6 ዓለምናን ሚዛናን ንምቅያር ዝተበገሳ ሃገራት

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 9

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 ปีที่แล้ว +1

    ህንዲ ወላ መሬት ሓዊ ትኩን ምስ ኣመሪካ ያ ህጂ ክልተ ዕድል ያ ሂዛ ዘላ ምስ ቻይና ደማዊ ኲናት ጽልኢ ኣለዋ ካሎኦት ብራዚል ቱርኪ ስዑዲ ግን ሳክት የን ድኹማትን የን

  • @michaeletekeste2106
    @michaeletekeste2106 ปีที่แล้ว +2

    ቤላ ምሽ ደፋራት መራሕቲ ምካኖም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salahsuleman45
    @salahsuleman45 ปีที่แล้ว

    ቻው ምዕራባውያን ዘመንኩም ኣኪሉ ምብራቕ እንዳተቃረበ እዩ ገለ ባንደራ ሰላም እንተንበልበሉ

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 ปีที่แล้ว

    ኣነ ጊን ኩለን ትርጉም የብለኒን አብ ኪድሚ ኣመሪካ

    • @jokerwedikubrom4797
      @jokerwedikubrom4797 ปีที่แล้ว

      😂😂😂ኣመሪካ ቐደም የላን ሎሚ

  • @michaelawet144
    @michaelawet144 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 ปีที่แล้ว +1

    ንፅፉፍ ሓበሬታ የቀንየልና ፍናን🙏

  • @hayelom
    @hayelom ปีที่แล้ว +1

    ከም ምዕራባውያን ንምኳንወይ ምሰኦም ንምዉድዳር ነዊሕ ግዜ ክወሰደሎም ይክእል እዩ

  • @kevifkrr-pt9on
    @kevifkrr-pt9on ปีที่แล้ว +1

    እሞ ክኒንያ ከየዉሕጠአን ኣምበር እንባዓል G7 እምበር