New Eritrean Drama 2020// nbur kftn part 1 ( ንቡር ክፍትን)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024
  • • New Eritrean Drama 202...
    • New Eritrean comedy//A... #EritreanFilm #EritreanMusic #EtitreanComedy #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ
    This channel mainly focused on Entertainment Contents of Comedy,Video clips,Lyrics,tales and series Movies,
    cultural contents in the form of discussions,Drama ,songs and video clips ,and historical contents in the form of tale and videos
    Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
    © ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ
    ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
    ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
    #subscribe
    #like
    #share
    #comment
    • New Eritrean Drama 202...

ความคิดเห็น • 422

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 ปีที่แล้ว +71

    *2ይ ባዕለይ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ሰበይቲ ክትህረም የብላን ክትሕቅቕ ኣለዋ*

  • @semerekiflay5052
    @semerekiflay5052 4 ปีที่แล้ว +10

    ፍቅርን ሓልዮትን ምክብባርን'ዩ ክቅድም ዘለዎ ንሱ ዩ ዘናብር ኢምበር ብዘይ ኣፍልጦ ማዕርነት ኢንዳ በልካ ሕዳር ናብ መወዳደሪ ሜዳ ምቅያር ጽቡቅ ኣይኮነን ክልተካ ብፍቅሪ ተኣሲርካ ጉብእካ ምፍጻም ኢዩ። ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @hagerte.8478
    @hagerte.8478 4 ปีที่แล้ว

    Welcome xbqetey betami xbuq serah eu kexlo derasi kea nay behaki nefue 👍👍🇪🇷👍🇪🇷💪💪👍🇪🇷👍👍👍👍❤❤❤❤

  • @sasing2281
    @sasing2281 4 ปีที่แล้ว +13

    ሳሓቅን ደስታን ዝመልኦ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም ነዛ ኮመንቲ ትንብብዋ ዘለኩም ኩላትኩም ብሓበራ ኣሓተይን ኣሓተይን ሰላም ዎ ሰናይ ምድረ ሓበሻ።

  • @ሮቤልከሰተመንክር
    @ሮቤልከሰተመንክር 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰብኣይ ንሰበይቲ ክሃርማ የብሉን
    ክሃርማ እውን መሰል የብሉን
    ሰብይቲ ከኣ ንሰብኣይ ከተሕስሮ የብላን
    ከተሕስሮ ክብረት ክትከልኦ እውን መሰል የብላን
    መንክር ሓው Selina
    ሓምለ 2020

  • @amanuelmihreteab7925
    @amanuelmihreteab7925 4 ปีที่แล้ว

    Wow very good job 👏🏼👏🏼🙏🙏🙏👌👍👸👸👸👸💝💝💝😘😘😍😍

  • @yohanaghide5125
    @yohanaghide5125 4 ปีที่แล้ว

    Frti mkrti ane degafitki aleku 🤣🤣🤣 love you deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @semeremehari8761
    @semeremehari8761 4 ปีที่แล้ว +1

    Atn xbkat Ayni Abaykn ydefen we love guys 👌👌👌🙏

  • @lidiaandemichael7731
    @lidiaandemichael7731 4 ปีที่แล้ว +2

    Btami xbuk movie it really encourages our ladies to live equally to men . really love it awesome

  • @dinabinyam8137
    @dinabinyam8137 4 ปีที่แล้ว

    We love you deki Erey,
    Nice movie&Nice idea

  • @abuanass1432
    @abuanass1432 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkk kema dea giberi. Kemney rahel Kab 4 werhi dehayki keygeberenkollo kkkkk

  • @filmonteklu9742
    @filmonteklu9742 4 ปีที่แล้ว +35

    ዝከበርክን ኣሕዋተይ ማርነት እንዳበልክን ሂወት ሰብ ሃዳር ኣይትበትና ቡዛሃት ኣህዋትና ኣለዋ ነዲኣን መሲለን ዝከዳ ንካባበር እንተኮይኑ ጽቡቅ ትምቲ እዩ

    • @CRCR-hs8ig
      @CRCR-hs8ig 4 ปีที่แล้ว +1

      Filmon Teklu ናይ ብሓቂ ሕማቅ ትምህርቲ

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 4 ปีที่แล้ว

      ኣይተረዳእካዮን ኮይንካ እንበር እቲ ሓሳብ እኮ ንከባበር እዩ።

    • @fmedia8357
      @fmedia8357 4 ปีที่แล้ว

      @Natnael Kahsay nay bhaki mestewali seb 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @simonweldemichael7605
    @simonweldemichael7605 4 ปีที่แล้ว +1

    Asey mkuratey edmen tienan yhabkn fetari🙏🙏

  • @samjungemann8063
    @samjungemann8063 4 ปีที่แล้ว +1

    Indhr sebeyti dey teharima dea kemey gera kttens

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners 4 ปีที่แล้ว +7

    ወይለከ ኣስመራ ሃብታም :ነዛ ደራሲት ዝምርዖ ድኣ ስሒንዋ ።

  • @figoman6775
    @figoman6775 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbkti film gn haxira about kexali ktenwhwa Tesfa egebir love u guys

  • @kadraaraya4446
    @kadraaraya4446 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba deqi erey tbebkn ybzah meharit ktkewn tesfa egebr 😍😍😍

  • @MT-rx9rq
    @MT-rx9rq 4 ปีที่แล้ว

    ሕማቅ ትምህርቲ, ንባዕልክን ኣተክብርኦሞ ንብድሕሪኡ ሰባት ትምህራ

  • @ghebremichael5965
    @ghebremichael5965 4 ปีที่แล้ว +6

    ሓዳር ዘይትፈልጣ ብዘይ ንቡር ትነብራስ ብዛዕባ ሓዳር ከተስተምህራ ከይገረመኒ ኣይተረፈን።
    ካብ ብዛዕባ ሓዳር ፡ ይቐለኽንን ይፈኹሰልክንን ብዛዕባ ምስካር፡ ምቁማር፡ምቕያር ሂወት የብልክንን በጃኽን ተሰተራ ኣዋልድና መሕፈራት።

    • @semerekiflay5468
      @semerekiflay5468 4 ปีที่แล้ว +1

      Alona truth You are right alona truth 👍👍👍👍

    • @mesghinagheb3570
      @mesghinagheb3570 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bahaki xubuk aleka!!!

  • @ኤርትራንኤርትራውያን-ለ2ሐ
    @ኤርትራንኤርትራውያን-ለ2ሐ 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰበይቲ ክትህረም የብላን ዝብል ኣብዚኣ ።🇪🇷❤

  • @aaerei8137
    @aaerei8137 4 ปีที่แล้ว +1

    gehabu bzey sebiay erega

  • @abrahamtsegay6569
    @abrahamtsegay6569 4 ปีที่แล้ว

    አዋይ ሓንቲ ጋል መሓዙቱ አንድሕር ጥዑያት ዘይኮይነን አኮ ኣኪልዋ አዩ ካብ ከምይ ዝበላ ሓዳር ኣፋቲሕን ሓያም ጎታቲት ባገን አየን ዝቅይርኣ ፡ሕማቅ መሓዙት ኣይሃልውኣ ሰብይትኻ ክክክክክ

  • @osmanmohamed4281
    @osmanmohamed4281 4 ปีที่แล้ว

    Good jobs guys go keep 🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌎☝️🇪🇷💐🌹🌸🌺🌺🌺

  • @ichbina2962
    @ichbina2962 4 ปีที่แล้ว

    Kab kdamay Alem kemzi eyom zgebru tbla bahlknin kbrkin gda zeytekba,Eske bejakum seb nkum kab seb geyrwo Elna Ngebro Entay kngebr kem zelena nhseb 😍

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome shikornatttttt deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @RoRo-zn5bu
    @RoRo-zn5bu 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ስራሕ ባህሊን መሰልን 🌹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @treaer8584
    @treaer8584 4 ปีที่แล้ว +37

    ኣጋንኖ ዘይትገድፍዎ ኢኹም ደረስቲ እንታይ ኢኹም ነዚ ቀዳማይ ዓለም ኣጋኒንኩሞምበር
    እራኣእያኹም ክትቅይሩ ኣለኩም ሰብ ሓዳር ኣይትበታትኑ

  • @YouTubeወዲትግራይ
    @YouTubeወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    ጌጋ. ትምህርቲ. ትምህረን. ኣላ. ናይ. ኣዶታትክን ይሕሽክን. ኣሕዋተይ።

  • @selamzarastien8607
    @selamzarastien8607 4 ปีที่แล้ว

    Furtna dea nay adhanet tk abila endya hizata kkkkkkkkkkkk

  • @abelweldeab9244
    @abelweldeab9244 4 ปีที่แล้ว

    Hasab nay furti zqbel like abzia
    Ane kab kulu hanti teqawime aleku

  • @astrrhagos8224
    @astrrhagos8224 4 ปีที่แล้ว

    Ufff zerba bzhu do abza Derama

  • @elaryayohannes2485
    @elaryayohannes2485 4 ปีที่แล้ว +1

    God job deki erey❤

  • @ማማቲቪ
    @ማማቲቪ 4 ปีที่แล้ว +2

    ፉርቱና ግደፊ ሕማቕ ትምህርልና ኣለኺ ዋእ ክክክ

  • @fethawifesshaye1739
    @fethawifesshaye1739 4 ปีที่แล้ว

    Nic movie good job.....

  • @dghProduction1678
    @dghProduction1678 4 ปีที่แล้ว +8

    ሓዳር ክንትራት ኣይኮንን ፡ ሓዳር እግዝኣቤሄር ዝፈጠሮ ቅድስ ስርዓት አሞላኽ እዩ ፡ ቃል ክዳን ድማ ክቡር እዩ ቅድስ ስርዓት ኣምላኽ እዩ። ኢዚ ዓይነት ሰነ ሓሳብ ናይቶም ዝተጋገዩ ሓሳብ እዩ። ዋላ እካ ድራማ እንተኮነ ጽቡቅ መልእኽቲ ኣምሓላልፋ በጃካትክን።

    • @peacefulsleep6447
      @peacefulsleep6447 4 ปีที่แล้ว +1

      Hawey xbuk aleka gin kea hadar malet sebeyti ab hukua tesekimato tkeyd xor aykonen sebay sebeytu kekbra alewo kaba tray kbret kixbeya yeblun.

    • @dghProduction1678
      @dghProduction1678 4 ปีที่แล้ว

      Zebib ሓፍተይ ጽብቅ ኣለኺ ፡ ሓዳር ምጽውዋር እንድዩ ከምቲ ቆልዓ ናብ ቤት ትምህርቲ ቀደማይ ኽፋሊ እሉ ዝጅምር ኣብ ሓዳር ድማ ካብታ ቃል ኽዳን ዝጀመርካላ ግዜ ከምእ እካ ትጅምሮ ፡ ካብኡ አናተማሃርካን ናብ ሓደ ሓሳብ ክሳብ ትከውን እናማዕበለ ዝኸይድ እዩ። ዝዓበየ ድማ ኣብ ሓዳር መጀመርታ ፍቅሪ እንተ ኣሎ ፡ ምኽብባር ኣሎ ፡ መትሕልላይ ኣሎ። ቀዳምነት ግና ኽልተካ ፍርሃት እግዝኣብሄር ክህልወካ ይግባእ። ጥበብ ስለ ዝኮነ እዩ። ከምቲ ዝበልክዮ ድማ ሓላፍነት ናይ ክልትኦም እዩ እቲ ምሽካምን ምክብባርን ስለዚ ሓደ ኽልተ የጋጥም እዩ ግና ፍቅሪ እዩ መፍትሒኢኡ ንኽሉ።

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 4 ปีที่แล้ว +36

    ንፉዓት ደቂ-ኤረይ ን ፉርቱና ዝቃወም እስከ Like,,,,ኣብዛ ቻነል ርእቶኩም ሃቡና😍🇧🇾🇩🇪🇩🇪

    • @desalegebreyohanes8616
      @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว

      ኣነ ይቃወም ሕማቕ ትምህርቲ

    • @CRCR-hs8ig
      @CRCR-hs8ig 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ምንታይ ኢዩ እቲ መፋዕቲ ብሩኸይ እዚ ሕማቅ ትምህርቲ ኢዩ ኣብ ሕብረተ ሰብና እዚኣ ክኣ ከምዚ እንዳበለት እንታይ ሓዳር ኢያ ክትገብር

    • @ንዘኽብረኒየዘኽብሮ4
      @ንዘኽብረኒየዘኽብሮ4 4 ปีที่แล้ว +2

      ብሩኸይ ኣበየናይ ዩ እቲ ጽቡቅ ትብሎ ደለካ ኣነ ብወገነይ ምሽ ክድግፋ ኣብ ናታ ደረጃኣ ወሪደ ክጻረፍ ኣይደልን ምክንያቱ ኣይተረድኣን እንበር ነቲ ዘይምሱል መሲሉ ከርተት ኢሉ ደዕበያ ኣቦኣ ያ ኣድጊ ትብል ደላ እዚ ከኣ 21 ክፍለ ዘመን ኣድጊ ኢልካ ነቦኻ ተጻረፍ ዩ ዝብል ትምህርቲ ያ ተመሓላልፍ ደላ ስለዚ ዲስላይክ

    • @CRCR-hs8ig
      @CRCR-hs8ig 4 ปีที่แล้ว

      ንዘኽብረኒ የ ዘኽብሮ 4:: ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ብሩኸይ

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 4 ปีที่แล้ว +1

      @@CRCR-hs8ig yitref ezia wedewedo zkonet artist hadar zelewa men ala tm elen eye kab hade kab hade zwelda denakur

  • @selamhabte3070
    @selamhabte3070 4 ปีที่แล้ว

    I support rahel , 🙏👌🏼👍😍

  • @kibromteklemariam2021
    @kibromteklemariam2021 4 ปีที่แล้ว

    Frtu mkrti absolutley u r right

  • @merrylove5129
    @merrylove5129 4 ปีที่แล้ว

    btaemi xbqti movie l like it part 2 knxbe ena,😘😘😍

  • @natihazard9645
    @natihazard9645 4 ปีที่แล้ว +1

    Furtuna efal hbeki aleku xubu astemhir

  • @ereyerey9814
    @ereyerey9814 4 ปีที่แล้ว +1

    Deki erey shkornatat 🇪🇷🇪🇷❤️

  • @efremwedigerye723
    @efremwedigerye723 4 ปีที่แล้ว +1

    Ane fetya aza chocolate dona 😍😘🇪🇷🤙👍 I like she

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 4 ปีที่แล้ว

    hello samiyeyy kkkkk👈

  • @ሰብፉጡር
    @ሰብፉጡር 4 ปีที่แล้ว +3

    ዞም ጉሓፋት ዘይ ከም ኣቦታቶም እንተ ኣክበርካዩም ክብረት ዘይ ፈልጡ እንተ ኣሕሰርካዮም ወዩ እዩ ምሕሳር ከማን ይበልጽ ብፍላይ ዘይፈልጠልካ ሰብ ካብ ሂወትካ ጥራይ ኢካ ሓግሒካ ክትጉሑፎም ዘለካ ደቂ ገለ😭😭😭😭😥😡

  • @simonweldemichael7605
    @simonweldemichael7605 4 ปีที่แล้ว

    Rahel shkor ajoki kexliyo zhaftey 😘😘

    • @simonweldemichael7605
      @simonweldemichael7605 4 ปีที่แล้ว

      Ajokn kexlao shkorinatat

    • @simonweldemichael7605
      @simonweldemichael7605 4 ปีที่แล้ว +1

      Sebay nsebeyti ktnkfa yeblun, ente tenkifuwa kea ab hgi ketebxho alewa

    • @simonweldemichael7605
      @simonweldemichael7605 4 ปีที่แล้ว

      Sebay kulu gzie nsebeytu kekbra alewo, ashunkay do ktnkfa aw aw elu kzareb nsebeytu keman aygbaen eyu

  • @yemaneasmerom5803
    @yemaneasmerom5803 4 ปีที่แล้ว +2

    ንደቐይ ካብ ዓዲ ከመርዕውርኹም ኢየ ኢለዮም ነይረ እሞ ብሰንክኽን ሓሳበይ ቀይረ ኪዳን ክቡር ኢዩ ኩንትራት ኣይኮነን ተካባቢርካ ዝንበር ሓዳር ኢዩ።

    • @siemtekie77
      @siemtekie77 4 ปีที่แล้ว

      Ajeka kindey weraje awalid alewan kilen hade aykonan

  • @samiberhana8483
    @samiberhana8483 4 ปีที่แล้ว

    Fertius shkor hadar kinat aykonen kkkkkkkkk contiu xbkti

  • @መኃረነነእግዚኦ
    @መኃረነነእግዚኦ 4 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይይይይ እቲ ንፋቀር ንታሓላለ ዝብል አርእስቲ,ሲ ናበይ እዩ ዝርሕቀቀና ዘሎ

  • @Riceናይብሓቂ
    @Riceናይብሓቂ 4 ปีที่แล้ว +1

    ሎሚስ ማህረምቲ ናይ ዓያሹ ጥራይ ኢዩ፡ ኣዴካ ክትህረም ደስ ዝብሎ ኣሎ ዲዩ ከም ሓቂ ደኣ፡ ዝሓለፈ ይኣክል፡ንፉዓት ተዋሳእቲ፡ እዚ ወሎዶ ክልወጥ ዩ ዘለዎ፡ ኣብ ዓሚ ዝነብር የለን፡

    • @CRCR-hs8ig
      @CRCR-hs8ig 4 ปีที่แล้ว

      እስኩ ተክለ ክክክ ኣነ ድገርመኒስ ኣቦ ኸ ክጽረፍ ኣለዎ ኣቦ ኣድጊ እንተኮይኑ ኮ ኣደኻ ኣድጊ ኢዩ ድገብራ ማለት እንተተረድእካ እቲ ሓሳብ

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte1143 4 ปีที่แล้ว +1

    ማህረምቲ ግቡእ አይኮነን አድላይነት ውን የብሉን። አካላዊን አእምራውን ሀስያ ከከትል ስለድክእል ንቤተሰብ ብአግኡ ምሕባር ዝሐይሽ ይመስለኒ።

  • @rimnayemane
    @rimnayemane 4 ปีที่แล้ว

    Wowwwww gelaaynt film

  • @peacelove5452
    @peacelove5452 4 ปีที่แล้ว

    kkkkkkk ayxelakuwan

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 4 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen deki erey

  • @amanhashel6014
    @amanhashel6014 4 ปีที่แล้ว

    Azu shikor 😍😍

  • @Eritrea8144
    @Eritrea8144 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣብቲ ማህረምቲ ግቡእ አይኮነን ጋል ብጠቅላ ክትህረም የብላን ትብል ሓሳብ እኻ ይሳማማዕ የ ፡ እንተኮነ ግን ማህርምቲ ከም መግለጺ ፍቕሪ ዝጥቀማሉ ሓደን ክልተን አዋልድ አለዋና ነዚእአን ከ ደኣ,ሞ እንታይ ንግበረን?
    ማለት ጠፍ ምባል"ዩ ዝዓይነቱ።
    2ይ ከኣ እዛ ሰብኣይን ሰበይትን መሰዕረ ክኮኑ አለዎም ትብል ሓሳብ ክዝክር ከለኩ ቡዙሕ ዘይተመለሰ ዝቶታት እዩ ዝቕጀለኒ ፡
    .....,ንኣብነት
    በየናይ መለክዕ ዩ ሓደ ክኮኑ ዝኽእሉ
    ካልኣይ ከኣ መብዛሕቲኡ እዚ መዓርነት ዝተሓወሶ ሓዳር 50% ክሳብ መወዳእታ ዘይበጽሑ እዮም።
    እቲ ጸገም ከኣ እቲ መዓርነት ዝብሃል ምድፍፋር ምስ ኮነ "ዩ ዕረ እረናጣዕመካ ማዕርነትካ እናረገመካ ትፋላለ።
    ብዝኮነ ማዕርነት ምሳና ኮ ዝከኣ አይመስለንን
    ውልቃዊ ሪኢቶ ዩ አካማስዕዎ።

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 4 ปีที่แล้ว +2

      Gal Befxum kthrem yeblan, gna nsa kea zwehab kbri sebay tehabo.
      Eti zetehararm xegem kmexi kelo ktfetho fetn inte zeykoynilka mfililay eyu mkniyatu kndey eyom zkatelu hji ab Europa.
      Eti sgawi rkib ms sebeytka wn hmak aloku desta ayhbenin zelo lomi inte ilatka tgedfa nmintay tegedida.
      Eti kendi neger msimima nay klte seb hsdar eyu

    • @hermonfessahaye9742
      @hermonfessahaye9742 4 ปีที่แล้ว +1

      እተ ሓደ ክልተ ዘለዋ ኣዋልድ ጸገም ናይ
      ሓንጎል ኣለወን ። እዚ ኸኣ ጽሉላት ማለተይ ኣይ ኮነን ። ኣብ ሕብረተሰብ ብዕላል ወይ ኣብ ጎረበት ወይ ኣደ ዋላ እቲ ጋልኣንተቲ
      ብጠቅላላ ኽህረማ ተሃሪመን ሓደራን ይገብራ ። ሓዳር ዳኣ እና ራኣያ ስለ ዝዓበየት
      ቁቡል ወይ ባህሊ ገረን ይወስድኦ እዚ ግን
      ጌጋ ኢዩ ።

  • @Akberet1994
    @Akberet1994 4 ปีที่แล้ว +11

    Sebay ni sebytu bifexum kiharma yebulun.

  • @sette.7151
    @sette.7151 4 ปีที่แล้ว

    Kkkk furti shikor aygedefetlan nrahel kelitata begie elka kea alo zereba kkkkkkk😂😂 xbuk srah nfuat

  • @abrahamtsegay6569
    @abrahamtsegay6569 4 ปีที่แล้ว +1

    ጻዕዱ ኢለንኡ ኢልካን ምዓርንት ምዓርንት ኣይትበላ ኣብ ውሽጠን፡ዘሎ ጋኒን አዩ ሓዳር መታን ክበታትን ሕሹኽ ኢሉ ኩፍአ ምኽሪ ዝህበን ከም ክርስትያን መጠን ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ፡ምኽሪ ምስማዕ፡ይሕሽክን ፡አንድሕር ሰላም ዘለዋ ሓዳር ደሊኽን ፡ሰላም፡ዘለዋ ሓዳር ካብቲ መስፍን ሰላም ጉይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ልዑል ኣምላኽ፡ጥራይ አዩ ዝርከብ፡ካልአ ትምህርቲ ኩሉ ሓሶት አዩ

  • @rahelalula2928
    @rahelalula2928 4 ปีที่แล้ว

    wawa rahel behaki abezi sebeyti koluea kehermu behegi eiyu zehetet selzi meheram gega haderakum yehewatena meheram akarxewo

  • @rgomehari8397
    @rgomehari8397 4 ปีที่แล้ว

    Waww enqa mxakin shkokri deqi Eri sebyti ktginha alewa about mewdataa yxnhana ajokin

  • @liverpoolawi1244
    @liverpoolawi1244 4 ปีที่แล้ว +1

    ብታሚ ኢንድየ ዘድንከክን ሙቁራት ኣርቲስት
    ኣነ ገን ሓደጋ ኣጋቲምኒ ኣሎ ፍቅሪ ሒዝኒ
    ምስ RAHEL HAILE ኢንታይ አዩ ዝገብሮ
    ከምዚ ሲሚት አዚ ኢካ ኣብ ወሽተይ ተስሚኒ ኣይ ፈልይን ኣደይ ካብ ትወልደኒ ብታሚ አየ ዘድንካ ብታሚ አዩ ካ ዝፈትዋ
    ኣብዛ ዓለም ብ ግዲ ምንባር ኢንተ ዝከወን ሚስ rahel haile ኢለ ሚስ መንንኩ
    I love you for everr raheley futuwtu beka

    • @liverpoolawi1244
      @liverpoolawi1244 4 ปีที่แล้ว

      ተሓባቦርኒ የሕዋት ብ ከመይ ኪረክባ ይክል በጃኩም ምክርኩም ኣይ ፈለይኒ

  • @simonkidane9768
    @simonkidane9768 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቃት

  • @tefalemkeleta2286
    @tefalemkeleta2286 4 ปีที่แล้ว

    Kkkk ab hiwat sab aytitwa xbuk aykane

  • @fetawitaboanadiankokobey7784
    @fetawitaboanadiankokobey7784 4 ปีที่แล้ว

    Aseyy deqi erey shkorinatat nberaley

  • @mjddiamond7618
    @mjddiamond7618 4 ปีที่แล้ว +6

    እንታይ ዓይነት መልእክቲ ከተሕልፉ ስለ ዝደለኹም ኢኹም ሃለውለው ትብሉ ዘለኹም.....
    ደራሲት ጋል ሙኻና እዩ ክክክ ማዓርነት ወላ ገለ ንምባል እዩ ዝኸውን ዘሎ...
    ስዒድ ኣንዋር ከኣ director እዩ ናይ ብሓቂ ዓቕሊ ጌርካ ትሰምዐን ኔርካ...

  • @samielhabtemariam9555
    @samielhabtemariam9555 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ሕሜታ

  • @hermonfessahaye9742
    @hermonfessahaye9742 4 ปีที่แล้ว +2

    ተገዲሰ ክሪያ ኢየ
    ኣብ 1ክፋል ከላ ክድዚ ዝመቀረት ዝፈትወደን ደቂ ኤረይ ምሰአን እንባሕ ምባል
    ደቂ ተባዕትዮ ነንስቶም ከይ ሪኢይ ክቡሉ ኢዩም

  • @tesfayrafael7223
    @tesfayrafael7223 4 ปีที่แล้ว +1

    ንፍርቱና ክፍላይ ሕማቅ መምህር ስዲ ኢኪ። መጽረፍቲ ኣዲኣ ኣብታ ንብረትኪ ጻጸ ማዕኮር ይንከስኪ። ርግምቲ

  • @senunatey5712
    @senunatey5712 4 ปีที่แล้ว

    Waww btami xbu film

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +11

    ስቅ እልክን ማዕርነት ኣይትበላ ስረ ሰባይ አንተተከደንክን ከም ኣዴታትክን ይሕሸክን!!!
    ደሓር ከኣ ሰባይ ከ ክጸፍዓ አሉ ዶ ቃል ኪዳን ኣሲሩላ ኢዩ።

    • @awettesfagergis5699
      @awettesfagergis5699 4 ปีที่แล้ว +3

      Kemey elna ena eba nedetatna nmesl adeyhasaba sle zeygelexet ane hasabey kgelx yebleyn malatka diyu ab adey znebere gfe abay aydgemn eyu

    • @eritruth5252
      @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +1

      @@awettesfagergis5699 አንታይ ግፍዒ ትብሊ ሓደ ክልተ ሪኪ ከምኡ ትብሊ ሎሚ ከ ማዕርነት አናተባህለ ኣብ ውሑዳት ሰባት የጋጥም አንዲዩ
      ሓሳብክን ኣይትግለጻ ዝብል ከ ኣበይ ኣሎ ።

    • @-eliyahu4916
      @-eliyahu4916 4 ปีที่แล้ว +2

      @@awettesfagergis5699 እቲ ዝገርመኒ ኣብ ኣዲታትና ዝነበረ ግፍዒ ዝብል ዘረባ ማራ እዩ ዝገርመኒ ኣነ ኣብ ገዛውትና ትግፋዕ ኣደ ሪኢ ኣይፈልትን እየ ኣብ ገዛና ውን ኣቦይ ነደይ ክገፍዓ ሪኢ ኣይፈልጥን እየ ስእነት ኮይኑዎም እምበር ከም ናይ ኣብታትናን ኣዲታትናን ፍቅሪ እሞ ኣበይ ክርከብ ሰበይቲ ግን ካብ ሰብኣይ ቁሩብ ትሕት ተበለት እዩ ዘጸብቀላ ኣነ ካብ ኣደይ ብዙሕ ስለ ዝተማሃርኩ እየ ዝዛረብ ዘለኹ ሳላ ከመኡ ዝገበረት ኣቦይ ናብ ካልኦት ዝጥምት ይዕንቲ ኣይነበረኦን።

    • @selamhabte3070
      @selamhabte3070 4 ปีที่แล้ว

      Don’t be ignorant, wake up

  • @nabinabi3913
    @nabinabi3913 4 ปีที่แล้ว +7

    21 ክፈለዘመን እንዳበልክን ኣብ ርእስና ክትሽና ቁሩብ ተሪፍክን ኣብ መወዳእታ ድኣ ክንጽበያ እበር ሕጂ ዋላ ሓንቲ ኣይሓዝኩ ቀይሕ ካርድ ጥራይ

  • @adahanethaile7951
    @adahanethaile7951 3 ปีที่แล้ว

    kkkkkkkkkkk mkurat 🇪🇷💪🤜🤛

  • @kibe6885
    @kibe6885 4 ปีที่แล้ว +2

    I stand with furti Idea ,
    Deknistyo adina mesakin mesel kemten kalout hagerat yeblenin zi kulu tegadilen hager amxiyen texekiten ynebra , hade mealti gin maere n konelu gize ymexakin ykewn , zom n negerat b mihram tifethwo awedat himak alekum shame sebetka malet adeka haftika ya discusses gerka kem ziftah temaharu , mis xaeda tetmrawu gin aymisharekuman nerkum mezmezti eikum

  • @robelm9329
    @robelm9329 4 ปีที่แล้ว

    Ata ezian abey dyen zelewa

  • @samiahmed712
    @samiahmed712 4 ปีที่แล้ว +2

    Good job 👏 🇪🇷 ❤

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 4 ปีที่แล้ว

    Welkom yehwat bruk kedame senbet ygberelna

  • @danielberhe1711
    @danielberhe1711 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋኣ በጃኪን ተከወላልና 2ይ ግዘ ከይትቅልቀላ ላህማማት ፈለትና ክብላስ ንሕዋትና ሕማቅ ክምህራልና

  • @salihasile324
    @salihasile324 4 ปีที่แล้ว

    Antaza furtunas mahaza adhanetya mesleni

  • @ፈታዊሓቂ
    @ፈታዊሓቂ 4 ปีที่แล้ว

    Aboy si Srah wielu kmetse kelo idu enda sebseb endiu geza zatu ab afna eiu dzareb yeay eti thadid natu bnay afu shta kem nklyo felita 🍺🍺🍻🍻🍻🍻🍻🍻

  • @nahommhretab4261
    @nahommhretab4261 4 ปีที่แล้ว

    Kedamay alem znebrio baelna ena nfelto lomi ymreawu hade kolia welidom yfthu

  • @Love-sl5dj
    @Love-sl5dj 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክ ኢንካ ሰበይተይ ኣይኮነት ታ ራሄል ኮይና ትዋሳ ዘላ ሐሑቅኣ ብ ኢደይ ዘይ ኮንኩ ብ ዱላ በትሪ ምደጉደኩዋ ነረ ወላ ሃው ኢላ ኣብ ኢንዳ ስድራ ኮማሪት ኮይና ትንበር ኣታ ዘይ ገደፍትልና ነዞም ኣውዳት ተኮማሪት ዓጣሪት ነተን ሓንቶት ግን መሕንቀቅወን ነረ ኣብ መንጎ ሰለፍይ ኣቲወአ really

    • @gualshabiya3912
      @gualshabiya3912 4 ปีที่แล้ว

      ተረዋኢ ካብ ብቅልጽምካ ብ ርእስኻ ሕሰብ መሃይም

    • @Love-sl5dj
      @Love-sl5dj 4 ปีที่แล้ว

      @@gualshabiya3912 ክክክክክ ኣታ ወዲ ኮማሪት ብርሰይ ክሓስብ ኢየ ኢምበር ንስካ ድኣ ሓሲብካ ተንብረኒ ኣለካ ወዲ ኢክብካብ

  • @mihrettewelde4975
    @mihrettewelde4975 4 ปีที่แล้ว

    💯🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷

  • @kadrajemal6713
    @kadrajemal6713 4 ปีที่แล้ว +1

    Shukorinata

  • @ሳሮንመዝሙርሰላም
    @ሳሮንመዝሙርሰላም 4 ปีที่แล้ว

    እዛ ፊሊም ብጣዕሚ ጽብቅቲ ጽፉፍ ስራሕ፡ ግን ኣብ ገለ ንኣሽቱ ጸገማት ኔርዋ፡ንኣብነት ፍርቱናይ ናይ ቴለፎን ዝርርብ ክትገብር ከላ ናይ መወዳእታ ትቅልጥፍ ኔራ ባዕላ ን ባዕላ ከም ትዛረብ ዘላ መሲሉ 2ይ ኣብ ዝርርብ ናይ ብዓል ፍሩትና፡ራሄልን " ኣብ ዕርክነት ከለኩም ከምዚ ዝገበረክስ"ክትብል ጸኒሓ ድሓር ክኣ "ክትምርዓውዮ ከለኪ ሚሒልኪ ዲኪ ኣትክዮ ኢላታ" ኣብ ዕርክነት ከም ዘላ ሓቢራትናስ መሊሳ ከም ዝተመርዓወት ክኣ ሓቢራትና ሶ ጌጋ ይክልኣለይ ከም ናተይ ሪድኢት እዩ ሶ ዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ኤረይ።

  • @henokaraya4500
    @henokaraya4500 4 ปีที่แล้ว

    እሞ ደብሪ ደይባ ዓጃዋት

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 4 ปีที่แล้ว

    ፉርቱና ሽኮር ምሳኺ ኣለኹ ::

  • @goitomshehako3511
    @goitomshehako3511 4 ปีที่แล้ว

    Bela timhirti ndekianstyo ya ajekun

  • @areoentertement6193
    @areoentertement6193 4 ปีที่แล้ว +12

    ማዕርነት ትብላ እንታይ ኣፍልጥኩን 21 ክፍለ ዘመን ኣይ ኮነን 28 ክፍለ ዘመን ንብጻሕ ከም ኣደታትክን መስልክን ትከዳ ኪዳ ኣንኸድን እንተ ኢልክን ካኣ ክሳድክን ትረገጽ ሕቶ የለ ሪኢቶ የለ። ማዕርነት ትባሃል ቃል ×××××

    • @eritrawityeane337
      @eritrawityeane337 4 ปีที่แล้ว +2

      ተስፋ ጽባሕ kkkkkkkk eway hawey nea teregagae kkkk nskum nebotatkum tetmeslu nsen nedetaten mesilen mkeda kkk hne zeleka tmesil azeraribaka seb mejemerta nebsu kerie alewo shiu bxayu yestekakil abzi hji Ewan ghin kulna tfatenatat ena so we have to respect Each ather 🥰🇪🇷

    • @azukidane6807
      @azukidane6807 4 ปีที่แล้ว +1

      Sebay eleka aleku

    • @teameweldemichael2054
      @teameweldemichael2054 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክ ናይ በሃቂ ወደይ አንገራ አዝጊ ብላአ ንሰን መኣስ ኮይነን በዲለን ከኣ አቲ ደራሲ ዝብሃል ኢዩ ፡ ይብላአ ኣሎ አልካስ ሃዳር ምግባር ክከለዎ ነዚ ሰብ

    • @gualshabiya3912
      @gualshabiya3912 4 ปีที่แล้ว

      ትም በል ኣታ ዶንቆሮ ተረዋኢ ኪድ ንሓፍትኻ ከሙ በላ

    • @ወዲተስፉ
      @ወዲተስፉ 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk

  • @ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ
    @ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ 4 ปีที่แล้ว

    እዛ ስመይ ከተቃባጥረላ እባ ጥዕምቲ እያ ጓል ግዲ ኣቃባጢራትለይ ዘትፈልጥ ኮና ሎሚ ሰሚዐያ ክክክ

  • @brhaneweldeslase7648
    @brhaneweldeslase7648 4 ปีที่แล้ว

    Hadarey kibitin do aymehashen kab nibur kifitin mibal arisiti nayza film.
    Eti nibur si b kilitiu wegen tekealika mihilaf iyu. Ab kal kidan wn nisu ika timihil. Bedilini ilika nab fitih ente goyika, senkilu ms zimeseka emo kemey abilika ika tsierkayo kitikeyid!!!
    B zikone deresitina himak timihiritin bahilin mirabawuyan n hizibina kab misirats kinitinkek alena. Kalu rekibiwo Zelo yeakilo.

  • @tsegayteame2363
    @tsegayteame2363 4 ปีที่แล้ว

    እዞም ደረስቲ ንባዕልካትኩም ዘይ ትገብርዎ ንሕብረተሰብ
    ካብ ጽቡቅ ክብርታቱን ባህሉን ከጥፉእ ሕማቅ ትምህርቲ
    ምምሃር ተቆጠቡ

  • @ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ
    @ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ 4 ปีที่แล้ว +2

    መቸም ኣዋልድ እክብ እንተ ኢልክን ካብ ጽፍሪ እግርና ክሳብ ጸጉሪ ርእስና ኢኽን ልጽዪ ተብላና ጽቡቅ ስራሕ ካኣ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት መን እዩ ከ ኣራኺቡክን ኩልኽን ውዱኣት ሓራሙ ላቭ ዩ ንኩልኽን።

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว

      አወዳት ከማን ትገዱ

  • @filifili5806
    @filifili5806 4 ปีที่แล้ว

    ፍርቱና ጽንሕ ኢልኪ ደኣ ኣብ ዓራት ንሕና ኢና ብላዕሊ ንከውን ክትብላ ኢክን ክክ ሶ Love you

    • @starboy8162
      @starboy8162 4 ปีที่แล้ว

      ክክክ

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว

      ሐዝወን አይተረፈን kkkkkk

  • @debasmedhane3549
    @debasmedhane3549 4 ปีที่แล้ว

    Haramu zbezhio Drama kea zey fteweni !

  • @ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
    @ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ 4 ปีที่แล้ว +7

    12 ደቂቅ ደርፊ ድዩ ዋላ ፊልሚ

    • @eritrea8133
      @eritrea8133 4 ปีที่แล้ว

      ደርፊ እንዶ በላ ቀስ ኢሉ ክመጻእ እዩ ሽኮረይ

  • @fitsumnegasi4982
    @fitsumnegasi4982 4 ปีที่แล้ว

    Bahli zeyblu hbreteseb yelen abza alemna ,slezi gelekum deresti melamedi aytgberuwo/o eza comedy zia kab bahlna wexae zkone dfret do kblo sdnet nsebaykas bicha kard wala keyh endabelka mexaweti. ageb?

  • @merhawitertrawit2008
    @merhawitertrawit2008 4 ปีที่แล้ว +3

    Btaimi ab hadar zegatm maharn gelaxn srah u tekebabirka mnbar zmelwo yelen

  • @jacobjacob6080
    @jacobjacob6080 4 ปีที่แล้ว

    Eway ezias haki ey

  • @youandiarethebest1596
    @youandiarethebest1596 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅቲ ኣርእስቲ ትመስል, ግን ቀልጢፍክንኣ ትመስላ እዛ ፍልም, ኣብ ህልኽ ጥራይ ክሳብ 3 ፓርቲ ክትበጽሕ ነሩዋ, ምስ ደወለላ ግን ቀልጢፋ ኢዳ ሂባ ትመስል!

  • @negusemelash9334
    @negusemelash9334 4 ปีที่แล้ว

    Ati Berkoaki niski timhriyen eki moch abeleanana zelewa