ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ትግራዋይ ኣብ ኩሉ ወርቂ እግዚኣብሄር ስደትክን ብሰላም ኣፈፂሙ ኣብ ዓድኽንን ቤተ ክርስትያንክንን ሸናሕ ትብላሉ ገዘይሃብክን
እንኮዕ ደስ በለኪ ደስ ዝብል ውህብቶ እግዚአብሄር ሓሳብ ልባ የስምረልና
ብሓቂ ዓበዪ ውህወት መድኃነኣለም ዓሰባ ይከፈላ ብሓቂ ደስ ይበል እቲ ዉዳሴ ማርያም ውን ጸልዪ እግዚአብሔር ልእክዎ አሎ ዛሓፍትና #አነ ኮ ሓደሽ አየ ናብዚ ገዛ አብ መጀመረታይ ክዓ ጽብቅ ውህበቶ ረአ ድስ ዝበል😘😘😘
እንኳን ኣሕብሩ ኣብፅሕና ❤ስላም ሓፈተይ ኣበይ ደዩ ዓደኪ ዓደና ለ ዓመቱ እዩ ስላሙ ይመልስልና እግዚአብሔር ኣምላክ😢😥
እንካዕ ደስ በለኪ መዓረይ ናይ ኣዳታትኪ መሲልኪ ሰለ ተመፂ ፍትውትው እና ነብለኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ዓብዪ ውህብቶ እዩ ፀጉኡየብዘሐላ ብእውነት ምቅርተይ መዳሃኒአለም ያሓልዋ
እንኳዕ ሕጉስብ በልክልና ክብርቲ ሓፍትና ጓል ዓባይ ሃገረ ትግራይ ታሕጓስኪ ታሕጓስ ኩሉ ትግረዋይ እዩ ብጀካ ባንዳታት እታ ቆልዓ ኸአ ብጣዕሚ ጎበዝያ ብኡነት አነ ብወገነይ ብጣዕሚ እየ አድኒቀያ ዕድመን ጥዕናን ንዘልአለም ነኽልተኽን ማንታ ማንታ ዉለዳ ሽሕ ዓመት ንበራልና ክልተኽን እፈትወክንየ የኽብረክነየ ካብ ዲጸያስፖራ ትግረዋይ
እግዚኣብሔር ይባርካ እመ ብርሃን ፅላል ትኹና
ዋው ጓል ዓበይቲ እያ ብሓቂ እመብርሃን ፀግኣ ተብዘሐላ💚🙏ሰሉዋይ ተፈታዊት 😍😍😍💚💚ኣበይ ድዩ ዓድኪ ዓሞቱ እዩ ኢልክስ ዓድና ውን ስለ ዝኮነ እዩ ኣበይ ኢኪ💚💚🙏
ካብዙይ ዝዓቢ የለይ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዓወተይ✝️👏
ብሓቃ ለባመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝያዳይ
⛪እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም አብፀሐና/ም🍃አብ ዓፀቦን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ሰላሙ ዝምለሰሉ🍃ዝሓዘነ ዝድበሰሉ🍃ዝጠመየ ዝዕንገለሉ🍃ዝተፈላለየ ዝራኸበሉ🍃ሀገርናን ህዝብናን ካብ ወረርቲ ናፃ ዝኾነሉ🍃ድምፂ ወለድና ንሰምዓሉ🍃ሰናይ ባዓል ጥምቀት ይኹነልና 🍃ደቂ ተዋህዶ🦜
ብሓቂ ለባም ሓፍተይ ሓወልቲ እምበር ሓወልቲ አብ ዘለክዮ እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን ማዓረይ
ባሓቂ ለባም ሰብ ዓብዪ ስጦታ እዩ እግዛቢሄር ኣምላክ ይበርክኪ ማርየይይ
በእውነት ኩለና ከምዚ ተንሓስቦስ እግዚአብሔር በባና ክንደይ ምታሓጎሰ እና ዝሓፍተይ ለ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ብኣ ገይሩ ሊኡክልኩልኪ እና ብፀሎት በርትዒሓወልቲ ሓፍትና ደሞ ፅቡቅ ነገር እትሓስቢ ናይ ኩለና መምህርና ኢኪ እግዚአብሔር አብ ቤቱ የንብርኪ ዝሓፍተይ
ኣሜን ኣሜን
እንካዕ ደስ በለኪ💋💋💋💋💋💋💋💊💊💊💉💉💉💉💉💉💙💙💙💙💘💘💘💘💘💓💓💓💓💓💗💗💗💗💕💕💕💕💖💖💖💖💓💓💓💐💐💐💐💐
ካብዚ ዝዓቢ ውህብቶ ብጨራሸ የለን ተባረኪ ዛሓፍተይ
💞💞💞💞💞💞💞ስላመይ ፍቅር ክፍትወኪ ማዓት አነስ 🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞 ዕደመ ጥዕና ያሃብኪ
ዋዉዉዉዉዉዉ መሰቀል ተዓዲሊኪ💐💐መሰቀል ማልት ሂዉት አዩ🌴🌴🌾🌾 አነ ለ 2 ዓመተይ መሰቀል ሰኢና😌
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣጆኺ መስቀል ደሞ ንመልክዕ ዘይኮንና ንኣስሮ ሰዓብቲ ክርስቶስ ምዃና ምስክር እዩሞ መስቀል ኣይትፍለዪ ንሓፍትና ደሞ እግዚኣቢሔር ይሃባ
እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይተርአየ ይተከአላ💞💞💞💞
ዕድመን ጥዕናን ይሀባ
አሜን እንኮዕ ሓብሩ አብፀሐና ምቅርተይ ክፎትየክ ማዓት
እግዛቢሄር ይባርካ ካብዚ ዝዓቢ ስጦታ የለን👏
ንሕናዉን ፍትዉ ኢና ነብለኪ ምቅርተይ
አንካንደሰበለኪጋልራያማር፣ደሰታኪይብዛሕ
Bdngla rekebeya ኮሜ selamey kfetweki eko seb mekseb eyu♥♥♥
ዋውውው ተጋሪዋይ ከምዝይ ንታሓላለ💪💖💊💊💊💊💊💔
ብሓቂ ለባመ እያ ፍትውውውውው❤❤❤
እንካዓ ደስ በለኪ መቀረት ይግበአኪ እዩ🥰❤
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ምቅርተይ ተጋሩ ብሃይማኖት ጠንካራ ክረክብ ከለኩ ማራ ደሰስ ይብለኒ ጨፈርቲ ኢኩም ክብሉና ከለዉ የሕርቁኒ ተመስገን በርትዓ ተጋሩ😘😘
ኣሰይይይ መቀረተይ እንኳዕ ደስስ በለኪ💛💛💛❤❤❤😘😘😘💞💞💞
አሰይ ተጋሩዋይ ላባም ናይ ባ ሓቂ 😍😍😍😍💊👈🙏🙏🙏
አሰይይይ ፅርያት ብሓቂ ንሓፍትና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐላ ለባም ሰብ😘❤
Waw des bhali ezi whwto❤❤🙏🙏❤❤
ዋዉ ለባም ሰብ እግዚኣብሔር ይባርክኺ ፅርትዋይ🙏💒
Bhaki Lbeam kolea Egziabehr Amelka tsgau ybzhela
ንዓይከ መን ዝሰደይ ተባረካ ኣሕዋትና ለ
ሰላም ሓፍተይ እንካዕ ደስ በለኪ ዋ ማርያምን ኣይትበሊ ምስ ይቅርታ ክብርተይ
እንኳዕ ደስ በለኪ ዝያዳይ ጋል ዓደይ ምዓረይለ እግዚአብሔር የኽብርኺ 💐🌹🌱
ሰላምኪ ይብዛሕቆንጆ ጓል ትግራይ🇻🇳👍👍
ሰሉየ ፀሐይ ብራቅ ❤❤
አንኳዕ ደሰ በለኪ
ደሰ ዝብል እዩ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዝሓሰብክዮ ይሀብኽ
ሓወልቲ ዓባይ ሰብ ጋል ዓደይ ማዓረይ
መስቀልከንመልክዕ ዘይኮነን ትሩጉሙ ፈሊጥና ንአስሮ አለና ንታዋሃቢት ብጣዕሚ አድንቀያ ካብ ኩሉ ዝዓበዩ ዉህብታ አዩ ንዝፈለጥናዮስ አሕዋተይ ካብ ትጭፍራ ትዉዕላስ ትምህርቲ ዘለዎ ብዛዕባ አካደድናን ካለአትን ተልተቅርቦ ፀቡቅ ነይሩ
ብጣዕሚይ ለባም ስብ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኪይ
እንቋዔ ኣበጸሓኩም/ ክን ተጋሩ ኣሕዋተይ እሺ ንኹልና ምትሕልላይን ትግራዋይነትና ክነ ፍቅር ኣብ እምነትና እውን ጥኩራት ክንኾውን እግዚአብሔር ይሓግዘናእዛቆልዓግን ዓቢ ህያብ እዩ ካብ እምነት ዝዓቢ የለይ🌷
እንኳዕ ደሰ በለኪ ምቅርተይ🥰🥰🥰
ውበትና ዘይኮነ መስቀል መደሓኒትና እዩ ክብረተይ እሰርዮ ካብ ክሳድኪ ለለ ኣይተውፅእዮ እዛ ሓፍትና እግዚአብሔር ይባርካ
woww
❤❤❤
አሰይ እንኳዕ ደስ በልኪ ማማዮ ኪፍትዋኪ መዓት
እንኳዕ ደስ በለኪ ጋል ትግራይ ሽኮር
ምቅርተይ🥀💛❤️🥰
💔💔💔💔♥️♥️♥️♥️💋💋💋💋ገሎ ትግራይ ቆንጀ💔💔💔💔💔💔💔💔♥️♥️♥️♥️💐💐💐💐💐💐💐💐💐
እንካዕ ደሰ ብለኪ ማዓረይ
ዋዉዉ እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ መሰቀል ህይወት እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኪ ለባም ሓፍተና ደስ ዝብል ሓሳብ ክማኣ ይግብረና ፅብቅ ነገረ ምሕሳብ 🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️
ምቅርተይ እድብቲ ከም ኣዴታታ ንሕና ለ ፍትው ኢና ነብለኪ 💋💋💋💋❤
ህያብ ዩ ዝበሃለ ሰላመይ
እንኮዕ ደሰ በለኪ
ውውውው ይግበአኪ እዩ
ሰሊተይ ቆንጆ
እንኳዕ ደስ በለኪ ምቅርተይ
ኣሰይይ ሙቁራተይ ሓልዮትክን ደስ ክብል♥️ከም ዓባይ ሓፍታ ኮይንኪ ተላለያ
ሰላም ሰላም
9:39 ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ👏👏👏
ሰላመይ አበይ እኽን ትነብራ
Very nice
Esey Enkae des beleki hyabey 👏👏👏😍😍😍😍
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ማኣረይ💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣሰይ ፁሩያት
💖
ዋይ መን ይፈልጠለይ ዉሽጠይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ፍሽክታ ኣመላ ፍለጥለይ
ሰሉ ምቅረተይ💔💔💔💔💔💔♥️🙏
Aseyy btami des zbl egziabhier amlak ymesgen ewe ezi qelil whbto ay konen nhaftna kea xegu yebzhala btami nfeti naki kea enqae des beleki zhaftey aytewxyo eki
እንካዕ ደስስስስ በለክ ማዕረይ
አሰይይ ለባም ጓል ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣር🙏ክብርት ሓፍተይ እሞ ገዝአትልኽ ከላ መፅሓፍ ቅድስ ውን ገዝእክ መንፈሳዊ ተምሃር አብ tiktok ጨፍርካ ፋይዳ የብሉን ናብ ቤት አምላኽ ምኻድ ግን ዓቢይ ፀጋ እዩ🙏🙏
God bless you
እሰይይይ ጸጉኡ የብዘሐልክን ናይ መዲህና ኣለም ስእሊ ኣድህኖ እዩ ዝባሃል ፎቶ ኣይኾነይ ዝባሃል እና ምስ ሰናይ ይቅሬይታ ካብዝኣ ቆልዓ እዝኣ ትማሃርዮ ነገር ተልዩኪ ካብ ሙዝቃ ሓጥያት ወጽእኺ ኣብ መንፈሳዊ ማሕበር ክትዊዕሊ ኣለኪ ኣብ መዝሙር ኣበ ስብከት ክትዉዕሊ ይግባኣኪ ፍትዉተይ
ፊዳታት ተጋርዋኒ
ሰሉየ ምቅርቲ🌹🌹🌹🌹
ተመስገን🙏
ሱሉዋይ መቀረት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ናይ ቅዱሳን ፎቶ ኣይባሃልን ስእሊ እዩ ዝብሃል እምበይተዋይ
ምቅርተይ ደስስስ ዘብል ስጦታ 🥰🥰🥰
እዉይይይ ሠሉየይ ምቅርቲ ❤ መማህርተይ ደለየ ስኢነኪ ነይረ ስለ ዝረከብኩኪ ደስ ኢሉኒ ማማየይ ምእማን ከዓ ሲኢነ f,b እንተሊኪ ብኡ ንራከብ መን ይብል f,b በጃኪ ሠሉየ እንተሪእክዮ ተገዲስኪ መልስለይ እዙ ውህብቶ ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ውህብቶ እዩ። ንሓፍትና ዓስባ ካብ አምላክ ትርከቦ ለባም ሰብ
ኣሰይ እንካዕ ደስ በለኪ ማማየ❤❤❤
ዋዉዉዉዉ ደስ ዝብል እዩ ❤
ምስ ይቅርታ ታ ክንደይ ዓመትኪ ስላም ሓፈተይ
😀😋🤭
Fshkta amela ❤❤❤
እንቋዕ ደስስስስ በለኪ ማር🥰🥰😍
❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤🙏🙏
ብሓቂ በርትዒ ምቅረተይ አጆኺ ❤️❤️❤️❤️
😍😍😍😍😍
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Seluyey mkrti
ሰላም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም ጀማሪት የ
ትግራዋይ ኣብ ኩሉ ወርቂ እግዚኣብሄር ስደትክን ብሰላም ኣፈፂሙ ኣብ ዓድኽንን ቤተ ክርስትያንክንን ሸናሕ ትብላሉ ገዘይሃብክን
እንኮዕ ደስ በለኪ ደስ ዝብል ውህብቶ እግዚአብሄር ሓሳብ ልባ የስምረልና
ብሓቂ ዓበዪ ውህወት መድኃነኣለም ዓሰባ ይከፈላ ብሓቂ ደስ ይበል እቲ ዉዳሴ ማርያም ውን ጸልዪ እግዚአብሔር ልእክዎ አሎ ዛሓፍትና #አነ ኮ ሓደሽ አየ ናብዚ ገዛ አብ መጀመረታይ ክዓ ጽብቅ ውህበቶ ረአ ድስ ዝበል😘😘😘
እንኳን ኣሕብሩ ኣብፅሕና ❤
ስላም ሓፈተይ ኣበይ ደዩ ዓደኪ ዓደና ለ ዓመቱ እዩ ስላሙ ይመልስልና እግዚአብሔር ኣምላክ😢😥
እንካዕ ደስ በለኪ መዓረይ ናይ ኣዳታትኪ መሲልኪ ሰለ ተመፂ ፍትውትው እና ነብለኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ዓብዪ ውህብቶ እዩ ፀጉኡየብዘሐላ ብእውነት ምቅርተይ መዳሃኒአለም ያሓልዋ
እንኳዕ ሕጉስብ በልክልና ክብርቲ ሓፍትና ጓል ዓባይ ሃገረ ትግራይ ታሕጓስኪ ታሕጓስ ኩሉ ትግረዋይ እዩ ብጀካ ባንዳታት እታ ቆልዓ ኸአ ብጣዕሚ ጎበዝያ ብኡነት አነ ብወገነይ ብጣዕሚ እየ አድኒቀያ ዕድመን ጥዕናን ንዘልአለም ነኽልተኽን ማንታ ማንታ ዉለዳ ሽሕ ዓመት ንበራልና ክልተኽን እፈትወክንየ የኽብረክነየ ካብ ዲጸያስፖራ ትግረዋይ
እግዚኣብሔር ይባርካ እመ ብርሃን ፅላል ትኹና
ዋው ጓል ዓበይቲ እያ ብሓቂ እመብርሃን ፀግኣ ተብዘሐላ💚🙏ሰሉዋይ ተፈታዊት 😍😍😍💚💚ኣበይ ድዩ ዓድኪ ዓሞቱ እዩ ኢልክስ ዓድና ውን ስለ ዝኮነ እዩ ኣበይ ኢኪ💚💚🙏
ካብዙይ ዝዓቢ የለይ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዓወተይ✝️👏
ብሓቃ ለባመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝያዳይ
⛪እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም አብፀሐና/ም
🍃አብ ዓፀቦን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ሰላሙ ዝምለሰሉ
🍃ዝሓዘነ ዝድበሰሉ
🍃ዝጠመየ ዝዕንገለሉ
🍃ዝተፈላለየ ዝራኸበሉ
🍃ሀገርናን ህዝብናን ካብ ወረርቲ ናፃ ዝኾነሉ
🍃ድምፂ ወለድና ንሰምዓሉ
🍃ሰናይ ባዓል ጥምቀት ይኹነልና
🍃ደቂ ተዋህዶ🦜
ብሓቂ ለባም ሓፍተይ ሓወልቲ እምበር ሓወልቲ አብ ዘለክዮ እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን ማዓረይ
ባሓቂ ለባም ሰብ ዓብዪ ስጦታ እዩ እግዛቢሄር ኣምላክ ይበርክኪ ማርየይይ
በእውነት ኩለና ከምዚ ተንሓስቦስ እግዚአብሔር በባና ክንደይ ምታሓጎሰ እና ዝሓፍተይ ለ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ብኣ ገይሩ ሊኡክልኩልኪ እና ብፀሎት በርትዒ
ሓወልቲ ሓፍትና ደሞ ፅቡቅ ነገር እትሓስቢ ናይ ኩለና መምህርና ኢኪ እግዚአብሔር አብ ቤቱ የንብርኪ ዝሓፍተይ
ኣሜን ኣሜን
እንካዕ ደስ በለኪ💋💋💋💋💋💋💋💊💊💊💉💉💉💉💉💉💙💙💙💙💘💘💘💘💘💓💓💓💓💓💗💗💗💗💕💕💕💕💖💖💖💖💓💓💓💐💐💐💐💐
ካብዚ ዝዓቢ ውህብቶ ብጨራሸ የለን ተባረኪ ዛሓፍተይ
💞💞💞💞💞💞💞ስላመይ ፍቅር ክፍትወኪ ማዓት አነስ 🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞 ዕደመ ጥዕና ያሃብኪ
ዋዉዉዉዉዉዉ መሰቀል ተዓዲሊኪ💐💐መሰቀል ማልት ሂዉት አዩ🌴🌴🌾🌾 አነ ለ 2 ዓመተይ መሰቀል ሰኢና😌
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣጆኺ መስቀል ደሞ ንመልክዕ ዘይኮንና ንኣስሮ ሰዓብቲ ክርስቶስ ምዃና ምስክር እዩሞ መስቀል ኣይትፍለዪ ንሓፍትና ደሞ እግዚኣቢሔር ይሃባ
እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይተርአየ ይተከአላ💞💞💞💞
ዕድመን ጥዕናን ይሀባ
አሜን እንኮዕ ሓብሩ አብፀሐና ምቅርተይ ክፎትየክ ማዓት
እግዛቢሄር ይባርካ ካብዚ ዝዓቢ ስጦታ የለን👏
ንሕናዉን ፍትዉ ኢና ነብለኪ ምቅርተይ
አንካንደሰበለኪጋልራያማር፣ደሰታኪይብዛሕ
Bdngla rekebeya ኮሜ selamey kfetweki eko seb mekseb eyu♥♥♥
ዋውውው ተጋሪዋይ ከምዝይ ንታሓላለ💪💖💊💊💊💊💊💔
ብሓቂ ለባመ እያ ፍትውውውውው❤❤❤
እንካዓ ደስ በለኪ መቀረት ይግበአኪ እዩ🥰❤
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ምቅርተይ ተጋሩ ብሃይማኖት ጠንካራ ክረክብ ከለኩ ማራ ደሰስ ይብለኒ ጨፈርቲ ኢኩም ክብሉና ከለዉ የሕርቁኒ ተመስገን በርትዓ ተጋሩ😘😘
ኣሰይይይ መቀረተይ እንኳዕ ደስስ በለኪ💛💛💛❤❤❤😘😘😘💞💞💞
አሰይ ተጋሩዋይ ላባም ናይ ባ ሓቂ 😍😍😍😍💊👈🙏🙏🙏
አሰይይይ ፅርያት ብሓቂ ንሓፍትና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐላ ለባም ሰብ😘❤
Waw des bhali ezi whwto❤❤🙏🙏❤❤
ዋዉ ለባም ሰብ እግዚኣብሔር ይባርክኺ ፅርትዋይ🙏💒
Bhaki Lbeam kolea Egziabehr Amelka tsgau ybzhela
ንዓይከ መን ዝሰደይ ተባረካ ኣሕዋትና ለ
ሰላም ሓፍተይ እንካዕ ደስ በለኪ ዋ ማርያምን ኣይትበሊ ምስ ይቅርታ ክብርተይ
እንኳዕ ደስ በለኪ ዝያዳይ ጋል ዓደይ ምዓረይለ እግዚአብሔር የኽብርኺ 💐🌹🌱
ሰላምኪ ይብዛሕቆንጆ ጓል ትግራይ🇻🇳👍👍
ሰሉየ ፀሐይ ብራቅ ❤❤
አንኳዕ ደሰ በለኪ
ደሰ ዝብል እዩ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዝሓሰብክዮ ይሀብኽ
ሓወልቲ ዓባይ ሰብ ጋል ዓደይ ማዓረይ
መስቀልከንመልክዕ ዘይኮነን ትሩጉሙ ፈሊጥና ንአስሮ አለና ንታዋሃቢት ብጣዕሚ አድንቀያ ካብ ኩሉ ዝዓበዩ ዉህብታ አዩ ንዝፈለጥናዮስ አሕዋተይ ካብ ትጭፍራ ትዉዕላስ ትምህርቲ ዘለዎ ብዛዕባ አካደድናን ካለአትን ተልተቅርቦ ፀቡቅ ነይሩ
ብጣዕሚይ ለባም ስብ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኪይ
እንቋዔ ኣበጸሓኩም/ ክን
ተጋሩ ኣሕዋተይ እሺ ንኹልና ምትሕልላይን ትግራዋይነትና ክነ ፍቅር ኣብ እምነትና እውን ጥኩራት ክንኾውን እግዚአብሔር ይሓግዘና
እዛቆልዓግን ዓቢ ህያብ እዩ ካብ እምነት ዝዓቢ የለይ🌷
እንኳዕ ደሰ በለኪ ምቅርተይ🥰🥰🥰
ውበትና ዘይኮነ መስቀል መደሓኒትና እዩ ክብረተይ እሰርዮ ካብ ክሳድኪ ለለ ኣይተውፅእዮ እዛ ሓፍትና እግዚአብሔር ይባርካ
woww
❤❤❤
አሰይ እንኳዕ ደስ በልኪ ማማዮ ኪፍትዋኪ መዓት
እንኳዕ ደስ በለኪ ጋል ትግራይ ሽኮር
ምቅርተይ🥀💛❤️🥰
💔💔💔💔♥️♥️♥️♥️💋💋💋💋ገሎ ትግራይ ቆንጀ💔💔💔💔💔💔💔💔♥️♥️♥️♥️💐💐💐💐💐💐💐💐💐
እንካዕ ደሰ ብለኪ ማዓረይ
ዋዉዉ እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ መሰቀል ህይወት እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኪ ለባም ሓፍተና ደስ ዝብል ሓሳብ ክማኣ ይግብረና ፅብቅ ነገረ ምሕሳብ 🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️
ምቅርተይ እድብቲ ከም ኣዴታታ ንሕና ለ ፍትው ኢና ነብለኪ 💋💋💋💋❤
ህያብ ዩ ዝበሃለ ሰላመይ
እንኮዕ ደሰ በለኪ
ውውውው ይግበአኪ እዩ
ሰሊተይ ቆንጆ
እንኳዕ ደስ በለኪ ምቅርተይ
ኣሰይይ ሙቁራተይ ሓልዮትክን ደስ ክብል♥️
ከም ዓባይ ሓፍታ ኮይንኪ ተላለያ
ሰላም ሰላም
9:39 ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ👏👏👏
ሰላመይ አበይ እኽን ትነብራ
Very nice
Esey Enkae des beleki hyabey 👏👏👏😍😍😍😍
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ማኣረይ💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣሰይ ፁሩያት
💖
ዋይ መን ይፈልጠለይ ዉሽጠይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ፍሽክታ ኣመላ ፍለጥ
ለ
ይ
ሰሉ ምቅረተይ💔💔💔💔💔💔♥️🙏
Aseyy btami des zbl egziabhier amlak ymesgen ewe ezi qelil whbto ay konen nhaftna kea xegu yebzhala btami nfeti naki kea enqae des beleki zhaftey aytewxyo eki
እንካዕ ደስስስስ በለክ ማዕረይ
አሰይይ ለባም ጓል ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣር🙏
ክብርት ሓፍተይ እሞ ገዝአትልኽ ከላ መፅሓፍ ቅድስ ውን ገዝእክ መንፈሳዊ ተምሃር አብ tiktok ጨፍርካ ፋይዳ የብሉን ናብ ቤት አምላኽ ምኻድ ግን ዓቢይ ፀጋ እዩ🙏🙏
God bless you
እሰይይይ ጸጉኡ የብዘሐልክን ናይ መዲህና ኣለም ስእሊ ኣድህኖ እዩ ዝባሃል ፎቶ ኣይኾነይ ዝባሃል እና ምስ ሰናይ ይቅሬይታ ካብዝኣ ቆልዓ እዝኣ ትማሃርዮ ነገር ተልዩኪ ካብ ሙዝቃ ሓጥያት ወጽእኺ ኣብ መንፈሳዊ ማሕበር ክትዊዕሊ ኣለኪ ኣብ መዝሙር ኣበ ስብከት ክትዉዕሊ ይግባኣኪ ፍትዉተይ
ፊዳታት ተጋርዋኒ
ሰሉየ ምቅርቲ🌹🌹🌹🌹
ተመስገን🙏
ሱሉዋይ መቀረት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ናይ ቅዱሳን ፎቶ ኣይባሃልን ስእሊ እዩ ዝብሃል እምበይተዋይ
ምቅርተይ ደስስስ ዘብል ስጦታ 🥰🥰🥰
እዉይይይ ሠሉየይ ምቅርቲ ❤ መማህርተይ ደለየ ስኢነኪ ነይረ ስለ ዝረከብኩኪ ደስ ኢሉኒ ማማየይ ምእማን ከዓ ሲኢነ f,b እንተሊኪ ብኡ ንራከብ መን ይብል f,b
በጃኪ ሠሉየ እንተሪእክዮ ተገዲስኪ መልስለይ
እዙ ውህብቶ ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ውህብቶ እዩ። ንሓፍትና ዓስባ ካብ አምላክ ትርከቦ ለባም ሰብ