This act of evil should be opposed by all Eritreans specially those who have children. Me my self I have three children and I will stand for my children and all my Eritrean children. We have to fight and our Erittean government should take appropriate measures. Homosexuality is not for Eritreans enough is enough.
😂😂❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️Viva Wedi Eritrean Geganu Eritrea Solo media Anbesa, Your sharp & Excellent Truth shaking the Evil World 🌎 Staying Stronger by Truth on behalf of Eritrean people period 😀 👍 Thank you Solo 😊 🙏 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️💥💥🧡💥💐💐💐💐
አዚ ተግባራት ብሁጹጽ ክቁጸይ ዘለዎ በዘይ ወዓል ሕደር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እቲ ዘሕጉሰካ ህዝቢ ኤርትራ ዋልታ ሃገሩ ምካን ኢዩ።ብጣሚ ንፍዕቲ ጽፉፍ ሓበረታ ምሃብኪ።ሓይሊ ህዝቢ ዓጋቲ የብሉን 🎉🎉❤❤ ኩልና ኣይንሕመቅ።
ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🦁
እንታይ የሕዝነኒ እቶም ምሱኡ ዝሰርሑ ዓበይቲ ተዋሳእቲ በዓል መረብ
ናይ ብሓቂ ዝእዝን እዩ በታ ንምኸሓላ ኸመጽና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ናይብሓቂ የሕዝን ክምዚ ዝበለ ሰይጣናዊ ስራሕ ዝሰርሑ ካብምድሪ ገጽ የጥፍ ኣዮም። ክእሰሩ ኣለዎም።
ክጠፍኡ ኣለዎም እዞም ብዕሉጋት ነዚ ኩቡር ህዝብና ከራኽሱልና ዜሮ ተጸዋርነት🇪🇷
Yes
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
You’re absolutely right guys 👍
ኩሉኹም ሪኢቶኹም ትህቡ ዘለኹም ብጣዕሚ ጽቡቕ ዘኹርዕ መልእኽቲ እዩ I’m proud of you ❤
🇪🇷ጀጋኑ ኤርትራውያን🇪🇷
ብጣዕሚ ዩ ዘሕፍር እዚ ነገር ሕጂ እንተዘይ ተቃሊስናሉ ቀስ ብቀስ ከቢድ መዘዝ ዩ ከምጽኣልና ሓደራ ደቂ ኤረይ ነዚ ነገር ፎ ንበሎ
ክቡር ባህልና አይተባላሽውልና ክንጸግ ዘለዎ ነገር እዩ ❤
Yes I agree with you they need to take action against this guys
I am so sad this is ridiculous
Swiss 🇨🇭 we ready 🇪🇷💪🏿🇪🇷
🇪🇷👑🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
Merhaba Solo media 🇪🇷 🙏 eritrea kubor meninet forever one LOVE keep going ♥️ 🇪🇷 🙏 🇪🇷👈🇪🇷👍🇪🇷👍
ስሌ ሓወይ ስላምኻ ይብዛሕ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ኣለና ስብ ስዊዝ ቅስን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ጽያፍ እዚ ክጽረግን ኣደቡ ክሕዝን ይግባእ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤሬይ 🇪🇷 ንሕና ደጀን ህዝብናን ሃገርናን ኢና I’m proud of you ❤
Let’s work together and band this movie
Merhba wedi erye 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁🦁👍👍
ትግራዋይ ኢዩ ይኺድ ናብ ዓዱ
What about the other actors and the director the writer
Yes deki eri nab ado kikeyd alewo 0 texawarnet ❤️🇪🇷❤️🙏
ናይብሐቂ ጽቡቅ መግለጺ እትህብዎ በብዘለናዮ ንቃለስ ሐቅካ አልአዚር ንፉዕ ጽቡቅ መልእክቲ ተባረኩ
ኩልና ኤርትራውያን ምእንቲ ክብርታትናን ክቡር ባህልና ንምዕቓብ ደው ንበል
Ja solo .🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰሌ እዚ ነገር እዚ ብቀሊል ዝሕለፍ ኣይኮነን እሞ ሽለል ኣይንበሎ 👍
ገጹን ልምጽማጹን ክመጽ የብሉን በቃ ክሓቅቅ ኣለዎ ወዲ ጋሕባ
Thanks Solomon🇪🇷🇪🇷🙏❤️🌹🌹✅❤️❤️👍☘️👍🍀🍀
ኩሉ ህዚቢ ክትስእ አሎዎ ምክናቱ ጸባሕ ድማ ከም ኢተዮጰያ ናይሸጣን አምልኮ የምጽኡ ሰለዚ ንተሰአ ምእንቲ ደቅና ሃገርና ነዚ አተሰውኡን ጀገኑና ነዚ አሰንኮሉን ጀጋኑ ሰንኩላትና ሰጋብ ሕጂ ብሰኮጆ ዝሳቀዩ ዘለው ጀጋኑ ሰንኩላትና ይአከል🎉
@ ብሐቂ ብሐቂ !!! እዚኦም ንመንእሰያትና ንምብልሻው ተባሂሎም ካብ ደገ ዝተመወሉ እዮም።
Yes ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓገብ ጽያፍ ናበታ ተኹርዕ ሃገርና ነዉሪ ናይ ነዉራማት ክንርኢ ዘይግባእ ብሃይማኖት ዉጉዝ እዩ በጃኹም የዕጽዉዋ ደቂ ኤረይ እሞ ኻአ ትግራዋይ እዩ ንዓዱ አባርርዎ ይጠረዝ 💪💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹❤️🌹❤️🌹
እቶም ካልኦትከ ሰዓብቱ ዝገርመና ዘሎ ጸወታ የለን ክእሰሩ ክቅጽዑ አለዋም ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👊👍✍️🌹💪✊🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Thankyou so much Sally haway ❤
Eritreawinet kubur mannet forever 🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Solo haway ❤ thankyou so much for everything ❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
Thank you so much solo good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ሐቅኪ ጽቡቅ ሐሳብ ምሳኪ አለኩ ናጽነት ሐብትና ትዐወቲ 🌺🌹🌹🌹💒💒🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷
This act of evil should be opposed by all Eritreans specially those who have children. Me my self I have three children and I will stand for my children and all my Eritrean children. We have to fight and our Erittean government should take appropriate measures. Homosexuality is not for Eritreans enough is enough.
Ezi wedi telieko alewo zmlketo akal sgumt kwesd alewo
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kitahazu alewom kolo telekom eyom
እዚኦም ኩሎም ይፈልጡዮም ቆልዑ ኣይኮኑን እታ መፍትሒ ምቕፋዶም ::
🇪🇷🙏🇪🇷
Sorry but he is living in eritrea go out our country?🎉🎉🎉🎉🎉❤💪💪🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ሶሎ ሓወይ እዚ ጉዳይ ብቀሊል ዝርአ ኣይኮነን እቶም ተዋሳእቲ ክሎም ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ ይግባእ ክንደፍኣሉ ኣለና
You are right
Good job, Sally🎉
ንዌስተርን ናይ ሰብ መሰል የለን ኢሎም ንመንግስትና ንመተንከፍዩ ብዙሕ መዘዝ ንምጻሕ እንዳሰርሁ ይመስል አምላክ ይርዳአና
👌🏾🙏🏾
Proud to be Eritrean! ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘምልጥ ዝኾነ ይኹን ገበንን ገበነኛን የለን። ኤርትራውያን ዲያስፖራ ስለ ኣበርክተኹም ኣዝየ አመስግን። ህዝብና ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ብውህደት ክንሰርሕን ክንዓብን ድማ እላቦ። ዓወት ንሓፋሽ! 👍👍❤️❤️🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻
ሰላም ሶል ሐዉና እወ እኳዕ ሐጎሰና መልእክትና ዝሰሞዕዋ ኔይ ብሐቂ ባህልና ሙሸ አብ መዐህድ ድና አብዚ ደገ ከማን ክንዕቅቦ ንቃለሰ አለና ዓወት ንሐፋሸ ቢኒ ጅግና አጆካ ምሳካ እዩ ፈጣሪካ አይታከሰን እዩ ቅሰን ተዓወት ወዲ ኤረይ ጅግና❤🎉🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊👊❤️👍💪✍️🙏🇪🇷🌹
ቡሩኽ ምሸት የሕዋተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹
Keep the good job Solo
ኣነ ተከታተሊት ትሕዝቶካ ኢየ ከም ሎሚ እናሰማዕኩ ብልበት ሲሒቀ ደስ ኢሉኒ ሰሜዐካ ❤❤❤❤
ሐሰውቲ በሎም ነውራማት ኦዝስ አብሰለስተ ይቆረጽ ከምዚ ዝአመሰለ ለከድአ ረሳሕ አነእውን ክብርቲ ሐብትና ዝሀበቶ ሐበረታ ብቁዕ ዋላ ሐዉ ሱሪሑ ሂብዎ ይከን አብአውሮጳ አሎዝበለቶ ንፍዕቲ ሀገራዊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎇🎇🇸🇪✝️✝️💒✝️💐💐✝️💒💐🇪🇷🎇👏🎆🌹🌹🌽💯❤️❣️🥜❤️💯🌽
Des zebel Programm Welcome Ertrawi hadnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ሶሎ ሓወይ
Solo hawey Thank you ♥️♥️♥️♥️💎🌹🌹🌹🌹🙏
Alena❤❤❤❤
ሶሎቀጽሎ ጽቡቕ ስራሐ አጋልጾም እዞም ሐተላ ግለት
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪🏿🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏿
ተቃዋማይ ዴ ካፍቶም ደርቤቲ ዉን ኣይኮንኩን ናይ ስነ ሓሳም ዝቃወም የ በልዎ የሕቅቅዎ ዕምሩ ክሓጽር ኣሎዎ
ሰሎ ሓወይ እዚ ጉዳይ ኣብ ዝብጻሕ ክበጽሕ ኣለዎ መልሲ ድማ ሃበና ክንጽበ ኢና!
Thanks Solo hawena bezi tegbro zelka jegna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
እዚኦም ኮነ ኢሎም ዝገበርዎ እዩ ዓቢ ተልእኾ እዩ መንግስቲ ብሕጊ ክሐቶም አለዎ ብዕላማ እዩ ተጊሩ።
Thanks
እዚ ድሎ ኢልካ ዝተገብረ ፍሉት ነገር እዩ አይትታሃ መል ህዝበይ ምህረት የውርደልና አምላክ
ፎእ ግናይ ትምህቲ
እዚ : ኮሸምሸም ፦
- ወዲ : ሓድሽዓዲ :
ትኽክለኛ : ሽም = ኤቨን
ዝተቀየረ : ሽም = ቶማስ
ሽማ : አቦ = ሙሉጌታ : በሪሁ : ( ትግራዋይ )
ዝርከበሉ ቦታ : ትግራይ ።
ሽም አደ = ዮርዳኖስ : ምቁር : አዲኡ ስዑድያ : ትርከብ ።
ሽምአቡአ ከምዝሕብሮ : ምቁር : ትግራወይቲ እያ ።
Ako danal barbery zserh
Entay himak sle zigeber tigrway kitinluwo bizaba himak teginru da tezarbu ember tgrway aytiblu nus eritreanwi eyu zibel n bini gin tigrway aykonen eilkum tiltulu xubuk zigebre eritreanwi himak zigber tigrway kitnlus kurub hiferu bizba himka guburu trh tezarbu
ይገርም እዩ
Thank you deki Eriay eday edka nbel kabzi seytnawi sreh kulatn nwegdo
Eritrea for ERITRE people ❤❤❤❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ዓገብ ንኤርትራዊ ዘይውክልን አጸያፊ ፊልም።
Yes generation nay Eritrea 🇪🇷 nmtfae eyu tegaru beli brgts aeb aelem nsatom trah eyom chekanat tselaetna 😢😢👍👍👍👍👍👍
❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️
There is something behind this movie!!
This is a wake up call for us ⁉️
ሃገረ ሰማእታት ሃገረ ቁዱሳን ኣይተራኹሱዋ እዛ ሃገረ ። ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም። ንጹሃን ጀጋኑ ዝወደቑላ ሃገር መጻወቲ ኣጋንንቲ ኣይኮነትን። እግዝኣቢሄር ሃገርና ከልላ ብምሕረትካ።❤❤❤🎉🎉🎉
ኣብኡ መቀለ ኣሎ ኣሞታቱ መታዓቢትና እየን ትግራይ ኣለዋ
ገለ ተጋጊዬም ዘኣተው ክህልዎ ይኩሉ ዝባሀል ክስማዕ ዘይብሉ እዩ፣ ምሕረት አይግባእን ንኩሎም ብማዕረ ፍርዲ ይግባእ።
ሶሎ እዛ መእተዊትካ ደርፊ ግን ነዊሓትና
Solo Hawey kulom teehatati kikonu alewwwom
Buon viaggio ragazzi Erey ❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Absolutely great explanation Anbesa Wedi Eritrean, well explained 👏 👍 👌 speakers great explanation Anabes Eritrea Walta Hager IN Diaspora 🔊ABSOLUTELY 🇪🇷 💯 👏 👍 👌 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💐💯🔊🔊🔊🔊💯👏👏👏🙄💐🙄💐
Please 🙏 this needs🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭😭😭 to stop immediately
አዚ ሕማቅ ስራሕ ክእለ እዩ ዘለዉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Alena, welcome to the buetiful Switzerland .
ናብ ሐይልታት አየድሊዩናን እዮም እቲ ቦታ አይግበኦምን እዩ
እዞሞ ሰባት እዚኦሞ ማዕቢልና ኢሎሞ ንሕብረተሰብና ከባላሽዉልና ,ሀናጺ ንሕብረተሰብ ግዳ ዘይትሰርሑ እንተዘይ ኮነ እሱ ናትኩሞ ምርጫ ካብኮነ አብ ዉሽጢ ገዛኩሞ ግበርወ ቡዑሉጎት ጡዑይ ስራሕ ድአ ከይትሰርሑ ምስመዕበዩኩሞ ጥፍኡ ስለዚ እዚኦሞ ካብ ሕብረተሰብና ክዉገዱ አለውም አቱም ሰባት እቶሞ ወለዶሞሲ ነዚ ፊልም ምሰ ራአዩስ እንታይ ክብሉ እዮሞ እንታይ ሐዘን ክስምዖሞ እዩ ደቂ ኤረይ ነዛ ቻናል ክነዕጽዋ አለና❤
😂😂❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️Viva Wedi Eritrean Geganu Eritrea Solo media Anbesa, Your sharp & Excellent Truth shaking the Evil World 🌎 Staying Stronger by Truth on behalf of Eritrean people period 😀 👍 Thank you Solo 😊 🙏 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️💥💥🧡💥💐💐💐💐
ቃልሱኹም የሔጉሰኒ
እዚ ሰብ እዚ ብቕልጡፍ ክትሓዝ ኣለዎ እምበርከስ እዚ ህዝቢ ዝረኣዮ ቪድዮ ኢዩ ዘይተዘርግሐ ከኣ ብዙሕ ኣለዎ ማለት ኢዩ እዚ ብዕላማ ኢዩ ብህጹጽ ክትሓዝ ኣለዎ
🇪🇷❤
❤️🌷💗❤️🌷💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Sol good job well done keep it up Sol wedi eri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ሶሎሙን ኣብ ክምዚ ዝመሳሰል ኩነታት ዕዮ-ገዛ ንጽፉፍ ሓበሬታ ኣዳሊኻ ምቕራብ ወሳኒ ተራ ኣሎዎ!!!
ደራሳይ፡ ተዋሳእቲ፡ ፕሮዲዩሰር፡ ወዘተ...እክብ ኣቢልካ ኣምጺእካ ዘድሊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣዝዩ ኣድላዩ እዩ። ፍቶ ጽላእ ናይ ጸላኢ መጋበሪያታት/ ሰላሕታ ዕሱባት ኢለ እየ ዝወስዶም!! ዝገብሩዎ ጠፊኡዎም ዝብለኒ እንተሎ ተሓባባሪኦምዩ። ጸረ-ሃገርዩ፡ ጸረ-ትውፊትና/ያታናንዩ፡ ነዚ ብዘይ ንሕሲያ ክግለፍን ክብተንን ኣሊዎ። ዝመጸ ይምጻእ!! ነዝን ከምኡ ዝኣመሰለን እስከደኣ ንፈትኖ ኢሎም ጌሮሞ ኢለ እየ ዝርድኦ!! ግብራዊ መልሲ የድሊ ብስሙር ፡ ተሪር ፡ ዘየማትእን። ሻላማላ ምፍረስ፡ መብረስ፡ ባህልን ሰነ-ምግባር ሕብረተሰብና እዩ። በዚ ዝዋገዩ/ዋጋዕዳጋ ዝብሉ እንተልዮም ካብቲ ኣብ ድፋዕ ኮይኑ ዝከላኸል ዘሎ ምክልኻል ሓይሊ ብድሕሪኡ ክውቃዕ ኣጣጢሕና ክንርኢ እንታይ ፍልልዩ?!! ነዚ ምንቕቓሕ ዝበሃል ዘረባ ኣይኮነን ኣርእስቱ ካንሰር ህብረተሰብ እናረኤኻ ሓላፍነትካ ምርዕራዕ እዩ። ኩላትና ተሓተትቲ ኢና ወለቕዘለቕ የለን!!! ተኸታቲልካ ኩለንተና እዛ ቻነል ንሓፋሽ ኣፍልጦ። ሓካፍነታዊ እዩ!!!
@SOLO, KILTE GIZE MSTEXFEA KULA KILEFLIFU EYOM👈ENQUAE TEGALEXU👈
TEGARU💊💊💊
ከምዚ አይነት ነገር አብ ማእከል ኤርትራ አብ አስመራ ጸያፍ ዝኮነ ድራማ አምሲሎም አብ ጭዋ ሕብረተሰብናን ሕዝብናን ከርእዩ ከለዉ ዘሕዝንዩ አብዚ ክንፈልጦ ዘለና እዚአቶም ተዋሳእቲ ብድሕሪኡ እንታይ ከምዝመጾም ዘይምፍላጦም ዘሕዝንዩ እቲ ዋና ሓበሬታ ክሕቦ ዝደልይ በቶም ግብረሰዶማውያን አብ ወጻኢ ዝቅመጡ ጸአዱ ይኩኑ ሃበሻ ኤርትራውያን አብ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉ ግብረሰዶማውያን ሃገዝ ሰልዲ ተዋሒብዎምዮም ከምዚ አይነት ድራማ አምሲሎም ብድፍረት ክዝርግሑ ዝከአሉ እብል እቶም ግብረሰዶማያን አብ ቀዳማይ አለም ዘለዉ አመት አመት አሽሃት ዶላራትዮም ዝከፍሉ ንሱ ኸአ አብ አፍሪካ ንዘለዉ ግብረሰዶማውያን ከም ደሞዝ እንዳተከፈሎም ይነብሩ ነቶም አብ ከምኡ አይነት ጸያፍ ተግባር ዘይአተዉ ብመስተ ብሃሽሽ ብሃይሊ ገንዘብን እንዳገበሩ ይደፍርዎም ሽኡኡ አብ ዘይወጽሉ ጸያፍ ተግባር ይአትዉ ማለትዩ እዚ ቶማስ ዝበሃልን እቶም ምስኡ ዝተዋስኡ ኩሎም ክሕተቱ አለዎም እቲ ግቡእ ዝኮነ ምርመራ ክግበረሎም አሎ እቲ ቶማስ ዝበሃል አኔ ይጥርጥርዬ ከምኦም ግብረሰዶማዊ ከይከውን ከምኡ እንተዘይከውን ድማ ከምዚ አይነት ጸያፍ ነገር አይምገበረን ብዝኮነ አምላኽዩ አጋሊጽዎም ከምኡ ስለዝኮነ ድማ ካብ ውሽጢ አዲ ጀሚርካ አብ ሙሉእ አለም ዘሎ ኤርትራዊ ጫው ጫው አቢሎሞ እቶም ጸአዱ ግብረሰዶማውያንን ናይ 666 አባላት ዝኮኑ አብ ኢትዮጵያ ከምቲ ዝደለዩዎ ምኳን ምስ አበዮም ግብረሰዶማዊነት ምስፍሕፋህ ማለትዩ እቲ ዝተጠቀምሉ ሜላ ነተማሃሮ ዝኮኑ እድሜኦም ካብ 15 ስጋብ 18 ገለ ዝኮኑ ናይ ቀትሪ ናይ ልደት ፓርቲ እንዳበሉ ነቲ መንእሰይ ነአሽቱ ቆልኡት ምንም ዘይፈልጡ አቡኡ ምስመጹ ይረኽቡዎም እቶም ግብረሰዶማውያን ዝኮኑ ነቶም ምንም ዘይፈልጡ አወዳት ይደፍርዎም እተን አዋልድ ድማ ከምኡ ማለትዩ ስለዚ አብ ኤርትራ ሃገርና ድማ አይድቅሱንዮም ብዝተፈላለየ አይነት መገዲ ምፍታኖም አይተርፍንዩ ስለምንታይ እቲ ትጉም ሰይጣን አይድቅስንዩ ንሶም ድማ ናቱ አገልጋሊ ስለዝኮኑ አይድቅሱንዮም
ሶሎ ሓወይ እዚ ጉዳይ ሸለል ዝባሃል ኣይኮነን ዋላ እቶም ተዋሳእት ኣብ ሕግ ክቀርቡ ኣለዋም።።።።።
111111111የሰ ሐቂ
thank you Solo
❤Solomon ❤
❤️ haway💞🇪🇷💞
Thankyou❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gimtlich iyu