Gual Bahri-በራኺ ገብረመድህን/ New Eritrean Tigrigna music 2020/ Beraki Gebremedhin (Officialvideo)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 2.2K

  • @BAHGNATV
    @BAHGNATV  4 ปีที่แล้ว +779

    ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት ተኸታተልትና። ንስነጥበባዊ በራኺ ክኣ ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ሒዝልና መታን ክመጽእ ምትብባዕኩም ኣይፈለዮ። share & SUBSCRIBE dai.ly/x7yn474

    • @kflewedigerie5111
      @kflewedigerie5111 4 ปีที่แล้ว +55

      ናባና ጥራይ ግደፍዎ thanks kea

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +44

      በራኺ ኣባጥረግ

    • @fanaisaak6277
      @fanaisaak6277 4 ปีที่แล้ว +25

      Btami des tbl derfi

    • @awetteweldeberhan4234
      @awetteweldeberhan4234 4 ปีที่แล้ว +18

      Nay bhaki tum derfi beraki nay bhaki kaf tom nbahlna keyhass zxer zelo seb mbelkwo 👏👌

    • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
      @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +25

      እዚ ወርቂ ዝመስል ባህልና ጥራይ ኣምጽኡ እበር ካልእስ ናባና ግደፍዎ

  • @hailegb7557
    @hailegb7557 4 ปีที่แล้ว +459

    ናይዘን ነብሰን ቀሊዐን ዝደርፋ ከማን MILLION እንዳ በጽሐስ ናይ በራኺ ምብጻሕ ክንስእን። ሃየ እስኪ የሕዋት ተሓጋጊዝና 5 MILLION ነብጽሓያ።

  • @erimusic1808
    @erimusic1808 4 ปีที่แล้ว +204

    አንቃዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤሪ
    ሃየ አስከታ ኣበይ ኣለኹም ደገፍቲ በራኺ
    ❤👇

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌿☘☘🌿☘☘☘

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🐫🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🌿☘🌿🍀🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🌻🌟🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🌟🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌸🌟🇪🇷🐫🍀☘🌿🌿🌿☘🍀🍀🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @ermilove685
    @ermilove685 4 ปีที่แล้ว +623

    እቲ እንኮ ባህሊ ትግርኛን ታሪኽናን ብግቡእ ዘጸናባርቆ ሓየት ስነጥበባዊ Thanks #በራኪ #ገብረመድሂን

    • @helendebesay3384
      @helendebesay3384 4 ปีที่แล้ว +4

      Waww

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +4

      👍⭐🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟⭐🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🌟🌟🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +5

      👍🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🌟🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @esusdi194
      @esusdi194 4 ปีที่แล้ว +2

      Sdi asli chanadug kemxalka eu ab kexali

    • @salemefrata3179
      @salemefrata3179 4 ปีที่แล้ว +3

      Yes bahletatena keqeb alewo i love and miss u my blood People ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋

  • @ruttabahta1146
    @ruttabahta1146 2 ปีที่แล้ว +22

    አስከ አዛ ደርፍ ክሰመአ ከሎ ዝሕጎስ like ንወዲ ማርያም ክላውታ ❤❤❤❤❤❤good job

  • @selamawitgebretsadik3097
    @selamawitgebretsadik3097 ปีที่แล้ว +9

    ጥኡም ዜማ ከሸጋ ድምፅ ጋር
    ኢትዮጵያዊት አምሓራ ነኝ ምን እንዳስታወስከኝ ታውቃለህ የልጅነት ትዝታየን በገጠር ውስጥ ያለውን ድባብ በጣም ደስ ይላል ባህሉን የጠበቀ ነው ኤርትራዊያኖች በጣም ነው የምንወዳችሁ በርታ ወንድም አለም

  • @esromokubit2203
    @esromokubit2203 4 ปีที่แล้ว +280

    Neza comment tenebeb zeleka ab hiwetka wey ab hiwetki xebuk yemeneyelku. 😍😍 so beraki kipp up nic music

  • @shishayhabtom5478
    @shishayhabtom5478 4 ปีที่แล้ว +200

    ኣታ እዚ ጅግና መጸ
    ጥዑም ድሙጹ እናድመጸ
    መራሓባ በሉለይ ደቂ ኤረይ
    መታን ክመጻና ብኻልእ ትሕዝቶ ዳግማይ
    ነታባባዓዮ ነዚ ፋርስ ጅግና
    ከምዚ ደርፊ'ዩ ዘድሌና
    ነታባባዓዮ'ዳ ቀይበቀቀ ክደግመና
    እወ ብኻልእ ክመጻና
    ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ጻዓዳ
    ደርፍኻ ፍትውቱው'የ ዘብሎም ሕልፊ ማንም ዝያዳ

    • @temesgenamlakey3945
      @temesgenamlakey3945 4 ปีที่แล้ว +2

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍💯💯💯🥰

    • @kflewedigerie5111
      @kflewedigerie5111 4 ปีที่แล้ว +4

      Merhaba merhaba merhaba

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      👍🌟🇪🇷🌟🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌟🐪🌟🐪🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷

    • @merhawiandebrhan8883
      @merhawiandebrhan8883 4 ปีที่แล้ว +2

      ✌️✌️✌️✌️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🐪🐪🐪🐪🐪🐫🐄🐄🐫🐫🐫

    • @hintsatesfay2977
      @hintsatesfay2977 4 ปีที่แล้ว +2

      🤙👈❤❤❤

  • @luellilay5483
    @luellilay5483 4 ปีที่แล้ว +191

    በካራኪ ኩሉ ግዜ ባካ ምስተሓጉስኩ የ ናትካ ስራሕ ካብ መጠን ንላዕሊ የ ዝፈትዎ ብፍላይ ከም ሰዓሪትን መጽሓፍ ጅግንነትን ሕልፍ ዝበለ ወትሩ የ ዝሰምዕን በጃኩም ብስመይ ንክልቲኤን ስምዑወን ፕሊስ ሓባይበይ።

    • @awetyared6946
      @awetyared6946 4 ปีที่แล้ว +3

      ሰዓሪት ትብል ደሪፊ እንተሰሚዐያ ብክያት እዩ ዝስዕረኒ 💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      👍🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🌟🇪🇷🌟🌟🐪🇪🇷🌟🌟🇪🇷🌟🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟💐💐💐💒💒🌟💐🌟🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      👍🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🐪🌟🐪🌟🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 3 ปีที่แล้ว +33

    ሓቀኛ ብኤረትራውነቱ ዝሕበን በራኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍

  • @liyaasghedom3127
    @liyaasghedom3127 4 ปีที่แล้ว +106

    ኣነስ ክንደይ ተዓዲለ ካባኻትኹም ምኹነይ ናትኹም ደቂ ኤረ በራኺ ብሉጽ ስራሕ ዘይትምኖ ❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +2

      Haki bahaki deki ereyi 👍🏽🇪🇷🌟🐪🌟🐪🌷🌟🐪🌟🐪🌟🇪🇷🐪🌟🐆🇪🇷🌟⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      👍🏽🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🇪🇷🐪🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @samiokbu6098
      @samiokbu6098 4 ปีที่แล้ว +4

      Teawet Teawet Jgna ❤❤❤❤

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      👍🏾🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🌟🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🌻🌻🌿🌻🌻🌟🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿

    • @rahelkidane8896
      @rahelkidane8896 4 ปีที่แล้ว +2

      Shikor..... TeUm zerebaki! Forza Bere hawey nice song!

  • @ሰይፈናይልበይ
    @ሰይፈናይልበይ 4 ปีที่แล้ว +41

    ባህልና ጡዑም
    ባህልና ግሩም
    ሰይ ከሕጉስካ ታዓዲልና
    ሰይ ኣታ ደቂ መን ዲና
    ክታባባዕ ዘለዎ ዘይርስዕ ባህሉ በራኺ
    ሰራሒ ኹሉ ኣብ ኹሉ ታርክ
    ቦውውውውው እማ ንበረለይ
    ክበረለይይይይ ኣቦ ግጥሚ ዜማ።

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 4 ปีที่แล้ว +95

    🇪🇷🇪🇷ባህግና:- ባህልና ባህሊ ትግርኛ ምስ ክብርታቱ ንኽምለስ እዩ'ሞ ባህጊ ልብና ይስመረልና:: 🇪🇷🇪🇷

  • @natn738
    @natn738 4 ปีที่แล้ว +330

    ክንደይ ካብ ኣድነቕቱ ደርፉ ታሪኽ በራኺ ትፈልጡ ? በራኺ ምስቲ ኣዝዩ ጉኑን ዝኮነ ክፍለስራዊት 525 ተመዲቡ ኣሽሓት ኪሎሜተራት ጎዩ ንጻላእቲ ኤርትራ ክድህኽ ሂወቱ ንኤርትራ ከወፊ ኣብ ግንባራት ከም ዝተጣማጠመ : ጅግና ኣብ ግዜ ኪናት ንሃገሩ : በሊሕ ኣብ ባህሉ :: ኣነ ካብ ትግረ እየ ዝውለድ ግና ባህላዊ ደርፍና ክምዕብል ደስ እዩ ዝብለኒ :: ሓደ ካብቶም መንእሰያት ኣናብስ ባህልናን ታሪኽናን ዝዕቁቡ ክኣ በራኺ ጸብለል ዝበለ ስብ እዩ :: ምሳይ ትሳማምዑ like ሃብዎ :ኣብ ኩሉ share ንበለሉ :: ጅግና ኤርትራዊ .

    • @amenbsu4660
      @amenbsu4660 4 ปีที่แล้ว +4

      Libona zelewo zereba bheratna bahlen kentsebarika netebabiayom nkulom kea mtbibaena bmaere ykun tsbahna n alem agerami hbrebuzuhnet kikewn u (hawka bisrat)

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 4 ปีที่แล้ว +3

      Bhaki bro

    • @liyaasghedom3127
      @liyaasghedom3127 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ በሓቂ ጅግና ።❤️🥰🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +2

      Haki bahaki jegana deki zomi jeganu beraki abesa 🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🍀🌿🌻🍀🌿🌻🇪🇷🇪🇷🍀🌿🌻🇪🇷🌿🌿🌻🍀🌿🌿🌻🍀🌿🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +2

      🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🍀🌿🌻🍀🌿🌻🍀🌿🌻🍀🌿🌻🍀🌿🌿🌻🌿🍀🌿🌻🍀🌿🌿🌻

  • @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
    @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ 4 ปีที่แล้ว +24

    ዋው ደቂ ኤሬ ሽኮራት ደስ ባህሎ ሓፍትኹም ካብ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
      @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ 4 ปีที่แล้ว

      @Haben Brhane 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹💘👈

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ተመስገንአምላኬ-በ4ረ😅

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +285

    ቢንጎ ሓደ ሚልዮን ምስ በጽሐት ዝረኣኻያ like ኣግርጭው

  • @ሑቡንኤርትራዊ1997
    @ሑቡንኤርትራዊ1997 4 ปีที่แล้ว +20

    በራኺ ዶ ክብል በራኪ ጅግና
    ጥዑም ድምጺ ድሕር ዘይብል ንባሃልና
    ተባዓታይ ኣበሳ ጅግና
    ባዓል ስረ ወዲ እረይና
    ናይ ስነጥበብ ባዓልኻ ዋና
    ድምጽኻ ሱሑል መሰቆ
    ንኹሉ ፍሽኽ እዳበልኻ ትስሕቆ
    ይፈልጥ ኢየ ንባሃልና ከም ዝይትርሕቆ
    ወሊደምልና ኣቦይ ገብረምድህን
    ፈጢርልና ንባህሊና ክተድሕን
    ኣጀኻ በል ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @amanuelyemane8152
    @amanuelyemane8152 4 ปีที่แล้ว +38

    ኣበት በራኺ አወ ኣርሓ ስነጥበብ በል አስከ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ምስ ስድራኻ ኣብ ሰደት ዘለና ድማ ኩላትና ፍልልያትና ኣጽቢብና ክንምለስ ንዓድና ናይ ኣምላኽ ይፍቀድ ይኹነልና::
    ኣሜን ንበል የሕዋት!

  • @teklechimar8074
    @teklechimar8074 4 ปีที่แล้ว +70

    ሓየት👍ኤርትራዊ Beraki just proud 💯
    ጽፉፍ job!!!
    Always positive👌

  • @saadaali3824
    @saadaali3824 ปีที่แล้ว +42

    love and big respect my gold people and my second country Eritrea i m from 🇪🇹

  • @ክሓልፍእዩእዚውንዘይሓለፈ
    @ክሓልፍእዩእዚውንዘይሓለፈ 4 ปีที่แล้ว +13

    ዝተባረክን ዝተቀደሰን
    ብሩክ ሰንበት
    ይግበረልና ደቂስኩም ትትንስእሉ ወፊርኩም ትኣትውሉ ሰናይ ይግበረልኩም ክፉእ ናይ ስድራኹም ኣይስምዕኹም ሰላምኹም ይብዛሕ ኣሜን ብሩኽ ማዓልቲ 🙏🙏በራኪ ሸኮር ማራ እየ ዝፈትወካ ካብ ሓውካ ወዲ ትግራይ ምስም በራኪ እሰከ ላይክ ኣግርጭው ኣብሉ

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 4 ปีที่แล้ว +92

    ገጽ ንፈትዎ ርኢና ፡ ሽሕ ግዜ ቲ ዜማ ይደገም ብኸምዚ መልክዕ ክቀርብ ከሎ ግን ኬፍ ኣለዎ
    ጽቡቅ ስራሕ በራኺ ገብረመድህን!

    • @kflewedigerie5111
      @kflewedigerie5111 4 ปีที่แล้ว +3

      Beraki kexelileni eyu zdeli

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌸🇪🇷🌟☘🌿🌿🌿🌿☘☘🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌻🌻🌻🌻☘🌿🌿🍀🍀☘🌿🌿

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      ☘🌿🌟🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌻🌟🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌟🐫🇪🇷🌟🍀☘☘🌿🌿☘☘🌟🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @atakltiredi9294
    @atakltiredi9294 4 ปีที่แล้ว +32

    መርሓባ ጡዑም ድሙጺ እንኳዕ ድሓን መጻካ መኩርዒ ባህሉ በራኺ ገብረመድህን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi9315 4 ปีที่แล้ว +133

    ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ ገጥ ኣቢሉ ሒዙልና ዘሎ በራኺ ገብረመድህን እንቃዕ ዳሓን መጻኻ

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🇪🇷🍀☘☘🌿🌿🍀☘🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷💖🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🌟🐫🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🍀☘🌿🌿☘🌻🌻🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌻🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌟🐫🌟🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🌟☘☘🌿🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @eritreaneertrawian9778
    @eritreaneertrawian9778 4 ปีที่แล้ว +105

    ኤርትራዊ ናይ ባህሊ ዜማታት ክዕቅቡ ዝጽዕሩ ስነጥበበኛታት ኤርትራውያን ከነተባብዖም ናይ ማንም ኤርትራዊ/ት ሓላፍነት እዩ።

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 4 ปีที่แล้ว +10

    በራኺ ጅግና አቦ ባህሊ አቦ ትግርኛ Tigray ንፈትወካን ንክብረካን ኢና

  • @fishaleasfaha9617
    @fishaleasfaha9617 4 ปีที่แล้ว +28

    መርሓባ ጡዑም ዳሃይ ብጻይ ባራኪ አርሓ ኩቡር ባህልና አብ ትዝታ የእትካና ዘክረዮ ናይ ቀደም ቁምጣ ስረ

  • @dawitkesete7369
    @dawitkesete7369 4 ปีที่แล้ว +124

    በሬ ሓወይ ኣይትዕበር
    ባህልና
    ባህሊ ማለት መለለዪ ናይ ሓደ ሕብረተ ሰብ ዩ ።
    ባህልና ክብረትና ምዃኑ ንኾርዓሉን ንሕበነሉን ኢና ስደት ዝፈጠሮ ምትሕንዃላትን ጌጋ ኣረዳድኣ ናይዛ ምዕባለ ትብል ቃልን ኣንፈትና ኣስሒቱ ናብ ገማግም ባሕሪ የቅርበና ኣሎ።
    ክንሓስበሉን ክንእረመሉን እንተዘይጀሚርና ድማ ብቀንዱ እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ኣብቲ ባሕሪ ከጥሕለና ምዃኑ ክንስሕት የብልናን ።
    ባህልና መኩሪዕና መግለጺ ክብረትና ዩ ንዓቅቦ
    ምዕሩግ ካብ ወለድና ዝወረስናዮ ባህላዊ ክብረት ዩ
    ምዕቃብ ንባህሊ ክሳብ ክንደይ ክብረትን መዓርግን ኣለዎ
    ሓያላትን ወረስቲ ክብርናን ባህልናን ንፉዓት ኣወዳትን ኣዋልድን ኣሕዋትና ክርኢ ከለኹ ተስፋ ይገብር ።
    ኣብዚ ግዝየ እዚ ኣዝዩ ጥፋኣትን እንዳሃሰሰን ክኸይድ ንርእዮ ኣለና ገለ ውሑዳት ደቂ ተባዕትዮ ኣሕዋትና ክትርኢ ከለኻ ግን ሓበን ይስምዓካ ።
    እቶም ዝበዛሕና ካብ ባህልና ሪሒቕና ተበልኩሲ ካብ ሓቂ ኣይረሓቁን ንፉዓት ኣሕዋት ኣሓት ጐፍ ተበሉኻሲ ሚሒር ትሕጎስ ።
    ስለዚ ካብ ባህልና ኪጠፍእ ከም ዘይብሉን ንዀርዓሉ ባህልና ብምዃኑ ኪዕቀብ ከም ዚግባእ ይላወበኩም
    ነዚ ክብረት ኢልኩም ትብገሱ ንፉዓት ኣሕዋትና ክትተባባዑን ሞራል ክግበረሎምን ኣለዎ ።
    ኣብ ባህሊ ኣተኩሮ ዚገበሩ ኣድህቦ ተሂብናዮም ኣሽሓት ኮይኖም ከም ሑጻ ባሕሪ ኪፈርዩ ተኽእሎ ኣሎ ኣብ ባህልና ካብቶም ዘማዕርጉ ዝበሃሉ ብዝያዳ ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ዘሎ ማራኺ ዝኾነ ዝገብርዎ ጸጉሪ ምምሻጥ እዚ ምዕሩግ
    ክዳን ክለብሱ ከለዉ ከምኡ ውን ደቂ ኣንስትዮ ኣሓትና መን ዩ ሞ ዘይሕጎስ ።
    ኩብራት ወለድና በቲ ዝክኣሎም እዚ ኩቡር ባህሊ ኣጽኒሐሙልና ኢዮም ንሕና ኸ ታዩ እጃምና ? ሓንሳብ ተጠፊኡ ምምላሱ ከቢድ ኢዩ ።
    ባህልናን ክብርታትናን ዘጽንሑልና ብዘይ የማን ጸጋም ክንሕልዎ ሓላፍነት ናትና ኢዩ
    ኣብ ዓለም መዋደዳሪ ዘይብሉ ኩቡር ድንቂ ዝኾነ ባህሊ ብኣሽሓት ዘይትመን ዘለና ፍሉይ ትዕድልቲ ባህልና ብሸለል ኣይነጥፈኣዮ ክብሪ ንባህልናን ክብርናን ዓድናን ይኹን
    ኣንቲ ሓቖፊት ክብርቲ ባህሊ ንዘልኣለም ንበርልና።
    (ባህልና ክብረትና )
    ዋና ምስ ሰኣነ እቲ ክቡር ባህልና
    ማሚቑ ከይነብር ኣብ ስደት ሰፊርና
    ነዚ ገዲፍናስ ኣብ ግዝያዊ ኣቲና
    ዘይንስና ኣይንምሰል እዚ ዩ ክብረትና ።
    የቕልሎ እምበር ከቢድ ዩ እዋኑ
    ንቡር ተገዲፉ ወዙ ተደዊኑ
    ምኣዝና ጠፊኡ ፈዂሱ ሚዛኑ
    እዚ በሉ ክብረተይ ክሓዱ እመኑ ።
    ምብልላዕ ኮይኑ ጠፊኡ ሕያውነት
    ተዛረብቲ ኮይና የለን ሰብኣውነት
    ባህልና ይጠፍእ ኣሎ ተበቲኹ ሰንሰለት
    ንዓቅቦ ድኣ ኣሕዋት ይንበር ንዘንትእለት።
    ርግእ እሞ ንበል ኩሉ ነቕልበሉ
    ከመይ ኣሎ ባህሊ እስከ ንሕተተሉ
    ክብሪ ወለድና ዝጸንሐ ኮፍ ኢሉ
    ቦታ ኣይንሃቦም ነቶም ዘሽካዕልሉ ።
    ኣለና ዩ ኩልና ዝዓበየ ጌጋ
    ብዘይምዕቃብና እንከሎ ብኣጋ
    ብገዛእ ባህልናስ ኣብ ዋጋዕዳጋ
    ስረ ወለድና ንልበስ ኣይንእቶ ኣብ ሓደጋ።
    ንተሓላሎ ሞ ነሕዋትና ነስተብህል
    ኣብ ዘይመኣድና ካብ ንብል ዕንክሊል
    ባህልና ንዓቅብ ንዑ እንዶ ነስተውዕል
    ዳሕራይ ኣይንረኽቦን ሓንሳብ ምስ ዘዝብል ።
    እንታይ የ ጌረ ኣብ ምንታይኩም ውዒለ
    እንታይ ዩ ኣበረይ ንመን የ ኸ በዲለ
    ባህለይ ክንዲ ዝበልኩ ንቡረይ ኣልዒለ
    በጃኹም ኣይትድከሙ ኣይትበሉ ለለ ።
    ኣሕዋተይ የ እንታይ ከ ኣቢሰ
    ብዘይካ ፍቕሪ ምስ መን ተባኢሰ
    ምስ ኩሉ ሰላም ምስ መን ተኻሲሰ
    ባህለይ የ ዝበልኩ ድሕሪት ተመሊሰ።
    መሰለይ ተጋሂሱ ባህለይ ሓሪሙኒ
    ኢድኩም ኣይትስኣኑ ደገ ደርቢኹሙኒ
    ኩሉ ሲኢነዮ ክብረይ እቲ ዘዕበየኒ
    ክምለስ ዩ ግን ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ።
    ባህልና ዓቂብና ሂወትና ድኣ ንምራሕ
    ብኽብሪ ወለድና ንሎሚ ይኹን ጽባሕ
    ሓደራ ይብለኩም ኣሕዋት ሕጂ ንብላሕ
    ናትካ ዩ ናትካ ኣብ ዘይ ናትና ኣይንገማዳሕ ።
    ርግእ እሞ ንበል ኩቡራት ኣሕዋት
    ጸደፍደፍ ኣይንበል ኣይነምጽእ ምኽንያት
    ካብ መስመር ኣይንውጻእ ኣይንኹን ሽኑፋት
    ገጥ ኣቢልና ንሓዝ ከይመጽኣና ክፍኣት ።
    ንባህልና ዝጻባእ ዓገብ ድኣ ንበሎ
    ከጥፍኦ ዝደሊ ክንደይ እንድዩ ዘሎ
    ኣለና ንበል ኣይንሕፈር በቲ ነንኽእሎ
    ንሱ ዩ ኽብረትና ይትሓሎ እወ ይትሓሎ።
    ባህልና ባህልና ባህልና ናይ ልብና ማእገር
    ካብ ባህለይ ንላዕሊ የብለይን ዝሕንገር
    ንሱ ዩ ኩርዓተይ ይዘከር ድኣ ይዘከር
    ሰላምን ቅሳነት ይሃበና ኣጥፊኡ ዕግርግር።
    መኹባዕቲ ሚሐ ኣገልግል ሞኾምብያ
    ጊባቦ ሰፍኢ ሞሶብ ብዓባያ
    ብርኩት ዩ ሽሻየን ስድራ ዝስንያ
    ተረሲዐን ግን ድሮ ኩላ ሰብ ተባላሽያ።
    መወዳድርቲ ኣልቦ ህድሞና ዓውድና
    ኣብዚ ገፊሕ ምድሪ ንስኺ ዓለምና
    ኣኻኻቢት ኢኺ ሰብና ጥርትና
    ራሕበትኪ ሽሻይኪ ርውየትና ዕንጋለና።
    ኣታ ዘን ኣደታት ክንገብረለን ናተን
    እወ ዘን ኩቡራት ክንገብረለን ናተን
    ኣብ ዓዲ በረኻ ዝረትዓ ሞጊተን
    ሎምስ ናፊቕናዮ እቲ ኩሉ ሓልዮተን።
    እዘን ኩቡራት እወ ኣንስቲ ሃገርና
    ካብ ባህለን ዘይወጻ ሽፎን ዝኽደና
    ብመስፈ ዘርጊፈን ጋመ ዝቑነና
    ቆልዓአን ሓዚለን ቀለበን ዝጥሕና።
    እዘን ወሓላሉ ኣንስቲ ኣዴታትና
    በውሊዕ ብታሶስ ኣልባአን ዝዓጥና
    ስድራ ኣደቂሰን ጸባአን ዝሓቑና
    መን ኣሎ ከምኣተን ኣብ ሙሉእ ዓለምና።
    ባህርያተን ፍሉይ እኽለ ማየን ማና
    ሰብኣየን ክሰርሕ ኣብ ጎኑ ዝኾና
    እወ ዘን ወሓላሉ ብዓል ኣደይ ማና
    ናፊቐየን ሎምስ ግዝየ ነዊሕና።
    ሰብኣየን ክወፍር ድሓን ወዓል ዝብላ
    ንገዛ ክምለስ ኣርዑት ዝቕበላ
    መጎጎ ፋዊነን ደቀን ዘዐንግላ
    ሙሉእ ዩ ሹሻየን ዘን ብዓል ወለላ።
    መን ከማኽን ጸገምን ናብራን ትጻወራ
    ኣብ ስራሕ ተጸሚድክን ውላድ ትሕንግራ
    ኣብ ከብድኽን ጼርክን ናይዛ ዓለም መከራ
    ኩሉ ዓስብኽንን ድኻምክንን ካብ እግዛቢሄር ተደረራ።
    ፈልፋሊ ዩ ፍቕርኽን ከምዚ ገፊሕ ባሕሪ
    ዘለክን ትልግሳ ከምዛ ጸሓይ ቀትሪ
    ኣበይ ግን ንፈልጦ እዚ ናትክን ክብሪ
    ዓስብኽን ርኸባ ካብ ልዑል ፈጣሪ።
    ኣበይ ሞ ከይክእል ውዕለትክን ገሊጸ
    መርዓ ሎ ብሕጂ ተቐበላ ሕጸ
    ብሓልዮት ፍቕርኽን ኣነስ ተናዊጸ
    ክድቅስ ክትስእ ኣብ ቅድመይ እንዳ መጸ።
    ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ
    (ቢሓት )

  • @galhagerey4155
    @galhagerey4155 4 ปีที่แล้ว +23

    በራኺ ናይ ሙደይ ኣሰይ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ኣለና ምስ ናፍቆት ናይ ስድራን ባህልናን።

  • @gbstawimihretab2103
    @gbstawimihretab2103 4 ปีที่แล้ว +10

    በሬ ሓላል ኣብነት ናይ ባህልና መርኣያ ባህልና ኢካ ንስካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር

  • @MicheleUkbay
    @MicheleUkbay 4 ปีที่แล้ว +3

    ዓቢይ ምስጋና ን ስነጥበባዊይ በራኺ ገብረመድህን ብርቱዕ ድምጻዊ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ብፍላይ ከኣ ኣብ ባህልና ዘለካ ብጠዓሚ ኢየ ዘድንቐካ ኣጆኻ በርትዕ

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 4 ปีที่แล้ว +20

    ድምጻዊ በራኺ ገብረመድህን።
    ኣብ ያታዊ ባህልን ኣብ ገድላዊ ታሪኽን እትገብሮ ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሓት መግለጺ ሲኢነልካ ኣጆኻ ቀጽሎ።
    ሰንካላይ ናይ ባህልን ታሪኽን ።

  • @sabasabitsabina9944
    @sabasabitsabina9944 4 ปีที่แล้ว +174

    ባራኪ ፈታዊ ባህሉ ኣብ ህይወትካ ኩሉ በርከት ይሃብካ ናትካ ደርፊ ክርኢ ከለኩ እቲ ናይ ቀደም ህይወትን ደቂ ዓደይን ጎቦታት ዓደይን ኩሎም በብሓደ ይረኣዩኑ ኡፍፍፍፍ ኣይ ግዜ ፋሕ ብትን ኣቢሉና ።

    • @Kemalemey259
      @Kemalemey259 4 ปีที่แล้ว +1

      @E.Ghile Entay yu Xegemka/ki Denkoro nay amlak zeyblu sidi.kab Tim elka txaref Hasabka zeythib.

    • @Kemalemey259
      @Kemalemey259 4 ปีที่แล้ว +2

      @E.Ghile Du bist eine Schande für diese Welt.

    • @fiayametagualasmera8143
      @fiayametagualasmera8143 4 ปีที่แล้ว +2

      Temen agame

    • @ፋቅሪጥዑም
      @ፋቅሪጥዑም 4 ปีที่แล้ว +1

      Anes hade 100 agem kakteley

    • @ፋቅሪጥዑም
      @ፋቅሪጥዑም 4 ปีที่แล้ว

      ከመይ ዲካ ደሊካ ክምቲ ርስሕ ምትክ ክክክክክክ ንዕኩምሲ

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 4 ปีที่แล้ว +47

    ፍረወይኒ //ኖሆም መስተ // ካብ በራኪ ተማሃር ባህሊ ሃገርና ♥️🇪🇷❤🇧🇪♥️🤟🤟💪👌💪💪

    • @mehretaebtesfazgi7921
      @mehretaebtesfazgi7921 4 ปีที่แล้ว

      Nice idea my bro

    • @kubromfutsum310
      @kubromfutsum310 4 ปีที่แล้ว +1

      You Rally bro beal beraki da wedat endyom

    • @msnabrakalsimskulufkri9849
      @msnabrakalsimskulufkri9849 4 ปีที่แล้ว +1

      Habtom Wedi nay bhaki

    • @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ
      @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ 4 ปีที่แล้ว

      ዓቕምካ ተዛረብ

    • @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ
      @ኤርትራኣስመራ-ደ6ረ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@halamadrid7779 ንባዕልኻ ተማሃር አምብር ኑሱ ድአ ተማሂሩስ ከንዳይ ስራሕ አበርክቱ ናብ ህዝቢ, ናትካ ደማ ክምኡ አበርክት አሞ ሽዑ ትጻረፍ, አንተዘየለ አብ ዘይ ትፎልጦ አይትዛረብ ::

  • @FerhanAhmed-zo6og
    @FerhanAhmed-zo6og 5 หลายเดือนก่อน +4

    Greetings to all of Tigrinya People from Somali Regional State.

  • @btsuamlakkidane6094
    @btsuamlakkidane6094 3 ปีที่แล้ว +22

    በራኺ ሓወይ ደርፍካኮ ፍሉይ ሞራል ሓይሊ ዝህብ ብሉጽ እዩ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ :: እቲ ኩሉ ዝክእል ልዑል ፈጣሪ::

  • @mebriemichel54
    @mebriemichel54 4 ปีที่แล้ว +17

    I am From Shire Indaslese I love Eritrea songs he is Nic
    ኣታ ጥዑም ድምጹ ጽቡቅ ስራሕ ንኪድ ንቅድሚት ንፋቀር ህዝቢ ትግርኛ

    • @GUALMEDRIBAHRI
      @GUALMEDRIBAHRI 4 ปีที่แล้ว

      🤨

    • @mimimememememimi6527
      @mimimememememimi6527 4 ปีที่แล้ว

      Kid agame sahsah

    • @politics9714
      @politics9714 2 ปีที่แล้ว

      Haky gen hizbina kisab ziridoae gize kiwesed eyu ember selam zixeliae sebe siltanat tirah eyom! 🇪🇷🇻🇳

  • @MIHIRU31
    @MIHIRU31 4 ปีที่แล้ว +37

    ባህልናስ ደስ ክብለካ ካብ ስራሕ እየ ውጽእ ኢለስ ኣብ you tube ምስ ኣተኩ ቀዳመይቲ ጸኒሓትኒ ሄድፎን ገረ ኣብ ባስ ተሰኪለ እንዳ ሰማዕክዎ ብልበይ እንዳሳዕሳዕኩ ገዛይ ትመርቂፈ ኣቱም ስነ - ጥበበኛታት ከምዚ ስርሑልና
    ባህልና ይዓንብብ ጽቡቅ ስራሕ
    ኣስሚዕካን በራኪ- ግብረመድህን

  • @ኣቤል-መ3ፈ
    @ኣቤል-መ3ፈ 4 ปีที่แล้ว +17

    በራኺ ኣቦ ትግርኛ ኣቦ ባህሊ ንበር ክበር ንስኻስ 👍💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 4 ปีที่แล้ว +3

    አነስ ክፈትዋ ዕዲመን ጥዕናን ይሀብካ ዉዲ ኤረይይይይ ሽኮር ❤️🙏🏽

  • @gebremaryammasho4081
    @gebremaryammasho4081 4 ปีที่แล้ว +6

    በራኺ ጅግና ቀጽሎ ካብተን ናይ ቀድም ደርፍታትኻ ተትዝርጋሓልና ጽቡቅ ተስፋ ኣለና

  • @Eritrea3091
    @Eritrea3091 4 ปีที่แล้ว +19

    ክቡር ሓው በራኺ ብኣኻ ካብ ዝኾርዑ ኢየ።
    ቀጽለሉ እዚ ጥዑም ባህሊ ትግርኛ።
    በዓል መሰንቆ ድማ ብጣዕሚ ንፉዕ።

  • @merihnedele9816
    @merihnedele9816 4 ปีที่แล้ว +16

    ዕድመን ጥዕናን እሓብካ በራኪ ሓውና ናይ ባሓቂ ጥዑም ድምጺ 🇪🇷ጅግና ወዲ ሓላል ሜሬት

  • @selamabebe3268
    @selamabebe3268 4 ปีที่แล้ว +22

    መርሓባ በረከተይ እንቓዕ ብድሓን መጻካ ኣታ ጅግና ወዲ አረይ ደው በለለይ ካብዚ ንላዕሊ ሒስካ ክትመጽእ ትጽቢትና ኡ

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +7

    ባራኪ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወካ ዕድመካ ይንዋሕ ማዓረይ

  • @We-ub3dh
    @We-ub3dh 4 ปีที่แล้ว +15

    ለሙን ለሙንየ ማራ ኪፍ አለዎ ብራኻ ሓወይ ካብ ትግራይ

  • @tesfuberaki2776
    @tesfuberaki2776 4 ปีที่แล้ว +19

    በራኪ ክብረት ይሃብካ ባህልና ኣብ ምዕቃብ እትገብሮ ዘሎኻ ጻዕሪ ዘሕብን አዩ አሞ ኣጆካ ከጽሎ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ።

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 ปีที่แล้ว +10

    Welcome
    በራኪ ካብቶም ኣለውና እልና ንምክሓሎ ስነ ጥበባውያን ሃገር ብፍላይ ኣብ ባህላዊ ትደርፎ ዝድነቅ እዩ
    Nice job, so keep it up!

  • @ybrahwelday1521
    @ybrahwelday1521 4 ปีที่แล้ว +9

    በራኺ ገብረመድህን እንካዕ ድሓን መጻኻ፡ዋርሳይ ኣውራሲ ናይ ናብራን ገድልን ዘመናውን ባህልን ኩሉ ዘምሕረሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @geregebre2742
    @geregebre2742 4 ปีที่แล้ว +3

    በራኺ በሪኽ ሓያል ደራፋይ፡ሓያል ተዋጋኢ።ክብለካ ኩሉ ኢካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ!!!!!!!!

  • @ስደትመምህር
    @ስደትመምህር 4 ปีที่แล้ว +12

    በራኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤🙏🏾

  • @awetgerye1639
    @awetgerye1639 4 ปีที่แล้ว +22

    ኣብ ባህልና ምብርባር፣ ዓቢ ዕዮ ዝዓይይ ዘሎ ብሉጽ ደራፋይ ባራኺ ብልቢ ክትብባዕ ዝግብኦ እዩ።ብፍላይ ኩልና ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዘለና ባህልናን ክብርታትናን ብዙሕ ከየስተማቀርናዮ ከይፈለጥናዮን ኢና ወጺእና ካባይ ጀሚርካ። ስለዚ ንባራኽን መሳርሕቱን ንምትብባዕ like ኣይነውሕድ።

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว +13

    በጃ ኢለካ ንስኻ ንባህላዊ ኢኻ ተፈጢርካ
    መስለኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቕ ስራሕ።

  • @milligalakele2389
    @milligalakele2389 4 ปีที่แล้ว +1565

    በጃኹም እዛ ደርፊ ሚሊዮን ነእትዋ ብህልና ክምለስ ምሳይ ትሰማምዑ Like

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +24

      👍🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌻🌟🇪🇷🐪🌟🐪🌟🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🌟🇪🇷🌟🔥

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +22

      👍🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌻🌟🐪🇪🇷🌟⭐🐪🇪🇷🐪🇪🇷⭐🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷

    • @bekieke9443
      @bekieke9443 4 ปีที่แล้ว +29

      Nay beraki derftata dea kulu lali milyon eyu zrae,abshrka

    • @febenmalove9269
      @febenmalove9269 4 ปีที่แล้ว +14

      Bhaki

    • @febenmalove9269
      @febenmalove9269 4 ปีที่แล้ว +13

      Bhaki

  • @EyobaMobile
    @EyobaMobile หลายเดือนก่อน +2

    ata ezi derfi ketexlelni eyi beraki jigna kexlu 1000/❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @wedielias542
    @wedielias542 4 ปีที่แล้ว +222

    ነዛ ደርፊ ንልዕሊ 20 ግዜ ሰሚዐያ ግን ምጽጋብ ስኢነያ

    • @habtomtekle9341
      @habtomtekle9341 4 ปีที่แล้ว +5

      Me too bro

    • @bett580
      @bett580 4 ปีที่แล้ว +1

      Me too,😀😀😀

    • @mulueabrhaley2441
      @mulueabrhaley2441 4 ปีที่แล้ว +4

      በራኪ ኣንታ ጂግና ወድ ጂግና ብሩህ ራኢዘለዎ መንእሰይ 525 ኣጆካ ኣብጎድንካ ኣለና !!

    • @freweininegash765
      @freweininegash765 4 ปีที่แล้ว +2

      Me too

    • @hiyabokbamichael2560
      @hiyabokbamichael2560 4 ปีที่แล้ว

      Ayekonkun wedi Eriteay marey

  • @ፍቅሪምስኩሉዕባይኣባሻውል
    @ፍቅሪምስኩሉዕባይኣባሻውል 4 ปีที่แล้ว +177

    እዞም dislike ጌርኩም ዘለኹም ተገጢምኩም ኢኹም ሓጺር ክዳን ምስ ሰለፍ ዘይራኣኹም ሕምም ኢኹም ኢልኩም ዘለኹም። ባህልና ክጽብቅ እካ 😘😘😘

  • @ሕልናውሽጣዊሕጊኢዩ
    @ሕልናውሽጣዊሕጊኢዩ 4 ปีที่แล้ว +15

    በራኪ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ናይ ብሓቂ ባህልና ተንጻብርቅ ዘለካ ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ::

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋዋዋዋዋዋ በራኪ ሓወይ ደስ ዝብል ደርፊ ኣጆካ ብሓፈሻ ኣብ ስራሕ ዝተሳተፍኩ ይኩን ትዕዘቡ ዘለኩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @cesefabregas6635
    @cesefabregas6635 4 ปีที่แล้ว +12

    nhagezo yhwat bejakum nezi jegna snetbebawi amtkumni helfu deki erey halalat nei berkai tednku 😍😍😍😍😍😍

  • @ወዲኤረ-ጨ7ጘ
    @ወዲኤረ-ጨ7ጘ 4 ปีที่แล้ว +10

    በራኺ ካብቶም ባህሎም ኣብ ምዕቃብ ኣብ በሪኽ ዘለዉ ሓደ ዩ ብ ሃገሩ ኸሙኡ ተዓወት ወዲ ጅግና ቀጽል💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😎❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰላም ኣብ ዘለኹሞ ንኹሉኹም ።

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🌟🇪🇷🌟🌹🌟🇪🇷🐫🙏🏽🌟🐫🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🙏🏽🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🙏🏽🌟🌻🌻🌻🌻🌻🍀☘☘🌿🌿🍀☘☘

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🙏🏻🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🍀☘🌿⚘🌿

  • @mengstekle4784
    @mengstekle4784 4 ปีที่แล้ว +40

    ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ኣጉሲመካ ኣለኩ 🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 4 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷👌❤️በራኺ ጎይታ ጥበብ ኣቦ ናዕታን ዜማን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ:🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekie897
    @tekie897 4 ปีที่แล้ว +20

    አዚ ጅግና ወትሃድር። አዚ ንፉዕ ጓሳ። አዚ ኣቦ ስነጥበብ። ከምዚ ጅግና ዝኮነ'ሲ ኣሎ ዶ? ❤️💪

    • @tesfittecle1097
      @tesfittecle1097 4 ปีที่แล้ว +1

      Merewah dmxi kea mexe ati jgna tefekana bejaka abo bahli abet dmxi ybel kulu 1000000

    • @bereketbrhane2043
      @bereketbrhane2043 4 ปีที่แล้ว +1

      Tesfa zeymqurax ember Walla nska ktkewn tkil eka

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      Haki bahaki beraki abesa wedi ereyi 👍🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷

  • @onelove2881
    @onelove2881 4 ปีที่แล้ว +32

    Wow. Eritreans have started to understand what traditional songs means. Well done and keep perform like this.

  • @tesfaxbah5442
    @tesfaxbah5442 4 ปีที่แล้ว +3

    በረ ኣንበሳ ኩሉ ስራሓትካ ንባህልና ዘንጸባርቅ ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ኣጆካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ሃኒፍቅሪዩአምነተይ
    @ሃኒፍቅሪዩአምነተይ 4 ปีที่แล้ว +7

    ጓል ባሕሪ ነገስታት ወ ጓልቲልቶም ጎላጉል ጽልም
    ከመይ ዲካ ናይ ልበይ በራኺ ጅግና 💞
    ባህልና ጥዑም

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 4 ปีที่แล้ว +14

    በራኺ ጥዑም ድምጺ ኣቤት ህርመት ሙዚቃኻ ይኹን ምንቅስቓስትካ ብጣዕሚ መሳጢ ትልሂት ትግርኛ ምሳኻ ተለሃይቲ እውን ዝምስገኑ ዮም ሞ የቐንየልና ንበሩልና ።

  • @eritreanethiopianhabesha2013
    @eritreanethiopianhabesha2013 4 ปีที่แล้ว +24

    Bahlawi zefatu terah like hebuni eske lebu zethagosit entelo deki tigrina love you ❤❤❤🇪🇷

  • @asmarina1123
    @asmarina1123 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባህላዊ ደርፊ ጅግና ኢለካ አለኩ በራኪ በዓል ስሑል ድምጺ 🇪🇷🙏🏼

  • @wakeupbg1896
    @wakeupbg1896 4 ปีที่แล้ว +27

    Great song ....love from 🇪🇹

  • @Kim-tx8if
    @Kim-tx8if 4 ปีที่แล้ว +15

    Beraki is one of our Eritrean gems, extremely talented, love all his songs
    ❤️🇪🇷💐💕👌

  • @دحوومغانم
    @دحوومغانم 4 ปีที่แล้ว +50

    ዋዉ ደሰ ክብል ባራኪ ሸኮር ደርፍታትካ ብጣዓሚ እየ ዝፍትውም አጀኻ ቅፅለሉ አደናቂትካ እየ ካብ ሰዑዲ ዓርብ ትግራውይቲ እየ

  • @SEARE.
    @SEARE. 4 ปีที่แล้ว +36

    ውውው አዚ ወዲ ኣብ ባህልና ዝገብሮ ዘሎ ኣስተዋጽኦ ቀሊል ኣይኮነን ሶ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና

    • @asmarina1123
      @asmarina1123 4 ปีที่แล้ว

      Seare Z Agazian ጋዕጋዓዝያን

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🐫🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🍀☘🌿🌿🌿☘🍀🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @judithhabtu5312
    @judithhabtu5312 4 ปีที่แล้ว +1

    ነዚኦም ኩሉም ከይስደዱ ከይሞቱ ዋሕስ ነትክሎም፣ ደኪ ኤረይ ኩሉም ክምለሱ ዋሕስ ነትክሎም። ደኪ ኤረይ ክበሩለይ ብዝሑ ተባዝሑ ንመርየት ምል ኡዋ፣ ዐይኒ አባይኩም ይደፈን።

  • @asmarina1123
    @asmarina1123 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰሚዕካዬ ዘይጽገብ ደርፍታት ናይ በራኪ ሐውና 🇪🇷💃🏼❤️

  • @wedimeakele2748
    @wedimeakele2748 4 ปีที่แล้ว +31

    አዛ ሰብ ዳኣ ኣበይ ከይዳ ነዚ ናይ ባህላ ዘይትሰምዕ ሃንቦፍ ዲዩ ዘይብሉ ኮይኑ ተጋጣጢምና ኣለና anyway በራኺ ብትገብሮ ባህላዊ ጻዕሪ ክትምስገን ይግባኣካ ኢዩ keep it going

    • @halamadrid7779
      @halamadrid7779 4 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል ዘረባ ኢዩ

  • @akileakile3263
    @akileakile3263 4 ปีที่แล้ว +10

    ወዲ ሻሓ ኣንበሳ ጎይታ ባህሊ ኩሉ ነብስኻ ብሃሊ ሓንቲ ማዓልቲ ብጅግንንትን ብባሕልን ሓፍ ኢልካ ተሸላሚ ከምትኸውን ኣይጠራጠርን ዕድምን ጥዕናን።

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 4 ปีที่แล้ว +6

    ✔✔💪💪🇪🇷🇪🇷💯 አቤት ድምጽ Bereki Anbesa አየ ናይ ዘሓለፈ ጥዑም ከይ በልናዮ ዝሓለፈ የዘክረካ

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 4 ปีที่แล้ว +11

    "ማርያም ኪለዓዉታ ምስክረይ"ሰይ ሰይ ኣንታ ብርኽ

  • @AcenBarbra
    @AcenBarbra 4 หลายเดือนก่อน +4

    I really don't understand eritrean language but I really love the sound instruments and the voice 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @habteslasehabteslase8620
    @habteslasehabteslase8620 4 ปีที่แล้ว +12

    ዓርከኒ ኣቤት ድምጺ ሱሒል ጎሮሮ ኣጀኻ በርቲዕ ኢስከበል ኢንባሕ በል

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 4 ปีที่แล้ว +91

    ንበራኪ ድፈቱ ይነስነስ ላይክ

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      🌻🌟🐫🌻🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟🐫🌟🐫🇪🇷🌟🇪🇷🌟🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @kiflomerythrane9329
    @kiflomerythrane9329 4 ปีที่แล้ว +10

    እንካዕ ብስላም መጻኻና ሓቅኻ ለዘበን ሓድኣላ በራኽ ሓወይ ኣንበሳ ቀጽሎ😍😍😍😍🤩🤩🤩💞💞💞💞💞💝💝💝💝👏👏👏👏👏👏

  • @user-fu9sq9ps2u
    @user-fu9sq9ps2u 4 ปีที่แล้ว +12

    ባህልና ጡዑም ❤️🇪🇷!!!

  • @ermiasgoitom8790
    @ermiasgoitom8790 4 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ በራኪ ዳሓን እቶ እዚ የእዛንካስ ጥዑም ክትሰምዓሉስ ክጥዕም ቡሉጽ ስራሕ ኣጆካ በርትዕ ባህሊ ዓድና ናብ ንቡሩ ክምለስ!

  • @tekiabahta2751
    @tekiabahta2751 4 ปีที่แล้ว +7

    *ባህልና ጥዑም Thank you በራኺ ጅግና*

  • @ኣብግዜንእስነትካፈጣሪኻዘ
    @ኣብግዜንእስነትካፈጣሪኻዘ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣየ ወ ዝኩቡር ባህልናን ልምድናን ደስ ክብለካ፥
    በራኺ ሓውና ክኣ ከም ወትሩ ብልጽ ስራሕ ጎቦዝ።

  • @tekleabgebrehiwet8833
    @tekleabgebrehiwet8833 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋው ጃሕጃሕ ዝብል ዑቁር ባህሊ ትግርኛ ካባኻ ክወጽእ ይራኣየኒ ኣሎ:: ኩቡር ባህልና ከይሃስስ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ዝድነቅ ኢዩ::ኣጆኻ ቀጽሎ 1000 like ነዓኻ::

  • @WEDIEYOBERi
    @WEDIEYOBERi 4 ปีที่แล้ว +4

    Woww #1 MiO 🇪🇷congratulations
    እንቃዕ ሓጎሰካ በራኺ ፈታዊ ሃገሩን \ፈታዊ ባህሉን

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ኣታ እዚ ባህልናስ ክንደቅ ክምቅር መወዳደርቲ ዘይርከቦ ኣጆካ በል በራኪ ሓውና ድግም ካኣ ኣብለና ኢካ

  • @betibeti6620
    @betibeti6620 4 ปีที่แล้ว +15

    ጡዑም ድምፁ እዝንና ተባልሽዉ ቃንዬ ነይሩ ዩ ሕጂ ኪሒስካና ከማየይ ናይ በራኪ ድምፂ ድሰ ዝብሎ እስኪ እግጭው የብለኒ😍

    • @ወዲኣባት
      @ወዲኣባት 4 ปีที่แล้ว

      Kkk etom deki akumawayan k bahri negstate mekolom kab tegray

    • @ወዲኣባት
      @ወዲኣባት 4 ปีที่แล้ว

      Akusmawyan

  • @adu8778
    @adu8778 4 ปีที่แล้ว +89

    ከኣ መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸ በራኺ ጅግና like

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +2

      ⭐🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🌟🇪🇷🐪🇪🇷⭐🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +2

      👍🌻⭐🌟🇪🇷🌟🐪🌟🐪🌟🐪🌟🐪🌟🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟

  • @bereketabraham6919
    @bereketabraham6919 4 ปีที่แล้ว +1

    በረኺ በሓቂ ንባህሊ ሃርና ካብ ኣቦታትናን ኣቦሓጎታትናን ተቀቢልካ ኣብ ምዕቃቡ እትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ኣዝዩ ዓቢዩን ዝድነቅን እዩ ሞ በርትዕ ኣጆኻ። ኩሉ ደርፍታትካ በጣዕሚ እየ ዝፈትወን ዝሰምዖን። ጅግና!!

  • @emnetkeset3838
    @emnetkeset3838 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣንታ ንእሰይ መግለጺ ሲእነሉ ኣጆኻ በርተዕ ወዲ ሓላል መረት ብሉጽ መንእሰይ ወገነይ ኣጆኻ ኣብ ግድነኻ ኣለና በርተዕ።

  • @tesfitezuz7335
    @tesfitezuz7335 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውው በራኬ ወዲ ኤረይ መክሰብ ዕድመን ጥዕናን ቀጽሎ ጹቡቅ ስራሓ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ ወዲ ኤረይ ጅግና ❤️
    እንቃዕ ብድሓን መጻካ❤️ፍትዉትውውውውውውውውውው ጅግና

  • @meharihaile9372
    @meharihaile9372 4 ปีที่แล้ว +8

    ንፍዕ ኢካ ባሓቂ ብህልና ልምድና ኣብ ዝጠፍኤሉ ዘሎ ግዜ ንምዕቃቡ ትገብሮ ዘለካ ቃልሲ ብጥዕሚ ንፍዕ ኣቦ ባህሊ ኢካ ብሓቂ ግን ድሓን ኣጆካ ቀሪብካ ኢካ ጽባሕ ፍረ ክትረክብ ኢካ ።!

  • @luwamgerhilba4822
    @luwamgerhilba4822 4 ปีที่แล้ว +4

    Much love ❤️ wedi erey halal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊ayttfeana eka eske tuem dmxi berye hawey 🙌🏻

  • @solomongebrihet2431
    @solomongebrihet2431 4 ปีที่แล้ว +4

    That is song I listening always my brother please keep going be strong 💪 beautiful singer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💕💕💕💕