ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዶክተር የማነ ናይ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበልና
WELCOME brother, I am proud of you. Excellent explanation , keep continuing. God bless all of us and our country Eritrea!!!♥️🇪🇷
Thank you Doctor❣️🙏
ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና።
Thank you doctor
شكر يعطيك العافية يا دكتر❤❤❤❤❤❤❤❤
Laike Coment Share አይንሕመቅ ሃየ ጊዚኡ ወፊዩ ዪ ዓኖገረር ኢሉ ይምህረና አሎ የሕዋት ይልመደና ምትብባዕ ጽቡቃተይ👈🙏
ብሐቂ ጹብቅ ትምርቲ የቀኔልና
ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ዶክቶር ክብረት ይሃበልና ቀጽሎ ነዚ ህዝቢ ከምዚ ኣይነት ሓበራታት ኢዩ ዘድሎ ስለዚ ከይተሃልካ ነዚ ህዝቢ ኢዚ ክደክመሉ ይግባካ ምክንያቱ ኣፍልጦ ስለ ዚሓጽረና ብትእሚ ኢና ነድንቀካ የቀነልና ክብረት ይሃበልና
Thank you!❤️
የቀንየልና ዶክተረ ናይ አፍ ፅሬት በጉቡእካ ዝቅአልክዎ ይገብርዬ ግን ካብኩሉ ብዙሕ ዘይንፈጦም ዋላ ተፈለጥናዮም ብዑሙቅ ዝበለ ስለተብርሆ ንሕብረተሰብና ብዝኡሕ ሓጋዛይዩሞ ቀጽለሉ ክብል ይደሊ ብድጋም የቐንየልና
ዋው ኣለኻ ድኻ ኣምላኽ ይባርኽካ
God bless you Bro
Btami yekenelna stubuk tmirti.
Thanks
Thanks dear doctor
የቐንየልና 💪💪💪
ብሐቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ብጽብቅ ብቀሊል ንኩልና ክም ዝርድአና ጌርካ ምግላጽካ ኮለል ዘይብሉ ኣብ ሕክምና ኬድካ ክትረኽቦ ዘይትኽእል ምኽርን መግለጽን ሐውኻ ኣይስአን የምስግነካ።
Yekeneyelna dockter 🌹♥️
ሰላም ክቡር ሓው!ናይ በሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ።
ሰላም ዶክተር የማነ የማነ የቀንየልና ንኩሉ ጽቡቅ ስራሕካ 🙏🙏👍👍🦾🦾❤💯
Thankyou DR perfect explains 👌
Thanks Rehoboth Health pros.for your clarification God bless you .keep it up.
Thanku
Thanks doctor
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ሓበሬታኻ ኣዝይና ነመስግን💚ማሓሪ
Thankyou 🙏♥️ very important topic.
My pleasure 😊
Thank you
ጽፍፍ ዝበለ ኣቀራርባን ግዜ ዘይበልዕን ትሕዝቶ, ግዜ ሰዊእካ ንህዝብኻ ክትምህርን ከተንቅሕን ምብጋስካ ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን በረኸቱ ኣብ ቤትካየውሕዝ::
👍
ዶክተርይ ኣነ ስነይ ካብ መጠን ንላዕሊ ይደሚ መፍትሒ እባ ንገረኒ, በጃኻ (1) ዓመት ገሬ
Lovely
❤️❤️❤️❤️💞👍
Btaimi des zbln tsbukn ab iletawi nabrana Hagazn tmhrti Dogter idmen tsinan yhabka Amlak🙏 ms mlue msgana ketslo✌️👍
Bravo
welcome Doctor hawey
Bitaemi xibuk
Thanks for the deep info, Doctor!
My pleasure!
@@DrYemane የቐንየልና ዶግተር ተልፎንካ አባ ሃበና አተልይካ ክረክበካ ደልየ ነረ ብውሽጢ
@@kiflomgebreslasie2186 numberu rekibka ente konka ba habeni please kirekbo delye nere
የቀንየልና ደጉተር የማነ ኣብዛ ናይ ዓንቀር ዝበልካያ ብኸመይ ክትፍወስ ትኺኢል
Thank you Dr Yemane
ጽቡቅ ሓበሬታ ዶክተር የቀነልና
Selam Dr. Nay Afnchi xena bkemay Kfwos ykel weday bkemzi tesagiru yqeniyaley
ኣብ ከባቢኪ ዘሎ ከድኪ እቲ ጠንቂ ቅድም ይፈለጥ
@@DrYemane yqeniyaley sle melska buzh gzi temalalisa zhbwo medhenit aytqmon aflto telika hebreni Yqrita
ኣገዳስን ሓጋዝን ምኽርን ኣፈዋውስኡን ዶክቶር! ደው በለልና!
Pls docter bizaeba lupus amxielna
Thank you for ur information. But i want to ask you about tonsil Stones, which it causes a bad breath, how Can we prevent them or get rid of it? Thanks
How can I contact you doctor??
ሰላም፡ዶክተር ከም ወትሩ ነመስግን።
ትእና ሃበለይብታእሚ ኣገዳሲ ሓበርታ ከጽሎ!ኣብ ወርሒ ዳርጋ ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ መልሓሰይን በዚ ውሽጢ ናይ ከንፈረይን ይሓብጥ ይቆስል ከምኡ ውን ብላይ ንግሆ ዓኽ ጡፍ እንተ ኢለ ደም ዝተሓዎሶ ጡፍ ይብል: ግርጻነይ ብቀልሉ ይደሚ ብፍላይ ንግሆ ብራሽ ክገብር ከለኹ, ሕጂ ዝገደደ ኣፈይ ክቸኑ ጀምሩ: ስለዚ እንታይ ምኽሪ ክትህበኒ ትኽእል
ሕፃን ጓል 2ዓመት ጨና አፍ ብከመይ ንከላከሎ
ኣብ ሕክምና ውሰድዋ፣ ካልእ ጥዕናዊ ጸገማት ዘስዓቦ ክኸውን ስል ዝኽእል
ንጎሆ ንጎሆ ኢዩ ዝጮኑ ታይ ይኮን ፀገሙ
@@lovefamili354 ብመሰረቱ ሽታ ኣፍ ረኽሲ ግርጻን ወይ ግድለት ጽርየት ኣፍ ክኸውን እንከሎ ግዜ ምስ ዝወስድ ግን ሰራውር ኣስናን ስለ ዝታናኸፍ ሳዕቤኑ ይኸብድ፡ ሕቶ ዝፍቀድ እንተኾይኑ እቲ ህጻን ዝርከበል ሃገር ምግላጽ ቁሩብ ምደገፈ ኮይኑ እስመዓኒ። ምኽንያቱ እቶም ክውሰዱ ዘለዎም ጻዕርታት ከባቢ ስለ ዝድርቶም።
@@nisri1567 ስዕዲ ዓረብ ኢዩ ዝነብር ዶክተረይ
@@nisri1567 hi Dr kemay kenika ane nenwih amet sheta afe ysake aleku hekmna keyde operation gere ay hashenen kalay geze operation elomuni ab kebabi ayney eu eti natka mucous chronic koynu sele zelo, bekmu eu salty test nab throat natka zemxe zelo elemuni, operation gber kallay geze elomuni kebabi ayney koynu betami ferihe moyawi mekrka legselay, eti tenki sheta gen kulu step by step gelixkayo betami xebuk gerka gelixkayo mulu nay nose Dr bemrkabna tehagise
ሰላም ንዓካ ሓወይ እዚ ናይ መልሓስ እንታይ ይብሃል ስለ ምትሕብባርካ የመስግን
Nigho tensieka ab gzye megby etwesedelu ewan dharimegby shita wey chena ygebir tay u tenkitatu
De.please kirkbka yikil do
ሰላም ዶክተር ናተይ ሕቶ ቁሩብ ፍልይ ዝበለት እየ ኣብ ኣፈይ መጠግጠግ ዝብል ጥፍጣፍ ኣለኒ ኣብ ቅድሚ ሰባት ክዛረብ ከለኹ ኣዝየ ይሽገር ካልእ ታሕተዋይ ግርጻነይ ቃንዛ ኣለኒ ዝኾነ ወልፍታት የብለይን ኣብ ዝተፈላለዩ ደንቲስት ተራእየ ለውጢ ስኢነሉ ጠንቑ ግን ባህላዊ ኮልጌት ክጥቀም ምስጀመርኩ እዩ እንታይ ተገበርኩ ይሓይሽ!!!
Selam doctor Ane hito neruni Menfati Alni ni Astat 5 Amet geru alo hikmna keyde bitedegagmi mermra gere himam yblkan eloni mo entay kigber timkrni ni thibni mikri btami ymesgin
th-cam.com/video/QDeZyakNZ44/w-d-xo.html
የቀንየልና ደጉተር የማነ🙏🙏 . ኣፍና ይጨኑ ኣሎ የለን ብኸመይ ነረጋግጽ?
Sebat ab tekeom kerebka ketzareb keleka , wey dema gual ketsema keribkaya zahadmu tekoinom, 🤮
Xebuk temherte hawena koxelo
Bihaq xubuq megilexi yqeniyelina doctor
Hanat ke
ሽጋራ ምስ ምቁራጽ ናይ አፊ ሽታ ይኩን ካልእ ሕማማት የቃርጽ ዶ መልሲ ይጽበ?thanks
ኣካላዊ ሽታከ?
ብቀጻሊ ነብስኻ ማይ ምሕጻብ ብዝክኣለካ ጽሩይ ክዳን ምልባስ ዲዶራንት ምጥቃም ብከምዚ ክትከላኸሎ ትኽአል መኽንያቱ ኩላትና ደቂ ሰባት ጨናዊ ነብሲ ኢና ሒዝና ግን ንጉሆን ምሸትን ማይ ስለ ንሕጸብ ደስ ኢሉና ንውዕል ንስኻ ወይ ንስኺ ውን ማይን ሻንቦ ጥዑም ጨና ዘለዎ ገርካ አንተ ትሓጺብካ ጽሩይ ሹጎማኖን ክዳውንትን አንተ ገርካ ሕማምካ ክፍዎስ ኢዩ አመነኒ ኣነ ንባዕለይ ማይ ከይትሓጸብኩ ደገ ኣይወጽአን ኢየ ቀሊል ኢዩ ኣጆኻ አዘን ዝበልኩኻ አንተገርካ ልውጢ ክትርኢ ኢኻ አቶም ከባቢኻ ዘለው ዋውው ክብሉኻ ኢዮም ቀንዲ ግን ናይ ሕንትሽትሽ ዲዶራንተ ኣይትረስዕ ቀንዲ ካብ ነብስና ሕንትሽትሽትሽና ኢዩ ዝጨኑ
Newihi gize koynu key tekatatelkuka dehan dika doctor yemane xibuki timhrity aleka yekeneley
እቲ ኩሉ ዝፈልጦ ምኽንያታት ኢኻ ትዝርዝር ደለኻ። ምስ ዶክተር ክንዘራረብ ከምዘለና ትነግር አለኻ፣ እዚ ኸኣ ኩሉ ይፈልጥ እዩ። ንስኻ እንታይ ክጉብር ኩምዘለዎ እንተዘይትገልጾ ኾንካ ቪድዮ ምምላእ ትርጉም የብሉን
Everybody is not the same sister. You should ask him what you want to know.
@@ismailali7021 it’s logic your doctor can tell you that the important information will be to find out the solution.
Thank you doctor Yemane.
ዶክተር የማነ ናይ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበልና
WELCOME brother, I am proud of you. Excellent explanation , keep continuing. God bless all of us and our country Eritrea!!!♥️🇪🇷
Thank you Doctor❣️🙏
ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና።
Thank you doctor
شكر يعطيك العافية يا دكتر❤❤❤❤❤❤❤❤
Laike Coment Share አይንሕመቅ ሃየ ጊዚኡ ወፊዩ ዪ ዓኖገረር ኢሉ ይምህረና አሎ የሕዋት ይልመደና ምትብባዕ ጽቡቃተይ👈🙏
ብሐቂ ጹብቅ ትምርቲ የቀኔልና
ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ዶክቶር ክብረት ይሃበልና ቀጽሎ ነዚ ህዝቢ ከምዚ ኣይነት ሓበራታት ኢዩ ዘድሎ ስለዚ ከይተሃልካ ነዚ ህዝቢ ኢዚ ክደክመሉ ይግባካ ምክንያቱ ኣፍልጦ ስለ ዚሓጽረና ብትእሚ ኢና ነድንቀካ የቀነልና ክብረት ይሃበልና
Thank you!❤️
የቀንየልና ዶክተረ ናይ አፍ ፅሬት በጉቡእካ ዝቅአልክዎ ይገብርዬ ግን ካብኩሉ ብዙሕ ዘይንፈጦም ዋላ ተፈለጥናዮም ብዑሙቅ ዝበለ ስለተብርሆ ንሕብረተሰብና ብዝኡሕ ሓጋዛይዩሞ ቀጽለሉ ክብል ይደሊ ብድጋም የቐንየልና
ዋው ኣለኻ ድኻ ኣምላኽ ይባርኽካ
God bless you Bro
Btami yekenelna stubuk tmirti.
Thanks
Thanks dear doctor
የቐንየልና 💪💪💪
ብሐቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ብጽብቅ ብቀሊል ንኩልና ክም ዝርድአና ጌርካ ምግላጽካ ኮለል ዘይብሉ ኣብ ሕክምና ኬድካ ክትረኽቦ ዘይትኽእል ምኽርን መግለጽን ሐውኻ ኣይስአን የምስግነካ።
Yekeneyelna dockter 🌹♥️
ሰላም ክቡር ሓው!
ናይ በሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ።
ሰላም ዶክተር የማነ የማነ የቀንየልና ንኩሉ ጽቡቅ ስራሕካ 🙏🙏👍👍🦾🦾❤💯
Thankyou DR perfect explains 👌
Thanks Rehoboth Health pros.for your clarification God bless you .keep it up.
Thanku
Thanks doctor
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ሓበሬታኻ ኣዝይና ነመስግን💚
ማሓሪ
Thankyou 🙏♥️ very important topic.
My pleasure 😊
Thank you
ጽፍፍ ዝበለ ኣቀራርባን ግዜ ዘይበልዕን ትሕዝቶ, ግዜ ሰዊእካ ንህዝብኻ ክትምህርን ከተንቅሕን ምብጋስካ ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን በረኸቱ ኣብ ቤትካየውሕዝ::
👍
ዶክተርይ ኣነ ስነይ ካብ መጠን ንላዕሊ ይደሚ መፍትሒ እባ ንገረኒ, በጃኻ (1) ዓመት ገሬ
Lovely
❤️❤️❤️❤️💞👍
Btaimi des zbln tsbukn ab iletawi nabrana Hagazn tmhrti Dogter idmen tsinan yhabka Amlak🙏 ms mlue msgana ketslo✌️👍
Bravo
welcome Doctor hawey
Bitaemi xibuk
Thanks for the deep info, Doctor!
My pleasure!
@@DrYemane የቐንየልና ዶግተር ተልፎንካ አባ ሃበና አተልይካ ክረክበካ ደልየ ነረ ብውሽጢ
@@kiflomgebreslasie2186 numberu rekibka ente konka ba habeni please kirekbo delye nere
የቀንየልና ደጉተር የማነ ኣብዛ ናይ ዓንቀር ዝበልካያ ብኸመይ ክትፍወስ ትኺኢል
Thank you Dr Yemane
ጽቡቅ ሓበሬታ ዶክተር የቀነልና
Selam Dr. Nay Afnchi xena bkemay
Kfwos ykel weday bkemzi tesagiru yqeniyaley
ኣብ ከባቢኪ ዘሎ ከድኪ እቲ ጠንቂ ቅድም ይፈለጥ
@@DrYemane yqeniyaley sle melska buzh gzi temalalisa zhbwo medhenit aytqmon aflto telika hebreni Yqrita
ኣገዳስን ሓጋዝን ምኽርን ኣፈዋውስኡን ዶክቶር! ደው በለልና!
Pls docter bizaeba lupus amxielna
Thank you for ur information. But i want to ask you about tonsil Stones, which it causes a bad breath, how Can we prevent them or get rid of it? Thanks
How can I contact you doctor??
ሰላም፡ዶክተር ከም ወትሩ ነመስግን።
ትእና ሃበለይ
ብታእሚ ኣገዳሲ ሓበርታ ከጽሎ!
ኣብ ወርሒ ዳርጋ ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ መልሓሰይን በዚ ውሽጢ ናይ ከንፈረይን ይሓብጥ ይቆስል ከምኡ ውን ብላይ ንግሆ ዓኽ ጡፍ እንተ ኢለ ደም ዝተሓዎሶ ጡፍ ይብል: ግርጻነይ ብቀልሉ ይደሚ ብፍላይ ንግሆ ብራሽ ክገብር ከለኹ, ሕጂ ዝገደደ ኣፈይ ክቸኑ ጀምሩ: ስለዚ እንታይ ምኽሪ ክትህበኒ ትኽእል