ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣይብልን'የ ግልጽ-ምልጽቃልካ'ሎኒ ካብ ኩሉ ዝበልጽዝበልጽ፡ ካብ ኩሉ ዝበልጽ። (2) ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ። ብቃል ኣፍካ ነገራት ይልወጡብድምጽኻ ኣኽራን የንቀጥቅጡብቃልካ'ዮም ነገራት ዝግልበጡብድምጽኻ ኣኽራናት ይግዕዙ። ቃልካ'ዩ፡ ኣበርቲዑኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ሂወት ሂቡኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ደው ኣቢሉኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ሰብ ጌሩኒ፡ ቃልካ። ኣይብልን'የ ላዕሊ-ታሕቲቃልካ ምብላዕ’ዩ ዘለዎ ዕረፍቲ ዕረፍቲ፡ ዘለዎ ዕረፍቲ ኣይብልን'የ ላዕሊ-ታሕቲንቃልካ ምእዛዝ ኣለዎ ዕረፍቲዕረፍቲ፡ ኣለዎ ዕረፍቲ። ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ። ንትንሓገይ እምብዛ ጥዑም'ዩንኣፈይ'ውን መዓር ወለላ'ዩ። (2) ቃልካ'ዩ፡ ሓጎስ ኮይኑኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ የዕሪፉኒ፡ ቃልካ ቃልካ'ዩ፡ ኣጽኒዑኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ተኺሉኒ፡ ቃልካ።ኣይብልን'የ ድምብር-ብርቃልካ'ሎኒ ንማዕበል ዘስግርዘስግር፡ ንማዕበል ዘስግር። (2) ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ። ብርሃን ቃልካ ኣእምሮ ይህበኒእከይ ድማ ከቶ ነይረኽበኒንስጉምትታትይ ናብ ቃልካኩሉ ግዜ አቕንዖ ናባኻቃልካ'ዩ፡ ንእግረይ መብራህቲ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ንመገደይ ብርሃን፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ዝመርሓኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ዘስግረኒ፡ ቃልካ። ኣይብልን'የ ሰንከል-ከልቃልካ'ሎኒ ካብ ኩሉ ዝእመንዝእመን፡ ካብ ኩሉ ዝእመንኣይብልን'የ ቁሊሕ-ምሊሕቃልካ'ሎኒ ካብ ሰይፊ ዝበልሕዝበልሕ፡ ካብ ሰይፊ ዝበልሕ። ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ። ቃልካ ጽሩይ'ዩ፡ ሕዋስ ዘይብሉጸኒዑ ዝነብር፡ ክሓልፍ ኩሉቃልካ ጽሩይ'ዩ፡ እተኾልዕኣብ ዘመናት ኩሉ ዝጸነዕ። ቃልካ'ዩ፡ ስዒርኪ'ሉኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ጥሒስኪ'ሉኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ዋልታይ ኮይኑኒ፡ ቃልካቃልካ'ዩ፡ ዕጥቀይ ኮይኑኒ፡ ቃልካ። ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ።
ዋውውውውው 👏👏👏👏👏👏👏ክብሪ ን ኣምላኽ 🙌🙌🙌 ምሕረተይ ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ 💓💓💓እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል
❤❤❤❤❤❤ goyta ybarki mhret haftna
Amen Goita Jesus Jebarki
ኣሜን ቃልካ እዩ ልዕሊ ኩሉ። ምሕረት ሓብተይ መመሊስኪ ተገለፂ።
Tebarki mhret haftey nbereket kuni
ኣሜን ቃሉ አዩ ልዕሊ ኹሉ ፥በረኸትኪ ዪዕዘዝ ምሕረት ሓፍተይ
Gana may hakey!!❤🎉
Amen and amen 🙌 🔥 🙏🏻 👏
Thanks mihret you are placed one.
ብጣዕሚ ሓይሊ ዝህብ ጥዑም መዝሙር ኣምላኽ መመሊሱ ይግለጽኪ ምሕረት ሓፍተይ ቅብእቲ።
ተባረኪ ዘበንኪ ይባረክ ተረፍ ዘበን ሂወትኪ እዚ ቃል ጥራይ በይኑ ይምራሕኪ❤
እዉይ ጎይታ ጥዑም ተዛሪብኒ ሜርሲየ ተባረኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You did good job mihru
Zemenki ylemlm mhret haftey Psalms 119 ትግ - ዳዊት105: ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ፣ ንመገደይ ብርሃን እዩ።
Amen tebareki naki bereketna eki❤
Haqi belki tebareki
ምሕረቲና ብርኽቲ ፡ ኣምላኽ መሊሱ ይባርኽኺ። ኣምላኽ ኣብ ቃሉ የጽንዓና።
አሜን ዘይልወጥ ህያው ዝኾነ ቃል አምላኸ እግዚአብሔር ይባረኸኪ ምሕረት ሓፍተይ ተግህቲ መመሊሱ ቅብአቱ የፍስሰልኪ
ኣሜንን ንቓልካ ምእዛዝ ኣለዎ ዕረፍቲ ❤ምሕረቲና ብርኽቲ በረኸትና❤
Amen
Amen Amen kalka kab kulu ybelts
ኣሜን ቃልካ ኣሎኒ ካብኩሉ ዝበልጽ
God bless you and use you richly Mercyiye!!! You are our blessings!!! 🙏❤️🙏
Mhret brkti zebenki bmezmur ywedae
Amennn GBU❤
Our Blessing Mehrtino more Blessings
amien qalka yu zenbr
Amennnn kalka dewabiluni .tebareki mhretey❤🎉
Amen amen🙏❤❤❤
Amen hallelujah Indeed !
Amen❤❤❤
Your blessed ❤❤❤
God bless you
Amennnnnnn ur word
Amenn
❤❤❤❤❤🎉
Ezekiel 3 ትግ - ህዝቅኤል1: ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ዝረኸብካዮ ብላዕ። ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ብልዓያ፣ ኬድካ ድማ ንቤት እስራኤል ተዛረቦም፣ በለኒ። 2: ሽዑ ኣፈይ ከፈትኩ፣ ንሱውን ነታ ጥቕላል ኣብለዓኒ። 3: ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ከብድኻ ኣጽግብ፣ ንውሽጢ ኸብድኻውን በዛ ኣነ ዝህበካ ጥቕላል ምልኣዮ፣ በለኒ። ሽዑ በላዕክዋ፣ ኣብ ኣፈይውን ጥዕምቲ ኸም መዓር ጠዐመት። 4: በለኒ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ናብ ቤት እስራኤል ኪድ ብቓላተይ ከኣ ተዛረቦም።
ኤ አምላኽ ይገልብጥኪ ዘፈንድዩ ወይስ እንታይ ክንብሎ
Amennnnn
ኣይብልን'የ ግልጽ-ምልጽ
ቃልካ'ሎኒ ካብ ኩሉ ዝበልጽ
ዝበልጽ፡ ካብ ኩሉ ዝበልጽ። (2)
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካ
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ።
ብቃል ኣፍካ ነገራት ይልወጡ
ብድምጽኻ ኣኽራን የንቀጥቅጡ
ብቃልካ'ዮም ነገራት ዝግልበጡ
ብድምጽኻ ኣኽራናት ይግዕዙ።
ቃልካ'ዩ፡ ኣበርቲዑኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ሂወት ሂቡኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ደው ኣቢሉኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ሰብ ጌሩኒ፡ ቃልካ።
ኣይብልን'የ ላዕሊ-ታሕቲ
ቃልካ ምብላዕ’ዩ ዘለዎ ዕረፍቲ
ዕረፍቲ፡ ዘለዎ ዕረፍቲ
ኣይብልን'የ ላዕሊ-ታሕቲ
ንቃልካ ምእዛዝ ኣለዎ ዕረፍቲ
ዕረፍቲ፡ ኣለዎ ዕረፍቲ።
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካ
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ።
ንትንሓገይ እምብዛ ጥዑም'ዩ
ንኣፈይ'ውን መዓር ወለላ'ዩ። (2)
ቃልካ'ዩ፡ ሓጎስ ኮይኑኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ የዕሪፉኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ኣጽኒዑኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ተኺሉኒ፡ ቃልካ።
ኣይብልን'የ ድምብር-ብር
ቃልካ'ሎኒ ንማዕበል ዘስግር
ዘስግር፡ ንማዕበል ዘስግር። (2)
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካ
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ።
ብርሃን ቃልካ ኣእምሮ ይህበኒ
እከይ ድማ ከቶ ነይረኽበኒ
ንስጉምትታትይ ናብ ቃልካ
ኩሉ ግዜ አቕንዖ ናባኻ
ቃልካ'ዩ፡ ንእግረይ መብራህቲ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ንመገደይ ብርሃን፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ዝመርሓኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ዘስግረኒ፡ ቃልካ።
ኣይብልን'የ ሰንከል-ከል
ቃልካ'ሎኒ ካብ ኩሉ ዝእመን
ዝእመን፡ ካብ ኩሉ ዝእመን
ኣይብልን'የ ቁሊሕ-ምሊሕ
ቃልካ'ሎኒ ካብ ሰይፊ ዝበልሕ
ዝበልሕ፡ ካብ ሰይፊ ዝበልሕ።
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካ
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ።
ቃልካ ጽሩይ'ዩ፡ ሕዋስ ዘይብሉ
ጸኒዑ ዝነብር፡ ክሓልፍ ኩሉ
ቃልካ ጽሩይ'ዩ፡ እተኾልዕ
ኣብ ዘመናት ኩሉ ዝጸነዕ።
ቃልካ'ዩ፡ ስዒርኪ'ሉኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ጥሒስኪ'ሉኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ዋልታይ ኮይኑኒ፡ ቃልካ
ቃልካ'ዩ፡ ዕጥቀይ ኮይኑኒ፡ ቃልካ።
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ክንዲ ኩሉ ቃልካ
ቃልካ፡ ቃልካ፡ ቃልካ'ዩ ልዕሊ ኩሉ ቃልካ።
ዋውውውውው 👏👏👏👏👏👏👏ክብሪ ን ኣምላኽ 🙌🙌🙌 ምሕረተይ ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ 💓💓💓እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል
እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል
❤❤❤❤❤❤ goyta ybarki mhret haftna
Amen Goita Jesus Jebarki
ኣሜን ቃልካ እዩ ልዕሊ ኩሉ።
ምሕረት ሓብተይ መመሊስኪ ተገለፂ።
Tebarki mhret haftey nbereket kuni
ኣሜን ቃሉ አዩ ልዕሊ ኹሉ ፥በረኸትኪ ዪዕዘዝ ምሕረት ሓፍተይ
Gana may hakey!!❤🎉
Amen and amen 🙌 🔥 🙏🏻 👏
Thanks mihret you are placed one.
ብጣዕሚ ሓይሊ ዝህብ ጥዑም መዝሙር ኣምላኽ መመሊሱ ይግለጽኪ ምሕረት ሓፍተይ ቅብእቲ።
ተባረኪ ዘበንኪ ይባረክ ተረፍ ዘበን ሂወትኪ እዚ ቃል ጥራይ በይኑ ይምራሕኪ❤
እዉይ ጎይታ ጥዑም ተዛሪብኒ ሜርሲየ ተባረኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You did good job mihru
Zemenki ylemlm mhret haftey Psalms 119 ትግ - ዳዊት
105: ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ፣ ንመገደይ ብርሃን እዩ።
Amen tebareki naki bereketna eki❤
Haqi belki tebareki
ምሕረቲና ብርኽቲ ፡ ኣምላኽ መሊሱ ይባርኽኺ። ኣምላኽ ኣብ ቃሉ የጽንዓና።
አሜን ዘይልወጥ ህያው ዝኾነ ቃል አምላኸ እግዚአብሔር ይባረኸኪ ምሕረት ሓፍተይ ተግህቲ መመሊሱ ቅብአቱ የፍስሰልኪ
ኣሜንን ንቓልካ ምእዛዝ ኣለዎ ዕረፍቲ ❤
ምሕረቲና ብርኽቲ በረኸትና❤
Amen
Amen Amen kalka kab kulu ybelts
ኣሜን ቃልካ ኣሎኒ ካብኩሉ ዝበልጽ
God bless you and use you richly Mercyiye!!! You are our blessings!!! 🙏❤️🙏
Mhret brkti zebenki bmezmur ywedae
Amennn GBU❤
Our Blessing Mehrtino more Blessings
amien qalka yu zenbr
Amennnn kalka dewabiluni .tebareki mhretey❤🎉
Amen amen🙏❤❤❤
Amen hallelujah
Indeed !
Amen❤❤❤
Your blessed ❤❤❤
God bless you
Amennnnnnn ur word
Amenn
❤❤❤❤❤🎉
Ezekiel 3 ትግ - ህዝቅኤል
1: ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ዝረኸብካዮ ብላዕ። ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ብልዓያ፣ ኬድካ ድማ ንቤት እስራኤል ተዛረቦም፣ በለኒ።
2: ሽዑ ኣፈይ ከፈትኩ፣ ንሱውን ነታ ጥቕላል ኣብለዓኒ።
3: ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ከብድኻ ኣጽግብ፣ ንውሽጢ ኸብድኻውን በዛ ኣነ ዝህበካ ጥቕላል ምልኣዮ፣ በለኒ። ሽዑ በላዕክዋ፣ ኣብ ኣፈይውን ጥዕምቲ ኸም መዓር ጠዐመት።
4: በለኒ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ናብ ቤት እስራኤል ኪድ ብቓላተይ ከኣ ተዛረቦም።
ኤ አምላኽ ይገልብጥኪ ዘፈንድዩ ወይስ እንታይ ክንብሎ
Amen
Amennnnn