#ትግራይ_ቴሌቪዥን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024
  • #ወግዒ ክልተ ወለዶ '' ምስ መ/ጀነራል ክንፈ ዳኘው'' 29 ሰነ 2016 ዓ/ም
    Subscribe Tigrai Television
    -------------
    ©Copyright: Tigrai Television
    Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
    -------------
    Website: www.tigraitv.com
    Facebook: / tigrai.tv1
    Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
    E-mail: info@tigraitv.com
    Twitter: / tigrai_tv
    Instagram: / tigrai.tv
    TH-cam: / tigraitv
    #ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

ความคิดเห็น • 93

  • @ahmedafar5374
    @ahmedafar5374 3 หลายเดือนก่อน +4

    Like like
    ጅግና ጀነራል ክንፈ

  • @hanabeyene9174
    @hanabeyene9174 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኩቡር ሓውና ሜጀር ጄኔራል ተጋዳላይ ክንፈ ዳኘው እንኳዕ ብሰላም ናብ ህዝብኻን ናፍታ ወዲቕካ ተሲእኻ እተቓለስካላን ትግራይ ሓወሰካ!!! We're So Proud Of Your RESELIENCE!!!🎉

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 3 หลายเดือนก่อน +6

    ጽቡቅ እንድዩ እቲ ሕቶን መልሲን ይኩን እምበር ናይዘረባ ሽግር የብልናን ናይ ተግባር ሽግር እዩ ዘለና ወዲ ዳኘው እውን ናይ ክልሲ ሓሳብ ሽግር የብሉን ድረዊንግ እውን ምጅማር ሽግር የብሉን ጀምሩ ኣብ ምውዳእን ናብ ተግባር ወይ ናብ ፍረ ምብፃሕ ግን ክፍተት አለው። ንዚኣ ክፍተት ተረዲኡ ናብ ፍረ ዝበቅዕ ስራሕ ክሰርሕ ይግባእ ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግና ክልተ ወዎሎዶ እግዚአብሔር እድመን ጢኢናን የሃብካ ፃማ ልብሃ የርዊየካ በርትእ ጀግናና።

    • @SamirAlmalki-so3sz
      @SamirAlmalki-so3sz 3 หลายเดือนก่อน

      ንሰኻትኩም ዝፍጣረከምወ ችግር እዩ ህዝቢ ትግራይ ጥፍእ

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 3 หลายเดือนก่อน

      ጉሓፍ ንስኻ ወይ ኣቦኻ ኸ እንታይ ይገብር ነይሩ በካዕ ውፃእ

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ኣያና ሚጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዐካ🙏🙏🙏

  • @saara22ssss84
    @saara22ssss84 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ ፕሮግራም እዩ እዚ ወግዒ ክልተ ወለዶ ተሞኩሮ ኣብ ምምሕልላፍ።

  • @hggh7539
    @hggh7539 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @KburomMeresa-j8x
    @KburomMeresa-j8x 3 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና

  • @mojohn701
    @mojohn701 3 หลายเดือนก่อน +1

    Good discussion 🎉

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 3 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you general 🙏 ❤❤❤

  • @FASikaMengesha-d3f
    @FASikaMengesha-d3f 3 หลายเดือนก่อน +1

    Very good Speech G/K❤

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 3 หลายเดือนก่อน +1

    🙏❤💛❤💛❤💛💪💪💪

  • @mgr761
    @mgr761 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you
    General Kinfe dagnew " no low shall not be above the people " Low for people's sovereignty! I love it❤

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 3 หลายเดือนก่อน

      Law not low , check your spelling.

  • @jeremyabreha1941
    @jeremyabreha1941 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🔥🔥🔥🔥🔥🔥💓✌️

  • @sofoniasdaniel5547
    @sofoniasdaniel5547 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድል ሓድሽ ወሎዶ ደኣ 29 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮፍ ኢልካ ሓንሺሽካዮ፡ መጻኢ ወለዶ መንእሰይ ትግራይ ኣጸልሚትካዮ። ባች።

  • @KirosGeberemekael
    @KirosGeberemekael 3 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ክንፈ ጅግና ? ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @saara22ssss84
    @saara22ssss84 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TesfuBerhe-kv6fr
    @TesfuBerhe-kv6fr 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጋዜጠኛ ዛይድ ሕቶኺ ብጣዕሚ እዋናውን ድኽመታት ተጋሩ ቀደምን ሎምን እንታይ እዩ ዝብል ሕቶን ?
    2, ንቐፃሊ ኸ ከመይ ንኺድ ዝብል ሕቶታትኪ ወሰንቲ እዮም
    ከም ናተይ እምነት እቲ ኣብ ዕጥቂ ቃልሲ ዝነበረ ሓቀኝነት ተወፋይነት ንፈጠራ ስራሕቲ ዝነበረ ፃዕሪ ወዘተ ኣብ መብዛሕቲኡ ተጋዳይን ህዝብን ዝነበረ ውፉይነትን ምትእምማንን ናይ ዓላማ ሓድነትን ዝፈጠሮ ምዕቡል ኣተሓሳስባ ኣብ መብዛሕቲኡ ወለዶ ከም እምነት ተታሒዙ ዝትግበርን ሰብ ብስርሑን ስብእንኡን ዝምዘነሉ ሓቀኛ ኣተሓሳስባ ኣብ መብዛሕቲኡ ህዝብን መሪሕነትን ተጋዳላይን ብምንባሩ ምኽንያት እቲ ዘይድፋእ ዝመስል ፋሽሽታዊ ስርዓት ደርግን እታ ንዘመናት ተጋሩ እናፅነተት እትነብር ሀገር እውን ካብ ኣትያቶ ዝነበረት ኹለመደያዊ ውድቀት ዘድሐነን ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ልምዓትን ሰለምን ምርግጋእን ዘብቀዐ ኣተሓሳስባ ብምንባሩን እዩ
    እቲ ድሕሪ ውድቀት ደርግ ብፍላይ ድሕሪ ጥቅምን ስልጣንን ምክፍፋልን ድማ ኣብቲ ወያናይ ኣተሓሳስባ ሃኒፁ ዝመፀ ተጋዳላይን ህዝብን ብመንግስታዊ መዋቅር ምኽንያት ዝኣተው ከምዞም ናይ ሎሚ ንፅንተትና ዝወፈሩ ሙሩዃት እቲ ቢሮክራስን ምጥቅቃምን ዘምህሩ ካብቶም ኣብ ሕሉፍ ስርዓት ዝነበሩ ንጥቅምን ስልጣንን ዝነጥፉ ደርጋውያን እቲ ሓቀኛን ወያናይን ምትእምማንን ኣተሓሳስባ እናተሸርሸረ እቲ ብሓባር ናይ ምጥቃምን ምንባርን ምዕቡል እምነት በቲ ዝፀንሐ ድሑሩን ውልቃውን ኣተሓሳስባ እናተስዓረ ብምኻዱን ምኽንያት ከዓ ከም ህዝቢ ኣብ ውልቃዊ ዕንክሊል ኣተሓሳስባ ብምውዳቅና ኢና ወዲቅና ዝብል እምነት ኣለኒ
    መፍትሒኡ ኸዓ ናብቲ ካብ ናይ ዘመናት ሽርሕን ክሕደትን ፀላእቲ ዘውፀአናን ናብቲ ቀዳሞት ወለድና በፂሐምዎ ዝነበሩ ምዕቡል ታሪኽን ስልጣነን ብዘመናዊ መልክዑ ሓቢርና እናዓብየሉ ቅኑዕ ናይ ሓባር ተጠቃምነትን ዕብየትን ዘረጋግፅ ቀፃልነት ዘለዎ ሓቀኛ ሓድነት ክህልወና እንተኽኢሉ ጥራሕን ኣብ ንኻልኦት ክነንብርን ክነዐብን ዋጋ እንኸፍል ንገዛእ ርእስና ንኽንዓቢ ምስ እንሰርሕን ሓቀኛ እምነት እንትህልወናን እዩ ክብል እደሊ

  • @ZekariasSesella
    @ZekariasSesella 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ሃም ሓደ ትግራዋይ ጀነራል ክንፈ ዳኜው ብሓሳብ ደረጃ ክርክርአዮ ከለኹ ፅቡቕ መሱሉ ይራኣየኒ ፣ግን እህንምህን ፣ምድማፅ የድልይ በለፀኛታት ኣብ ትግራይ ብትሕቲ ሕግ ክኾኑ ይግባእ.

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse2499 3 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @haftomasefa1989
    @haftomasefa1989 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ጀነራል ዝሓሸ ዓቅሚ መሪሕነት ከም ዘለው ምርዳእ ክኢለ ኣለኩ ኣብ ምድንፋዕ ኣታዊ ንክስርሕ ድልዊ አብ ዝኩነሉ እዋን ኣብ ስግግር ቴክኖሎጂ ኣብ ጉንካ ንምስራሕ ድልዊ እየ።

  • @ወድራያ-ተ1ዘ
    @ወድራያ-ተ1ዘ 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ፀሊሙቱዋ እዩ ዘሎ ብሰንክ ሱሱዓት መረሕት ህወሓት ንወለዶ ብዘይ ምሕልላፎም ጀኖሳይድ ተፈጥሩና ዘይጠፍእ ጓህሪ ሕነ ንፈ፣የሉ ግዜ ክመፅኢ ዶ ይኸዉን 😢😢😢

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 3 หลายเดือนก่อน +1

    GJ ኣሹ ከም ሓደ ስነ ጥበበኛ ትግርኛኻ ኣፅፊፍካ ምዝራብ ይግበአካ

  • @samisolomon8470
    @samisolomon8470 3 หลายเดือนก่อน

    ናትኩም ወለዲና ኣሕዋትና ኩሉ ነገርና ሲኢና ዓቢናስ ከርተት ኢልና ዓቢና ብዘይ ኣቦ ንፍትሒ ንነፃነት ተሰዊኦምስ ደጊሙ ናዓ አሬኪቡሉና ሂወት ሂብናስ ክላሽ እናመንጠልና ክንቃልስ ገይርኩሙና ፖለቲካ ንትግራይ ወዲኡና ንካሎኦት ንለዉጢ ኮይንሎም ሕዚ ኣደዳ ስደት ኮይና ዓድና ገዲፍና

  • @BrktiHalefom
    @BrktiHalefom 3 หลายเดือนก่อน

    30:56

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 3 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና ሕወሓት ብዘይ ዋዓል ሕደር ኣጥፍአልና ሕወሓት ሰታዪ ደም

    • @ገሬሓበሻዊ
      @ገሬሓበሻዊ 3 หลายเดือนก่อน

      ስካ ለይጠፍእ ድቃላ😂😂😂

  • @GebrihansSahle
    @GebrihansSahle 3 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ወለዶ ፀገም ስለዘልዎ፥ ኸዓ ትብለኒ ኣብ ቅድመይ ተገቲራስ! ከምቶም መናእሰይ ደኣ ዘይትኮኒ ዳ ቱትትትትትት.....

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 3 หลายเดือนก่อน +1

    መጥፈኩምን መተሰኢኩም ዘሎ ሉኡላዊ ሀገር ምኮን ከይኮነ መሬት ናይ ጎረቤትካ ብሀይሊ ገቢትካ ሀገር ንምኮን ህልሚ ኢዩ ቀጻሊ ወሎዶ ከልል ትግራይ ዝጸንት ብዚ ኢዩ

  • @mehari1315
    @mehari1315 3 หลายเดือนก่อน

    ለባ ኩሉ ጀግና እናተበሃለ

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 3 หลายเดือนก่อน

    💪💪💪👏👏👏❤️💛❤️💛🙏🙏🙏

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤💊💊💊🥰🥰

  • @geezgeez-up9dk
    @geezgeez-up9dk 3 หลายเดือนก่อน +1

    1) ሓዲሽ ወለዶ ወዲ መን ድዩ? 2) ብሽም ህዝቢ ትግራይ! ፀቢብ፣ ስሱዕ፣ ግዕዙይን ድሑሩን መሪሕነት ሕወሓት አይኮነን ድዪ ትግራይ ንጀኖሳይድ ዘቃለዓ?

  • @Sarahj962
    @Sarahj962 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks for a good discussion. The way I see it, one huge deficit of Tigray is effectively using social media and media in general. It’s not enough to DO, it’s equally important to TALK about it and sell ideas. The other thing that’s lacking is pragmatism.

  • @AlemHagos-g4j
    @AlemHagos-g4j 3 หลายเดือนก่อน

    Gn kafty zineberkayo hiwet temahirka,nmenesey tigray ykrta mbelaka neyrka

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 3 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ትግራይ መሬት ይታዓደል ???

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 3 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน

    ገባር ዝኹሉ ፍልጠት ክእለትን እንተሃልዩዎ ሥለምንታይ ደኣ እሥካዕ ሎሚ ንባዕሉ ካብ ሕሡም ድኽነት ክናገፍ ዘይከኣለ? ጀነራል ኣይተካብዱ ።

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 หลายเดือนก่อน +1

    በመሰረቱ ንሕና ሕሉፍ ታሪኽ ኣየድልየናን

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 3 หลายเดือนก่อน

    Why don't you talk with Tigray opposition without any restrictions with independent media thanks

  • @R45-q2r
    @R45-q2r 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ረሲእኹም ኢትዮጵያ ትባሓል ድርእቶ አዲ ክተልምዑ ፀኒሑኹም ሎሚ ምስ ከሰርኩም ነዚ ሓዱሽ ወለዶ መከርዑ አይተብልእዖ

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 3 หลายเดือนก่อน +1

    This general had an opportunity in the past to establish military science technology in Tigray but he was against it

  • @mulugetaalem9970
    @mulugetaalem9970 3 หลายเดือนก่อน

    LAW"

  • @temesgenferrari4376
    @temesgenferrari4376 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጀነራል ክንፈ:, እቲ ዉግእስ ትግራይ ህዝቢ ንፀላእቲ ስዒሩ ግን ህወሓት እቲ ናይ ኣደባባይ (ፖለቲካ ) ኣይከኣልኩምን:: ንደርጊ ህዝቢ ትግራይ ሲዒሩ ብድሕሪኡ ብፖለቲካ ትምክሕቲ ኣይተሳዕረን ኡዚ ኸኣ ናይ ህዝቢ ትግራይ ስራሕ ከይኮነስ ናይ ህወሓት እዩ ነይሩ::

  • @MinabTzagai
    @MinabTzagai 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም❤️ እቲ ዘጉህይን ዘሕንኽን ነገር እዞም ወላድኹም ብ ቛንቋ ትግርኛ ተጠቒሞ ዘዕበይኹም ጉራማይላ ቛንቋ ተጠቂምኩም ጉዳይ ሃገር ትገልጹልና እንታይ ስለ ዝኾንኩም ኢኹም። ምስሉይነት ድዩ ወይስ ንዕቐት ፧

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መጀመርታ ንኹሉ ዝሓቁፍን ምሕያልን ህዝቢ ዝጣበቑ መራሕቲ ናብ ስልጣን ምስ መጹ መርገጺኦም ዝቕይሩሉ ተርእዮ ኣዝዩ ልሙድ ኮይኑ ምስ ሓያሎ ረቛሒታት ክምዘን ይከኣል፤
    1. ዳይናሚክስ ስልጣንን ብልሽውናን
    መራሕቲ ኣብ ስልጣን ምስ በጽሑ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ዝተሓላለኸ ናይ ስልጣን ዳይናሚክስ ስለ ዝረኽብዎ ንብልሽውና ተቓላዕቲ ክኾኑ ይኽእሉ። ስልጣንን ሃብትን ጽልዋን ዝስሕብ ስሕበት ነቶም ጽቡቕ ዕላማ ዘለዎም እውን ከይተረፈ ከበላሽዎም ይኽእል እዩ። ኣገባባት ስልጣን ኣብ ልዕሊ እቲ ሰፊሕ ህዝቢ ንውልቃዊ ወይ ጉጅላዊ ረብሓታት ቀዳምነት ምሃብ ክመርሕ ይኽእል።
    2. ትካላዊ ደረታት
    መራሕቲ ነቲ ኣብ መጀመርታ ቃል ዝኣተውዎ ለውጢ ንምሕጋግ ዓቕሞም ዝድርት ርኡይ ትካላዊ ጸገማት እውን ከጋጥሞም ይኽእል እዩ። ቢሮክራስያዊ ምትዕጽጻፍ፡ ካብ ሱር ዝሰደደ ረብሓታት ዝመጽእ ተቓውሞን ፖለቲካዊ ምሕዝነት ምዕቃብ ኣድላይነትን፡ መራሕቲ ኣብቲ መበቆላዊ ርእዮተ ዓለም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክኣትዉ ከገድዶም ይኽእል።
    3. ስክፍታታት ድሕንነትን ምርግጋእን
    መራሕቲ ስልጣን ምስ ሓዙ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ናይ ጸጥታ መግለጺታትን ብዛዕባ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋታት ቅድሚ ሕጂ ዘይፈልጥዎ ሓበሬታን ይረኽቡ። ሃገራዊ ድሕነትን ምርግጋእን ናይ ምሕላው ሓላፍነት፡ ብስም ድሕነት ናጽነታት ምድራት፡ ዝያዳ ምልካዊ ስጉምትታት ክወስድ ይኽእል።
    4. ሪልፖለቲክን ፕራግማቲዝምን
    መብዛሕትኡ ግዜ ክውንነታት ምሕደራ ካብቲ ናይ መጀመርታ ርእዮተ ዓለም ክወጽእ ዝኽእል ፕራግማቲክ ኣገባባት የድሊ። ሪልፖለቲክ ወይ ኣብ ስነ-ሓሳባዊ ኣምር ዘይኮነስ ኣብ ግብራውን ንዋታውን ረቛሒታት ዝተመርኮሰ ፖለቲካ፡ መራሕቲ ምስቲ ኣቐዲሞም ዝኣተውዎ መብጽዓታት ዝጻረር ዝመስል ምድምማጽ ክገብሩ ክመርሖም ይኽእል።
    5. ስነ-ልቦናዊ ረቛሒታት
    ስልጣን ኣብ ውልቀሰባት ዓሚቝ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጽልዋ ክህልዎ ይኽእል እዩ። እቲ “ሃብሪስ ሲንድሮም” ዝበሃል፡ መራሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ዓቕምን ጽድቂን ዝተነፍሐ ስምዒት ዘማዕብሉሉ ኩነታት ዝገልጽ ኮይኑ፡ ተቓውሞታት ኣባሪሮም ስልጣን ከደልድሉ ዝመርሖም እዩ።
    ኣብነታት ኣብ ታሪኽ
    ሮበርት ሙጋቤ ካብ ዚምባብወ ኣብ መጀመርታ ንሓርነትን ንኹሉ ዝሓቁፍን ዝጣበቕ ዝነበረ ኮይኑ፡ ድሒሩ ግን ብውልቃዊ ምሕደራን ቁጠባዊ ሕማቕ ምሕደራን ይፍለጥ።
    ናይ ሊብያ ሙዓመር ቃዛፊ ማሕበራዊ ጽገናን ቀጥታዊ ዲሞክራስን ዝብል መብጽዓታት ብምእታው ጀሚሮም ኣብ መወዳእታ ግን ንነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ኮይኑ ተዛዚሙ።
    ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መጀመርታ ዝያዳ ዲሞክራስያውን ክፉትን መርገጺ ኣቕሪቡ እኳ እንተነበረ፡ ካብኡ ንደሓር ግን ስልጣን ብዓቢኡ ኣማእኪሉ።
    ተወሳኺ ንባብ
    ነዚ ኣርእስቲ ብዝያዳ ክትድህስስዎ ንዝደልዩ፡ ገለ ጸጋታት እነሆ፤
    "መወዳእታ ስልጣን" ብሞይስ ናይም፡ ስልጣን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ከመይ ይበስብስ ከምዘሎን ንምንታይ ንምጥቃሙ እናኸበደ ይኸይድ ከምዘሎን ትገልጽ።
    "The Dictator’s Handbook" ብብሩስ ቡኤኖ ደ መስኪታን ኣላስተር ስሚዝን ፖለቲካዊ መራሕቲ ስልጣን ብኸመይ ከም ዝዕቅቡ ርድኢት ይህብ።
    "መራሕቲ ስለምንታይ ይሕስዉ" ብጆን ሚርሻይመር፡ ፖለቲካዊ መራሕቲ መብዛሕትኡ ግዜ ዘታልሉሉ ምኽንያታትን ሳዕቤን ናይዚ ተግባራትን ትድህስስ።
    ናይዞም ረቛሒታት ዝተሓላለኸ ምትሕውዋስ ምርዳእ፡ ንምንታይ ሓቀኛታት መራሕቲ ሓደ ሓደ ግዜ ናብ ስልጣን ምስ ደየቡ ካብቲ ናይ መጀመርታ መብጽዓታቶም ከም ዝወጹ ብርሃን ክህብ ይኽእል።

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 3 หลายเดือนก่อน

    ለካ በሊሕ ሰብ እዩ:: ናእዳ ከይተብዝሕሉ ከዓ hiዙና ከይርዕም

  • @MohdDanish-gy9vi
    @MohdDanish-gy9vi 3 หลายเดือนก่อน

    ምርጃዕ ተዘየርጃዕ ታይ ማለት እዩ

  • @kidane6417
    @kidane6417 2 หลายเดือนก่อน

    Mmas gazi nerka ab sarqi zahlfkayo gezika

  • @قريحقوص
    @قريحقوص 3 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ክክሕስ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ካብ ደርሆ ፀባ ምፅባይ እዩ

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 3 หลายเดือนก่อน

    ትኽክለኛ ሕቶ ሀገርወይናጽነት ተዘይጌርካ ክትጠፍእኢኻ ፈቲኻ ጸሊኢኻ

  • @danigebremeskel5982
    @danigebremeskel5982 3 หลายเดือนก่อน

    ዋእ በቃ ዕድል ተጋሩን ትግራይ ብመራሕቲ ህወሓት ኣብ እንዳመስተን ዓጣሮን ደቂ ሽዋ ተሓንሽሹ እዩ። ዓጣሮ መራሕቲ ምስ ኣጓላት ክጓየዩ ኩሉ ነገርና ኣብዘይምለስ ደረጃ ኣውሪዶም ደርብዮምዎ እዮም።

  • @amannguse
    @amannguse 3 หลายเดือนก่อน

    Tegaru ykun merahtkum gn entay eu kndzi zedkmekum zelo ..ms shabiya selam zeytgebru ezi kulu wrdet eko nshabiya mkhadkumn ms amharu kulu behere Ethiopia habirkum Eritrea nmtfae zhasebkumo khdetn kndey hiwet kesirkum hji wn tdekmu alekum amaraxi natkum ms shabiya haki mzsab eu hasot gdefu zeynatka mmnay gedefuuuu gn ayrdeakumn eu hji kea dkemu knrio ena bhade alena

  • @mulugetaalem9970
    @mulugetaalem9970 3 หลายเดือนก่อน

    Saynsawian?????😅

  • @maharitadele8794
    @maharitadele8794 3 หลายเดือนก่อน

    How is this general selected to share experiences than other who have a highest contribution even with the current genociadal war against Tigiray like general Tsadikan, Megbey, we'd Ashe it etc..

    • @Rachel-xy8sc
      @Rachel-xy8sc 3 หลายเดือนก่อน +1

      Why not the general? You can request for an interview with your selected generals but why not Generate Kenf?

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንድህር እቱ ውሽጣውን ደጋውን ችግራትና ዘይፈታህና እቱ ብብ አሰርተታት አመት ዝመፅእ እንወት ቀፃሊ እዬ ዝኽውን ፣እቱ ፐሬድይካል እንወት ዛምፀአልና ዘሎ እቱ ዋና ውሽጣዊ ድዬ ደጋዊ ሃይሊ?ደጋዊ ሀይሊ እንተይልና መንዪ እዙ ደጋዊ ሀይሊ?ንምንታይ ኸ እዩ ዘይግለፅ ዘይንገር ?እቱ ደጋዊ ሀይሊ እቱ እንወት እንታይ ምስ ረኸበ እዬ ዘቋርፆ?ውሽጣዊ ፀገምና ዝፈጥር ዘሎ ሀይሊ ደጋዊ ሀይሊ ዶ ይኸውን?

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 3 หลายเดือนก่อน

    አነ ዝገርመኒ እዞሞ. ሕቶ. አለኒ ኢሎም ዘሐቱ የህሩቁኒ ንመን. ከዝሐቱ ጉድ እዚኦም. 27ዓመት ተራኢዬም እዬም ጀነራል. ክንፈ ንትግራይ ክሰርህ እየ ክሕግዝ እየ ወይ ጉድ በዛኹም ሱቅ. በሉ ባንክን. ታንክን ሒዝካ ፀገም. ዝምፃኩም ኢኺም ንካልኦት ሙሁራን አረኪብኩም ኮፍ. በሉ ነበረያ. ነበረ ያአክል.

  • @gebremeskelhadush3823
    @gebremeskelhadush3823 3 หลายเดือนก่อน

    ድኸሙ ኢልኩም ኢልኩም እምበሪ እዚ ጀነራል እዝስ ከም ሃገሩ ን ትግራይ ካብ ዝበደሉን ንትግራይ ካብ ዘዳኸሙ ናይ ህወሓት ባዓል ስልጣን ሓደ እዩ።ኸዝስ እንታይ ለውጢ ከምፅእ መሲልኩም እዩ አኽቢርኩም ትሓትዎ ዘለኹም?? አብ ዘበነ ስልጣኑ ሓንቲ ናይ ሜቴክ ድርጅት እኳ አብ ትግራይ አይኸፈተን ፣ ንትግራይ እውን ብቴክኖሎጂ አይሓገዛን ስለዚ ሕዝስ ጥራሕ ኢድ ምስ ተረፈ ዝአረገ ሓሳብ ንትግራይ እንታይ ይዓብስ???

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน

    TTv:- ጋዜጠኛ ማለት መምህር ማለት'ዩ።
    ናይ ባዕልና ንጠቀም
    እዚ ጋዜጠኛ "መንእሠይና ናብ ሥደት ይጎርፍ ኣሎ" ኢሉ። የሕፍር።
    "ይጎርፍ "X .. . . ይውሕዝ/ይውሕጅ
    ይጎርፍ ዝብሃል ነሥኒ እዩ እምበር ንውሕጅ ይጎርፍ ኣይብሃልን።

  • @kahsaygesesew5132
    @kahsaygesesew5132 3 หลายเดือนก่อน

    ከንፈ ደኞው ቲ ኣብ ሸዋ ንባዕልኹምን ንስድራኹምን ጥራሕ እኹም ተዘፉቅኩም ነይርኩም ጎተት እናበልኩም ደሞ መፅእኹም ናብ ህዝቢ ትግራይ ሃበስ ቀደስ ኣይትበሉ ህዝብና እኮ እስኪ ይኹን ኢሊ እዩ እበር ጠንቂቁ ይፈልጠኩም እዩ ኣብ ሸዋ ዝነበርኩም ይፈልጥ እዩ

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 3 หลายเดือนก่อน

    ነበረያ. ነበረ እንታይ. ነቨረ ደርጊ. ሲኢርና ድሕሪዑኸ ህያው አዱሰ አበባ አቲና ካዑውን. ብላዕ. እስካብ. ትብላዕ እናበልካ ብጊዚዑ ስድራ. ሰዋአት ስዋእትና አንአብርን ምባል. እዩ ዝገርም ዘይሓፍሩ

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 3 หลายเดือนก่อน

    As long as Tigray under Ethiopian rule government, not able to invent or to be advanced in any way. Tigray independence is only the exit

  • @leterufaelabreha7348
    @leterufaelabreha7348 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ab kemzy bota mraye yemena tahaguse abye tmhrty eyu zehlf zero smue tegaru m

  • @NayabKale
    @NayabKale 3 หลายเดือนก่อน

    So called journalist G/egzabiher, where did he get the information that Kurdes are disappred from world? actully they are strong and has playing a big role in the world. Plus they have their owen administration but didn't get recognition. So called finish 🍼🍼🍼 then talk. Be humble infront of wise people. Saying that I am do happy to see our hero General Kinfe Dagew a true son of Tigray.

  • @kidane6417
    @kidane6417 2 หลายเดือนก่อน

    27 amat ab sarqn mdngarn yhafato hazbi tegrayi lemni serqi amaxi medngri gira serhatos xhayi mas arbo rasi murkosa zabl mozmur jamira hhhhh meshaq

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 3 หลายเดือนก่อน

    በዛኹም አቱም. ናይ ቀደም. ሰባት ከምዙ. ፍልጠት ዘለዎ ሰብ. ወይ መራሕቲ እዚ ዝነበረ ኹነታት ነበረያ. ነበረ ጫወታ ግደፍዎ አብ. አዲስ አበባ መስአተኹም ሰንኪልኩም ብዘይ. ፍልጠት ደቂ አውራጃኹም ምእካብ ጀሚርኩም አብአ ተአኪብኩም ትግራይ. ክትርመስ. ገርኩም

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 3 หลายเดือนก่อน

    YEKen jibb😂

  • @danigebremeskel5982
    @danigebremeskel5982 3 หลายเดือนก่อน

    ክንፈ ዳኘው ክባር ሽቶ እንዳተቀባእኻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሂጥ ሂጥ እንዳበልካ ዋጋ ኣኽፊልካና ኢኻ። መምሰልቲ ኢኹም። ኩሉ ብረታብረትን መምረቲ ጥይትን ኣበይ ከምዝተኸልኩሞ እኮ ፍሉጥ እዩ። ሎሚ ለባማት ምስ ጓሓፍኹም ሎሚ መቀለ መፂኹም ዲስኩር ኣይትንዝሑ።

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 3 หลายเดือนก่อน

    ዓጋመ መቸስ ብናይ ርአሰ ምትሓት ዝሳቐ ፍጥረት አዩ።
    ኣብ ናይ ዓጋመ መዲያ አንግሊሽ አንድ ወሰኽካ ምዝራብ ከም ሊቅ ሙኻን ጊሮም ስለዝወስዱዎ፡ ኹሎም ዝኾውን ዘይኮውንን ናይ አንግሊዝ ቃላት ክውሱኩ ከለል ኪብሉ ትሪአ።

    • @kingdomofaxum6891
      @kingdomofaxum6891 3 หลายเดือนก่อน

      ዕጡን ጥልያን

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 3 หลายเดือนก่อน

      @@kingdomofaxum6891
      ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ። ቆማል ትሰምዖ ዶ ኣየለካን ሳህሳህ

    • @190knife
      @190knife 3 หลายเดือนก่อน

      መኻን ርእሲ ሕዝካ እንታይነት ስነ ሓሳብን ሓሳብን ንምፍላጥን ንምርዳእን ቡዙሓት ክፍለ ዘመናት ከድልየኩም እዩ። ደቂ ከደምቲ። ምሕጋር ዝልማዶም።

    • @SolomonAdigrat
      @SolomonAdigrat 3 หลายเดือนก่อน

      ጥልያን ጢሉ'ኸኒ ወዲ ሹቕ ?

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ከዳዓት ግንበት 20ማለት ኤርትራ ልሸጥኽምላ ትግራይ ወደብ ኣልባ ልገበርኽምላ መዓልቲ እያ መዓልቲ ከዳዓት እያ ግንበት 20

  • @remhayzeaxum7026
    @remhayzeaxum7026 3 หลายเดือนก่อน

    Dear General Kinfe, please away from politics because you are one of the most Tigrayan officials who put our people in such a genocidal war. you are corrupt, chauvinist, and a dictator, and for most unable to think anything in the interest of Tigray, you have failed in all aspects.

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KburomMeresa-j8x
    @KburomMeresa-j8x 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @YfGdf-p3i
    @YfGdf-p3i 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤