New Tigrigna Film # Metsibia Part 1 # መፅብዓ ፊልም ትግርኛ ቀዳማይ ክፋል # January 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • Subscribe Faduma Media and Entertainment

ความคิดเห็น • 277

  • @ወጋሕታወጋሕታ
    @ወጋሕታወጋሕታ 3 ปีที่แล้ว +195

    ደስ ክትብለኒ ዛፊልሚ ዝገጠርስ ምጥዓሙ ዕባይ ገጠር ዝኮንኩም like

    • @hhuu6934
      @hhuu6934 3 ปีที่แล้ว +6

      ናይ ትግራይ ድዩ ኤርትራ

    • @user-qf4lj9vc2z
      @user-qf4lj9vc2z 2 ปีที่แล้ว +1

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @berrber7973
      @berrber7973 2 ปีที่แล้ว +3

      @@hhuu6934 ትግራይ🥰

    • @brijap5171
      @brijap5171 10 หลายเดือนก่อน

      ናይ ትግራይ እዩ❤

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 4 ปีที่แล้ว +182

    ኣነስ ገጠር ክርኢ ከለኹ ማራ ናፍቆት ይስመዐኒ ኣምላክ ናብዛ ቅድስቲ ዓድና ብሰላም ይመልሰና ኩለና ኣብ ስደት ዘለና ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @ኣሉትግራወይቲ
    @ኣሉትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +669

    ኣየ ዝገጠርና ደቅ ገጠር ዝኾንኩም like በሉኒ

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 4 ปีที่แล้ว +191

    ሓደራኪ ማርያም ኣክሱም ሓደራኪ ጥዕምቲ ሓማት ፍጠርለይ

    • @70fyori81
      @70fyori81 4 ปีที่แล้ว +3

      kkkkkkkk አስሒክኒ በጃኺ ምቅርተይ

    • @ሸዊትኣክሱም
      @ሸዊትኣክሱም 4 ปีที่แล้ว +8

      @@70fyori81 ክክክክክክክክ ብእውነት ሓማት ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ግን ይፈርሕ ቡዙሕ ነገራት ክፍኣት ክትስርሕ ከላ ኡእእ ይብል ክፍእቲ ከይትበፅሐኒ እስቲ ብፆሎትኪ ሕሰብኒ ጓል ዓደይ

    • @70fyori81
      @70fyori81 4 ปีที่แล้ว +5

      እሺ ዝያዳይ ግን አጆኺ ገለ ዝብላኺ እንተኮይነን ድማ ፀጉረን ከሳሕበኪ እየ 😀😀😀😀😀😀

    • @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ
      @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ 4 ปีที่แล้ว +2

      hakki eki mall ane ewn kemaki kkkkkkk

    • @ሸዊትኣክሱም
      @ሸዊትኣክሱም 4 ปีที่แล้ว

      @@70fyori81 በሉው ኣቲ ጓል ዓደይ ኣብዚኣስ ኣይሐጎስክንን እንድሕር ብፀጉረን እንተይለይን ዳአ ክክክክክክክክክ

  • @sanyetsanyet6769
    @sanyetsanyet6769 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ክዉለድ ከለኩ ልተሰርሐ ፊልሚ ኣየ ጊዜ ሕጂ ከኣ ስደት ኣርኪቡልና የኣክ ብዝኮነ ተመስገን 💔💔💔😢😢😢😢ኣደዋ ናፊቀ እምበር ለሙስ ኣይ ትግራይ መኣዝዩ ትንሳኤኪ ልሪኦ 🖤💔😭😭💊

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +35

    ውይ እንደርታ እዩ ቀረፅኡ ደስ ባሃሊ ቀፅልዎ

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +37

    እዋይ እዚ ገጠር ክንደይ ደስ ይብል ተትቕፅልዎ ደስ ይብል ነይሩ ፅቡቓተይ
    እዛ መርዓት ግን ኣሕዚናትኒ ብሓቂ ነቢዐ ዋእ እዚ ናይ ቀደም መግዛእቲ ክንደይ ይኸፍእ።

  • @ሚካኤልኣቦይሓደራካ
    @ሚካኤልኣቦይሓደራካ 4 ปีที่แล้ว +37

    ሓደራኩም ከይተቃርፅዋ ብጣዕሚ ፅብቅቲ እያ ደቂ ጀጋኑ ደቂ ሓላላት

  • @brktihagosgaltigray1027
    @brktihagosgaltigray1027 4 ปีที่แล้ว +65

    ናይ ቀደም ድራማ ጥዑም ነሩ💞

  • @life-hv5fi
    @life-hv5fi 4 ปีที่แล้ว +19

    ብጣዕሚ *ሕልፍቲ* እያ! ይቀፅል ክንከታተለኩም ኢና.

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 4 ปีที่แล้ว +15

    እውይይይ እዚ ገጠርና መግለፅ ፅባቐና 💐🌳🌹

  • @ለማርያምዘምሩ
    @ለማርያምዘምሩ 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋውውው ክንደይ ድኣ ደስ ትብል ድራማኣ ከይተቋርፅዋ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ጥዒቲ ሓማት ይሃብና ኣሕዋተይ❤😍

    • @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
      @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +1

      ዋዉዉዉዉ ክንደይ ከ ደስ ትብል ዛድራማ ሓደራኹም ከይተቄርፅዋ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ብዝኾነ እግዚአቢሄር ጠዑይቲ ሓማት ተጋጥመኒ እዊይ ዛሓማት ክትረግም

    • @mohammedn5959
      @mohammedn5959 4 ปีที่แล้ว

      መሠሸከ

    • @mohammedn5959
      @mohammedn5959 4 ปีที่แล้ว +1

      ካኪክክ

    • @ለማርያምዘምሩ
      @ለማርያምዘምሩ 4 ปีที่แล้ว

      @@mohammedn5959 ኣየስሕቅን ክክክ

    • @lemigaultigray6335
      @lemigaultigray6335 4 ปีที่แล้ว

      amen amen amen

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይይይ ዝገጠር ደስ ክብል ከብደይ እምበር ከም ገለ ኢሉኒ♥️😪

  • @slgaayw7283
    @slgaayw7283 4 ปีที่แล้ว +14

    ዋይ ዋይ ቕድመክ ድኣነ እዛ ምርዓት አሕዝናትን,

  • @አምላኬከኩፍሰውርኘተመስገ
    @አምላኬከኩፍሰውርኘተመስገ 4 ปีที่แล้ว +18

    እሰይ ደስ ክብል ካብ ዝኹሉ ዝርአኽወ ፌሊሚ ድራማ ሙዚቃስ ደስ ዝበለኒ ብልበይ እዙይ እዩ አታ ኮቆርፅወ ኮኦዮም ለለ እወ ትብሉ እስቲ እድኩሙ አውፅኡ በጃኹም ከይተቆርፅወ

  • @zaidkonjo8086
    @zaidkonjo8086 3 ปีที่แล้ว +3

    ኡፉፉ ተመሰገን ኣምላኬ ልዕሊ ደቀን ጌረን ዝሪኣኒ ሓማት ሰለ ዝሃብካኒ ክበር ተመሰገን ኣምላኬ ናዓይሰ ኣደዎይን ሓማተይን ምፍላይ አየን ዝኣብያኒ አነዎይ (ኣደዎይ ክፉአክን ኣየሰመዐኒ ።

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว +25

    እዋይ ዘንሓማት ክረግማ እዋይ ቀደማኪ አደዋይ መዓረይ ክልተ መርዑ አሕዋት አለዋን ተሓንቲ 7 ዓመት ምሳን ነይሮ ድሕሪ 7 ዓመት ናይ በዓልቶም ገዛ ሰርሕም ወፅኦም ተሓደ ግን ልዕል 20 ዓመት አብ ውሽጢ ገዛ እዩ ተአና ግን መርዑ አሕዋተይ ከም ማይ ይፀምአኒ እፍፍፍ ስደት ሕሱም

  • @ሴምሴም
    @ሴምሴም 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይይ ጽቡቃተይይ ሙቁራት ደስ ክብል ዝባህሊ ኣሰይይ ኣነስ ሰብኣየይን ሓማተይን ሓሙተይን በቃ ዝወጾም የብሎምን ዕድለኛ እየ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 4 ปีที่แล้ว +12

    ጡዑማት ላዛታት ደስስስ ባሃሎ በርቱዑ ቓፁሉታ

  • @ሰሉየድንግልማርያምሊጄ
    @ሰሉየድንግልማርያምሊጄ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ደስ ክብል ዝዓድና 😍😍😍❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @ኣሉትግራወይቲ
    @ኣሉትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +9

    እውይ እዛ ድራማዚኣ ኣብ ገዛ ከለኹ ቲቪ ሪአያ ነይረ ሐዝውን ክሪኣ እየ እውይ ተመስገን በጃኹም ቀፅሉዋ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +6

    Btaemi harif film dugemuna bejakum hadera keytekarxwo 💘💘❤💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @titilove1168
    @titilove1168 3 ปีที่แล้ว +2

    ሓማት እኮ ዋይይይ አምላኽ አቦይ ሓደራ ነገራም ሓማት ከይበፀሐኒ አፍፍፍ 😭😢😍😍😍😍

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +3

    btaemi harif film dugemuna bejakum 💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @70fyori81
    @70fyori81 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውወው ደስ ክብል ብሓቂ ቀፅሉሉ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +3

    Btaemi harif film dugemuna bejakum hadera keytekarxwo ❤❤❤❤

  • @ማርቴዛ
    @ማርቴዛ 3 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ፅቡቅ 💛💛

  • @Anonymous-iy2ew
    @Anonymous-iy2ew 3 ปีที่แล้ว

    Dess Bahallo Katsilulu! Keep up the good work and uncover the rich traditions of Tigray!

  • @tsigealemsgd3036
    @tsigealemsgd3036 4 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ እዚ ናይ እንደርታ ዘረባስ ኽምቅር በርትዑ

  • @luelabebe4587
    @luelabebe4587 3 ปีที่แล้ว +2

    በጣዕሚ ዝገርም ታሪካዊ ልበወለድ በርትዑ

  • @ኣዶኤፍሬም
    @ኣዶኤፍሬም 4 ปีที่แล้ว +5

    እሰይ ቃም ምባሉ በይዛኻ ወድኖዋ ወጀራት 20 ዓዲ ድትሰርሐት ሃርፈያ ትብል ደልኻ አምፅአልና በይዛኻ ድአነዋ በሽዕትኡ ግዜ ተለቭይን አብ ደዉ ባሕሪ ሓፀይ ሓንቲ ወአ ድፀንሐት ቡዙ አይትረአይይ ኸዚ ካድግነ ቡዙሕ ሰብ ወኡ ድድልየሎዋ ታሓባበረናባ

  • @berhegbraysuse3910
    @berhegbraysuse3910 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ድራማ ቀፅሉሉ

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 4 ปีที่แล้ว +5

    ፅቡቅ ስራሕዩ ቀፅሉዎ

  • @ጓልሓይቆ
    @ጓልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውው ❤❤❤ ኣጀኩም ቀፅሉዋ

  • @zewdumegabe4664
    @zewdumegabe4664 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣሚ ደስ ዝል ስራሕ ቀጽልሉ ወይ ፈጣሪ ሓደራካ ከምዛ ናግራም ሓማት ኣዉጽኒ

  • @tazebewmola3395
    @tazebewmola3395 4 ปีที่แล้ว +7

    Very interesting to watch it took me-back home for z moment

  • @alugualgera6837
    @alugualgera6837 3 ปีที่แล้ว +5

    ናቀደም ድራማ ኣሰይ💗💖💘💝

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +2

    btaemi harif film dugemuna bejakum hadera keytekarxwo ❤❤❤

  • @በስምህልጠራጌቱ
    @በስምህልጠራጌቱ 4 ปีที่แล้ว +4

    ይቃፅል ደስ ክብል ባእ ዕዚዕን ሕማት ህማነ ሃማት እየን

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኩም ፈጣር

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 4 ปีที่แล้ว +6

    መኽሰባት ይመችኩም💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @mrim222
    @mrim222 3 ปีที่แล้ว

    ቀፅልሉ ቡሩካተይ ጥዒቲ ሓማት ድማ ይፍጠረልና

  • @mikimiki5226
    @mikimiki5226 4 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ፊልሚ ሓዳሽ ኣይኮነትን ቅድሚ ሕጂ ሪኤያ እየ። ርግምቲ ሓማትን ሕማም ኩርምትን ሓንቲ እየ ዋይ ።

    • @abrehethagosbezu1741
      @abrehethagosbezu1741 4 ปีที่แล้ว

      🌻🌹💛🌹👏👏💚💛❤👏👏👏👏👏👏🌹🌻🌹

  • @HuraMedia
    @HuraMedia 4 ปีที่แล้ว +1

    keep going faduma media and entertainment

  • @الاااا-ث8ب
    @الاااا-ث8ب ปีที่แล้ว +1

    ፅብቅ ድራማ ናይ ቀደም💙💙💙♥️♥️

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውሁሉ
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውሁሉ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣይይይ ግዜ ብዙሕ ትዝታ ይመፀኒ ብእዚ ድራማ እዙይ እፍፍፍ ፅቡቕ ግዝየይ ነይሩ ግን ኸዚ እውን ተመስገን

  • @fritakidu9493
    @fritakidu9493 4 ปีที่แล้ว +5

    ደስበሃሊ እዩ ቀፅልዎ

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว

    Wy maryamn btami des zbl eyu ajokum keyslulu keytekartswo bsru👍👍👍👍👍👍

  • @lemlemlemlem8476
    @lemlemlemlem8476 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊት ድራማ ቀፅሉሉ

  • @wubitsolomon8153
    @wubitsolomon8153 4 ปีที่แล้ว +5

    waww ደስ ክብል ቀፅሉሉ

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ደቂ ትግራይ ሰላምኩም ብዝሕ ትረፍ የበለለይ

  • @mosamohd9049
    @mosamohd9049 4 ปีที่แล้ว

    ኣይ ወለድናን ኣሓትናን ዘሐለፍዋ መናባብሮ ኩነታት ዓለም ይገርም ብጣዕሚ ዘሐዝን

  • @ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ
    @ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ 4 ปีที่แล้ว +3

    እሰየይይይይይ ደስ ክብል

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi harif film dugemuna bejakum hadera keytekarxwo is 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

    btaemi harif film dugemuna bejakum hadera keytekarxwo 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @abadigebre4385
    @abadigebre4385 ปีที่แล้ว

    በእውነት ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ❤️❤️💞💞❤️

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ፁሩይይ ኣሲተይይ ትባሃልና ክጥዕም

  • @jfgudf4562
    @jfgudf4562 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰምሃ ዓደይ ናፍቀኪ አመና

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen 3 ปีที่แล้ว +8

    መን ኣሎ ከማን 2013 ዝረአያ

  • @selamyemanesol4639
    @selamyemanesol4639 4 ปีที่แล้ว +11

    ተመስገንኻ ሓማተይ ማሓዛይ እምበ ር ሓማተይ የትመስለንይክረግማ ሓማት እስቲ ሓማትኽን ልትፈትወክን ኢድኽን ንላዕሊ

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว

      Btesfa ytsbe kkkkk

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይ ተጋሩዋን ምጭዋት ናይ ቀደም ፊልም ጥዑም

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi harif film dugemuna bejakum hadera 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @birtukan1145
    @birtukan1145 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ክብሉ❤❤❤💛💛💛💛

  • @jfgudf4562
    @jfgudf4562 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋይዛ ስምሃ ዓደይ ናፍቀኪ አመና

  • @KsaKsa-wp9li
    @KsaKsa-wp9li 4 ปีที่แล้ว +2

    አይ ሀማት ከእንደዚች ያለች ሀማት አላህ ይጠብቀን

    • @የሮዛሸጋእናት
      @የሮዛሸጋእናት 3 ปีที่แล้ว

      አሜን የእኔ እኳ በጣም ጥሩ እናት ናቸው❤❤❤

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว

    ደስ ብሃሊ አሰይ ናይ ገጠር ባህሊ ጡዑም እንተ ሓማትሞ አይጥዕይትን

  • @ጓልትግራይፃዕዳ
    @ጓልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +1

    ንካላይ ግዜ ይሪኣ ኣለኩ ኣብ ቲቭ ሪኣያ ነይረ ብጣዕሚ ንፉዓት ቀፅልሉ ሕማት ክብዳ ትሕመም ክክክክክ

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 10 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤

  • @easyandtastyrecipes4512
    @easyandtastyrecipes4512 3 ปีที่แล้ว

    አታ ክንደይ ደስ ክብል እዩ Rip ከተማ

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይ ገራሚ ፊልሚ❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
    @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 4 ปีที่แล้ว +1

    አብ ሀገሪና ከምዚአ ዚበለ ሐሳዳት ሐማውት መልኦን እየን።ካብኪፊእት ሐማት የዲሒነና

  • @tigraytigraytigraytigeray3066
    @tigraytigraytigraytigeray3066 4 ปีที่แล้ว +2

    wawwwwwww asay asay asayyyýyyyy bartou yhwat dasbhel 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @muniraahmed1600
    @muniraahmed1600 4 ปีที่แล้ว +2

    ትርጉሙ ባይገባኝም ደስ ይላል ያሳዝናል ግን

  • @bri7094
    @bri7094 ปีที่แล้ว

    ዋው

  • @solu_habsha3249
    @solu_habsha3249 2 ปีที่แล้ว

    እዉይ ካብ ሕማቅ ➘ሓማት ይምሓረና 🙏ሰቶችየ🤣

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 ปีที่แล้ว

    ዋውው ገጠር 😍😍😍ዓደይ ፋቕዐ እንጀራ ኽፉእ😟😟😟

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅቢቡቅ

  • @tigraytigraytigraytigeray3066
    @tigraytigraytigraytigeray3066 4 ปีที่แล้ว +1

    ewey zhmates tekfe kabzuy mhareny kkkkkkkkkkk katselwo ktkartsw 😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw5728 2 ปีที่แล้ว

    😱😱 I remember💗💖💖 those dates. 💟💟💞💞🤲🤲🦶🙏🙏👈

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 ปีที่แล้ว +1

    መን ከም ሰብ ቀደም ለባማት ሰብ ላዛ ዓሪቀ ጫማ ወድኤ ክዳነይ ተቀዲዱ ገዛይ ንኢሱ ምባል ኣይነበረን ዝረኸብካዮ ተመስገን ምባልን ብፍቅሪ ምስ ከባቢኻ ምምስሳልን እዋይ እዚ ንዓይ ሎሚ ወለዶስ 🤔ጣጥኡ ዘይውዳእ ወረቀት ዝኮነ ወለዶ ክኽክክክክክ ብዝኮነ ኣጆኩም ቀጽልዎ ንፉዓት 👍

  • @melateamaze
    @melateamaze 3 ปีที่แล้ว

    Miss you gezawtna

  • @ኣላህወኪልነኝእናቴናፋቂት
    @ኣላህወኪልነኝእናቴናፋቂት 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኩዓ ጋል ገጠር ኮንኩ ዉይ ክፅብቅ ኣድና እንታይ እሞ ይገበር ስደት ዓይኑ ይጥፋእ

  • @sebawnetselam9905
    @sebawnetselam9905 4 ปีที่แล้ว +1

    Anes nay geter flmi eye zfetu btami eina nemesgn

  • @tarhassolomon7174
    @tarhassolomon7174 4 ปีที่แล้ว

    Yh deram yewedadewu like arguang eawnt eny yagter loje ng endaz ayant darem say ewntey enaty taiz telanalech esat like like gechuat lazay deram

  • @صقفغسقف
    @صقفغسقف 4 ปีที่แล้ว

    አሰይ ከንደይ ይጠዕም አጀኩም ቀፅልሉ

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝናይገጠር፣ድራማ፣ክንደይደስክብል፣በጃኩ፣ክብረት፣ይሃበልና፣ከምዙይዓይነትድራማኣዝዩዝስሕብ፣ቀፅሉሉፁሩያት

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፁቡቁ ❤❤

  • @ዕባይመሳኑ
    @ዕባይመሳኑ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ባህልና ጡዑም

  • @ኪረሳዊት
    @ኪረሳዊት 4 ปีที่แล้ว +2

    👍Des bahalit eyawa keytekartswa hadera (lbey yelay msza film Zia🙄)

  • @ፅገ
    @ፅገ 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውው

  • @ሚጣፈቃርነቡኣ
    @ሚጣፈቃርነቡኣ 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋኒ🙏❤😍

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mareyiove8024
    @mareyiove8024 10 วันที่ผ่านมา

    ♥♥♥

  • @gebreselassiegebru4084
    @gebreselassiegebru4084 4 ปีที่แล้ว

    Very memorable drama of 20 wejerat

  • @ururhdiiehwugh979
    @ururhdiiehwugh979 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋኒ💋❤

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 3 ปีที่แล้ว

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤

  • @nananana1404
    @nananana1404 3 ปีที่แล้ว

    ደስ ብሃልቲ

  • @samera1130
    @samera1130 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ ዘን ሓማት ክረግማ እፍ ርሻንዋኒ ቅምደትኪ ጋልነዋይ ተሕዝነኒ ማዓት😥😥😥♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
    @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @Hiat-x8l
    @Hiat-x8l หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤