Thank you sultan hawna for the update. Qual hiwot yesmaalna. And Solomon hawna btami yemesgneka for sending me tsebel. Egziabhier deywdae hayli yhabkum, asbkum yhabkum ❤
Sultan hawina kemey aleka ab hiwetka Tina ab srhaka asalto ymneyelka.btami des zebil eyu tgebro zeleka ezgabhier amlak Tina yhabka. Krekbeka delye nere ab hagere Norway eye zkmet ❤
አነ ውን ጸበል ሰዲዶምለይ ነይሮም ጓለይ ሐውያትለይ ስልጣን ሐወይ
Hiiii
Hii merhawit kemey selam du
ኣብይ እዩ በታኡ ኣድስ ኣብበ ኣብይ ማለት እዩ ክውርተይ ካብ ስደት ምስ ተመልስኹ ክኽይድ እየዋ 😢
ቦሌ አራብሳ እግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ እና ቅዱስ ጊዮርጊስ
ሰላም ብክመይ ገርኪ ረክብኩዮም ተገድኩ ምልስልይ በጅካ
ኣሰይ መምህረይ ንትግራይ ከ ማኣዘ ትከድ እካ መምህረይ ❤❤❤
ኣበይ ድዩ ዘሎ
ኣሰይይይይ ዓድካ ዘይመስለካ ኣብኡ ከለናስ ዘይንፈልጦን ዘይነስተማቅሮን ነይርና ኣብዚ ኮይነ ክሪኦ ከሐኩስ ካምዚ ክሪኦ ዝምነዮ ዘይፈልጦ ሓዱሽ ካልእ ዓለም ይመስለኒ
ሰልጣን ሓወይ ንትዓራይ እዉን ኪድ ማርያም ፅዮን ተሰለም
እግዚኣብሔር መፈፀምትኡ የርእየና
ቅዳሴኡ ደስ ክብለካ❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ መፈፀምቱኡ የርኤና ናይ እመብርሃን ድንግል ማርያምን ናይ ቅድስትን ፆሎትን በረከቶምን ኣይፈለየና ❤
ኣሜን(((3)))
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ሕጂ ካብዛ ቅድስቲ ስፍራ ምስ ተፈለኩስ ማራ ናፊቀያ የሕዋተይ ኣብዛ ቅድስቲ ገዳም ክሳብ ሕጂ ትሰርሑ ጸጋ በረከት ትቅበሉ ዘለኩም ክንደይ ተዓዊትልኩም ብፍቅሪ ኣብዛ ገዳም ዘለኩም ናፊቀኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ኤውሮጳ ብሰላም ኣትየ ኣለኩ ዳግማይ ከም ፍቃድ ኣምላክ ተመሊሰ ክሳለማ ሃረርታ ኣለኒ ኣቦና ኣብጸሎትኩም ዘክሩኒ ከሙ ውን ኩልኩም የሕዋት በርከት ናይ ኪዳነ ምህረት በረከት ኣቦና እንጠንዮስ በረከት ኣቦና ብጹእ ኣምላክ ይሕደረና
እንካዕ ብሰላም ኣተካ/ኪ
አሰይይይይይይይይይይ ስልጣን ሓወይ ተመስገን አምላኸይ❤❤❤ ዲያቆናት እሕዋተይ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም 😢😢
ሰላም ኽብራተይ ዳሕና ደኻቱክም ቃለ ህዉት ያሰመዐልና በረከቱኹም ይሕደረን
እሰክ ብፆሎትኹም ሓሰቡን አብ ሰደት ኻይን ካብ ጭንቅ ይማሓሪኽን ንኢሽተይ ትጫናንቀ ሰለ ዝኾነ ፀሉይሎይ በዛም ሳብስክራፕ ላይክ ሼር ጉቦሩኒ ሓዳሽ ጀማሪት የአ🙏😢
እግዚአብሔር ያሓስብኽ አይዘኽ ትጨንቅኻ መፍተሕ አይግነይባ አይትጨናነቅ ጸሎት ግበር በርትዕ እመብርሃን ምሳኽ ትኹን
ሰላም የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ፀሎት እመብርሃን ኩሎም ቅድሳን ኣይፈለየኪ ኣጆኪ ጭንቂ ትርጉም የቡሉን ብፆሎት በርትዒ❤
Fatari entay yisano 🙏🙏🙏
ኣነሰ ካብ ሰድት ትመልሰ ከምዚ ናብ ገዳማታ ክክይድ ገይረ ናፍቅ ዘለኩ😢😢
ዋላ ኣነ ኣጁና ኣምላከና ኣሎ🙏🙏🙏
Wala ane ❤
Wala ane ❤
እነ ይምነ ነይረ ተመስገን ክኣ ኸይደዮ ነይረ ደስ ክብል
የኔታ ኣስተርኣየ ጡዑመ ዜማ መምህር ትሕትና በረከተ ቅዱስ ጊወርግስ ምስኩልና ይኩን ከምኡውን ኣብዚ ተገልግሉ ዘለኩም ንሕናውን በረከት ክንሳተፍ እግዚኣብሔር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤እግዚኣቢሄር ምስጋኑ ኡ ይባረኽ ኣነ ሓንቲ ኣብዚ ቁዱስ ቤት ዝበጻሕኩ እየ
ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ 4:45
ነዞም ቡሩካት የሕዋትና ዝሃበ ጸጋ መዳርግቲ የብሉን ኣይ ኮነን ብማዕዶስ ባዓይንካ እና ራካ ክታምኖ ዘጸግም ብሓይሊ ፈጣሪ ከም ዝካ ኣል ምስክር፡ዩ ብማሽነሪ ዝተሃንጸ ከማን ከምዚ ኣይዉቅብን' ዩ ። ኣምላክ ሰልየ ሃዉና ምስ መሳርሕትካ ጸጋ ኣብ ረሲ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ
ሰላምን ክሳነትን ሰፊኑ
ኩሉ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ናብዚ ቁዱስ ስፍራ በረኸት ክትሳተፎ ይምነየልኩም
እግዘኣቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርበልኩም በረኸት ናይ ቅዱሳን እግዘኣቢሄር ይካፍለና ኣሜን
Ezi gedam bole arabsa da Kudus Gyorgis eyu hakey btemi fewsi des zbel bota ❤❤❤
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏. Thank you so much . Our Brother ❤. ❤. ❤️. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምላኽ ጸጉ የብዛሕልኩም ኩቡራት ኣሕዋት ፡ነቶም ዝተረፍና ካኣ ባኣካል ክንሪኦ የብቃዓን thanks መምህር ስልጣን ሓውና ነዚ መደብ እዚ ዘዳላኻልና ❤❤❤
እንኳዕ ንባዓል ኣስተርዮ ማርያም ኣብፀሐኩም ፆሎታን በረኸታን ምስ ኩሉ ህዝብ ክርስትያን ይኹን👏♥️ እግዝያብሔር ኣምላክ መፈፀምትኡ የርእኹም ኣሕዋተይ ፈጣሪ ይሓልኹም👏♥️
Amen
Amen Amen Amen 🙏
Wauwww qedus abune jergus Ethiopia bole arabsa 😢2022 bexheyo nere Egzabiher amlake xegu yebzhalkum yehwatey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ናይማን ደስ ይብል ስልጣን ሐወይ እንኳዕ ድማ ንብዓል ማርያም አስተርእዮ አብፅሐካ 🙏
ኣቤይ ኢዩ ስልጣን ሓውና
ኣስፍሕ ኣቢልካ ግለጸልና❤
ኣራብሳ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ እቲ ቦታ
ኡፍ ቅዳሴኡ ደስ ክብልኻ😯
እግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ ይሓግዘኩም ፍቁራተይ!
መምህርና ብሰላም ናብ ስድራኻ ይምለስካ አምላከ ቅዱሳን ካብ ልቢ ነመስግን ❤❤❤🎉🎉🎉
እንኳዕ ንዓመታዊ በዓለ ዝኽሪ ዕረፍታ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (ኣስተርእዮ ማርያም )ኣብፀሐኩም
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤
ኣሰይይይይ ደስ ክብል ስልጣን ሓዉና ጸጉኡ የብዝሓልኩም አሕዋተይ መፈጸምቱኡ የሪአና ❤❤❤🙏
አነ ድማ ናይ ኤረትራ መሲልኒ አበይ ዳአሉ ክብል ፀኒሔ❤
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ናብ ትግራይ ዓድና ክትከዱ ተስፋ ንገብር❤❤❤
ኣሰይ እግዚአብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይሓግዝኹም ንዓና እውን ተሳተፍቲ በረኸት ይበለና ፈጣሪ
እግዚአብሔር አምላክ ንፃዕርኹምን ጉልበትኹምን ይባርኸልኹም መፈፀምታ የርእየና
እግዚአብሄር ኣምላኽ መፈፀምትኡ የርእየና መምህረይ ❤️❤❤
ኣሰይይይ ደሰ ከብል ላብኡ የብቀዐና ሰማያዊ ኣቦና ብፅሎት እትንፍሰ ክርስቶስ ካብ ሰደት ብሰላም የምልሰና ስልጣነይ ተዓድልካ ቅድስ ቦታ ዝርገፀካ ኣምላከ
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ስልጣን ሓወይ❤❤እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤
ጸሎት በረከት ቁዱሳን ኣቦታት ይሓለወና ቤተክረስትያና ክባርከልና ❤❤❤ ጽቡቅ ሪኢና ተሓጊስና እሞ ኣብኡ ዝበጽሕ ትንፋስ ዓዲሉ እግዝኣብሄር ናይዚ ቤተክርስትያን ተካፈልጢ ክገብረና ቁዱስ ፍቃዱ ይኩነልና
ጽቡቅ ሓሳብ ናብሓቅይ ንዲያቆናት ይሕዋትና ክኣ እግዚኣብሔር ኣምልክና ኣብ የማኑ የንብሮም
ኣስይ ኩቡራተይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓይሊን ጥበብን የብዝሐልኩም መፈፀምቱኡ ይኤረና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
እንኳን በሰላም መጡ መምህር
ትግራይ እውን እባ ኪድ ስልጣነይ ኣክሱም ስዒምካ ትምለስ
“እቲ በይኑ ተአምራት ዚገብር እግዚኣብሄር ኣምላኽ፣ እቲ ናይ እስራኤል ኣምላኽ ይባረኽ።”
- መዝሙር ዳዊት 72፥18
Gedame zeykone egzabiher beynu eyu tamrat zegber
ሥልጣን ሓወይ ሰልክካ ሰደደልና
ታይ እዩ ዘባሃለ ዘገዳም መምህረይ ✝️👏
ኣራብሳ ቅዱስ ጊዮርጊስ
@@natimukurey3382ኣበይ ቦታ ይርከብ ማዓረይ
Baeta mariam
ስልጣን ሓወይ ንትግራይከ ማኣዝ ክትከይድ 🌷⛱
ኣሰይይይ በሓቃ ጸጋኡ የብዝሐልኩም ፍቱዋተይ❤❤❤
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ❤❤😊
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤
ደምርኒ ሰሉዋይ
ወንጌል ማቴዎስ 11
¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
²⁸ ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
²⁹-³⁰ ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።
ኣንቋዕ ብሰላም መጸኣካ ናብዚ ኩቡር ገዳም ቁዱስ ጀወርግሽ ስልጣን ሓውና
🎉🎉🎉
Solo ( alekey) miss eko ❤❤❤Kal hiwet yesmalna
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ዘገርም እዪ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እግዚእብሔር ኣምላክ የፈፅምኩም ❤
Selam yahabkum bxeguau ydegfku bereketu yebzahalkum egzabiher qudus jwergs ytabqelkum yehwateyyy❤❤❤
እሰይ ደስ ክብለካ እግዚአብሔር ኣምላክ መፈፀምቱኡ የሪአና ❤❤❤
ኣሜን ጸግኡ የብዝሓልኩም ፉጣሪይ
እሺይ ኩብራት የሕዋት
ኣብ ኣዲስ ባባ ኮይኑ ቤሌየ ኣራብሳ ይባሃል
ኣንቃዕ ብሰላም መጻካ መምህር ኣምላክ ፍጻሚኡ ይሪአና❤❤❤
አሰየይይይ ተምስገን ንምርኣይ የብቀዕና❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም
Amen Amen Amen 🙏 🙌
Egzibhir gulbotkum ykeblelkum ab andeweki yxahafelkum ahwat emebrahan msakum tkun asbi kudsan ykfelkum !!!!!
ኣሰይይይይ ተመስገን ክቡራት ኣቦታተይ በሰከትኩም ይሕደረና ስልጣን ሓወይተዓዲልካ ናብቁዱስቦታ ከይድካ ካብ ኣዲስ ኣበ ባ ናበይ ገፅ እዩ ዙቦታ ንገረና ኢካ❤
Ab Addis Ababa Bole Arabssa zbehal bota koinu ,semaet kdus Giorgish ybehal
ኣብ ቦሌ ኣራብሳ እንዳ ቅዱስ ግውርግስ እዩ
ኣሰይይ ተመስገን ኣምላክ ናይ እመ ብርሃን ፆሎታን በረከታይ ኣይፈለየና❤
Egziabiher amilak mefexemitie yeriana Eme birihan xelota kudusan biteredaeneto ayifeleyuna
ለፍፃሚ ያብቃልን ፈጣሪ ያግዛችሁ
Thank you sultan hawna for the update. Qual hiwot yesmaalna. And Solomon hawna btami yemesgneka for sending me tsebel. Egziabhier deywdae hayli yhabkum, asbkum yhabkum ❤
O Egiziabiher Amlak nigus semayn midrin luel Amlak aboy bihalika wesiltanka ab kiristianawi sirah ab agolgilotka tsimedeni amen
Kal hiwet ysmelna 💒💒💒🤲🤲🤲❤😢😢😢
Asey egzibeher amalk yhgeskm ezm ahawety xigen Hylen yhabekm❤❤❤
ደስ ብሃል
እንኳዕ ናብዚ አብቀዕካ መምህረይ ስልጣን
እሸን ሕቶ አለን ናይ ኩሉ ሰበ ሕቶ እዩ ተገድስካ መልሰልና ሰልጣን ሓወ
ገላይ ጠብብይ ብከመይ እዮም ተፈልዮም
ጠብብ ሰበ ይበልዕ ይብሃል በከመይ እዩ
ተፎጥረና ሓደ እዩ እብርህ አብለልና
ስልጣን ሓወይ😢
እግዚአብሔር ጉልቦትኩም የጽንዓዮ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ
እግዚአብሔር አምላክ ፍፃመኡ ያርእየና
መምህረይ ትግራይ ከ ማአዝ ትክይድ
እግዚአብሔር መፈፀምትኡ የርእየና 🙏🥰
aby bota eyu zerkab bajkum habruni eba yehiwat ❤❤
ኣበይ ቦታ ኢዩ እዚ ገዳም
agzabher amlak yhagzkum mefexemtu.yeryena bhaki haylkum.ybarek bereketkum yhderena
Egzabiher msakum ykun yhagzkum balu Awetn asalton yhabkum❤❤❤
ሰልጠነ ሓወይ እዚ ቦታ ኣቦይ ዩ ሓጥያትና መድምሰሲ ካልእ ዋላ እንተተረፈና ስ እቲ ስእሊ ኣድህኖ ዓቁሙና ዘፍቀዶ ክንህብ ሲ ተለፎንካ ስደደልና ኣብዚ ብኸመይ ኢና ክንህብ
ሰላም ኩኑራት ኣህዋተይ ከመይ ዊዕልኩም ኢዛ ገዳም መን ትባሃል ኣበይ ትርከብ ክንበጽህ ደሊና ናይቲ ምህረት ተካፈልቲ ክንከዉን
Ab adis Abeba eya kebabi arabsa zbhal bota ami keyde neyre mara eyu qudus bota
Aseyyy elllllllll slthan hawna ka enka nbzi kudus sfra zebkaka amlak ymesgen nzom nmneyo kumu yerena slei hawna ka ms kulukm admen thanan yhabkum mefexemtu yereina fethari nay ndkmti haftkum welet elsabiet ab xolotkum zekurni❤❤❤❤❤❤
Gulbetkum yxnae zom yehwatey❤❤🙏🙏🙏
Selam amlak Naka ykun stands Hawey enkeleku Dehan temeleska
Nay agelglot zemenka ybarek
Emo ezy gedam abey eyu Telefon nayti gdam sdedelna kem fkad egziabiher knhgz tegdiska anbibka xhafelna
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን
ደምርና ዝያዳይ
Sultan hawina kemey aleka ab hiwetka Tina ab srhaka asalto ymneyelka.btami des zebil eyu tgebro zeleka ezgabhier amlak Tina yhabka. Krekbeka delye nere ab hagere Norway eye zkmet ❤
Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤❤
Amlak edmen thnan yhabkum
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይባርኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤
መድሃኒኣለም ናብ ደጁ ንምርኣይ የብቀዐና❤❤❤
Aebey beta eyu zele brkutn xelotn aeyfeleyena fetari xebel delle neyre wedneway
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣራብሳ ዲዩ ሓቀይ እዚ ቦታ
Ya
ናብ ቤቱ የብቀዐና ክቡር መምህርና መፈፀምቱኡ የሪአና ዝትሕግዙ ዘለኩም ኣሕዋትና ደማ ብዝወፀ ይተከአልኩም ብጉልበቱኩም ዝትሕግዙ ዘለኩም ድማ ዓምዲ ሓፂን ይግበርኩም ንኩላትኩም ትሳተፉ ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤
ቅዳሴው 🙏❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ😊
እንኳዕ ኣብጸሐና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዓመት ባዓለ ዝኽራ❤
❤❤
ደምርኒ ወለላይ
@@FunnyCookingApron-dj3it ደምርኒ ዝያዳይ
Aseyy nay agelglot zemenkum amlak ybarkelkum brukat yehwatey.
ኣሰይይይይይይ ደስ ክብል ናይ ኣምላክ ስራሕ ድንቂ
እንኾዕ ብዳሓን ምፅካ ሰልጣን ሓውና
አብይ እዩ ሰልጣነይ ማዓረይ
ደምሩኒ ኣሕዋተይ
ቦልዮ
ኣራብሳ
ዩ ዝበሃል
እዚቦታ
ቅዳሴው⛪😥
Asey elellllllll enka nabzi abxhna meswati zetkfelelu u embrhn bexlota tedgfna ab mefxemta kenbxh 🥰🥰
Rest in peace d bajet and d germay yehawtna 😭😭
Kbur hafuna ezgabiher xeguu yebzhalka and nay hagez ab laeli gberelna please
Asey btami des zblu ❤❤🎉
ሰልጣን ሓወይ ብክመይ ክሮክቦሞ አድርስ ወይ ቶልፎን እንተልካ ክትስደለይ ትክእል ዶ ትኩወን ይቅንይለይ
Amen 🙏 ❤ ❤❤
Kubur hawna bmntay knhgz nkeal tegediska melseley