Eritrea- ኣበይ ወደቑ?- ዝተኾልፈ ደስታን ሰላምን- ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ትግራይ መዓስከር ዓዲ ሓርሽ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • ዝተኮልፈ ሰላምን ሓጎስን ኤርትራውያን መንእሰያት ዘርኢ ታሪኻዊ ቪድዮ
    #eritrea #eritrean #bluerevolution #habesha #tigray #merho #eritreanews #politics #eritreanmusic
    ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@yikealotv‬ ‪@zelenayoshow8106‬ ‪@ATVasena‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@meronsat7665‬ ‪@merho-media‬ ‪@mestyatbetna‬ ‪@muzatube1‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@Dawittv‬ ‪@Admasforum‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@Brakhe_Show‬ ‪@Zaramedianet‬ ‪@fnotmedianetwork‬ ‪@mana_records‬

ความคิดเห็น • 3

  • @user-jv9fg2pc1n
    @user-jv9fg2pc1n หลายเดือนก่อน

    Sahsahe komal Agame!

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ወ ሕማቅ ድርብ ድርብራብ ወጽዓ ረኪቢ ስደተኛ ህዝቢ ከምዘይ ነበረ ኣጥፊኦሞ ርጉማት ህግደፍን + ብልጽግና
    ኣረሜናት።ግን ኣብ ምውግሑ ዩ ክንዕወት ኢና። ኣጆና ኣታ ጅግና

  • @gebregziabherpetros5213
    @gebregziabherpetros5213 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ይስምዓካ ዮናስ። ኣዚዩ ታሪኻውን ንስምዒት እቶም ኣብኡ ዚነበሩ ሕዝቢ ዘለዓዕል'ውን ይኸውን። እዙ ኹሉ ሕዝቢ ኣበይ ወዲቑ ይኸውን ኢልካ ምሕሳብ ሓልዮት ኢዩ።
    መቸም ኣብ 2018-2022፡ ህግደፍ ካብ ዘዐወተን ኣገደስቲ መደባቱ ሓንቲ ነዘን ኣብ ዶብ ኤርትራ ተደኲነን ዚነበራ መዓስከራት ከም ዘይነበራ ምግባር ኢዩ። እዚ ነቒሑን ተወዲቡን ናብ ሃገሩ ኪምለስ ዝግብኦ ሕዝቢ ኣርሒቑ ከም ዝጠፍእን ዚበታተንን ብምግባር ኣስተርሕዩ ሃገር ይገዝኣ።