ምምሕዳር መቐለ ጎንፂ ተላዒሉ \\ ብሄራዊ ክሕደት ዝፍፅም ዘሎ መን እዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 33

  • @FitsumGebreyohannes-v7k
    @FitsumGebreyohannes-v7k 7 วันที่ผ่านมา +2

    gods thank s❤❤❤

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 7 วันที่ผ่านมา +2

    ዳሓን ሎሚ ተፋልጥና ኢና ምስ ግጅለ ኣደመን ደገፍቱኡን ምዚኦም ዋላ ብኩናት ክንፋላለን ኢና ንደል እዞም ቤተሰባዊ ግጅለ ሎሚ ዝመርሕዎ ህዝቢ እንተ ሃሉ ክንሪኢ ኢና ደቂ ምርኻት ሓሶት ጸለመ ከም ባሃል ሕዘሞ ኢዮም

  • @TesfahaneyAgedom
    @TesfahaneyAgedom 7 วันที่ผ่านมา +4

    ይሓ ሚድያ ብጣዕሚ ገቦዝ ቃፅል ሓቀኛ

  • @Mhimde-c3o
    @Mhimde-c3o 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 7 วันที่ผ่านมา +2

    ቀፅል ጅግና ናይህዝቢይ ሚድያ❤❤❤❤❤❤

  • @TitamenHaderagebreyesus-b6y
    @TitamenHaderagebreyesus-b6y 7 วันที่ผ่านมา +2

    Yeha Media haqegna tekalasay hakegna media!

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 7 วันที่ผ่านมา +6

    ትግራይ ክሣብ ሕዚ ካብ ዘፍረየቶም ብሉፃት ወታደራውን ፖለቲካውን መራሕቲ ክንድ ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሣኤ ዝኸውን የለን ጥራሕ ከይኮነስ ብዓቅምን ብፍልጠትን በመለኻኽታን ብስነምግባርን ብትግራውነት ህዝባውነትን ዝፅግዖ የለን ፣ ህዝብ ትግራይ ፍትሕን ርትዕን ከይረክብ፣ መንእሠይ ትግራይ ናብ መሪሕነት ከይመፅእ፣ገበነኛታት ከይሕተቱ ን ዝደልዩ ሓይልታት ድሕረት ብተደጋጋሚ ብብዕራይ ወለደ ሽሙ ብምጥፋእ ህዝብ ትግራይ ኣብ ጎድን ተሰሊፉ ለውጢ ከይቀላጥፍ ኮነ ኢሎም የደናግሩ ኣለው

  • @Cgvcgg-q8y
    @Cgvcgg-q8y 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አጀኻ

  • @TitamenHaderagebreyesus-b6y
    @TitamenHaderagebreyesus-b6y 7 วันที่ผ่านมา +2

    General tsadqan nay democracy hahu zejemerena abo filtet tebae merahina eyu! Shih amet yinberelna!

  • @MahmudMustofa-z9l
    @MahmudMustofa-z9l 7 วันที่ผ่านมา +2

    ይሓ ሓቀኛ

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 7 วันที่ผ่านมา +2

    አንቱም ስብ ጉጅለ አደመ አጥፍኡልና አዚኦም ከይጠፍኡ ሠላም የለን ንተሓባበር ጉጅለ ስብሓት መጥፈእቲ ትግሬይ'ዮም ከጠፍኡ አለዎም።

  • @TrueTyp
    @TrueTyp 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 7 วันที่ผ่านมา +2

    አነ ገን አጀነራል ፃድቃን ሰሕተተ ኣሎ ሕወሕተ አንታይ አወንታ ሃሊወ አዮ ከፈረሰ ዘይደሊይ አነት ዘይ ፈረሶኸ አበ መንታይ በይናይ ዕላማ አያ ተግራነይ ከተሸከሞ መሰ ሰረቀ መሰ ኸሕደቱ መሰ ሸፈትነቱ መሰ ሰራቃይነቱ አነታ አወነታ አሎ አዚ ኻሕደም ሸፈታ በዱን

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 7 วันที่ผ่านมา +2

    😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 7 วันที่ผ่านมา +1

    ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ካንሰር እምበር ኻሊእ ትርጉምየብሉን ሀዚውን ህወሓ ት ናብቤተሙዜም እዩ ክድብረ ዘለዎ ናይ ጉጅለ እዩ

  • @negasigebremichael
    @negasigebremichael 7 วันที่ผ่านมา

    መሀከይቲ

  • @iamfree347
    @iamfree347 7 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ካብዞም ደም ህዝቢ ትግራይ ሰትዮም ዘይፀግቡ ቆራዲድ ሐንፈፃት ዘናግፎ ሲኢኑ እምበር ን50 ዐመታት ደቁን አቦኡን አዴኡን ስድራቤቱን አስኢኖምዎ ኢዮም ብዛዕባ ሕዋሐት ግፍዒ በዚሑ አዶ ትግራይ ነብራአ 😭😭😭 ብኽያት ኮይኑ ቀደም ብደቃን ብሰብአያን ሕጂ ድም ብዘይ ዐስስ ብሐዘንን ብውርደት ብሰንኪ መን ??ብሕዋሐት !!

  • @mulgetatabaje2773
    @mulgetatabaje2773 7 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ቀፀለለ

  • @AbrahaNguse
    @AbrahaNguse 7 วันที่ผ่านมา +1

    ይሓ ሚድያ መረትዕ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎንኻ ዩ ; ;

  • @hagosasegdom
    @hagosasegdom 7 วันที่ผ่านมา

    ያሐ ምድያ ካብተ ትእምት በወር 45ሺ ይክፎሎ እዩ በግዚያዊ ምምሕዳር

  • @endadago
    @endadago 7 วันที่ผ่านมา +1

    ካብዘን ናይ ኣመሪካ ዶላራት ክንደይ ይኽፈሎ ይኸውን እዚ ሚድያ እዙይ?

  • @tester8090
    @tester8090 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ምንባብ ፀገም ኣለካ እዩ ቻው ቻው

  • @Vip65-rm7is
    @Vip65-rm7is 7 วันที่ผ่านมา

    ታይ ይብል አሎ

  • @eyassukidanu6752
    @eyassukidanu6752 7 วันที่ผ่านมา

    ጋህታፍ ሓሳዊ!

  • @WediMemher
    @WediMemher 7 วันที่ผ่านมา

    You are not Yeha media. You are Raya media

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 7 วันที่ผ่านมา +1

    ጀነራል ጻድቃን ካፍቶም ደጋጊምካ ክትረክቦም ዘይትክእል ብኩሉ ሙሉእ ዝኮነ ዓርሰ እምነት ዉን ዘለዎ እንታይ ይገብር እንታይ ይዛረብ አጥዕዩ ዝፈልጥ ጀነራል እዩ ንጠቀመሉ ንሐግዞ ንርበሐሉ ንመሃረሉ ሐደራኩሙ ነስተዉዕል

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 7 วันที่ผ่านมา

    ሰላም አይተዳሉ አይተዳላ አብ 20ክፍለ ዘመን ስልጡን ጋዜጠኛ ኹን ገትሽ ናትና ደብርጽ ናትና ብምባል ነናቶም ሀቦም።

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 7 วันที่ผ่านมา

    መልሲ ንኣርእትኹም ፡-
    ብሄራዊ ክሕደት ዝፍጽሙ ዘለው ፡ እዞም 3 ኣብ ስእሊ ዝረኣዩ ዕሱባት ኣቢይ ኢያቶም !

  • @asterteare
    @asterteare 7 วันที่ผ่านมา

    ሓመድ