ንሓዱሽ ፀጉርን ንነዊሕን ዝኸውን ብሉፅ ትሪትመንት 💃🕺

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 87

  • @sabawittube1982
    @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +18

    ፍትዋተይ ነዘን ሊንክታት እናጠወቅኩም ነዘን ኣሕዋትና ነበረታታዓየን። ሰብስክራይብ ክግበረልክን ትደልያ ከዓ ኣብዛ ኮመንት ብሪፕለይ ኣቅምጥኡ😘
    1👇
    th-cam.com/channels/IVPY_jG42pyPXdW7hnveIg.html
    2👇
    th-cam.com/channels/yz1557xhhdw7a8gElOYHjQ.html
    3👇
    th-cam.com/channels/ua9OKchAwiD4ynGYRW5P3A.html
    4👇
    th-cam.com/channels/OtF8S-spEJCz0ytNvvuTGA.html

  • @agazittube7330
    @agazittube7330 3 ปีที่แล้ว +18

    Wow ሳብየይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ካዓ ቀደመይቲ እየ😁በላ ቀመማተይ ሰብስክራይብ ተይገበርክናኒ ከይትሓልፋ ደቂ ዓደይ

  • @ገዛናናፍቀ-ገ5የ
    @ገዛናናፍቀ-ገ5የ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለይ ብታዓሚ ጸቡቅ ጌን ነዛ ኩባያ መስ ረኣኮዋ ማራ ደስ ኤሉኒ ባንደራይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @loo7291
    @loo7291 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ፅቡቅ የቀንየልና ፍትዉተይ

  • @titititititi7632
    @titititititi7632 3 ปีที่แล้ว +1

    ይቀንየልና ሓቢብቲ

  • @منىحبش-ل6و
    @منىحبش-ل6و 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣነ ጋል ራያ ብጣዕሚ እየ ልፈትወክ ❤❤❤❤❤ እና ኣይዘኺ ማዓረይ ኣብ ጎንኺ እና ❤❤❤❤❤

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      የቀንየለይ ሓበነይ ኣደዋኒ😍

  • @ጓልኣሉላyoutube
    @ጓልኣሉላyoutube 3 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ደስ ይብል በርትዒ ሳባኒ ብጉኒ ካዓ ዩቱበይ ኣላሊለይ ምቅርቲ ፍጥረት

  • @fydysysksg5384
    @fydysysksg5384 3 ปีที่แล้ว

    Ashi haniyey btami konjo yu zyaday

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 3 ปีที่แล้ว +3

    ጽብቅተይ የቀንየልና

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ኢክራመይ ከመይ ኣለኽለይ😘 ጠፊእኽኒ😍

    • @ዮስራ
      @ዮስራ 3 ปีที่แล้ว

      ዝያዳይ አለና ሐቢብቲ

    • @ዮስራ
      @ዮስራ 3 ปีที่แล้ว

      ዝያዳይ አለኩ ዝያዳይ ምዓረይ

  • @yorusaliemmehari5948
    @yorusaliemmehari5948 3 ปีที่แล้ว +1

    KULU TEQRBYO ziteqim yu habtey thank you habibti 🥰

  • @khgdjgff3476
    @khgdjgff3476 3 ปีที่แล้ว +2

    ሳባ ዋሓለ መፈረዚ ንገርና 🥰🥰🥰

  • @አግዚአብሔርፍቅርነው-ኰ7ዐ
    @አግዚአብሔርፍቅርነው-ኰ7ዐ 3 ปีที่แล้ว +1

    💞💞💞💞💞💞💞💞♥️♥️♥️የቀኒየልና ክብርቲ ሓፍትና ♥️♥️

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ቀፅሉሉ
    ተጋሩዋኒ ለ ሰብና ነታባብዕ

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
    @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 3 ปีที่แล้ว +5

    አጆኪ በርትዕ ዝያዳይ እና ሐደ ጥያቄ አለኒ☝️ፅጉርይ ነውሕ እናሃለወ ከሕፅቦ ከለኩ በጣዕሚ ይእከብ(ሐፅር ይመሰል) እና ጨፋ ጨፋ ይደርቅ ታይ ክገብር

    • @azebazeb5277
      @azebazeb5277 3 ปีที่แล้ว

      @@ሳራዩቱብ-ቈ4በ እትይ ፀግርካ ትኩስ ዘመሰል እባ ንገርኑ ሓፍተይ ወይ እውን ብመሰጀር ልአክለይ ሓፍተይ ነተይ

    • @ሳራዩቱብ-ቈ4በ
      @ሳራዩቱብ-ቈ4በ 3 ปีที่แล้ว

      @@azebazeb5277 ሻምቦ እዩ

    • @azebazeb5277
      @azebazeb5277 3 ปีที่แล้ว

      @@ሳራዩቱብ-ቈ4በ እንታይ እዩ ስሙ ፈተኡ ላአክለይ

    • @hanageram8523
      @hanageram8523 3 ปีที่แล้ว

      ኦርጅናል ቫዝልን ኣምክኽ
      ጫፍ ጫፍ ግብርሉ
      ክትሕፀብ ከለኽ ሻንቦ ምረፅ
      እና ኣዝማርኖ ወይ ካዓ ናይ ስጋ መጥበስ
      ዘይት ገዝእኽ ኣብ ስሙን ሓደ ግዜ ተጠቐም ማዓረይ

    • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
      @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 3 ปีที่แล้ว

      @@hanageram8523 እሸይ ዝያዳይ

  • @ሜሊጋልትግራይ
    @ሜሊጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ናዓኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ መኪረዮ ግን ፀጉረ ናረገፈ አዉኒ

  • @mililove4484
    @mililove4484 3 ปีที่แล้ว +5

    ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ፀጉሸይ ከዓ ኩሉ ትሰርሕዮ ሓቂ እዩ። በርትዒ😍

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 3 ปีที่แล้ว

    አብ ሰራሕኪ ከምዝረደአና ገይረኪ ብዶ ዘይምንዋሕ ሰልጥ አናበልኪ በርትዒ ማዓረይ ሒና ክንገብር ከለናስ አብ ገዛ ዝርከቡ ብቀሊሉ አታይ አዮም

  • @mebrakbeyene4925
    @mebrakbeyene4925 3 ปีที่แล้ว

    Selam haftey bemjmrta selamen tenant yemnylki ab hiwetki adey maryam xelala tenbrlki kabzi qexele nay ab tehti aynka xelim dewxka eba negrni gen sorry 🙏🙏♥️

  • @mibrakbehaylay1453
    @mibrakbehaylay1453 3 ปีที่แล้ว +1

    Hena nay ed du ways nay xeguri
    Seli nayti Hena eba areyna tegdsiki

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 ปีที่แล้ว +5

    ፀጉሸይ ኣጀኪ በርትዓ ኣነ ካብ ዝካተተለኪ ሓፅር ግዘ እዩ ግን ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ፀግረይ ብጣዓሚ ቡዙሕ እዩ ብጣዓሚ ሓፅር እዩ እቱ ስኪ ትሰርሕዮ ኣይጀመርኩይ ግን ዘይቲ ስእነ ክምቱ ናትኪ ዘይት ዘይትውን ንኩነ ንጥቀም ንክእልዶ

  • @titititititi7632
    @titititititi7632 3 ปีที่แล้ว +1

    ሳብስክራይብ ክዓ ግበሪ ንበረታታዕ ደቂዛ ሓላል መሬት

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 3 ปีที่แล้ว

    የቀናይልና ስቢተይ ኣጂኪ በርትዓ❤❤❤❤❤🌹🌹🌺

  • @dolshiabraham3969
    @dolshiabraham3969 3 ปีที่แล้ว

    Zyadayyy telefon xhafeley

  • @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
    @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰባ ሓፍተይ 2 ግዜ ሓቲተኪ ነይረ መሊስክለይ ድማ ኢኪ ግን እቲ ሕቶይ ፀጉረይ ብጣዕሚ እናደረቀን እናረገፈን ኣሸጊሩኒ ፀጉረይ ድሕሪ ምስተሓፀብኩ እንታይ ዓይነት ቅብኣት ክጥቀም ትመክርኒ ንከይረግፍን ንክልስልስን ተገዲስኪ መልስለይ

  • @arsulove5327
    @arsulove5327 3 ปีที่แล้ว

    ኣነ ሓዱሽ ልፃያ እየ ካልኣይ ሎሚ ደጊመዮ እና ክጥቀሞ ይክእል ዶ

  • @helu430
    @helu430 3 ปีที่แล้ว

    𝐨𝐲 𝐧𝐞𝐬𝐤𝐢 𝐤𝐞𝐚 𝐡𝐚𝐬𝐰𝐢𝐭 𝐱𝐞𝐛𝐮𝐤 𝐚𝐲𝐞𝐤𝐮𝐧𝐞𝐧 𝐤𝐮𝐥𝐮 𝐭𝐬𝐞𝐫𝐡𝐢𝐲𝐮 𝐬𝐫𝐚𝐡 𝐟𝐞𝐭𝐢𝐧𝐞𝐲𝐮 𝐞𝐲𝐞 𝐬𝐨𝐫𝐫𝐲 𝐠𝐞𝐧

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      እንድሕር ፅቡቅ ዘይኮነ እንታይ ትዋጥይ ኣለኺ ዘይትወፂ

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 3 ปีที่แล้ว

    ኣንስ ስቢተይ ሓፈተይ ፅብቅ ጨጉሪ ኣለና ግን ኣብ ጫፉ ተባላሽየ ገለ ትፈልጥየ ተልይኪ መልስለይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ኣብቲ ቪድዮታተይ ኣለኪ ዝያዳይ😘

    • @fserfeer2063
      @fserfeer2063 3 ปีที่แล้ว

      @@sabawittube1982 እሺ ሓላለይ

  • @SaSa-qv7bk
    @SaSa-qv7bk 3 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ሰላም አቦካዶ ብዓረብ እንታይ ይባሃል ምቅርተይ

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ጋል ዓደይ

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ ምሳኺ ይኹን ዝያዳይ ጓል ሃገረይ ቆንጆ እሺኒ ዝያዳይ ሓንቲ ሕቶ ካሓተኪ ተገዲስኺ መልሰለይ ሓላለይ ጨጉረይ ኩሉ ጊዜ ሒና ይገብሮሉ ነይረ ገና ብጣዕሚ እዩ ተባላሽዩ ይጣናነግ ይባጣጠስ ብጣዕሚ እዩ ዝቃራረፅ ብተለይ አብ ጫፍ ጫፉ እዩ ጥንግንግ ዘበል በቃ ምስ ጨነቀኒ ድማ ተማሊ ቆሪፆዮ ሀዚግን አቲ ሒና ክገድፎ ዶ እስኺ ተገዲስኪ መልስለይ
    ካብኡ ካዓ አቲ ትጠቀምዮ ዓይነት ዘይቲ ይኹን ፍረ ሰሙ ጻሓፍለይ ክብረተይ 💐🍀🌿🍀🙏🙏🙏🌹🌹

    • @hanageram8523
      @hanageram8523 3 ปีที่แล้ว

      ሕና ጥርሑ ምቕባእ ብጣዕም እዩ
      ዘበላሽው እና ብናይ ሽንጉርት ፅማቕ በፅብፅኽ ሞክርዮ እና ድማ
      ቅብኣት እና ሻምቦ ምረፅ ዝያዳይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +1

      እወ ሒና ኣጠቃቅምኡ እንተዘይ ክኢልካዮ የድርቅ እዩ። እና ናይ ሒና ኣጠቃቅማ ዝሰራሕክዋ ኣላትኪ ረኣይያ።

    • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
      @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว

      @@sabawittube1982
      እሺኒ ሓላለይ ግና አቲ ትጥቀምዮ ዓይነት ሰም ዝርዝሮም ፃሓፍለይ
      እና አቲ ሒና በይኑ ኣይኮንኩን ተጠቂመዮ ዘይቲ ዘይቲ ቡን እንቃቋሖ ገይረ እየ ሓላለይ
      ሰልክኪ እባ ለኣክለይ ምስ ይቅሬታ

    • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
      @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว

      @@sabawittube1982
      እሺኒ ሓላለይ ግና አቲ ትጥቀምዮ ዓይነት ሰም ዝርዝሮም ፃሓፍለይ
      እና አቲ ሒና በይኑ ኣይኮንኩን ተጠቂመዮ ዘይቲ ዘይቲ ቡን እንቃቋሖ ገይረ እየ ሓላለይ
      ሰልክኪ እባ ለኣክለይ ምስ ይቅሬታ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 3 ปีที่แล้ว +3

    ውውውው የቅንየልንና ምቅርተ

  • @fatemail2223
    @fatemail2223 3 ปีที่แล้ว

    ስኣባየ የኔ ፍቅርር ዪቱብ ኪካፍት ደልይ ሲ ምፍላጥ ኣብይኒ በጃኪ ትሓባበሪን ዝይዳያ

  • @بدريةبجوي
    @بدريةبجوي 3 ปีที่แล้ว

    አበካዶ ክንረክብ ትዜይ ክእልና ከ ብበነና ክከውን ይክእል ዶ

  • @masho..gal..tigray5039
    @masho..gal..tigray5039 3 ปีที่แล้ว

    ሳቢተይ ናበራሓ ፀጉሪ ትፈልጢ እንተኮይንኪ እባ ታሓባበርኒ ዝያዳይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ዝሰራሕክዎ ቪድዮ ኣለኪ ረኣይዮ

  • @senaitgoytom1167
    @senaitgoytom1167 3 ปีที่แล้ว

    Eway anes des ktblni azararbaki

  • @hanageram8523
    @hanageram8523 3 ปีที่แล้ว +2

    ምቅርት ቀፅልሉ

  • @mebrakbeyene4925
    @mebrakbeyene4925 3 ปีที่แล้ว

    amLse

  • @genetwelbe2892
    @genetwelbe2892 3 ปีที่แล้ว +2

    💛❤️💛❤️💛❤️

  • @ቲቲጋልትግራይዓዲጀጋኑ
    @ቲቲጋልትግራይዓዲጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว

    ክንዲ ማይ ናይ ሩዝ ማይ እንተኮይኑ ፀገም ኣለዎ ድዩ ተገዲስኪ መልስለይ መዓረይ

  • @HiHi-gx6bi
    @HiHi-gx6bi 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም

  • @hbrettegarumedia3610
    @hbrettegarumedia3610 3 ปีที่แล้ว +4

    ምቅርተይ

  • @senilove8678
    @senilove8678 3 ปีที่แล้ว

    Enka peselaen mesek gel aedey mesej lekelek aimelesekeley

  • @martamerih7613
    @martamerih7613 3 ปีที่แล้ว

    Anes kfetweki berte sabawit shkor

  • @ሜሊጋልትግራይ
    @ሜሊጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ናዓኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ መኪረዮ ግን ፀጉረ ናረገፈ አዉኒ