ኣብ ጀርመን ብርጌድ ንሓመዱ ክዓርቁ ዝተበገሱ ፣ መፍረ ንህቢን መዓርን ኣብ ደገ ዝጀመረ | Yikealo Tv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 93

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 8 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @meuzhailu8621
    @meuzhailu8621 9 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍

  • @user-zf4sq8zg3z
    @user-zf4sq8zg3z 9 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome bro ❤❤❤🎉🎉

  • @Selam2704
    @Selam2704 10 วันที่ผ่านมา +5

    ስወድህ አነጋገርህ አገለፃፅህ ልዮ ነህ በርታ ❤

    • @olgaberhane9530
      @olgaberhane9530 10 วันที่ผ่านมา

      👏👏👏👏🙏👍

  • @mi3652
    @mi3652 10 วันที่ผ่านมา +3

    ይገርም ፡
    መኮነን ጸሃየ ምንቅስቃስ ብርጌድ ንሓመድ እድግፍን እየ ይብል ጸኒሑስ ፡
    ሕጂ ዓራቂ ክኸውን ፡ላግጺ ኢዩ።

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Abey yrdakum eber hji ewn aydgfn eu netom merahti eu zeydgfom mknatu mekaja yehwatna koynom etom nxhat tekalesti bkune zkales fkri bkulu geru mexai yserh eu

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 6 วันที่ผ่านมา

    ይካኣሎ ኩሉ ዝካኣሎ

  • @solomonkfle2831
    @solomonkfle2831 10 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ሓሳብ ይክኣሎ

  • @ZemenMebrhtu
    @ZemenMebrhtu 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Fili_brgidawi
    @Fili_brgidawi 10 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome ykealo hawey 🥇first community 🥇first like me 💙🌿✊

  • @draradresom5469
    @draradresom5469 9 วันที่ผ่านมา

    ሰላምካ ይብዛሕ ይካኣሎ ሓውና ኣብዛ ናይ ዕርቂስ ይፍታሓላ ዳኣ ካብ ባዓል መኮነን ዕርቂ ሰላም ምጽባይስ ንዝብኢ ብዕራይ ኢብካ ስጋ ሓሪድካ ኣምጻኣለይ ምባል ኢዩ ብጽቡቕ ዘይገልጸካ ኸ ካብ ካብ ማኣስ ኢዩ ደላይ ሰላምካ ዝኾነ እንደገና ክብረባዓል ህግደፍ ዝተጎንጎነ ሰብከ ከመይ ጌሩ ኢዩ ደላይ ሰላም በርጌድ ንሓመዱ ዝኾነ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደነ ቶኽላ ኮይኑ ይስማዓኒ ወዳሓንካ

  • @misghinatseggay1388
    @misghinatseggay1388 8 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi Ezis Mara do aqalbo gerkumlu😅

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson 10 วันที่ผ่านมา +1

    Alem. Mehtson
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🩵

  • @haneber7369
    @haneber7369 10 วันที่ผ่านมา +1

    ይካ🏖ኣሎ 🆓the Best of Journalist!!🆓

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 10 วันที่ผ่านมา +1

    Yekalo tv is good

  • @muluewedimeretasebene4518
    @muluewedimeretasebene4518 10 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome back yaki 💙🙏🏽🙏🏽

  • @tesfahoffnung914
    @tesfahoffnung914 8 วันที่ผ่านมา

    Qedmnet mes sebytu ytarq kalay metkelu nxur aykonen

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Bzaeba hadaru entay ymlketeka hadarka zeytgebr sk elka yai nskas felite elka eka politican hadarn entay zerakb alewo

  • @Mesetay333
    @Mesetay333 10 วันที่ผ่านมา +2

    ብዓል መኮነንስ ሲ ሰብ ክዓርቁ ኣብየት ላግጺ

  • @MeraMaku
    @MeraMaku 10 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ይካኣሎ ብሉጽ መንእሰይ

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 10 วันที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙💙

  • @user-pt6li8ln1b
    @user-pt6li8ln1b 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዚኣ እስከ
    እዚ በርገድ ንሓመዱ ኣብ ኩሉ ዓለም ኣቃውምኡ ብታሕቲ እንዳ ተጠርነፈ ንላዕሊ ኢዩ ዝድይብ ንሱ ስለ ዝኮነ ድማ ህግደፍ ኣብ መሳርዕ በርገድ ንሓመዱ ከይ ስለፉ ኣጸጊሙዎም ዩ፣
    ማለተይ ሓደ በርገድ ንሓመዱ በቢ ከተምኡ መጀመርያ ይጥርነፍ ኣብቲ ከተማ ትነብር ኩሉ ደላይ ፍትሒ ይፋለጥ ስለ ዝኮነ ድማ ህግደፍ ኣብቲ ናይ ከተማ መሳርዕ ክኣቱ ዕድል የብሉን ፣ ናብ ናይ ሃገር ድማ በቢ ከተሙኡ ተጠርኒፉ ይራከብ ናይ ሓንቲ ሃገር መሪሕነት በርገድ ንሓመዱ ክትመርጽ እንተኮንካ ድማ ነታ ኣብቲ ትነብረሉ ዘለካ ሃገር ክመርሓና ይክእል ዩ ዝበልካዮ ሰብ ካብ ከተማካ መሪጽካ ሓጺካ ናብ ናይ ሃገር ትቅርብ ኣብቲ ጉባኤ ናይቲ ትነብረሉ ሃገር ድማ ሕጹያት ናይ ኩለን ከተማታት ወይ ኣውራጃታት ኣወዳዲርካ መራሒ ትፈጥር መክንያቱ ምሳካ ዘይነብር ዘይትፈልጦ ሰብ ትመርጾእንተለካ ልኡክ ህግደፍ ከይከውን እንታዩ ጭብጥካ ምሳካ ዝነብር እንታይነቱ ትፈልጦ ኣካይድኡ ትፈልጦ ገዲፍካ ኣብ ካልእ ከተማ ዝነብር ከመይ ገርከ ትመርጾ፣
    ስለዚ ሕጂ እዚ ናይ ጀርመን ብኣይ ክሪኦ ከለኩ ህልክ ኣብ መሪሕነት ዩ ዘሎ ስለዚ ነናብ ከተምኦም ይመለሱ ከምብሓዱሽ መርሕነት ይመስርቱ ናይ ክልቲኦም መሪሕነት ከም ብሓዱሽ ይተከል ክሊቲኦም ናብ ህዝቦም ይመለሱ ኣኣብ ከተምኦም መራሕቶም ይፍጠሩ ንኣብነት
    ወልዳይ እታ ዝነብረላ ከተማ እንተ መሪጻቶ ይሐልፍ ካብታኣ ከተማ እንተ ዘይተመሪጹከኣ ታራ ኣባል ይከውን።
    ወዲ እልፉ ውን ኮምኡ ኣብ ከተምኡ እንተተመሪጹ ናብ መሪሕነት ጉባኤ ከይዱ ይወዳደር እንተ ተሪፉ ከኣ ተራኣባል ይከውን።
    ስለዚ ከም መፍትሒ ብኣይ ወገን ጀርመን ናብ ናይ መጀመርያ ምስረተ በርገድ ንሓመዱ በቢ ከተምኡ እንተዝምለሱ ምተፈወሱ ኮይኑ ይስምዓኒ ።

    • @akliluadumer9138
      @akliluadumer9138 8 วันที่ผ่านมา

      ቅንዕቲ!! ኣነ'ውን ከምኡ እሓስብ

  • @yoditfkrieuhiwetey3333
    @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

    Ykalo ke entay sle zkonka swatna ete bele entayna dyom nsom nelamom nserawit hagerom tesewiom wedi mlsha dika ms tarik zehmeka melat

  • @merhawiwldeslasie6857
    @merhawiwldeslasie6857 10 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @mengsweldu2076
    @mengsweldu2076 10 วันที่ผ่านมา

    ምኮነን መጺጽ ፡ጸወታ የኣክል

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Abey krdaka mexix ktbl nber bhasabkum keytkedu mihlkum abotatna akele nakum welidom nbal wufy keman tdgf aleka hawka temecilu ab hawi ytebsukum alewu kem bal wedi bashay kxawetlkum eyom aytstebahlun ekum beka anes msakum dye zeyabeku koyne btaemi eye zgrem bakum zey kem abotatom

  • @wedihaile73
    @wedihaile73 10 วันที่ผ่านมา

    Damage ብምግባሩ ሕጉስየ ✌better go your nature ❤

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @olgaberhane9530
    @olgaberhane9530 10 วันที่ผ่านมา +1

    We❤ love love you

  • @siemweldegebriel
    @siemweldegebriel 10 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙

  • @samueltsehaye930
    @samueltsehaye930 10 วันที่ผ่านมา +1

    ይካኣሎ እንታይ ኢዩ ጸገምኩም ንሞኮነን ንህራም ምንጻልን ጀሚርኩም ሰልጠነ ዲዩ ሎእኩኩም

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 10 วันที่ผ่านมา

      ክቡር ሓዉ መኮነን ሓዉና ግን ግደፎ እሞ ሕሉፍ መርገጺኡ ሰበይቱ ህግደፍ ተኮይና ሲ ንመን ክዓርቅ እዩ ዝሓስብ ዘሎ እምበር ክእለት ዘረባ ኣለዎ ትምህርቲ እዉን ኣለዎ የግዳ ንሰበይቱ ቅድም እዩ ቅዓርቃ ዘለዎ ካብቲ ናህግደፍ ሰበይ

    • @samueltsehaye930
      @samueltsehaye930 9 วันที่ผ่านมา +1

      @@fekarwedifekarat thanks ዝሃወይ ስለ እቲ ሙቁሉል መእረምትካ የግዳስ እቶ ዕርቂ ንዓና ዝጠቅምን ዘርብሕን እንተኮይኑስ ጥቅምካ ምፍላጥ ኢዩ እቲ መክሰብ እቲ ዝድለ ፍቅሪ እበር ዓይነት ሰብ ኣይኮነን

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 10 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ኢዙ ሞኮነን ዝብሃልሰብ ድርብሽ ኢዩ 😊

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታሓሳስባ ናይ ተቃለስቲ ክሓላልኽ ብጥበብ ዝተላእከ ሰብ እዩ!

  • @merry7267
    @merry7267 10 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙👍🙏

  • @NoraKim-o8h
    @NoraKim-o8h 9 วันที่ผ่านมา

    9705 Cathy Rapids

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 10 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @jackwelday649
    @jackwelday649 10 วันที่ผ่านมา

    Akuleguzay tekawemti nay tekawemti. Kiarik delyu alo .

  • @biniamberaki8513
    @biniamberaki8513 10 วันที่ผ่านมา

    ብመኮነን ጽሃየ ክትዕረቑ ትሓስቡ እንተለኹም ብሃማት ኢኹም ምስጢራትኩም ሒዙ ክኸይድ ዩ ይትረፍኩም

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 10 วันที่ผ่านมา

    Deep poletian

  • @teklabamanueil9809
    @teklabamanueil9809 10 วันที่ผ่านมา

    ዕርቂ ዝብህል የለን ከምዚ ዘለዎ ይቀጽል እንተ ዘይ ኮይኑ ናብ ዘየድሊ መንገዲ ክከይድ ኢዩ

  • @meseretmedia-6159
    @meseretmedia-6159 10 วันที่ผ่านมา

    Dankschön

  • @futsumtesfamariam5896
    @futsumtesfamariam5896 10 วันที่ผ่านมา

    ዝተማረ ሰብ ኢዩ ዝመስል ብፍልጠት ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ብፍልጠት መልስ

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Koney elu eu zhawey kearkom sle zbeles nay kedem ztezarebo delyom ymxu hmam alewom eziom nana aywkulun eyom

  • @Sembelawi__neber
    @Sembelawi__neber 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሞኮነን ከዓርቀና ፍቃደኛታት ክንከዉን ኣይግባእን እዩ፡ ንሱ ቀዲሙ ንሰበይቱ ካብ ህግደፍ ይዕረቃ😢😢😢

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn 10 วันที่ผ่านมา

    ንመኮነን ድኣ ፍናንን ዉፉይን ኣፊሶሞ እንድዮም ከምታ ዝበልዋ ክክ

  • @hawariathailemichael1411
    @hawariathailemichael1411 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዝያዳ ነቃዕ ክፍጥር ዝደለየ ሰብ እዩ መኮነን :: ጥንቅቅ በሉ ሰብ መትከል!!!!!! 🌿💙💙💙

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Skbel kab fltet zrahake nskum da keytarku wufy kark hacibu ayfeltn tray tadimu kmexe beynaka kenka tgebro yelen mokenen bhzbu zhamm eu zey wedadna kenna belu

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 10 วันที่ผ่านมา +1

    💙💚💙

  • @GreshamFrank-x7n
    @GreshamFrank-x7n 8 วันที่ผ่านมา

    9162 Keebler Field

  • @user-xh6hn4fd6q
    @user-xh6hn4fd6q 9 วันที่ผ่านมา

    Neseka seb aykunkan hisab yeblkan

  • @serbibeyene9217
    @serbibeyene9217 8 วันที่ผ่านมา

    ናይ'ዚ መኰነን ይገርም ኢዩ ንብርጌድ ንሓመዱ ከናሽዎ ይውዕል ኔሩ'ስ ሕጂ ዓራቂ ከይኑ ክቀርብ ኣይገርምን ዶ

  • @girmaimichael5401
    @girmaimichael5401 10 วันที่ผ่านมา

    ካንኪስካና፡ደኣ ከይብልዎ ጻዓዱ ክክክ

  • @gitup7918
    @gitup7918 10 วันที่ผ่านมา

    Please don't invite JSTUDIO to the Germany meeting. He is the main cause of the conflict.

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 10 วันที่ผ่านมา

    ይካኣሎ እቲ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ዝተዛረቦ ዘይተቅርብ ካብ ስውኣት ጅኒ ተምጽእ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 10 วันที่ผ่านมา

    Welcome Yikealo tv

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 10 วันที่ผ่านมา

    ስራሕ ዝሰኣኑ እዮም ።እንታይ እዮም ደልዮም ዓሰርተ ሻዕ ዕርቂ ዝተፋሰሰ ደም ወይ ባእሲ ኣሎ ዲዩ ወይ ባጃኩም ተባእሱ እዮም ዝብለዎ ዘልዉ ህግደፍዎ ነዚ መንእሰይ ።

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 10 วันที่ผ่านมา +2

    መኮነን ጸሃየ ደጋፊ ህግደፍ እዩ፡ኩሉ ስነሓሳቡ።ትብዓት እዉን የብሉን።ኮለል።

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Bhageru sle zhasebe du nska bhagrka bhzbka kedamnet sle zeytsere eu eka Eritrea 🇪🇷 zbele btaemi txelu tegaru keman niekomkum eziom adiom zeydhnu ade tigray kedhnu ete tgenzeb gn sdedu elom ylagexlkum akelna nakum welida

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 10 วันที่ผ่านมา

    Ane neti erqi ab x share eleyo niere,beal ezi mekonen tekoynom areqti gna waga yeblun mkniyatu sebeytu hgdef nsu kea teqalasi behali timae hgdef sle zkone ! Eti nay erqi wn bhgdef kemzizwer eu zeriaka!!

  • @simonafewerki1323
    @simonafewerki1323 10 วันที่ผ่านมา

    መን ይብልዎ እዚ ደንቆሮ ይቃወም ኢየ ናጻ የደሊ ከመይ ወደይ ብ እዳሳልባቲ ምጽዳፉ ኢዩ

  • @tekleteare3363
    @tekleteare3363 10 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💪💪💪💪💪

  • @NIHBI-MULTIMEDIA
    @NIHBI-MULTIMEDIA 10 วันที่ผ่านมา

    ሞኮነን እቲ ዝኸፈአ ህግደፍ ኢዩ ኩሉ ዝገብሮ ቃለ-መሕተታት ይካታተሎ ንተቓለስቲ ክዕንቅፍ ኢዩ ላሕ ዝብል ዘሎ

  • @MurrayMalan
    @MurrayMalan 10 วันที่ผ่านมา

    27906 Marquis Turnpike

  • @AmeliakTemesgen-ec1mt
    @AmeliakTemesgen-ec1mt 8 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk abey hiwet eka zelka hifer bezaib tigirawy teray hiseb nay heziby eri nean gidefo yekalo hawey

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 10 วันที่ผ่านมา +2

    አዛ ዕርቂ ኣብ ጀርመን ዝመሽመሸ ኮሚደረ ጸብሒ ኣይከውንንዩሞ አቶም ብኣራጃውያን ዝተለከሙ ነቀፈትኦም ወሲዶም ናብ ኣህዋቶም ይምለሱ አቶም መታሕቲ ክውገዱ ኣለዎም ጆሲ ንባዕሉ ምስነብሱ ዕርቂ ዘድልዮዩ

  • @geromogerhi8387
    @geromogerhi8387 10 วันที่ผ่านมา +1

    መኮነን ዘይ ኑጹር ሰብ ኢዩ መኮነን ዝዓርቆ ሰብ' ሲ ከመይ ዝበለ 'ዩ

  • @zelalemmihretaab2477
    @zelalemmihretaab2477 7 วันที่ผ่านมา

    ኣቶ መኮነን ብዓል ርስቲ ብኸመይ ንዘይድግፎም ጥርኑፋት ከታዓርቕ ይደሊ ኣሎ። ሱሳስ ኣላታ........!!!!

  • @Kidyon
    @Kidyon 10 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሞኮነን ጥራይ ኣይኮነን ኩሎም ኢዮም ክዓርቁ ብቅዓት የብሎምን ኩሎም ንጆን ብላክ ኢዮም ዝጽርፉ ኔሮም 😮

  • @teklehailu6924
    @teklehailu6924 10 วันที่ผ่านมา

    Ykaalo >>>
    Ezy shitara eyu
    Kemey entelkany abzy zihalefe erkyee ety vidio wexiu hzby men eyu ze-enkf zelo sleztefelte nezia nee-mhishash eky elom kmexu mo etom main B/NH. Kiabyu mo eta feshilatom zela kekahahisu sle zitdelye eyu::

  • @mediafamily2023
    @mediafamily2023 10 วันที่ผ่านมา

    ሐቂ ምፍታን እዮ እምበር ዐርቂ ዝደልዮ አይኮኑን እዞም ናይ 20 ንምዝራግ እዮም እበር

  • @jontv6228
    @jontv6228 10 วันที่ผ่านมา +2

    እዞም ዓራቆ መርገጺኦም ንጹር ኣይኮነን

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 10 วันที่ผ่านมา

    Beza hji zizareba zeli zeykone hafeshawi meconen xehaye bfxum tekalasay aykonen nezi brged nhamedu kulu gize anxaru eyu ziserhin zekashishin bflay nbeal wufuy anxarom anxar tekalesti eyu ab radio erena tekawamay aykonkun elu kalu hibu neru nezin meron eti kolian kem tekalesti tihasbiwom tekonkum bfxum kitiewetu aytihsebu ezi erkiwn aykisemirn eyu

  • @wediadem8503
    @wediadem8503 10 วันที่ผ่านมา

    B kmy eu mokonen kihariq 🫢 hermini alo

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 10 วันที่ผ่านมา

    Hade gize nwufuy ezia kalsi knmntlo alena elu neru nwufuy u zkaleso enbear nhgdef zekirwo aytfeltn hasad u

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 10 วันที่ผ่านมา +1

    ጰንጠ ተዋህዶ ኣስላማይ ኮተሊኽ ጆህባ .... ተመሲልኩም ንሙስሊም ኣዲሰበባ ንቑዱስ ቑርኣኖም ብኣምሓርኛ ክሰብኩ ጉቦ ብላዕ ትኸፍሉ ረስሓት ተዋህዶ ትግራይ ብሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ትምርሑ ህዝቢ ትግርኛ ጽገብዋ

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      Entay kena dina elnaka ena kebila drbay nhna bzaeba kale nzareb nska haymanot tzareb hagerat yerab vkemzi hmam hageren atfien mknatu hmamkum nsu tray eu shenewti

  • @gadumeresa3017
    @gadumeresa3017 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሞኮነን አንፃረ ደቂ አከለ እዩ ኩሉ ጊዜ ዝቃለሰ አብነት ተመሰገን ሓደ ካብቶም ዓረቅቲ ተመሰገን አብ ፈሰብኩ ፅሒፈዎ ነይሩ ቅድሚ ሕጂ ሓቂ እዉን እዩ እቶም ዕለት 20 ድማ ሞኮነን አንፃረ መን ከምዝቃለሰ ዘሎ ተገንዚቦም ዓዲመምዎ ንሱ ድማ እቲ ድልየቱ ንሱ ሰለዝኮነ ተፀምቢረዎም ሓላፈነት እዉን ሂበምዎ ሰለዚ ሞኮነን ብደሰ ዝበሎ ይቃለሰ ዝኽልከሎ ሰብ የለን እቲ ዘዛረብ ዘሎ ግን ወገነኛ ካብ ማዓዝ እዩ ዓራቂ ዝኽዉን እዩ ናተይ ሕቶ እዩ????????

    • @med2024bravo
      @med2024bravo 9 วันที่ผ่านมา +1

      Nska kaa xelaayi seraye n hamasoene eka malet eyu bkemey teferdo aleka

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@med2024bravohaki tezaribka ane gal akele eye bezom kemziom harire bsenki eziom ab zkednayo skfta fetrlna

  • @yoditfkrieuhiwetey3333
    @yoditfkrieuhiwetey3333 8 วันที่ผ่านมา

    Mokenen ka smart Eu
    Gn badawnet sle hzbnan zsekere eber kulu zzarebo ka zgahaf zey blue eu etom yehwatkum ena zblu nriom alena yehwatna abey yewdkwom mnin mbal eber zemxakmo yeblkum mefthi eu mefthi ka ynegrekum alo gn nhna deki akele hmam adawnet alena bhaki nhade zeywedadna kemzi grna nnxlo ygermeni ane moken xbuk karkom sle zbele mneas

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 8 วันที่ผ่านมา

    How on earth men like Mekonen could be chosen for mediation?
    ኣብ ዘለናዮ ሾው ዝሰማዕናዮ ናይ መስፍን ጸሃየ፡ "ተቓወምቲ/ተቓለስቲ ዝመስሉ"፡ ዕላማ ኢሳያስ ሾቶኡ (ዓሰብ ንኢትዮጲያ ምሃብ)/ምስ ወቕዐ ጲላጦስ ኮይኖም ኢዶም ክሕጸቡ፡ ርኢና።እግዚኦ የብል እዚ ግዜ😮
    ካብ ትዕዝብተይን ተሞክሮን፡
    ካብ'ቶም ኣረግቶቶ ኣዛብእ ብዓል ዓንደ-ጸልማት ጀሚርካ፡ ብዓል ዮኤል፣ እዚ መስፍን ጸሃየ! ዳኒኤል (ዋን ኔሽን)፣ ዶክተራት እውን ኣሎዉ..ንግደፎም ደሓን ናይ ኢሳያስ ቀንዲ መሳርሕቲ፣ ዓመጽቲ ህዝብና ኢዮም። ንየው ንበሎም!!

  • @user-xh6hn4fd6q
    @user-xh6hn4fd6q 9 วันที่ผ่านมา

    Neseka tigrawika bzaba tigraika giber dummu

  • @adbt3565
    @adbt3565 10 วันที่ผ่านมา

    መኮነን ፖሎቲከኝ ኣይኮነን
    መረተይ ተሓዲገ ወዲ ርስቲ እየ
    ንሶም ከ ሰብ ርስቲ ኣይኮኑን ?
    ሓርነት ኢካ ሲ ኢንካ ሓርነት ኣምጽእ እንበር እቶም ሓርነት ዝከልከሉካን ደቂ ርስቲ እዮም!
    ካለኣይ ተቃዋማይ ኢልካ ዝገለጽካዮ ተቃዋማይ፡ከምቲ ዝገለጽካዮ ኣይኮነን እቲ ዝገለጽካዮ ተዋዳደርቲ ሰልፍታት እየን

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 10 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሎቅማጽ መኮንን ጽሃየ ዓርኪ ሳምሶን ክልተ ሓደ በዝዮም ዝደናገር ተቃላሳይ ክህልው የብሉን ተቃወምቲ ዘይኮኑ ናይ እዝኒ እዮም XXX ሃብዎም

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 10 วันที่ผ่านมา +1

    ምሁራት ኤርትራ እንትርፎ ዕንኪሊል ክብሉ ንህዝቢ ዝሓሊ የለን እቲ ዘይትማህረ እዩ ክሳብ ሕጂ ፍትሒ ይደሊ ነቲ ድክታትር ይቃሎሱ ምሁራት ከኣ ክንዲ ዝህግዝዎ ቀዲምካና ኢሎም ይሰናኩልዎ ዘልዉ።