ERIWOOD - New Eritrean Video 2021 * ህየሳ * ናይ ደርሆ ባህሪ ዘለዎም ገጠምቲ ይበዝሑና ‘ለው!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 222

  • @aduadi3498
    @aduadi3498 3 ปีที่แล้ว +32

    እወይ ደስ ክብል ደስ ኢልካ እዝንካ ከፍትካ ትሰምዕ በቃ ተባረክ ቀጽሎ ነተባብዓዮ ደቂ ሪመይ

  • @hureynatey793
    @hureynatey793 3 ปีที่แล้ว +133

    ኤማ ናቱ ቻነል ክከፍት ኣለዎ ሽዑ ን ኩላ ትኩስተር ትጽረብ ክጸርብ ኣለዎ ትብሉ እስከ?? ኣብዚኣ 👍

    • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
      @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 3 ปีที่แล้ว +1

      ይሰማምዓላ ኢየ kkkkk

    • @ሰፊናስ
      @ሰፊናስ 3 ปีที่แล้ว

      👍👍👍

    • @LM-dk4ue
      @LM-dk4ue 3 ปีที่แล้ว

      Bajet yedlyo abzia entezergihwa entegedede nay chew berbere yhbwo ykonu eyom ab natu gn ksab zswd atawi yeblun so You get me
      Gn natu TH-cam awxina gofoundme gerna wela entenebarabro nsnetbeb hagerna ab thti fetari nabziom eina gedifnayo zelena ms wedi memhr wedu maleteye

    • @pettyJonny77988
      @pettyJonny77988 3 ปีที่แล้ว +1

      ክከፍት ኣለዎ ኣነ ውን መሓገዝክዎ ብገንብ

    • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
      @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 3 ปีที่แล้ว

      @@pettyJonny77988 ገንዘብ ክትሕግዞ ትደሊ ተኮንካ ድኣ ዘይትሰደሉ

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 3 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ቀጽሎ በዞም ሕሙማት ከይጸመምና ርድኣና ኤማ ሓወይ

  • @dawitgirmay87
    @dawitgirmay87 5 วันที่ผ่านมา

    Hayal tigrina abaka eya tefetira baryan ....abraham zehlefkayom thanks

  • @Tmg.GualeMengis
    @Tmg.GualeMengis 2 ปีที่แล้ว +1

    Wow Nezi Andiu Keltifka Zemuno Zey Degm Derfi Zekewne zelo Anbesa Qexilo Zehawey!!💞💞💞👌👍

  • @dawitmebrahtom3680
    @dawitmebrahtom3680 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤማ ሂወሳኻ ወትሩ ምስ ዓገብኩሉ'የ !!
    ምኽንያቱ እቶቕርቦም ነቐፈይታታትካ ስነ ሞጎታውያን እዮም።

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 3 ปีที่แล้ว +17

    ብሳቅ ቀትልኒ ናይ ደርሆ ባህሪ

  • @miligirmay5242
    @miligirmay5242 2 ปีที่แล้ว +1

    Taniko Eritrean great singer all the time 👑

  • @destasemere4861
    @destasemere4861 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay eseyas afwerki interview eba bejaka hayselna

  • @michaelsium1613
    @michaelsium1613 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ተባዕ ኮርዒዳ ኤማ ሓወይ

  • @henoktekle4478
    @henoktekle4478 3 ปีที่แล้ว +3

    ምርኣይ ምእማን አዩ ዝብል ኣበሃሃላ ትኽክል አዩ። እዛ ብዛዕባ እምንን በለስን ዘምጻኻያ ምሳሌ ምስ ምእማን ዘይኮነስ ምስ ምስትብሃል እያ ትተሓሓዝ። ስለዚ ምርእይ ምእማን እዩ ማለት
    ንሓደ ነገር ብ ወረ ክትሰምዕን ብ ዓይንኻ ክትሪኦን ዘሎ፡ ፍልልይ እዩ ዘብርህ።
    እዛ ኣበሃሃላ ኣብ ሓንቲ ነገር ጥራይ እያ ዘይትሰርሕ ንሳ ኸኣ ኣብ ሃይማኖታዊ እምነት
    ምኽንያቱ ን ኣምላኽ ዋላዃ ኣይንዮ ከም ዘሎ ግን ናኣምን ኢና።
    ካልእ ዝወጾ የብሉን ቀዝሎ።

  • @ወዲምስግና
    @ወዲምስግና 3 ปีที่แล้ว +25

    ሓንቲ ባ ናይ ሞሞና ኣምጽኡልና ብዝተረፈ ኤማ ጽቡቅ ስራሕ

  • @ሰፊናስ
    @ሰፊናስ 3 ปีที่แล้ว +10

    ደድሕሬካ ይከይድ ኣለኩ 👍👍👍
    ዘየስተባሃልናዮ ቡዙሕ ክንፍትሽ ጌርካና👍

  • @mossesteklesonbet6124
    @mossesteklesonbet6124 3 ปีที่แล้ว +9

    ነዛ ሚልየን ሃይሉ ስነ ቅንጥብጣብ
    በጃኩም ካብዚ ስነ-ጥበብ እለይዋ !!
    ዘይባህልና ዘይናትና

  • @kobekifle4724
    @kobekifle4724 3 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ኣጋላልጻ Thaks keep going!

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 3 ปีที่แล้ว +2

    Niy behqi Anbsa xebke alka hawey natey xebqe temhrti kexlo 👍👍💯

  • @nalemna
    @nalemna 3 ปีที่แล้ว

    Eza wedi azerarbayu german tekebalenetin alewo abresi afekitau teba eyu bravo ema ketselo

  • @heriwedi5857
    @heriwedi5857 3 ปีที่แล้ว +7

    ፎርሳ መምህር ኣማኒኤል ጥበብ ይሞተና 'ሎ ትንሳኤ ጥበብ ኣሪኤና ጽቡቕ ጌርካ ጽረቦም 👍👍👍😘😘

  • @pettyJonny77988
    @pettyJonny77988 3 ปีที่แล้ว

    ኣንበሳ ኤማ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣድኒቀኻ ::

  • @helenteklu4189
    @helenteklu4189 3 ปีที่แล้ว

    Tebae eka eti azerarbaka agelalitaka tibeb eyu sik elika simiayo simsyo yimetseka ....👍👍👍

  • @yakiitakii1903
    @yakiitakii1903 3 ปีที่แล้ว +5

    ብልክዕ ወላ እቲ ኣዘራርባኻ ከማን ኩርናዕ ኣለዎ Nice

  • @merhawimulugeta1665
    @merhawimulugeta1665 3 ปีที่แล้ว

    Xbuk agelalxa kubur hawna Ema kexlo

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว +1

    Derho getemti 😂 Ema the great work ⁉️✌️

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 2 ปีที่แล้ว

    Yiwordom keyi kewen dea🤣papagalo 🥰👍

  • @jossykennedy7406
    @jossykennedy7406 3 ปีที่แล้ว

    xbuk eyu zgber zelo n artist'tatna m'eram

  • @THEREISNOTOMORROW-p5v
    @THEREISNOTOMORROW-p5v 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ኤማ ጽብቅ ኣገላልጻ

  • @ermiasdebesay7618
    @ermiasdebesay7618 3 ปีที่แล้ว

    Ama hawey btami xbuk srah gn lbei ❤ heizka gbero nekefita bhansab lbom keywdku

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 3 ปีที่แล้ว

    We love you my cousin 💪💪🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🎄🎄

  • @filiboykemalemey1755
    @filiboykemalemey1755 3 ปีที่แล้ว

    Aman anbesa good job keep it up

  • @habentemie5875
    @habentemie5875 3 ปีที่แล้ว

    ተባዕ

  • @aronghirmay4387
    @aronghirmay4387 3 ปีที่แล้ว

    Wel come staze ema

  • @akiteyshukorgaltecle5943
    @akiteyshukorgaltecle5943 3 ปีที่แล้ว

    Wedi abeyti nay taniqo deamo nay qedem endyu tereiu kemaman. Gn bhafesha bedileya zbl derfi bezihu enbelka xbuq aleka

  • @aliadamali6476
    @aliadamali6476 3 ปีที่แล้ว

    ቐጽሎ ኤማ

  • @mangakibrom7491
    @mangakibrom7491 3 ปีที่แล้ว +18

    ኤማ ጽቡቕ መግለጺ ክድም ክስማዓካ ኣለዎ 100%

  • @efremhaile9107
    @efremhaile9107 3 ปีที่แล้ว +2

    that is absolutely correct and the same thing happens with the film

  • @yonitesballatoli6901
    @yonitesballatoli6901 3 ปีที่แล้ว

    Good job go ahead

  • @ikbenblij9979
    @ikbenblij9979 3 ปีที่แล้ว +1

    Bravo eima

  • @shewithabtab2679
    @shewithabtab2679 3 ปีที่แล้ว

    Kemaka ybzhalna

  • @yonatanmussie267
    @yonatanmussie267 3 ปีที่แล้ว

    Ema bro good job keep it bro

  • @esiabu2261
    @esiabu2261 3 ปีที่แล้ว

    You got thumbs up brother.

  • @dejuadhanom1258
    @dejuadhanom1258 3 ปีที่แล้ว

    Wellcome back🙏🙏🙏

  • @robielgebrekrstos7102
    @robielgebrekrstos7102 3 ปีที่แล้ว

    Nice job

  • @hailekidanetesfai8814
    @hailekidanetesfai8814 3 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ሕጂ መጽዮም ዘለዉ ገጠምቲ ናይ ንግዲ ከመይ ትረክብ ገንዘብ ኢዩ ፡ ከመይ ጽቡቕ ዝሰማዕ ግጥሚ ምግጣም ክእለት የሎን ምቅዳሕ ኮይኑ

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሲጥካኒ ቀጽሎ ኤማ

  • @solomonafwerki2693
    @solomonafwerki2693 3 ปีที่แล้ว

    Hakika kubur haw

  • @awethaile9748
    @awethaile9748 3 ปีที่แล้ว

    Wawwwww bro well said 👏

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 3 ปีที่แล้ว

    Aman xbuk srah

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Emna belom da enta samom se chfechom kulom eqa entazy samu gela kabom krmhaysu yeklu eyom

  • @fil_Po
    @fil_Po 3 ปีที่แล้ว +4

    ኤማ ብጣዕሚ ጹቡቅ ህየሳ ።
    ከይተረዳኣኒ ከማን ሃያሲ ኮይነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ cilp ጣዕሚ ሲኢናሉ ብፍላይ cilp.

  • @teklemariammussie1433
    @teklemariammussie1433 3 ปีที่แล้ว

    Ama ❤❤❤❤❤

  • @tesfaldetberhe2034
    @tesfaldetberhe2034 3 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ኩቡር ሓው ኤማ ኣቱም ስነጥበባውያን ኣስተውዕሉ ይጸርፈኩም ኣይኮነን ይምዕደኩም ኢዩ ዘሎ ምክንያቱ ደርፍኹም ካኣ ነባሪ ክኸውን ቁሩብ ተስተውዕሉ ተኾይንኩም ስለምንታይ ናይ ሎሚ ደርፊ ሓንሳብ ምስ ሰማዕናዮ ዘይትድገም ስለዚ ከድካ ከድካ ናይቶም ናይ ቀደም ደረፍቲ ንከይድ ዋላ ባዕልኹም ውን ትፈልጡ ኢኹም ኣብ መርዓ ከድኩም ውን ብናትኩም ኣይትደርፉን ኢኹም ብናይ ባዓል ወዲ ትኹል በርኸት /ኣብርሃም ኢኹም ትደግሙ ንእግረመንገድይ ኤማ ሓወይ ሓንቲ ነገር ኣላ ትገርመኒ በጃኻ መብርሂ ሃበላ ኣብ መርዓ ሃረምቲ ኮይኖም ይመጹ ሞ ክንዲ ብዛዕባ ነቲ መርዓ ዝስኒ ዝደርፉ ናይ ኩናት ደርፊ ንምንታይ ይደርፉ ዋላ እቲ ዋና መርዓ ኣየስተብህልን ኢዩ ናኣብነት ኣብ ብዙሕ መርዓታት ትድረፍ ናይ ወዲ ትኹል ኣላ ኣርክብ ጉየ ምስ ኮነ ብኽሻፋ ዘይጥመት ገለ ትብል ኣላ ብዝያዳ ትፈልጣ ትኸውን ማለተይ እቲ ዝምርዖ ሰብ ይምርዖ ዲዩ ዘሎ ዋላስ ናብ ኩናት ክኸይድ የታባብዖ ይገርመኒ ኢዩ ንመደብካ ደጊመ የቐንየልና ቀጽሎ ተስፋልደት ካብ ኢስራኤል።

    • @dalcod
      @dalcod 3 ปีที่แล้ว

      እዋይ እዛ ኣብ መርዓ ብዛዕባ ኵናት ዝደርፉስ ሓቅኻ - ግርም እዩ ዝብለኒ ዋእእእ - ኣብ መርዓስ፥ "ኣብ ዝወዓሎ ኣብ ዘሓደሮ .. ገለ እና በሉ ናይ ዓዲ በጊዖን ናይ እግሪ መኸልን ዝነበረ ኩነታት ትገልጽ ደርፊ ይጻወቱ ....". መርዓ ይሓስብ ኣለኹ ኣብዚ ቀረባ ግዜ - ብጣዕሚ እየ ተሰኪፈ ዘለኹ፡ ኣብ ስርሖም ኣቲኻ ከምዝን ከምትን ክትብሎም ከኣ ቁሩብ ይኸብደካ "ብገንዘብካ ከተስረሓና እምበር ዓዲግካና እኮ ኣይኮንካ ዘለኻ " ገለ መለ ከይብሉ ትስከፍ። ሓቂ ዘረባ ኣነ ጓይላታት ኣብ መርዓይ ውን ኣይደልን ግን ሕጽይተይ Live ባንድ ኢና ንገብር ስለዝበለት ንድለታ ከማልእን ከሐጉሳን እየ ሓራይ ኢለያ።

  • @yo12344
    @yo12344 3 ปีที่แล้ว +4

    ረስዓኒ
    ረስዓኒ ኣይትበሊኒ
    ገበተ
    ገብተኒ
    ገባቲ
    ........

  • @tesfitghebretnsea4865
    @tesfitghebretnsea4865 3 ปีที่แล้ว

    Eske hdegena? Ktferdn ktnekfn kof elka azu tuem u?

  • @erunatey2125
    @erunatey2125 3 ปีที่แล้ว

    ኤማ ጎበዝ ንፉዕ ቀጽሎ በርትዕ

  • @Eilaeila1404
    @Eilaeila1404 3 ปีที่แล้ว

    ሃይስካ ኣይ ትኽእልን ኢኻ ሸሪሕካ ብላእ

    • @tz103
      @tz103 3 ปีที่แล้ว +7

      ንስኻ ውን ጽሒፍካ ኣይትኽእሎን ኢኻ ፊደላት ተማሃር ከተረጋግጽ እንተደሊኻ ኮመንትኻ ደጊምካ ኣምብቦ።

  • @filmonhagostekie3452
    @filmonhagostekie3452 3 ปีที่แล้ว +3

    ምብዛሕ ደርፊ ኣይቃወምን፡ እቲ ኩርናዕ ይመስሰል ኮይኑ ምስበልካስ፡ "ኣይትርብሑ እንበር ኣይትብዝሑስ መርገም ኣይኮነን" ትብል ምስላ ኣዘኻኺርካኒ መም. ኤማ

  • @fitsummisgna8721
    @fitsummisgna8721 3 ปีที่แล้ว

    Seket werina

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 3 ปีที่แล้ว

    Legend Temesgen Taniqo

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts477 3 ปีที่แล้ว

    GBU more and more

  • @merihhabte9006
    @merihhabte9006 3 ปีที่แล้ว

    እዝንና ጸሚሙ ወደይ ሰልሹዩና ሎምስ ፡ ከምታ ዝለልካያ ናብ ናይ ቀደም ደርፍታ ከድና ኢና ውሽጥና ነጸናንዖ

  • @danielweldesilase8313
    @danielweldesilase8313 3 ปีที่แล้ว

    Emma the great!!

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 3 ปีที่แล้ว

    Wel came wedi berhe

  • @luelasrat5712
    @luelasrat5712 3 ปีที่แล้ว +20

    ሰላም ንዓኩም ኤሪ-ዎድ እዚ ተቅርብዎ ዘለኩም ናይ ሂየሳ መደብ ኣዚዩ ጽቡቅ እዩ፡ንዓና ንኣስተማቅርቲ ሚዚቃ ውን ከመይ ንሰምዕን ከመይ ንጥምቶን ሓጋዚ'ዩ ይብል ኣነ ብወገነይ፡ንኤማ ውን ብዝያዳ ጽቡቅ ስራሕ ክብሎ ይፈቱ።
    ሓሓንቲ ካብ ናይ ኪሮስን ቶማስን ኣዚያ ብቅዕቲ ደርፊ ትብልወን እንተ ተቅርቡልና ጽቡቅ ነይሩ።
    ብምታይ ምቅዓተንን ትሕዝትኦን ኣሰኒኩም።
    Good job again.

    • @F-k321
      @F-k321 3 ปีที่แล้ว +2

      Anta lueul hawey kulu gize ms akurikani eka ❤️❤️

    • @luelasrat5712
      @luelasrat5712 3 ปีที่แล้ว +1

      @@F-k321 ፊሊ ሓወይ ኣክቢድካለይ ክብረት ይሃበለይ በል ፊለይ።

  • @togbel8031
    @togbel8031 3 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ኤማ እንኳዕ ብዳሃን መጻካ ❤️🙏

  • @ኣስቴርማሓሪ
    @ኣስቴርማሓሪ 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጹቡቅ እንበር ናይ ሎሚ ደርፊ ስ ዘረባ የብሉን

  • @merhawihabte4505
    @merhawihabte4505 3 ปีที่แล้ว

    Habib bdeaga aytukum

  • @freweinitesema901
    @freweinitesema901 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkk angina ay tereshekun nere,good job

  • @filmonshow
    @filmonshow 3 ปีที่แล้ว

    Kemzi mezmur sansur keytegebere bzmlketom akal zeyhtem derfi wun sansur tegeru khtem alewo

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 3 ปีที่แล้ว

    Ema ambesa

  • @samsonarsenalawi5796
    @samsonarsenalawi5796 3 ปีที่แล้ว

    Xhifka endomo habom ykeal entekoynu?

  • @ro25jibi49
    @ro25jibi49 3 ปีที่แล้ว

    Was hast du Bro ? Hast du auch singen

  • @arongebremical6835
    @arongebremical6835 3 ปีที่แล้ว

    bravo ❤ ❤

  • @danielgebrehiwet8011
    @danielgebrehiwet8011 3 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክክክክክክ ናይ ደርሆ ባህርያት ዘለዎም ገጠምቲ ይበዝሑ ኣለዉ

  • @sabatesfamariam2318
    @sabatesfamariam2318 2 ปีที่แล้ว

    💯♥️👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Benny12-w3s
    @Benny12-w3s 3 ปีที่แล้ว +2

    ኤማ ናትካ ቻነል ክፈት ። ጽቡቅ ስራሕ ። እዞም፡ደረፍቲ ዝነቅፎም የድልዮም ኣሎ ። ስቅ ኢልካ ማይክሮፎን ምጭባጥ ኣይኮነን።

  • @hareguadhanom7319
    @hareguadhanom7319 3 ปีที่แล้ว

    ብጣሚ ጽቡቅ እዚ👍 መኣረምታታት ቀጽሎ. ሓደ ደርፊ ዌይ ግጥሜ ሳንሱር ከይኮነ ድዩ ዝዝርጋሕ? ስለዚ ከምዚ ዝብልኽ ብዙሕ ደርፍታት ይዳጋገም ብካላእይ ወገን ንደርፍታት ትግርኛ ባዕዳውያን ቃልት ያትውዎም ከም (ካቻይ ዝኣምሰለት ደርፊ )ንኽትሰምዖ ዘስልችወካ ኣብ ቃላት ምምራጽ ምጥንቃቅ የድል ሰማዕታ ስለ ዝኾና 🙋‍♀️

  • @Mendelay_10
    @Mendelay_10 8 หลายเดือนก่อน

    ኮመንት ከንብብ ከለኹ ዝበዝሕ ሰብ ዘድንቕ ጥራይ😦😎ኣነ ግን ልዕሊ ጥሜት ቅጭ ዘምጻለይ ሃያሳይ በቃ ዘይሞይኡ ኮይኑ ዝስምዓኒ😎

  • @nmenalowoezgilowogoogle7725
    @nmenalowoezgilowogoogle7725 2 ปีที่แล้ว +1

    Des zibl correction

  • @johnkidane2121
    @johnkidane2121 3 ปีที่แล้ว +4

    Nay dorho bahiri u ዘሎዎም ኢልካ ዘረባ ኣሎ😅

  • @zermozermo
    @zermozermo 3 ปีที่แล้ว

    ሰላምታ እባ ኣቀድም ካብ ስራሕ

  • @habtom5113
    @habtom5113 3 ปีที่แล้ว

    Waww 🇪🇷👌👍🙏

  • @kibromkidane8158
    @kibromkidane8158 2 ปีที่แล้ว

    Seb dedihreka kitkeyd chama yeriga ama natika chanel giberelna kem eznina kinsemiaka kalatika mish n derafay n notmal hiwet zimihir u

  • @misgnahagos7891
    @misgnahagos7891 2 ปีที่แล้ว

    Natka gitmi kisema yedeli ey aleka do

  • @saminice2324
    @saminice2324 3 ปีที่แล้ว

    ኣድናቂካ የ ንኩሎም ነናቶም ሃቦም ጥራይ

  • @girmayrussomrussom9837
    @girmayrussomrussom9837 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ.ዚ ናትካ ኩሉ እሰማማዕየ ግን ተቃርጾ ኮይንካ

  • @samze930
    @samze930 3 ปีที่แล้ว

    Nay beal Abrhimo dea abey emo

  • @nalemna
    @nalemna 3 ปีที่แล้ว

    Meritsekum semau memes zemetse ayeguyeyu seli natom dekoretin awelid abzihom nay zederefu derefeti aykonunn mese zeytesbom dew yebilu menada awalede derin dirin nayzebele derfay muzekegna malet aykonen astewela

  • @ሄሉሓብቲሰናይት
    @ሄሉሓብቲሰናይት 3 ปีที่แล้ว

    ያ ላም'ሲ ካብ ዝኸደቶ ዝሓለፈቶ ህድእ ኢሎም ስለ ዘይሓስቡ ኢዩ እቲ ጠንቂ።

  • @beeentertainment2407
    @beeentertainment2407 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኣብርሃም ኣለም ሸዊት ስገም ሃይሰለና ኤማ ሓወና። እሳ'ከ ፍልይቲ ኩርናዕ'ዶ ኮይና ዶ ትስማዓካ

    • @yo12344
      @yo12344 3 ปีที่แล้ว

      ፉሉይ ኩርናዕ የብላን እቲ ግጥሚ ብዛዕባ ምፍልላይ ብዛዕባ ስደት እዩ ። ኣብቲ ክሊፕ ነቲ ግጥሚ ዘይ ውክል ፖለቲካ ከትሒዞ ፈቲኑ ምይናስ። እታ ግጥሚን እታ ክሊፕን በበይነን አየን ዘዘንቱዋ።

  • @mussiebarki6483
    @mussiebarki6483 3 ปีที่แล้ว +2

    በሎም ኢማ

  • @natnaelamine2770
    @natnaelamine2770 3 ปีที่แล้ว +2

    Zeyekss srki 😂😂😂😂

  • @nimrodtekle9532
    @nimrodtekle9532 3 ปีที่แล้ว

    Hade seb rekibe msay zsamama seb hak ka eka bro azn na adonkiromna alewu wela negirkayom aygedfwon ayom

  • @xewarnkulu1581
    @xewarnkulu1581 3 ปีที่แล้ว +4

    ክቡር ሓወይ ክትነቅፍ ከለኻ ኣስተውዕል!!!ናይ ቶማስ (ጥዑም ከይተባህለ)ኣብኡ ዘሎ ቃላት ኣስተውዕለሉ ካብቶም ንምካሓሎም ስነ_ጥበባዊ ዩ፡ ብዝተረፈ ቀጽሎ ኣድኒቀካ ብፍላይ ናይ ኣዋልድ ወላ ዘዕለልካየን እየን ዜማ ጌረን ክደርፋኣ ዝደልያ

  • @solopapi2092
    @solopapi2092 3 ปีที่แล้ว

    ሃለውለው ኣይትበል ከይርኣካ ዝእመን የለን ።
    ብጀካ ፈጣሪ !

    • @wedi1680
      @wedi1680 3 ปีที่แล้ว

      Zhawey xbuq alo eta atehasasba qdm astewal

    • @wedi1680
      @wedi1680 3 ปีที่แล้ว

      Dehar kea ab derfi eyu derfi eyu fetari entay detu alewu

    • @kibromkidane8158
      @kibromkidane8158 2 ปีที่แล้ว

      @@wedi1680 owwwwww xibikty melsi derfi u zihiys zelo yemkin fetary lieleka efelto ekewin kisab b zaeba goyta zeytezarebe

    • @kibromkidane8158
      @kibromkidane8158 2 ปีที่แล้ว

      Halewlew natika u ziarkey fetary ab zikone zilial aykonen derfi alem u zihiyis zelo mexihafkidus aykonen

  • @luwamsium646
    @luwamsium646 3 ปีที่แล้ว

    Great ኤማ

  • @selamnkulu5349
    @selamnkulu5349 3 ปีที่แล้ว

    Eza resaani tibl kurnae ewn xbuq gierka raeya ika

  • @nevergiveup4370
    @nevergiveup4370 3 ปีที่แล้ว

    Eti netbtat xbuk aleka
    Akerarba gna formaka aykonen getska ftih ablo

  • @yemaneabraha9043
    @yemaneabraha9043 3 ปีที่แล้ว

    እቶም ንደርፊ ዘፍቅዱ ሰባት ወይ ጽማማት እዮም ወይ ሐሕማቁ እዮም ዘፍቅዱ።

  • @winnertheworld1501
    @winnertheworld1501 3 ปีที่แล้ว +1

    ደርሁ ገጠምቲ ትብዝሑ ኣለኩም ግደፉ ኣታ

  • @davidgeorge8113
    @davidgeorge8113 3 ปีที่แล้ว +1

    Belom neziom music kem nxelo geromuna delewu