱኦም እዞም ምሁራት ዝባሃሉ ደቂ ዓድና፡ መንገዲ አምላኽ ዘይፈልጡ አብ ዕትሮ ዝተደጐሉ መብራህቲ ኢዮም። ንስኻ ግን ብጣዕሚ ንፉዕ መምህር ኢኻ። አቀራርባኻ ብሓቂ ፕሮፈሽናልዩ። ነዚ ሓውና ላይክን ሸየርን ብምግባር ንሓግዞ አሕዋትን/አሓትን።
ኣባ ዘውንጌል ዝባሃሉ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝመቱ ፈላሲ ዕድሜኦም ኣስታት 610 ጌሮም ይብሃል
❤❤❤❤❤❤tebarek bukhawey
ሰላም ብፍዮ ቲቪ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሰላም ይምነየልካ እስከ ብዛዕባ እዞም ዘይምድራውያን ፍጡራት ዝበሃሉ ገለ በለና ሓቅነት ኣለዎ ዲዩ?
ሰላም ክቡር ሓው፡ እወ ኣብዚ ሳልስቲ ሓደ ቪድዮ ንዑኡ ዝምልከት ክሰርሕ የ፡ thank you for your opnion bro
ኣምላኽ ይባርኻ, ሓወይ ናተይይ ብጣዓሚ ጹቡቕን ቡሉጽን ትምህርቲ, ካብ መጀመርታ ብሕቶ ኣላሊኻ ነቲ ሓቂ ብጭብጢ ትምልሶ ብምኻንካ ኣድኒቀካ, ኩሉ ጊዜ እቲ ቅኑዕ ትምህርቲ ብዘእምን ኣገባብ ጌርካ ክትምህረና ማለት ከም'ዛ video ምስ ጥቅሱ ክትሰርሓልና ንምሕጸነካ :በርትዕ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🙏 ::
Thank you.
ናይ ብሓቒ ንኣፍልጦኻ ዝድርዕ ኣስተምህሮ ኢዩ። ኮይኑ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ንዓይ ንገርመኒ። እቲ ዝገርመኒ ክኣ ስለምንታይ ኢዩ እቲ ብመጽሓፍ ቁዱስ ተመሪሑ ዝንገረና ቃል እምነት ኮነ ቅሪኽ ቑድሳን ኣብ ምስሎምን ዓይነቶምን ክግለጹ ከለዉ ንምንታይ ብጻዕዳዊ ሕብሪ ይግለጹ ? ብኸመይ መኽናት ኢዮም ናብ ጽዓዱ መልክዕ ዝዛዘወ ቅርጺ ከም ዝነበሮም ገርካ ዝግለጽ? ናይ,ዚ ምስጥር,ከ ዝተበጽሐ ኣሎ,ዶ? ብሳይነስ ከም ዝተጸንዐ መፈጠር ደቂ ሰባት ጸለምቲ ከም ዝነበሩ,ሞ ብኹነታት ኣየርን ኣመጋግባን ጻዕዳ ሕብሪ ከም ዝሓዙ ኢዩ ዝገልጽ። ኮይኑ ግን ኣብ ምስልን ስእልታትን ብጹኣት ኣቦታትን መልኣኽትን በዚ ክወሃበና ዝጸነሐን ዘሎን ኣይግለጹን ኢዮም ዝብል ሪእቶ ኣለኒ።ዋላ,ዉን እንተኾነ ስለምንታይ ሓደ ጸሊም ሕብሪ ወይ ኣፍሪቃዊ መሰል ኮነ ዓረባዊ ዝመስል ወይ ቻይናዊ ዝምስሉ መልኣኽን ወይ ጻድቃትን ዘይምህላዎን እንታይ ኢዩ እቲ መኽናት እልና ሓስብና,ዶ ንፈልጥ? ካብቲ ዘገርመንን መልሲ ክረክብ ዘጸብየንን መኽናት ሓደ ኢዚ, ኢዪ፡ ሞ መረዳእታ ከተምጽለይ ብትሕትና ይጽበ ቡፈይ ቲቪ።!!(((9)))
ክቡር ሓው አብ ዝጠዓመካ እዋን ብዛዓባ Rapture እንተትምህረና አዝዩ ጽቡቕ ነይሩ። ብዙሓት ክርስትያናት ዝተደናገሩ አለዉ። አነ ንአብነት አብ Rapture አይአምንንየ። ጐይታ ሓንሳብዩ ዝመጽእ።
OK BRO I WILL TRY MA BEST THANK YOU!!
@@BUFERI Thank you so much, I really appreciated. I have tried my self to explain some Pentecostal believers and I was portrayed as a heretic.
Bro medebatka azyom rezenti zkonu medeb ika tekrb ። ኣገላልጻኻ ውን ይበል
ከባቢ 1979 ይክውን ዓባይና ክትረአና ካብ ዓዲ ምስ መጸት ፤ዓባየይ ምጽኣት ዓለም ምን ኣይሂ ክመጸና ድዩ ኢለ፤ሓተትክዋ ንሳ ድማ ኣምላክ ካላኣይ ማይ ኣይሂ ንከይመጽእ ቃል ኣቲልና እዩ፤ኢላ ገልጻትለይ።።ማይ ኣይሂ ካላኣይ ጌዜ ኣይመጽእን እይ ግን ምጽኣተ መወዳኣታ ዓለም ግን ይምጽእ ኣሎ።።ኣብታ ብእንግልዛዊ ጻሓፊይ ሃንኮክ ዝተጻሓፉት መጽሓፍ ማይ ኣይሂ ብዓይኒ ሳይንስ 50,000 ዓመት ጌሩ ይብል።።ተማራመርቲ ኤስራኤል ንጉስ ሶሎሙን ዝባሃል ብሳይንስ ከምዘይራጋገጹ እውን ይግለጽ።።።ማይ ኣይሂ በንግድ ምጽኣት ዓለም ይምጽእ ከምዘሎ ምልክታት ኣለዉ ምዝባዕ ኣየር፡ሰብ ዝሰሮሖ ሕማማት፡ንስብ ዝትክእ ኤንተለጀንስ ኣርቲፈሻል፡ካብ ቁጽጽር ደቂ ሰባት ወጻኢ ሮቦት፡ድሮን፡ዓሸራ ኣጻብዕቲ፡DNA፡እንታይ ከምትውልድ ኣቀድምካ ምፍላጥ፡ሃይማኖት ምጽያን፡ጾታካ ምቅያርን ምግዳድን፡ዉዓን ቀዝሕን ካብ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ወጻኢ ምካኑ፡ውላዳት ንወለዲ ምድፉር፡ዓበይቲ ቆልዑትን ናኣሽቱን እና ክብሉ ምጅማሮም፡ዕደመ ዘይምጽጋብ፡ሓሶት ፍልጠት ከውን ኮሎ፡ስርቂ ንቡር ክክውን ክጅምር ኮሎ።።።እዚኤምን ካሎኦትን ምልክት ምጽኣተ ዓለም ምካኖም ኮታ ክንዝንግዕ የብልናን።
ቃልሂወት የስማዓና ክቡር ሓው ኩሉ ተቅርቦ ብጽሞና ኢየ ዘከታተሎ ቀጺለ ንተኸ ታተልቲ ዛ ሻነል ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ከምዚ ሓውና ዘቅርበ ልና አጃምና ላይክ ሳኣብስክራይብ ገርና ሓገዝና ክን ገልጽሉ ይግባ ናኣ 😍😍😍😘😘❤❤❤
ዋው ኣድኒቀካ ኣምላክ ይባርኽካ ሓወይ🎉🎉🎉🎉
Qal hiwet yesmaalna hawey
❤
ሰላም ሓወይ ቃለ ህይወት የስማዓልና🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
የቅኒየልና ክቡር ሓወይ ብዛዕባ መጽሓፍ ሄኖክ ከ ታይ ትብለና ስለምንታይ ዩ ኣብ መጻሓፍ ቁዱስ ዘይኣተወ 🙏
ሰላም ክቡር ሓው ብዛዕብኡ ቪድዮ ሰሪሔ ኔረ
th-cam.com/video/WyZug8YK0ZI/w-d-xo.html ኣብዚኣ ኣቲኻ ረኣያ ንእሽቶ ትሕግዝ እንተኾይና
ገለ ዓይነት ኣግላልጻካ ወላ ማራ ቤላ ከጺሎ ኢካ thanks bro
❤❤❤❤❤
Selam Bufe channel medebatka bteami tsubu alo let's keep up bravo,.ente kilka ka nay permuda triangle eba gele belena
Ok brother i will , thank you!!
መብዛሕቱኦም እዞም ምሁራት ዝባሃሉ ደቂ ዓድና፡ መንገዲ አምላኽ ዘይፈልጡ አብ ዕትሮ ዝተደጐሉ መብራህቲ ኢዮም። ንስኻ ግን ብጣዕሚ ንፉዕ መምህር ኢኻ። አቀራርባኻ ብሓቂ ፕሮፈሽናልዩ። ነዚ ሓውና ላይክን ሸየርን ብምግባር ንሓግዞ አሕዋትን/አሓትን።
ኣባ ዘውንጌል ዝባሃሉ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝመቱ ፈላሲ ዕድሜኦም ኣስታት 610 ጌሮም ይብሃል
❤❤❤❤❤❤tebarek bukhawey
ሰላም ብፍዮ ቲቪ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሰላም ይምነየልካ እስከ ብዛዕባ እዞም ዘይምድራውያን ፍጡራት ዝበሃሉ ገለ በለና ሓቅነት ኣለዎ ዲዩ?
ሰላም ክቡር ሓው፡ እወ ኣብዚ ሳልስቲ ሓደ ቪድዮ ንዑኡ ዝምልከት ክሰርሕ የ፡ thank you for your opnion bro
ኣምላኽ ይባርኻ, ሓወይ ናተይይ ብጣዓሚ ጹቡቕን ቡሉጽን ትምህርቲ, ካብ መጀመርታ ብሕቶ ኣላሊኻ ነቲ ሓቂ ብጭብጢ ትምልሶ ብምኻንካ ኣድኒቀካ, ኩሉ ጊዜ እቲ ቅኑዕ ትምህርቲ ብዘእምን ኣገባብ ጌርካ ክትምህረና ማለት ከም'ዛ video ምስ ጥቅሱ ክትሰርሓልና ንምሕጸነካ :በርትዕ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🙏 ::
Thank you.
ናይ ብሓቒ ንኣፍልጦኻ ዝድርዕ ኣስተምህሮ ኢዩ።
ኮይኑ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ንዓይ ንገርመኒ።
እቲ ዝገርመኒ ክኣ ስለምንታይ ኢዩ እቲ ብመጽሓፍ ቁዱስ ተመሪሑ ዝንገረና ቃል እምነት ኮነ ቅሪኽ ቑድሳን ኣብ ምስሎምን ዓይነቶምን ክግለጹ ከለዉ ንምንታይ ብጻዕዳዊ ሕብሪ ይግለጹ ? ብኸመይ መኽናት ኢዮም ናብ ጽዓዱ መልክዕ ዝዛዘወ ቅርጺ ከም ዝነበሮም ገርካ ዝግለጽ? ናይ,ዚ ምስጥር,ከ ዝተበጽሐ ኣሎ,ዶ? ብሳይነስ ከም ዝተጸንዐ መፈጠር ደቂ ሰባት ጸለምቲ ከም ዝነበሩ,ሞ ብኹነታት ኣየርን ኣመጋግባን ጻዕዳ ሕብሪ ከም ዝሓዙ ኢዩ ዝገልጽ። ኮይኑ ግን ኣብ ምስልን ስእልታትን ብጹኣት ኣቦታትን መልኣኽትን በዚ ክወሃበና ዝጸነሐን ዘሎን ኣይግለጹን ኢዮም ዝብል ሪእቶ ኣለኒ።
ዋላ,ዉን እንተኾነ ስለምንታይ ሓደ ጸሊም ሕብሪ ወይ ኣፍሪቃዊ መሰል ኮነ ዓረባዊ ዝመስል ወይ ቻይናዊ ዝምስሉ መልኣኽን ወይ ጻድቃትን ዘይምህላዎን እንታይ ኢዩ እቲ መኽናት እልና ሓስብና,ዶ ንፈልጥ?
ካብቲ ዘገርመንን መልሲ ክረክብ ዘጸብየንን መኽናት ሓደ ኢዚ, ኢዪ፡ ሞ መረዳእታ ከተምጽለይ ብትሕትና ይጽበ ቡፈይ ቲቪ።!!(((9)))