ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Amennn God bless you graciously, my fav mezmur
Amen amlak aezizu ybarkena
ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ እግዚኣብሄር ሓይለይ መዝሙረይን'ዩ መዝሙረይን'ዩ መዝሙረይን'ዩ (2) ኣምላኽካ ኣበይ ኣሎ ኢሎም ዙርያ ዝኸበቡ ኣቦ ከምዘይብለይ ነፍሰይ ዝክዓቡኢዱ ረዲኣትኒ ነፍሰይ ምስ ከበረት ሪአ እየ ጸላእተይ ክኽደኑ ሕፍረት(2) ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ ነፍሰይ ንሰናይኻ ምዓስ ረሲዓቶ እቲ ዓቢ ምድሓንኻ ዓይነይ ዝርኣየቶ መግለጺ ሲኢነ'ምበር መግለጺ ፍቕርኻኣብ ዘመን ህይወተይ በዚሑ ውዕለትኻምቑጻር ሲኢነዮ ክሉ ትሰናይኻ ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ ውርደት ናይ ባሪኡ ዝዘኸረ ጐይታብናይ ፍቕሪ ዕዱ ዝደርዝ ንብዓታንቢታ ብሓጎስ ሰላም ዝመልኣላነፍሰይ ክትዝምር'ያ ነዚ ኣምላኽ ክብራ(2) ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ ኣብ ሓዊ ተደርቢ ሃልሃልታ ኣይህሞኸንንኣብ ኣናብስ ኣትየ ገለ ኣይጎድልንኢድ እቲሓያል ጅግና ኣብ ልዕለይ ካብ ኮነትንኽሉ እስዕር ብዘይ ገለ ጉድኣት(2) ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ እግዚኣብሄር ሓይለይ መዝሙረይን'ዩ መዝሙረይን'ዩ (2)
God bless you
🙏🙏🙏
Amennn God bless you graciously, my fav mezmur
Amen amlak aezizu ybarkena
ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ
ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ
ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ
ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ
እግዚኣብሄር ሓይለይ መዝሙረይን'ዩ መዝሙረይን'ዩ መዝሙረይን'ዩ (2)
ኣምላኽካ ኣበይ ኣሎ ኢሎም ዙርያ ዝኸበቡ ኣቦ ከምዘይብለይ ነፍሰይ ዝክዓቡ
ኢዱ ረዲኣትኒ ነፍሰይ ምስ ከበረት
ሪአ እየ ጸላእተይ ክኽደኑ ሕፍረት(2)
ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ
ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ
ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ
ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ
ነፍሰይ ንሰናይኻ ምዓስ ረሲዓቶ
እቲ ዓቢ ምድሓንኻ ዓይነይ ዝርኣየቶ
መግለጺ ሲኢነ'ምበር መግለጺ ፍቕርኻ
ኣብ ዘመን ህይወተይ በዚሑ ውዕለትኻ
ምቑጻር ሲኢነዮ ክሉ ትሰናይኻ
ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ
ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ
ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ
ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ
ውርደት ናይ ባሪኡ ዝዘኸረ ጐይታ
ብናይ ፍቕሪ ዕዱ ዝደርዝ ንብዓታ
ንቢታ ብሓጎስ ሰላም ዝመልኣላ
ነፍሰይ ክትዝምር'ያ ነዚ ኣምላኽ ክብራ(2)
ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ
ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ
ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ
ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ
ኣብ ሓዊ ተደርቢ ሃልሃልታ ኣይህሞኸንን
ኣብ ኣናብስ ኣትየ ገለ ኣይጎድልን
ኢድ እቲሓያል ጅግና ኣብ ልዕለይ ካብ ኮነት
ንኽሉ እስዕር ብዘይ ገለ ጉድኣት(2)
ልበይ ብእግዚኣብሄር ይሕጎስ ኣሎ
ቀርነይ ብኣምላኽይ ክብ ይብል ኣሎ
ብሓያል ምድሓኑ ተሓጊሰ
ነቲ ዓቢይ ስሙ ክውድስ'የ
እግዚኣብሄር ሓይለይ
መዝሙረይን'ዩ መዝሙረይን'ዩ (2)
God bless you
🙏🙏🙏