#እቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 23

  • @MoloKsa
    @MoloKsa หลายเดือนก่อน

    ጀግኑ ቀጠሉ በት💪💪💪💪❤❤❤

  • @Yekaruye
    @Yekaruye หลายเดือนก่อน +2

    ደስ በሃል እዩ እዞም ናይ ሓሳብ ይኹን ብኻልእ ኣፈላላይ ከምዘሎ ዝሕብሩ ዘለዉ ድማ ብምርድዳእ ናብ ሓደ እኩብ ንኽትመፁ ተስፋ ይገብር ቀፅሉሉ ብዝተረፈ 🎉🎉🎉🎉

  • @SaudiTaif-ox9xy
    @SaudiTaif-ox9xy 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @hilufhannes203
    @hilufhannes203 หลายเดือนก่อน

    ሃናፂ ሪእቶም ኣይፈለየና ጎተት🙏🙏🙏

  • @ኣላጅ
    @ኣላጅ หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉዉዉ ሸግ ሓሳብ ይኡ ራየቶት ቃፅሊሉ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BrhaneHieylukekieyBh
    @BrhaneHieylukekieyBh หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😍😍💗

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Kalayu_Niguse
    @Kalayu_Niguse หลายเดือนก่อน

    👍

  • @RayaRayuma-t9k
    @RayaRayuma-t9k หลายเดือนก่อน +2

    ኣይዛኹም በርትዑ ቓፁልሉ ሸገ ይኡ ኸዝለ ግን ታስታኻኽልዎ ድግባእ ነገር እነሆ ብምምስራታ ብጣዕም የአ ታሓጎስኹ ግን ስፊሑ ኣስፍሕዎ ብሃመይ ታፅብለኹሞ ናወረዳ ጥራሕ ኣይግትበርዎ እት ትህብለኹሞ መብረህ አነ ሃም ባዕለይ ኣፅጋብ ኣይኾነይ ዳኹለን ወረዳታት ድምውዳብ ጣዕም ቓልል ስስተም ምጥቓም ትኽእሉ የኹም ብናኣተይ ኣራኣእያ ኸዝለ ደብዳቤ ዳኹለን ወረዳታት ምልኣኽ ቓላል ይኣ ብለ የአ ዳሓስብ ታጥፈኡኹ ድራያ ድፀልእ ይጥፋእዋ ይቅርታ ላበኹ ይኡ ♥️♥️♥️

  • @HshJxj-j1j
    @HshJxj-j1j หลายเดือนก่อน

    ኣይዘኹም ደቅኖዋ ሸገ ጅማሮ ይኡ🎉🎉🎉🎉ፉፁም ሰብ የለን ብምሪድዳእ ❤ያፈታሕኹም ቃፅሉ🎉🎉

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya หลายเดือนก่อน +4

    ኽዚ ሽገ ሓሳብ ህብኹም ቓደሙለ ሃምዛ ድበለ መታውቅያ ነገር ድኹሉ ራየታይ በሪ ድኻፍት ማሕበር ሞኾኒ ጀምርና እንሀና ብኹም ሚድያ ካታውፁዎይ እዚ ኣይመፅይ ነብሩ እቲ ፅሑፍ ግን ግራ ዳግብእ ስለ ድነብረ ይኡዋ ዝሮ ግን ቓፅልሉ ብልና እንሀና ደቂ ሞኾኒ ..#Share🎉❤❤😅

  • @shambelabraha4422
    @shambelabraha4422 หลายเดือนก่อน +1

    መግልፂ ምውሃውኻትኹም ብጣዕሚ ደስ ዋሃሊ ይኡ። አነ ብግለይ ትኽክል የኹም ድውል እምነት እነሀኒ። ድፀበበ ሓሳውለ አይረአየንሎይ ምኽንያቱ በርኹም ክፍቲ ይኡ ከለ ብግልፂ ድልየት ድነሀዎ ፀውዑኹም የኹም። ሱም ካምቕያርለ ንበፅሕ የና ድውል ቑኑዕ ሓሳውለ እነሀካትኹም።

  • @RayaRayuma-hp5lp
    @RayaRayuma-hp5lp หลายเดือนก่อน

    ቓፁሉሉ ብጣዕም ደስ ባህሊ ዩኡ
    እቶም ዓገርገር ዳቦሉ ድፀኑሑለ ትመልሱሎም ብለ ተስፋ ይገብር እና በርቲዑ ራዮቶት❤❤❤

  • @ጎለጫ
    @ጎለጫ หลายเดือนก่อน

    Great job rayotot🔥👏

  • @ZedKahsay
    @ZedKahsay หลายเดือนก่อน +2

    ሓደ ስራሕ ትምስረትሎ Challengeታት ክገጥም ክኺእል ይኡ ። ድቶም ዓጎምጎም ያወሉ ድቓነዩ አሕዋት ግቡእ መልሲ አግንዮም ክኾኑ ተስፋ ንገብር ።
    ሃምዛ ማሕበር ሰብ ድሰብ ዓዘቦ ትጀምሩ ህልም ድበለ ፣ እዛለ ትጀምራ ህልም ከይትብል ።

  • @aweruamare
    @aweruamare หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Poyiellam
    @Poyiellam หลายเดือนก่อน

  • @FerejAwol
    @FerejAwol หลายเดือนก่อน

    ኣይዘኻትኹም ድማንም እዝንኹም ከይትኻፍቱ ኣብዘሐኛኡ ወዳጅ መስሎ ነካሽ ይኡ ግን ከይታሕፍሩና ፖለቲካሊ ሓደ ጠርዚ ከይትሕዙ ክርንጭልፍ ኽፈቱ ኣላማጣ ቆቦ ኮረም ኣብ ኹሉ ቦታ በርትዑ ኣኽሩዕኹምና❤❤❤🎉

  • @አሰፋብሪሃኑራያተይት
    @አሰፋብሪሃኑራያተይት หลายเดือนก่อน

    ሰብሰክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓደይ🥰🥰🥰

  • @Aነኝየራዪማልጅ
    @Aነኝየራዪማልጅ หลายเดือนก่อน

    ከርና ሸገ ሓሳብ የኡ. ራየቶት. ግን ሃመይ የኡ ማሕበርኹም. አብ ሓደ ወረዳ ጥራሕ ክግደብ የብሉይ አላጀ ክሳብ ቆቦ ራያ ራዩማ ሙሉእ ተቲሰርሑ ክብል ይፎቱ . ብድተረፈ. ቓፅሊሉ. በርትዑ

  • @HaileKebede-q5r
    @HaileKebede-q5r หลายเดือนก่อน

    😢😮😮😅😅😅