🛑ናይዚ ሰሙን ጉድድ ! ትግራይ ከመይ ኣላ ! ኣብ Nightclub ዝግበር ዘሎ ጽላለ ርኣዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • #tigray #ethiopia #eritrea
    🛑ናይዚ ሰሙን ጉድድ ! ትግራይ ከመይ ኣላ ! ኣብ Nightclub ዝግበር ዘሎ ጽላለ ርኣዩ
    Follow Me on Instagram 👇
    ➪ / maggy_showw
    is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
    💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
    እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
    🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
    👉👉 • Video
    🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
    • 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
    🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
    • Video
    Social media 👇👇👇👇👇
    Facebook ..
    / maggy.hntsa
    Telegram t.me/maggyshow
    THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
    FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
    yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
    heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu

ความคิดเห็น • 723

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 ปีที่แล้ว +60

    ኑፉዑ ድምጽ ኣሕዋትካ ስለዝኮንካ❣️❣️❣️

  • @ፅጌግልቀሺ
    @ፅጌግልቀሺ ปีที่แล้ว +5

    መፍትሒ አብ ኢድ እግዛብሔርዩ ዘሎ ስለዚ ተስፋና አብ መራሕቲ ዘይኮነ አብ ፈጣሪ ይኹን

    • @maggyshow
      @maggyshow  ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ
    @ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ ปีที่แล้ว +20

    ባዕሉ ሰላም የዉረደልና እበር ባዕሉ ፈጣሪ 🙏ብሰላም ተመለስ ጅግናየ ኣብዚ ዘለኹም ተጋሩ ሳብክራይብ በሉለይ ብፍቅሪ❤

    • @safsaf715
      @safsaf715 ปีที่แล้ว

      ገይረ ኣለኩ ካልአይተይ

    • @hiwothagos3849
      @hiwothagos3849 ปีที่แล้ว

      Hakika they are stopped. Bezigizi kemey ayent chifera, kefat sew endamot bekershi metsawat

  • @goitommeasho2469
    @goitommeasho2469 ปีที่แล้ว +13

    ብመሰረቱ ሰላም እዩ ዘውጽእ። ውግእ መዕነዊ እዩ

    • @maggyshow
      @maggyshow  ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ 🙏🙏🙏

  • @እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ
    @እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ ปีที่แล้ว +5

    ህዝብ ትግራይ ተወፂዕ በተለይ ተጋድልቲ 😢😢😢ኣምላክ ስላም ይፍጥረልና

  • @selamfeqadu7262
    @selamfeqadu7262 ปีที่แล้ว

    ኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ ፍፍፍፍፍፍፍ ኣምላክ ኣቦይ ሰላም ኣውርደልና 😭😭😭😭🇪🇷

  • @brhanlbey7067
    @brhanlbey7067 ปีที่แล้ว +3

    😢 በዚ ንህዝቢ ትግራይ ዘጋጥም ዘለኦ ኣዝየ ይሓዝን። ህዝቢ ትግራይ ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ ሕወሓት እምነት ምግባሩ ይገርመኒ። እዛ ተካል ጉጅለ እንታይ ክትደግመኩም ኢኩም ደሊኩም

    • @ፋንፊልሞን
      @ፋንፊልሞን ปีที่แล้ว +1

      ኣታ ሓወይ ምውራድ ኣብያትና ልዕሊ ዓቅምና ኮይኑ እስኪ ኣይትመካሕ ህዝቢ ትግራይ መሬት ከም ዕንቊ ጸቢባቶ ስላ😢😢

    • @brhanlbey7067
      @brhanlbey7067 ปีที่แล้ว +1

      @@ፋንፊልሞን ዘይተመካሕኩ በቲ ዘጋጥመኩም ዘሎ ሕማቅ ይስማዓኒ። ግን ንምንታይ ኢኩም እምነት ተንብሩ ወይ ሕወሓት ትብሉ ክሳዕ ሕጂ ዩ ዝገርመኒ ዘሎ

    • @ፋንፊልሞን
      @ፋንፊልሞን ปีที่แล้ว +1

      @@brhanlbey7067 ዝኣመኖ የለን ስልጣን ምርካብ ኣብዩ ንኢሳያስ ዳይፐር ገይሩ ይመርሕ እናበሉ ንባዕሎም ዳይፐር ገይሮም ይመርሑና ኣለዉ ህዝቢ ከኣ መዓልታዊ ብዛዕባ ሕክምና ብዛዕባ ምግቢ ክሓስብ ገይረሞ ሰረቅቲ እናሰልጠኑ ህዝቢ ክሽቁረር ህዝቢ ከመይ ይነብር ሎሚ ሌባ ዶ ይቀትለኒ ኢሉ ክሓስብ እምበር ስልጣን ካብ ሕወሓት ክንምንጥል ኢሉ ከይሓስብ ገይሮሞ ደገ ዘሎ ድያስፖራ ከኣ ጸጊቡ ደጋፍን መጣቃዕን ማለሊት ኮይኖም ኣነ እውን ቅድም ደጋፊ ነይረ ግን ሕጂ በሪህለይ ነቶም ዝተረፉ ንዓይ የማስሎም ንማለሊት ኮሚኒስት ከኣ ኣምላክ የጥፍኣያ

  • @xkuwait3842
    @xkuwait3842 ปีที่แล้ว +1

    ማጊ ሓወይ እመብርሃን ትሓልውካ ሰለቲ ቅኑዕ ልቦናካ 🙏
    እሰካብ መዓሰ ኢናግን ሰቃይና እናሰማዕና ንነብር ንጥይት ለይፈረሐሰ ንሓሳብ ንፈርሕ በቃ ድዩ ኩሉ ንከብዱ ልሓድር ሓደ ፋርሃእግዝኣብሔር ለለዎ ሰኢና(መራሕቲ) መፍቲሒ ኣብ ባዕልና እዩ ኩልና ሓደ ኢድ ኮንና ናይ ውሸጥን ናደገ ፀላእትና ሓቢርና ምቅላሰ ተዘይ ኮይኑ ሓደ ብሓደ ከፅንቱና 💔

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 ปีที่แล้ว +6

    ፀላእስ ካብ ሩሑቅ ኣይመፂ ክበሃልስ ሓቂ😢😢😢

  • @galmhrey
    @galmhrey ปีที่แล้ว +5

    አይይይይይ ሓወይ መንግሰተ ሰማያት የዋርሳኻ አይይይይ ወዲ ድኻ ገደዶ እንበይ ታይ ጎድልዎም ደቂነና ግን ብዝኦፎርዎ ተርፎም አይይይይይይ አምላክ አቦይ ሃሞኻይዶ ሰላምካ ላአኸልና 😭😭😭😭 ዳሃዮም ዝተሳአኑ አሕዋትና እውን እግዚአብሔር አምላክ ምሶኦም ይኹን ወላዲተ አምላክ ፅላል ትኹኖም 🤲🤲

    • @Ashendatube594
      @Ashendatube594 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ🙏

    • @galmhrey
      @galmhrey ปีที่แล้ว

      @@Ashendatube594 እሸኒ 🥰🥰

  • @keshipaulos3082
    @keshipaulos3082 ปีที่แล้ว

    ❤ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ህዝቢ ትግራይ❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰሚያት የዋርስካ ንመላእ ቤተሰቡ ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም🙏😭😭😭😭😭

  • @amanuealzeray28
    @amanuealzeray28 5 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ይስመዐና እምበር

  • @sistersyoutube3334
    @sistersyoutube3334 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ ጊዘኻ ይመልሰልካ!

  • @ትግራይምልባማ-ኘ3ዘ
    @ትግራይምልባማ-ኘ3ዘ ปีที่แล้ว

    ትግራዋይ ኣብ አዲስ ኣበበ ሂጥሂጥ ኣብዚሑ ኣሎ....... ትርጉሙ እንታይ እይ ኣይተረደኣንይ...... መሕዘኒ 😭😭😭

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema ปีที่แล้ว

    ኣይህዝብይ ስቃይ ብዝሕዎ😢😢😢😢😢

  • @selamawithagos4308
    @selamawithagos4308 4 หลายเดือนก่อน

    አቦይ መራህቲ ትግራይ ምጥላም አይጠለሙን ጊዜ የድል እዩ ብርግፅ ሐቅኹም ኢኩም ግን እቶም መራህቲ ትግራይ ልዕሊ አቅሞም እዩ ዘሎ እቲ ጉዳይ አብጫፍ በፂህካ ዶ ዳአ ምተመለሱ አለም ዘርያትና እሞ አቦይ ማዓረይ ቁሩብ ምዕጋስ የድልየና እዩ ትግራይ ሃገር ከምትኮን ስግዓት የብለይን አጆና አቦይ ኩላትና አህዋትና ቤተሰብና አወፊናላ ኢና አጆና ክወግህ እዩ❤ 11:25 12:30 12:58

  • @ወለታማርያም
    @ወለታማርያም ปีที่แล้ว

    ኣነ ብሃቂ ነዚ ወዲ ኣቢ ክብሪ ኣለኒ ምክንያቱ በኣል ኣቢ ህልና አዩ ፍርሃት ኣምላክ ዘለዎ ንህማቅ ኣገብ ዝብል አሞ ከኣ ኣብዚ ነኡስ አድሚኡ ከም በኣል አዚኦም ኣብዚ ሾሻል መድያ ክበዝሁ ኣለዎም ኣጆካ ቀጽሎ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብራዘር

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ የሕዝን ንሰሳትና ብኻራ ክንዋዳእሲ ብስሩ ካበይ ዝመጸ ጭካኔ እዩባ ዓኽኽኽ ክንደይ ኣሕዋትና ይሕረዱ ኣለው

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema ปีที่แล้ว

    ኣታ ናብይ ዝብሎዶ ኣህህ ምሳኩም ተጋድለ እንተዝኮን ምሓሽንይ ብንባዓት ተሓፅበ😢😢😢😢😢😢😢

  • @eritreanafrican7765
    @eritreanafrican7765 ปีที่แล้ว

    ከምዝመስለኒ ሽግር #ትግራይ #ባዕሎም #ትግራዎትን #መራሕቶምን እዩ።

  • @danielgebru3126
    @danielgebru3126 ปีที่แล้ว

    ናይ በሐቂ ብጣዕሚ ዮ ዘሕፍር አብ ትግራይ ቡዙሕ ዝሕገዝ ሰብ አለና ንምንታይ አስፊሕና ዘይንሐስብ

  • @massawa8148
    @massawa8148 ปีที่แล้ว

    This kind of messages suits u better. Yesterday shabia tomorrow shabia.

  • @adamia3883
    @adamia3883 ปีที่แล้ว

    Egzabher selam yarglne ❤🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🙏

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ ማግይይ እቶም ፕሉቲካ ዝበሉ ሓልፍካዮም ክድ

  • @dawit7956
    @dawit7956 ปีที่แล้ว

    እዛ ጸላኢ ጸላኢ ትብልዋ እያ። ሕዝቢ ትግራይ ጸላኢ ዝብሃል የብሉን። ጸላኢኡ ሕውሓትን ሕውሓትን እዩ። እዚ ናይ ሕሶት ፈጠራን መሰረት ዘይብሉን ታሪኽን ህወተታን ገዲፍካ አብ ባይታ ዘሎ ክውነት ምቕባል የድሊ። TPLF rejected to accept the final and binding agreement and you see what consequences it caused to the people of Tigray.

  • @sarabella3511
    @sarabella3511 ปีที่แล้ว

    ንህዝቢ ዘሓይልን ዘሓስብን ሰብ ተሳኢኑ፡ ኩሉ እድል ረኺቡ ናብ መድረኸ ዓለም ምስመጹ ጠላም ህዝቡ ኮይኑ፡ ዘሕዝን እዩ ትማ ትማ መእለያ ዘይብሉ ህዝብካ ከሲርካ ሎሚ ፍንጭራዕ ክትብል

  • @HadeLbiTube
    @HadeLbiTube ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ገፁ ይመልስ🙏🙏

  • @hannasequar1767
    @hannasequar1767 ปีที่แล้ว +1

    ገለ ብማይ ገለ ሳኣን ማይ ወይ ግዜ ይገርም

  • @Johntube01
    @Johntube01 ปีที่แล้ว +1

    የዕብየለይ maggy ዓርከይ መሰረታዊ መልእኽቲ ዩ

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ግን ሓደ ህዝቢ ከመይ ይነብር ዝርደኣዘኩም ኣይመስለንን ኣብ ሽግር ኩሉ ሕብረተሰብ ነቲ ሽግር ብማዕረ ይሪኦ ማለት ኣይኮነን ስለዚ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ፈታዊ ነብሱ ኣሎ ንሓወይ ዝብል ኣሎ ዘይግድሶ ኣሎ ኣዝዩ ተዳናጋጺ ከኣ ኣሎ እዚ ኣብ ኩሉ ዓለም አሎ ባህሪ ናይወዲ ሰብ ኢዩ ።ስለኢ ማጊ ንፉዕ ሓጋዚ ሰብ ኢኻ ኩሉ ከማኻ ክኸውን ግን ኣይክአረልን ኢዩ ስለዚ ተደጋጋሚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ገመና ከተውጽእ ከለኻ ጸላእትኹም ከኣ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ንኽህሉ ይጥቀምሉ ኣለው ስለዚ ኣስተውዕል ቡዙሕ ጸላኢ ስለዘለኹም።

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ ปีที่แล้ว +1

    ማጊየይ ንስካ ለባም እካዋ ከማካይ ክንዳካይ እዩ ዘድልያሎ ትግራይ ዋ ቃፅሎሉ ወዲእነይ ስለ ድምፂ ህዝብና😢

    • @Ashendatube594
      @Ashendatube594 ปีที่แล้ว

      ሰላም ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ🙏

  • @መንነተይእዩክብረተይ
    @መንነተይእዩክብረተይ ปีที่แล้ว

    ካፍቶም ድምፃዉያን ዝበሃሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝቡ ደዉ ምስበለ ❤️

  • @Dawity
    @Dawity ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ማኣዘ ኮን ክሓልፍልኻ😢😢

  • @elenigebreyowhans7471
    @elenigebreyowhans7471 ปีที่แล้ว

    Magiway Btaemi eye lfotyeka❤❤❤….., ab wshtey nebere hasab eka geltskayo and am so proud of you. I wish I could make show with you. ❤❤❤

  • @genetgmariyam5360
    @genetgmariyam5360 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤Thanks my brother 🙏🏻

  • @merryyohannes5952
    @merryyohannes5952 ปีที่แล้ว

    proud of you maggi hawey ajoka amlak senay eyu much love from eritrea

  • @QsuGalAbraha
    @QsuGalAbraha ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣነ ኣሕዋተይ😭😭😭😭

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv ปีที่แล้ว +1

    አይይይ ህዝብይ💔💔💔

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 ปีที่แล้ว

    አሕ ህዝብና😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k ปีที่แล้ว

    Mogos ኹሉ ዝበልካዮ ጽብቕ ኣለኻ።ኣብታ ናይ ሓው ሙሉጌታ ማሊዳ ግን ኣብ ምንታይ ማዓለ ከም ዝውዕሎ እቲ ገንዘብ ከይፈለጥኻ ኣይትፍረድ please.እዚ፡ሰብ እዚ፡ከምዚ ገይሩ ገንዘብ ኣኪቡ ንተጋደልቲ TDF ክሕግዝ ይክእል እዩ።ሰለዚ ኣስተውዕል።ኣብቲ ካልእ ዝበልካዮ ግን ጽብቕ ኣለኻ።
    Thank you.

  • @havertjam9175
    @havertjam9175 ปีที่แล้ว

    Kemzi haqena tigraway alo do anyway magy keep it❤

  • @sarinatube5630
    @sarinatube5630 ปีที่แล้ว

    ማጊዋይ በሂሕ ይመቺኻ❤

  • @iffufv3190
    @iffufv3190 ปีที่แล้ว +1

    ኣንኳዕ ብሰላምመፃካ ዛሓወይ ናተይ💖

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላኬ ብየማናይ እዱ ይቃበልኻ ኑኡሰይ ኣፋፋፋፋ😢😢😢

  • @helengebrhiwet4060
    @helengebrhiwet4060 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kinfekaleab49
    @kinfekaleab49 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki lebam kola eka gin Humera nay Welkotot eu.

  • @ያለምያለም-ዘ8ዐ
    @ያለምያለም-ዘ8ዐ ปีที่แล้ว

    ካብዚ ንላዕሊ ዝመፀና ምከራን ሽግርን የለን

  • @matiwos1326
    @matiwos1326 ปีที่แล้ว +6

    ባድመ 20 ዓመት ተቀሚጥኩሞ ዘይናትካ ምድላይ እዝዩ ትርፉ ሕጂውን ሰላም ዘምሩ

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 ปีที่แล้ว +12

    በሓቂ ንፉዕ አባ ንስካ ንህዝብካ ደው ዝበልካ ግን ከኣ ጥነቅቅ በል ሓቂ ዝፈትውዋ ውሕዳት አዮም ❤👍

  • @ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ
    @ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ ปีที่แล้ว +15

    ንዝሞተላ ዘይትኸውን ዓዲ😭😭😭😭ኣየ ኣሕዋተይ ቃልስኹም ትርጉም ኣስኢኖምዎ ዝተረገሙ መራሕቲ😭😭😭😭😭💔 ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ሰላም ንዘለዉ ጀጋኑና🙏🙏

    • @Ashendatube594
      @Ashendatube594 ปีที่แล้ว

      ሰላም ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ🙏

  • @tsegasamuel5523
    @tsegasamuel5523 ปีที่แล้ว +57

    ብሓቂ ህዝብ ትግራይ ስቃይና በዚሑ😭😭😓😓

    • @meronged
      @meronged ปีที่แล้ว

      Ahh😢

    • @rahmasuleman740
      @rahmasuleman740 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲

    • @rahmasuleman740
      @rahmasuleman740 ปีที่แล้ว

      ኣይይይይይይይ ጌዘ ጭኻነ

    • @kahsaabrha1879
      @kahsaabrha1879 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

    • @kebramsalman953
      @kebramsalman953 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @heyabamanual5845
    @heyabamanual5845 ปีที่แล้ว +28

    ንስኻ ንፉዕ ኢኻ ከማኻ ዓይነት ወለዶ እዩ ዘድልየና ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ነገራት ኸምዚ እናገበርካ ኣቃልዕ

    • @Ashendatube594
      @Ashendatube594 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ🙏

    • @heyabamanual5845
      @heyabamanual5845 ปีที่แล้ว +1

      @@Ashendatube594 እሽ 🥰

    • @abrahamteklay6553
      @abrahamteklay6553 ปีที่แล้ว +1

      ​@@Ashendatube594lemanit,, seb bezaba hageru lewti kemexe nab fetari yelmen neski nay wlqeki rebha thasebi

    • @Ashendatube594
      @Ashendatube594 ปีที่แล้ว

      @@abrahamteklay6553 ተደለካ ስቅ ኢልካ ትሓልፍ እምበር ሰብኮ ብንኡሽተይ ጀሚሩ አብ ዓብዩ ደረጃ ዝበፅሕ ካብኡ ንባዕሉን ንህዝቡን ይሕግዝ እና ንዉልቀኪ ትሓስቢ ትብል ንህዝበይ ይሕግዝ ተኮንኩ አበይ ሪኢካኒ 😆
      ብዝኮነ ፀርፊ ናይ ብሱል አተሓሳስባ ዘይብሉ ሰብ እዩ እና ንባዕልካ መዐቀኒካ እዩ ትፀርፊ ተተጋግየ ክትእርመኒ እምበር ክትፀርፊኒ ግቡእካ አይኮነን 😉

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ ปีที่แล้ว +2

    ናይ መንግስቲ ድክመት ከም ዘሎ ኮይኑ ንባዕልና ምግምጋም ግን ኣድላይ እዩ ንባዓልና ናይ ግዝያዊ ጥቅሚ ኣሽምጥና ንዓድና ህዝብናን እንሸጥ እኮ ቀልል ዘይ ኮነ ትግራዋይ ኣሎ እዚ ከ ታይ ይብሃል መንግስቲ መንግስቲ ኣይንበል ንባዓልና ነብስና ንውቀስ ኣምላክ መስተውዐሊ ይሃበና😢😢

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሓወይ ናተይ❤❤

  • @azmiazmi8180
    @azmiazmi8180 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቃይ ሓቀኛ ቆልዓ እካ ለባም እግዚአብሔር ይባርካ

  • @ነፃነት-ኸ7ቀ
    @ነፃነት-ኸ7ቀ ปีที่แล้ว +2

    ጀግና ደምፂ ህዝበካ ምካን ከተቃርፅ ናይ ሰብ አይትስማዕ በአምላክ ክትከፈሎ እካ

  • @wedihaile1780
    @wedihaile1780 ปีที่แล้ว +4

    😭😭😭 ትግራዋይ ንትግራዋይ ከመይ ይቀትል? ፀላእቲና ደአ ካብዚ ዝገደደ ታይ ገይሮም ዋእ😭😭😭😭😭

  • @HazomoCleaningServices
    @HazomoCleaningServices ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩ ሰላም ግበሩ ምስከባቢኩም ካብ ዚኦም ብሽም እርትራዊያን ዝሽቁጡ ራሓቁ ብጃካ ጽልኢ ምስ እርትራ ምስ ኣምሓራይ ዓፍር ወዘተ እመኑን ካብኣቶ ንላዕሊ ንሕና ንጎሆ እመኑ ኣይቲእመኑ

  • @romanabrha5998
    @romanabrha5998 ปีที่แล้ว +6

    ሓሪርና ኣሕዋትና ስኢንናስ ቁሱላትናን ውፁዕ ህዝብናን ሰላም ሓሪሙዎ😢😭💔

  • @Wendmu-h7b
    @Wendmu-h7b ปีที่แล้ว +13

    ሰላም ይሃብኩም ህዝብ ትግራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efremefata8702
    @efremefata8702 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ህሉው ኩነታት ናይ ትግራይ ብጣዕሚ የህዝነኒ። ደቃ ሓቒፋ ናብ ናይ ቀደም ሂወታ ክትምለስ በዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ። እቶም ካራ ሒዞም ኣዝባእ ከተማ ኮይኖም ዘለው ግን ኣብ ልዕሊ ኣሕዋቶም ሕልና ኣልቦ ኮይኖም ዘለዉ ክጻፈፉ ኣለዎም፡ እዚኦም ማዳ ትግራይ አዮም። እዚ ኪጽሕፍ ዝገበረኒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣዝዩ ፍቕሪ ስለ ዘለኒ ኢየ ። ሰላምኩም ይብዛሕ።

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ ปีที่แล้ว +3

    ኣረ ሚጊየይ ናይ ትግራይ ነገር ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ስነ ጥበበኛታት ድማ ናብ ጥቅሞም ኮይኖም ህዝብና ከምዝይ እሎም ኣብ መቀለ ናተሳቀዩስ ንሳቆም ግን ተራእዩዎም ኣሸንዳ ኣብ ሽዋ ከውዕሉ😢😢😢 ክንዲ ምስተን ዋዕሮታት ኣሕዋትና ኣካለን ዝጎደለ ዘሕልፉዎስ

  • @hadguberhe4010
    @hadguberhe4010 ปีที่แล้ว +1

    ምጥቃዕ እኮ በዚሑ ኣብ u.s.a ዝነበረ ዋዕላ ከምቲ ዝረኣናዮ እዩ ኣንታ ህዝቢ ካብ ክተጣቅዕን ክትነጥርን ትውዕል ሕተት,ተቃወም,ተመራመር ኣብዚ ህልቂት ዝሓለፈ ሰለስቲኦም ዉድብ ተሓተቲ እዮም ህዉሓት ናብ ፍርዲ ክቀርብ ኣለዎ ኣነ ከም ትግራዋይ ካብ ታሕቲ ክሳብ ላዕሊ ዘለው መራሕቲ ክወርዱ ኣለዎም ተጋዳላይ ስለ ዝነበርካ ስልጣን ክትቅበል ኣይኮነን ብረት ዘይኮነ ቢሮ ዝሓዘ ሰብ እዩ ዘድልየና ዘሎ እንተዘይኮይኑ ክሳብ ምጽኣት ዓለም ብከምዚኣ ኢና ክንነብር ::

  • @ትግዓደይምልባማ
    @ትግዓደይምልባማ ปีที่แล้ว +5

    ኣነስ ካብቱም ዝሞቱ ቱም ብሂወት ዘለው ይሕዝኑካ😢ጉድ ረክቡ ህዝቡ

  • @hagerey9448
    @hagerey9448 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ከ መን ኢዩ ዝሓርደኩም ዘሎ ካብ ዝሓለፈ ሕጂ ዝገደደ ሰብ ይሃልቕ ኣሎ ትብሉ ኣለኩም ሻዕብያ ቀቲልና ሓሪድና ክንደይ ዘይበልኩም ግን እታ ሓቂ ባዕላ ትውጽእ ኣላ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ድኣ ኣምላኽ 🙏 ጽላሉ የምብረሉ

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብየመናይ ኢዱ ይቃበልካ ንኡሰይ😢😢😢
    ናዓ ውረድ ናበሉ እባ መላምል ኣሕዋትና ኣሱኡኑና 😢😢😢😢

  • @behailuasgdom1101
    @behailuasgdom1101 ปีที่แล้ว +1

    መልስን ጦርነት መጀመር አለብን ድምፃችን እንዲሰማ ፌደራል መንግስቱ እና ጊዜያዊ የትግራይ መንግስቱን መውጋት አለብን TDF ጀግና የህዝብ ልጅ ነው አሁንም ጭቆና ውስጥ መግባት የለበትም ሁሉም ተጋሩ ከጎናቹ ነን ❤❤❤

  • @Freselam-
    @Freselam- ปีที่แล้ว +3

    ንመላእ ህዝቢ ትግራ ሰላም ይምነየልኩም😢😢😢😢

  • @merryyemima6151
    @merryyemima6151 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ዞም ኣረግቶት መራሕቲ ህዝብና ኣወዲኦም ተሓቢኦም😢😢😢😢😢😢

  • @mebrakrussom6194
    @mebrakrussom6194 ปีที่แล้ว +2

    Ane ertrawit iye kifetweka mat iye lebam ika bisul kemaka ybzhu tkikil ika tzareb zemenka ybarek brukey

  • @Deborah_-fu2zt
    @Deborah_-fu2zt ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷ane eritrawit eye gin natka bregirami gin bahaqi eye zednko kexlo jigna sikay hizbika zehmeka bahaqi

  • @merizeray4855
    @merizeray4855 ปีที่แล้ว +14

    እንጀራ ዓለም ብላዕ ወደይ ፅቡቅ ዝገበረ ናይ ሕለና ዕረፍቲ እዩ አጆካ ቀፅለሉ❤

  • @kisanettesfay9730
    @kisanettesfay9730 ปีที่แล้ว +1

    Behaqi 😭😭😭yehzn amlak Mhretu yleakelna🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 ปีที่แล้ว +1

    ኣውሽጥኹም እዮም ኣትዮም ፀልእትኹም፡ ቀስእሎም ክጥፍእኩም ዲልዮቶም፡

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 ปีที่แล้ว +2

    ደቅ በላዕቲ ሰተይቲ ደም ህወሓት ከም ዳይነሶር ከይፀነቱ ትግራዋይ ሰላም ክኾን እዩ ኢልካ ምሕሳብ በገዛ ኢድካ ኣብ ሓዊ ምፍራም እዩ ።

  • @mohammadalsharrab7377
    @mohammadalsharrab7377 ปีที่แล้ว +1

    በጣዓም መሕዘን ሰራሕ ግን ንሰካ በርትዕ እዘም ሐደ ሐደ ተጋሩ ልባና ይሃበም

  • @makilove6390
    @makilove6390 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ኣብ ኢድ ጌታቸዉ ረዳስ ኣብ ኢድ ኣቢይ ኣሕመድ ይሐሽ የሎሙስ😭

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ተስፋ ዘቁርፅ ኾይኑ ገሊኦም ብፅጋብ ይጭፍሩ ገሊኦም ብጥምት ይድፍኡ አብ ማእኸል ዓዲ ወፂኻ ዘይትምለሰሉ እዩ ኾይኑ 😭😭😭💔💔💔💔

    • @Ashendatube594
      @Ashendatube594 ปีที่แล้ว

      ሰላም ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ ሓግዝኒ🙏

  • @ልፀገምፀዋርእየሂዋን
    @ልፀገምፀዋርእየሂዋን ปีที่แล้ว +9

    መድሂነ ኩሉ ባዓልካ ምሕረት ልኣኸልና ❤❤❤

    • @Fth1919
      @Fth1919 ปีที่แล้ว

      ምን አጋባህ ለ ቤሔራዊ ክብሩ የተሠዋ ቢሆን ተሪክ ሰርተዋል ቋንቋህ የኤርትራ ነው ስለ አጠርክ አውራ

    • @abrahamteklay6553
      @abrahamteklay6553 ปีที่แล้ว

      ​@@Fth1919tefa telba yetleba lej,,, lemagn. Chenqlatek bado selehone eko new bekwankwak yexafew,,,, amara metfo zer.

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ጭፈራ አቁመን ወደ ፈጣሪ እንመለስ 2 ዓመት ሙሉ ወጣቱ እሳት ውስጥ ሲጠበሱ እኛ በየ ቲክቶኩ መጨፈር እስኪ ልብ እናድርግ እባካችሁ የተሰውት ወንድሞቻችን አጥንታቸው እንዳይወጋን ደማቸው ጎርፍ ሁኖ እንዳይወስደን የእናቶች እንባ እንዳያስፈርድብን እውነት ለትግራይ ህዝብ ይሄ ይገባው ነበር እባካችሁ በፀሎት እንትጋ ዘፈን ጭፈራ ምንም አያደርግልም።

  • @ደንደን-ቀ5ሰ
    @ደንደን-ቀ5ሰ ปีที่แล้ว

    ፈርሀ እግዚአብሔር የነበረው ህዝብ ወያኔ አጉል ከትግራይ ህዝብ ውጪ የሆነ ስልጣኔ አስገብቶ ለኢሉሚናቲ የግብረሰዶም ማህበር ፈርመው መሪዎቹ ህዝቡን ወደ ገደል ይዘውት ገቡ የመጀመሪያ ትልቁ እስትራቴጂካዊ ስህተት ከኤርትራ ህዝብ ጋር መጣላታቸው ነው ከዛ የአይናችሁ ቀለም አላማረንም ብለው ከመቶ ሺህ ህዝብ በላይ በውድቅት ለሊት አባረው ከዛ ደግሞ በሶስት ግንባር በባድመ በዛላንበሳ በአሰብ የኢትዮጵያ ህዝብን ክተት ብለው አምሀራ ኦሮሞ አፋር ብሔር ብሔረሰቦችን ሰብስበው ከምድረ ገፅ ለማጥፋት ተነሳችሁ አሁን ያ ሁሉ ነገር ወደራሳችሁ ተገለበጠ የጥፋት ምድር ሆነ የኤርትራን ህዝብ ይቅርታ ጠይቁ ለሰላም ዘምሩ

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 ปีที่แล้ว +1

    ንኤርትራ ትናፈቁሉ ጊዜ በጺሑ እዩ ተጋሩ : ብረት ሒዝኩም ተቃለሱ በልዎም ቅተልዎም ንሓለፍቲ ዓድዋን ነቶም ኮራኩሮም ጀነራላትን ኣብቲ ሆቴላቶም ኬድኩም ምስ ደቂ ዶቆም ዝኣኽላ እዬም ዝሽርሙጡ ዘለው ኣብ ፕላኔት ሆቴል ::

  • @Nabileabdelkadir
    @Nabileabdelkadir ปีที่แล้ว +1

    ብጣዖሚ የሕዝን

  • @destagmeskel8412
    @destagmeskel8412 ปีที่แล้ว +6

    ወይ ፈጣሪ ዓለም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢😢

  • @yonaskidane2874
    @yonaskidane2874 ปีที่แล้ว +1

    Atum sebat kedem eko negirnakum xelakium hewehat ember kale xelai yeblkumen eritrawiyan aykonan xelatkum selezi 2 gize hesebu mehret yewrdlka hezbi tegray ena hadere zegeded

  • @haileabbeyene5437
    @haileabbeyene5437 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ አርትራዊ አየ ግን ሃቂ ሰብ ኣይ reallyy qexlo

  • @ትዕግስቲ
    @ትዕግስቲ ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ የሐዝን😢😢 ብተለይ ድምፃዊያን እታ ፅገም ረሲዐማ😢😢

  • @marhawitmarha843
    @marhawitmarha843 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እዩ ዘገርም እንታይ እዩም ግን ዘኩኑ ዘለዉ ኣሕሕሕሕ 🥲🥲🥲💔💔💔ብጣዕሚ ዘሕፍሪ ሰደተት

  • @NatnaelAregay-
    @NatnaelAregay- ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😭😭😭😭😭😭

  • @jimmymiku3293
    @jimmymiku3293 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌕 EWAY TIGRAY REKIBATO ZELA. 🌕ISAYAS ENTAY ADLEYE WUGIE DIHRI HGI YIAKEL BEJAKUM TEBELOM TSEMAM EZNI HIBOMO MERAHI TIGRAY🌕🇪🇷🇪🇷

  • @jimmymiku3293
    @jimmymiku3293 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌕 EWAY TIGRAY REKIBATO ZELA. 🌕ISAYAS ENTAY ADLEYE WUGIE DIHRI HGI YIAKEL BEJAKUM TEBELOM TSEMAM EZNI HIBOMO MERAHI TIGRAY🌕🇪🇷🇪🇷

  • @jimmymiku3293
    @jimmymiku3293 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌕 EWAY TIGRAY REKIBATO ZELA. 🌕ISAYAS ENTAY ADLEYE WUGIE DIHRI HGI YIAKEL BEJAKUM TEBELOM TSEMAM EZNI HIBOMO MERAHI TIGRAY🌕🇪🇷🇪🇷

  • @jimmymiku3293
    @jimmymiku3293 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌕 EWAY TIGRAY REKIBATO ZELA. 🌕ISAYAS ENTAY ADLEYE WUGIE DIHRI HGI YIAKEL BEJAKUM TEBELOM TSEMAM EZNI HIBOMO MERAHI TIGRAY🌕🇪🇷🇪🇷

  • @jimmymiku3293
    @jimmymiku3293 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌕 EWAY TIGRAY REKIBATO ZELA. 🌕ISAYAS ENTAY ADLEYE WUGIE DIHRI HGI YIAKEL BEJAKUM TEBELOM TSEMAM EZNI HIBOMO MERAHI TIGRAY🌕🇪🇷🇪🇷

  • @jimmymiku3293
    @jimmymiku3293 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌕 EWAY TIGRAY REKIBATO ZELA. 🌕ISAYAS ENTAY ADLEYE WUGIE DIHRI HGI YIAKEL BEJAKUM TEBELOM TSEMAM EZNI HIBOMO MERAHI TIGRAY🌕🇪🇷🇪🇷

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 5 หลายเดือนก่อน

    አቤት እግዚዮ ማሐረና ክርስቶስ ጌታ ሰላም ፍጠረልና ንምውት ሐውና መግስቲ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ፅንዐት ይሀቦም እታይ ጉድ እዩ ነንርእሴና ክንጣፋእ እታይ እዩ

  • @kahssayhaile604
    @kahssayhaile604 ปีที่แล้ว +1

    Mazerka nab wuhus bota nabti zelokayo amxaya alowa ilom keyketlulka

  • @ZfanMehari
    @ZfanMehari 5 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፅአኻ ማጊየ አረ ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን ኣብ ትግራይ ዝግበሪዘሎ ሰብ ዝቀትልስ እኩል መቅፃዕቲ ዘይቅፃዕ ሸለሸለ ናቦሉ ሰብ ተወዱኡ እም ታጋደላይ መንጋዛ ባዓሎም ዘምፅእወ ሰላም መንግስቲ ሰማይ የዋሩሰ ንሓዉናለ ፈጣሪ ሰላም የዉሪደልና

  • @kisanetestifanos9303
    @kisanetestifanos9303 ปีที่แล้ว

    Egziabhier barely yerhwelkun regard yehwat bejakum nkulu xelot yu zftah amlak umunyu Edna nabiu nzergh