አነ 50 እዩ ዓምትይ ግን ቆላዓ እየ ዝመስል😳

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 135

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 26 วันที่ผ่านมา +4

    ዝዱየ ጥንካራ እኪ ናይ ባሓቅ አንስ ንዕራብ አሰርተ ግዜ እናስራሕኩ ለባዕልይ እንተ ኮና ግን ካብ ስርሕ ክብልዕ ጀዊል ክፍርጅ እየ ዝድሊ ለንብሰይ ደርብየያ

  • @سلاماثيوبيا-د7ز
    @سلاماثيوبيا-د7ز หลายเดือนก่อน +14

    ዚዱ ሓፍተይ ብማርያምኪ ስራሕ ጠይቅለይ አብ ጂዳ ጭንቀት ክሞት ኢለ በጃኪ 3 ወርሒ ገይረ 🥺

    • @berekettesfamkael6952
      @berekettesfamkael6952 21 วันที่ผ่านมา +2

      ኣጆኺ ማዓረይ ኣይትጨነቒ ጎይታ ክረድኣኪ እዩ ኩልና ኮሙኡ ሓሊፍናዮ ቢኢድ እግዛኣብሄር ሓሊፍለይ ኣብ ኣምላኽኪ ተወከሊ ጎይታ ፈጣሪ ንትጭነቕ ነብሲ ዘበለ ኢድካ ኣምብረላ ኣሜን ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 20 วันที่ผ่านมา +2

      ኣጆኪ❤

    • @سلاماثيوبيا-د7ز
      @سلاماثيوبيا-د7ز 20 วันที่ผ่านมา

      @@berekettesfamkael6952 እሺ ዛሓወይ ማዓረይ❤️👏

    • @lovelyfamily9031
      @lovelyfamily9031 17 วันที่ผ่านมา +2

      Ajoki ay tchenki amlke alo nkulu zerhuwo.

  • @RahelGualTwahdo
    @RahelGualTwahdo 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክክክ 50 እዩ ዓመተይ ያ መሓዛ ኣቦይ 😁
    የዕቢኺ ዘሓፍተይ ከዚየ ረኺበዮ ገዛኺለ

  • @SlamSlam-x1k
    @SlamSlam-x1k 29 วันที่ผ่านมา +3

    ጥዑይ እንጀራ ተኮይኑስ ቁፅሪ ፀሓፍልና በይዛኪ

  • @embebakiros
    @embebakiros 22 วันที่ผ่านมา +1

    Maray betami eya zeftweke mekrti eke eko mekret Alem egzabher edmen tenen yhabke amlak ❤❤❤❤❤

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d หลายเดือนก่อน +3

    ዘድየ❤❤❤ኣብ ዲዛን ስራሕ ትፈልጣ ባ 😢😢ንተሓላለ❤❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ หลายเดือนก่อน +12

    _ሎምዓንቲ ዓሞይ ድራር ደንጉየያ 2ሠዓት ዓምጨቅቅቅ እናበለት ኣምሽያ ገዛ ብሙሉኡ ወሊዊለ ኣቁሑ ረቲበ ዝረሥሐ ክሳብ ዝሓጽብ ስቅቅ ኢላ ትልፍልፍ ነይራ ኣነ ከኣ እዛ ሰመዓይ ገይረ ሰንክሳር እናሰማዕኹ ሰላም ለኪ ተበልኹ ስቅቅ ኢላ ኣሕሚማቲኒ ኣምሽያ እፍፍ ስደት ሎሚ እያ ዘሕመመትኒ 😢_

    • @سلامالعمري
      @سلامالعمري หลายเดือนก่อน

      አጆኪ ዝሓፍተይ ስም እግዚአብሔር ላፀዋዕካ ቃሉ ላሰማዕካ የፅናዕነካ እዩ

    • @AsiaHagos
      @AsiaHagos หลายเดือนก่อน

      በይነይ፡ይመስለኒ፡ነይሩ፡ኣየኪእስኪ፡ምቅርተይ፡😩😩😣😔😢😢

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 27 วันที่ผ่านมา

      አጀኪ ማዕረይ አጀና

    • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
      @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 27 วันที่ผ่านมา

      _ነገር ስጋ ኮይኑና እበር እግዚኣብሔር ኣምላክ እዩ እኮ ኣባና ሓዲሩ ዝሰርሕ ዘሎ ብሓይሊና ወይም ብክእለትና ኣይኮነን ግን ገንጫራት እናኮና እየን ሓደ ሓደ ግዘ ትዕግስትካ እየን ዝድእ ዘብላካ😴ካብ ሓጭን ዝተሰራሕና እዩ ዝመሥለን🤔🙂_

    • @Mariy-k6j
      @Mariy-k6j 11 วันที่ผ่านมา

      ኤህ ኣይዞኺ ግንሲ እዘን ምግቢ እትሰርሓ ክንደይ ትኽፈላ 🥺

  • @Nigusrayatube-r7z
    @Nigusrayatube-r7z หลายเดือนก่อน +1

    ንጥዕና ይግበረልኽ

  • @mulualemkidanu7376
    @mulualemkidanu7376 12 วันที่ผ่านมา

    54 ገይርኺ እድመ ፀጋ እዩ ሀፍተይ እድመ ማትሳላ ይሀብኺ🙏 እድመ ምንጋር ሀጥያት ልመስሎ ህብረተሰብ 90% እዩ!!

  • @Frûtűñä
    @Frûtűñä 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ ሞራላ እዩ ኮ ዝፈትዎ ዜዱየ ኣብ ስደት ዘለና ሞራልና ኢኪ እ'ሞ ንበርልና ዛ እንቤተዋይ👸♥

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 22 วันที่ผ่านมา

    ብሕቂ ስባአይ ኢኪ

  • @MAARGHdjdk
    @MAARGHdjdk 20 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ዜዱየይይይ ፂሪቲ ዓለም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Sara-fm1wr
    @Sara-fm1wr หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ'የ ዝፍተኺ ዛይደይ ❤❤❤❤❤ጀማርት እየ ሳብሰክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ

    • @elsaberhe4987
      @elsaberhe4987 24 วันที่ผ่านมา

      Ane gere aleku

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ หลายเดือนก่อน +1

    ኣትየ ዜድየ ማይ ኣሊክኽይ ርኣዮ ናይ ዓዲ እንጀራ ኖራ ይሓውስኩ አዮም ዝብሃሉ😢

  • @ሉለይጓልተምቤን
    @ሉለይጓልተምቤን 19 วันที่ผ่านมา

    ስልካ ለኣኸለይ 🙏❤

  • @Mskskd-f1g
    @Mskskd-f1g หลายเดือนก่อน +1

    ዛዕድመ ባ ሓቂ ንገርና

  • @messihemulu5531
    @messihemulu5531 27 วันที่ผ่านมา

    ሽኮረይ አጆኺ❤

  • @Aridkaridk
    @Aridkaridk 19 วันที่ผ่านมา

    ጀግና💪💪💪

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 28 วันที่ผ่านมา

    ፅሪቲ ዓለም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GeniYouTubeChanel
    @GeniYouTubeChanel หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ሰላም መፃእኪ ዛይደይ

  • @RtugfgcFxfhch-e1f
    @RtugfgcFxfhch-e1f 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉 ይመችኺ ዛይደይ❤❤

  • @BrtkanabadiDesaley
    @BrtkanabadiDesaley 12 วันที่ผ่านมา

    ፈሊጥኽስ ❤❤❤

  • @tseghegirmay1
    @tseghegirmay1 27 วันที่ผ่านมา +1

    ዝተባረከ ይኩን

  • @FiriHadad
    @FiriHadad หลายเดือนก่อน

    ቆስጣ ብዓረብ እንታይ እዩ ዝብሃል ዜድየ ንገርን በጃኽ😊

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ หลายเดือนก่อน +1

    50 ዕድመይ የበለቲይ ቀዉሲ ዕድመ ፀጋ እንድዩ ግን ትክክለኛ ዕድሜኪ 26-27 ኢኪ ዜደይ ምቅርቲ😂❤

  • @GhhfTtd
    @GhhfTtd 29 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ፈሊጥክስ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 25 วันที่ผ่านมา

    ዘድዋኒ ❤❤❤

  • @Selam-t7b
    @Selam-t7b 8 วันที่ผ่านมา

    ጓበዝ

  • @lanteTV1
    @lanteTV1 18 วันที่ผ่านมา

    ዋይእዋይ 🤭 ኣንቲ ጓል ንስኺስ ሰበይቲ ጓል 50 ዓመት ኢኺ? እወ። ታይዳኣ ኣሕምልትን ፍረምረን እዳበላዕኺ ጓል 21 ዓመት ጽብቕቲ መንእሰይ መሲልኪ። 😂

  • @amenchannel14
    @amenchannel14 หลายเดือนก่อน +1

    ወሓለ 😘😘😘😘😘

  • @ፀሃይገስላሴ
    @ፀሃይገስላሴ 11 วันที่ผ่านมา

    ማሓዛይ😅

  • @AaaSss-z1m
    @AaaSss-z1m หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ክፈትወኪ ዝያዳይ ዕድመ ይሃብኪ ❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞

  • @MahletTsigab
    @MahletTsigab 29 วันที่ผ่านมา

    Nrulgne marey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tfgddyfyg3875
    @tfgddyfyg3875 หลายเดือนก่อน +1

    ደምራኒ አሕዋተይ❤🎉🎉🎉🎉

  • @Mzr-r1u
    @Mzr-r1u หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ገዛ ሰንክተን ዝሸጣ ተሌን አባ ንግረንይ ፕሌስ

  • @HGirmay
    @HGirmay หลายเดือนก่อน +2

    ኛዓውይ ክመፅዶ ጠምዩኒ

  • @ምላሽ
    @ምላሽ หลายเดือนก่อน

    ዜዱሽኮር❤

  • @SabiyaLadgh
    @SabiyaLadgh หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ክፈትወኪ ዘዱየይ

  • @HiyaHasani
    @HiyaHasani 20 วันที่ผ่านมา

    Zedu neba 😂bedmeki aytkeldna 50 aygeberkn eki eshi do😂❤❤ demo btaemi eye zednkekn zekbrekn zambeytey

  • @Aberumusgun12345
    @Aberumusgun12345 11 วันที่ผ่านมา

    ቤተሰብ እስኪ ግበራን ድቅ ዓበይት❤

  • @EtttugfIgbgfjgfĝ
    @EtttugfIgbgfjgfĝ หลายเดือนก่อน

    ወሓለ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samerasamer3870
    @samerasamer3870 หลายเดือนก่อน +4

    77.ተወሊድኪ=40ገሪኪ❤🎉😂

  • @banatekl1439
    @banatekl1439 13 วันที่ผ่านมา

    77 ዓ/ም/ግ ተመርዒኺ ጋል 15 ዓመት ነርኪ ሕጅ ድኣ ሓምሳን ኣርባዕተን (54) ገርኪ ኣለኺ ግና ሓምሊ ቁስጣ ናይ ዓዲ ዓረብ እዳበላዕኪ ጋል 20 ኢኺ ትመሰሊ ዘለኺ ሽኮሪና

  • @Ysmya
    @Ysmya 26 วันที่ผ่านมา

    Zediye kfetweki❤❤❤

  • @fevenrussom5426
    @fevenrussom5426 18 วันที่ผ่านมา

    Jegna❤❤❤

  • @gualtigray181
    @gualtigray181 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @danielrussom2814
    @danielrussom2814 10 วันที่ผ่านมา

    👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻❤❤❤❤👍

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 หลายเดือนก่อน

    ማዘረይ እካ 50 ኣይገበረትን 🤣🤣🤣🤣

  • @rcgtgg5133
    @rcgtgg5133 17 วันที่ผ่านมา

    50 ያ😂😂😂😂😂

  • @Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n
    @Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ሰላም መፃእኪ ዜዲየይ☕️🍫💥 ሳብሰክራይብ ግበሪለይ እሕዋተይ

  • @pate840
    @pate840 วันที่ผ่านมา

    😘😘😘😘❤

  • @rishanyohannes2810
    @rishanyohannes2810 15 วันที่ผ่านมา

    Kemey serihkya eta rice Xbuk gerki areiyna

  • @trhaszeray7045
    @trhaszeray7045 11 วันที่ผ่านมา

    😍😍

  • @milionestifanos-j9w
    @milionestifanos-j9w หลายเดือนก่อน

    anbsia edmen tienan yihabki❤❤❤

  • @SeluSelu-j5z
    @SeluSelu-j5z หลายเดือนก่อน

    ትመስሊ ኢኺ ኮ እሞ

    • @MAARGHdjdk
      @MAARGHdjdk 20 วันที่ผ่านมา

      ዕድመ ፀጋ እዩ

  • @dfghhhdfgghh6981
    @dfghhhdfgghh6981 หลายเดือนก่อน +4

    ኣበይ ንረክባ እዛ እንጀራ ትሸጥ በጃኪ ተገድስኪ መልስለይ ደስ እልኒ እዩ ዋ😌

  • @alemyemarialij2983
    @alemyemarialij2983 หลายเดือนก่อน

    ግን እኮ ናይዚ ዓዲ አይጥዕሙንንን

  • @gedu8644
    @gedu8644 29 วันที่ผ่านมา

    ሱስ ኣውሒድክሉ ቱ መኮረኒ😊

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 29 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ጉራ ፕእ😂

  • @brkhtinaadkeme6043
    @brkhtinaadkeme6043 14 วันที่ผ่านมา

    77 entedea 15 nerki hji 62

  • @GdHe-t8g
    @GdHe-t8g 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-bo1ep7pf8i
    @user-bo1ep7pf8i หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalferBerket
    @SalferBerket 22 วันที่ผ่านมา

    Kolut ke.alewki do

  • @zeyneb-tv1tq
    @zeyneb-tv1tq 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም እህትበርችልኝ ❤❤❤ ስብመልሽ

  • @Msgna188
    @Msgna188 21 วันที่ผ่านมา

    ጣፈ በዐረብ አንትይ የበሃል

  • @egsgfhfi6852
    @egsgfhfi6852 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤👍

  • @sonhaykoun6378
    @sonhaykoun6378 หลายเดือนก่อน

    ዓንጀል

  • @BdndFbb
    @BdndFbb 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኺ ako

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JanJ-ol7oh
    @JanJ-ol7oh 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @አዝመራካሕሳይ
    @አዝመራካሕሳይ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ ሰላም

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉

  • @FryatMohaaaj
    @FryatMohaaaj 21 วันที่ผ่านมา

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @rahilmarsaa
    @rahilmarsaa 23 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💞💚💚💚

  • @FfGg-cx6mc
    @FfGg-cx6mc หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @heavenhaftu3570
    @heavenhaftu3570 13 วันที่ผ่านมา

    55 no way

  • @MmMm-mp2hm
    @MmMm-mp2hm หลายเดือนก่อน

    ኣይ ዜደይ ፈሊጥክስ ሓምሳያ ሕደግና ሓምሳ ምኸንክስ ብሕቀኺ ምኸድኪ ዊ

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g 16 วันที่ผ่านมา

    እሞ 62 ጌርኪ አለኪ ማለት እዩ።

    • @AbelRuesom
      @AbelRuesom 15 วันที่ผ่านมา

      Ane keman kemu kbl xenihe gn b geez eu mesleni

  • @HcCg-m6h
    @HcCg-m6h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sabela7451
    @sabela7451 23 วันที่ผ่านมา

    Mish do gula tigrekis Agame

  • @HshshShsh-e1o
    @HshshShsh-e1o 28 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝💝💝💝

  • @wedigermay-q3w
    @wedigermay-q3w หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZzE-b3z
    @ZzE-b3z หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤q❤️💋

  • @HalaqaGare
    @HalaqaGare หลายเดือนก่อน

    ዓባይ ጋልስያ ካሻፊታ ካብዳ ክንደይከ ትልፍልፍ

  • @amenchannel14
    @amenchannel14 หลายเดือนก่อน +1

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ተጋሩዋይ😘❤❤❤❤

    • @amenchannel14
      @amenchannel14 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ተጋሩዋይ please

  • @TiegstitekleHabtu
    @TiegstitekleHabtu 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @AmaaqwwSswgde
    @AmaaqwwSswgde 17 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FfGg-cx6mc
    @FfGg-cx6mc หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HappyBirthdayCake-py1wf
    @HappyBirthdayCake-py1wf 28 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏👏❤❤❤❤

  • @fretafsehaye1363
    @fretafsehaye1363 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @assass8589
    @assass8589 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LoveLovemom-m4r
    @LoveLovemom-m4r หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @አቢጋልአፅቢደራ
    @አቢጋልአፅቢደራ 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AbiGere-q5x
    @AbiGere-q5x 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤