Gn ane zgermenis kulu ezi medebks bzuh gzien energy eyu zhatt.emo keman search mgbar tray aykonen,.. slezi kndetu ab gmt bimtaw men eyu zedalwelki btami asekafi ymesleni.akrabit tray do knblekis temeramari . Egzio mbal y hadsh. Tanks any way
Thank you so much Dr. Sharon we are really thankful for educating us! Can you also please give us advise about hookah/ Shisha? Now days almost everyone is smoking that regardless the gender and I think it’s super harmful for the healthy of the human! Thank you!
Dr sharon You changed my lifestyle I have stopped super ,coffee, tea, alcohol I only use olive 🫒 oil I eat when I am hungry . It really changed my lifestyle Thanks
Thank you D.sharon Ftwtn kbrtn D.sharon blbi ina nemesgneki sle kulu astemroki I hope kabzi nilaile kem tbrtie Idmen tienan yhabki fetari ab srahki awet ymneyelki wedehanki Thank you so so much
❤ ጽቡቕ ትምህርቲ ስለ ዝሃብክኒ የምስግነኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ !!!
Thanks D. Saron ኣብኡ ከለኺ መሊእኪ ጽደቂ ዘይቲ ናይ ጸጉሪ ከ ማለት ከሚካል ዘይብሉ 👈በዓል ዘኒት ኢና ንጥቀም ማለት ዝበዝሕ ኣይሰማማዓናን ዩ!👇
Ab TH-cam Dr Seyfu ilka etew xbuk gelixwa alo
የቀኔልና ዶ/ ሻሮን ብጣሚ ጹቡቅ ትምህርቲ'ዩ
ክብርቶ ሓውቲ ሰይቲ ናይ ኦሊቭ ብዉዑይ ይጹሞቅ ብዙሕል ይጹሞቅ ግንኣብ ኣብቱ ትከት ናቱ ጹሕፍ ኣሎ ብውዑይ ዲዩ ብዙሕል
እንቃዕ ተወለድኪ ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓብትና
Kbrtn ftwtn haftey D.sharon nethbna kulu tmhrti blbi ina nemesgn we love you so much edmen tenan yhabki ❤❤❤
O9p
N
ክብርቲ ዋዕሮ ጓልና ሻሮን ብዛዕባ ብሮ ዝተምስርሔ ፈርማጆ ዝትዓሸገ ጠስሚ ኣብ ታኒካ ካልእን ክኣ ሓብረታ ክትህብና ብትሕጥና ይሓትት።
ሰላም ዘውዲ፡ ፍቓደኛ ተኾይንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረኪ ይኽእል እየ።
ሕራይ ሓብረኒ ክቡር ሓወይ @@michaelghebreeghziabiher6733
ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓወይ ኣነ ውን ንጓለይ ሓቢረያ ኣሎኹ ዘይቲ ስምስም ክትጥቀም ከም ዘሎዋ። ኣነ ውን ንዓዲ ምስ ኽድኩ ሒዘ ክመጽእ መደብ ኣሎኒ እሞ እዘን ሂብካኒ ዘሎኻ ቁጽሪ ስልኪ ክብረት ይሃበለይ! ዋላ ውን ንሰደድ ክተባብዑ ኣሎዎም ህዝብና ውን ዘይቲ ስምስም ክጥቀም ዓቢ ጎስጓስ ከይድልየና እዩ። ስልቲ ሓበረታኽ የመስግን። @@michaelghebreeghziabiher6733
ብጣዕሚ ብሉጽ መግለጺ ከምዚ ገሩ ንሕብረተ ሰቡ ዘስተምህር የድልየና ኣሎ ቀጽልዮ ንፍዕቲ።
ሰላም@keshikeshi፡ ፍቓደኛ ተኮይንኮም ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረኩም ይኽእል እየ።
Dear, Dr, Sharon. ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ በቲ ኩሉ ንህዝብኺ ካብ ሕማማት ንምድሓን ወይ ከኣ ንምፍዋስ እትገብርዮ ኣስተምህሮ። ኣምላኽ ጸጋኺ የብዝሓልኪ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ሓንቲ ነገር ክትተሓባበርኒ ደልየ፣ እሳ ከኣ ኣነ ናይ ጋስትራይት ሕማም ኣላትኒ ዳርጋ ኣብዚ ቀረባ ግዜስ ኩሉ ግዜ እየ ዝሓምም። ብፍላይ ቅሩብ ዘይቲ ዝበዝሖን በርበረ ዝበዝሖን ክበልዕ ከለኹ። ከየቋርጾ ከኣ ከምቲ ትፈልጥዮ መግቢ ሓበሻ ብዘይ እዚ ክከውን ስለ ዘይክእል። ሰለዚ
1, ኣመጋግባይ ከመይን እንታይን እንተገበርኩ ይሓይሽ ትብሊ ማለተይ እንታይ ዓይነት መግቢ እዩ ዘይጎድኣኒ።
2, መድሃኒት ከ ኣለዋ ‘ደ?
3, ፍቓደኛ እንተኮንኪ ብተለፎን ከዘራርበኪ ይኽእል ‘ዶ ማለት ተለፎነይ ክጽሕፈልኪ። ምክንያቱ ጸገምካ ዝርደኣልካ ክትረክብ ናትካ ቋንቋ ዝዛረብ ምስ እትረክብ እዩ።
4, ብሓፈሻ ኣብ ሕጂ ግዜ ብዙሓት መንእስያት ይኹኑ ዓበይቲ በዚ ዝበልኩኪ ሕማም ማለት ናይ ጨጎራ ከም ጋስትራይት, ቃሓር ዝሓመሙ ስለ ዘለዎ ኣብ ዝቕጽል ትምህርትኺ መብርሂ ተትህብሉ ይብል።
የቀንየለይ።
መንግስተኣብ
ሓጺርን ዘየሰልቹ ኣገዳሲ መልእክቲ ።👌👌👌thank you😍
የቐንየልና ኽብርቲ ሓፍትና ኽብረት ይሃብኪ ሉእል ፈታሪ ሓቅነትኪ ትግሃትኪ ኹሉ ብልጫ ኣሎዎ ብልቢ ዶኽተር ሻሮን እትህና መልክትን ሓበሬታን ልባዊ ምስጋና ይብጻሕኪ ዘሎናዮ ዘመን ብጣዕሚ ዘትሓሳስብ እናኮነ ዝከደሉ ዘሎ ግዜ በዚ ቅኑዕ ሓበረታኪ አማዝንና ደጊመ ሰላምን ጥዕናን ይምነ ።
ሰላም@Bereket፡ፍቓደኛ ተኮንካ ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረካ ይኽእል እየ።
ዶክተር ሳርየ ሽኮር ጽብቅተይ፡ ብርኽቲ፡ ለባም ጅግና!!"
የቀንየልና፡
ብልብን ብሓቅን ብመንፈስን ንባርኸኪ።
ክብረት ይሃበልና ዋዕሮ ጅግና ጓልና ስለቲ ብሓልዮት ህዝብኪ ተቅርብዮ ዘሎኺ ኣሰተምህሮ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ! ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኪ!
ሰላም@zewdisium፡ ፍቓደኛ ተኮይንኪ ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረኪ ይኽእል እየ።
ናይ ባሐቂ ናትኪዝፈትዎ ሐጺር ዝይስልቹ ማሃሪ ኩሉ ዝድርበ ዝይብሉ ኩሉ ነገርኪ ምልእቲ የቀንየልና
ክምዚ ትብልዮ ሓቂ ተኮይኑስ በረካ ዕደይ ክምለስ ናብዛ ጉስነተይ።
😂😂😂
😂😂😂
ስላም ዶግተሪ በጃኪ ኢባ ብዛዕባ ጋስትራይት ኣምጺእልና ኣቦይ ብሰንኪ ጋስትራይት ጨገራካ የላን ተባኢሉ ካብ ጸባን ቅጫን ሓልፉ ካኣ ካሊኢ ኣይበልዕን ኣዩ ስድራ ምሊኣ ኣብ ጭንቀት ኣለና ፡ ንትህብና ዘለኪ ትምህሪቲ ካኣ ብጣዕሚ ነመስግን።
Dr ,yemane ab reheboth health prosperity zibil chanel aleka
ክሳብ ትምልሰልካ ንዓና ዝጠቀመትና ንጋስትራይት ክነግረካ ጥረ እንጣጥዕ ኣፍሊሕካ ንግሆ ንግሆ ቅድሚ መግቢ ሃቦም.
ጸባ ውን ተመራጺ ኣይኮነን ንስቶሞኮ ዘለዎ ሰብ ።
@@Fiyori-ye6qv ኣጥሒንካ ወላስ ኣቡኡ ኮሎ thanks
@@rahelkidane3510 ኣብኡ ኮሎ
Shikor Eritreawit Eritreawi senmgebare tiwunen!!we Eritreans love you so much our humble sister!!!🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Anti kindey yxeri eu eti haberetaki edmen tenan yhabki brkti haftey🙏🙏🙏🙏🙏
ሰላም ሙሴ፡ፍቓደኛ ተኮይካ ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረካ ይኽእል እየ።
ደግቶር ሻሮን የቀንየልና በዛዕባ እትህብና ሐቤረታ አብ ልብና የሕድሮ
Abest haftey nat e y jigna jeganu himeret masen 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
የቀኒየልና ዛሓብተይ ብጣሚ ጠቃሚ ኣስተምህሮ ረኪብና ከምዚ ቀጻሊ ከተቅርብልና ብቲሕቲና ንሓተኪ እግዚያብሄ ጸጋ ጥዕና ይሓብኪ የቀኒየልና።
እንቋዕ ብደሓን መጻእኪ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ። ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ ኢዩ፡ የቐንየልና፡ ዘይቲ ኣውሊዕ ክንጥቀም እምበር ኣብ ሕማም ከውድቑና ኢዮም። እግዚኣብሔር ይሓልወና።
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኪ
ክብረት ይሃበልና፡ድ/ር ሻሮን።
ሻሮና ኩሉ ግዜ ንእትህብና ኣስተምህሮ ብጣዕሚ የቀንየልና 🙏💕💖🌹
Dr. Sharon tetbla kndey kon mxebeqe ezi comment
Kibret yhabelna docter sharon sleti kulu Haberietaki
Aziye eye zemesgneki Dr sharon haftey niana nimmhar tgebryo zeleki tsaeri Egizabher Amlak asbki ykfeleki.
ኣምላኽ ንሰብ ጥራሕ ዘይኮነስ ወላ ነቲ መግቢ እዩ ጽቡቅ ጌሩ ፈጢርዎ ኔሩ እንታይሞ...
የቐንየለና ዶክተር ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Betam belus temhrti eyuagziabher ademen tenan yehabki fetari doctor❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dr.Sharo,ብዛዕባ ኣርትፍሻል ብረዝ ክምዩ ፡ሰባት ክጥቀሙ ይርየ ፡ብክመዩ እጠቃቅሙ ኣስፍሕኪ ክትግልጽልና።
ሰላም ዶ/ሻሮን ኣዝዩ ጠቓሚ ምኽሪ ስለትህብና ነመስግነኪ ክብርቲ ሓብትና 👍🏽😍💖
ሰላም@TM፡ ፍቓደኛ ተኮይንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረኪ ይኽእል እየ።
@@michaelghebreeghziabiher6733 እሺ
Merhaba tefetawit doctor the health nobel prize of 2022&2023.God bless you sweety. In love you sis, ❤❤❤❤
ኣንቲ ንፍዕቲ ኣበይ ደኣ ጠፊእኪ ቀኒኺ
ትምህርትኺ እኮ ብጣዕሚ ኢና ንናፍቖ
ኣይትጥፍእና እባ :
ኣምላኽ ይባርኽኪ::
Thank you my Eritrean sister you are a a role model to many May god bless you 🙏⭐️
ብዘይ ቀለዓለም ሐበን ኢኺ ዶ/ር ሻሮን
ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ እግዛኣብሄር
thank you ምቅርተይ ተገዲሰኺ ንእትህብና ትምህርቲ አዝየ ካብ ልቢ የመሰግነኺ ዘናዬ ዘመን ከቢድ እዩ
ዋው ብታምይ ጽቡቕ ትምርትይ ኣጆክይ በትዕይ ተባረክይ።
D. Sharon edmen tenan yehabki Egziabiher amlak.
ጽቡቅ ትምህርት ዶክቴር🙏🙏🙏
Agedasi arestiyu thank you docterey shikor
I loved your teaching method videos ❤
ኪብረት ዪሃበልና የቀንየልና ብርክቲ ሃፍተይ። ብሉጽ ሃበሬታ
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን ጽብቅቲ
Thanks my God bless 🙌 you ❤ amen
Egzabher amlakh edemen tienan yhabki doctre❤❤ nay bhaqi mharit qexelyo
Dr sharon more than 1000(kendi shei)
ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ዶ/ር ሻሮን። እግዝኣብሔር ኣብዚሑ ይባርኽኪ። እዛ ሓበሬታስ ኣዝያ ጠቓሚት ኣገዳሲትንያ። ኣብዚ ሎሚ ግዜ ሕማም፡ዝተፈላለዩ መንሽሮታት ምስ በዝሐ ኣብ ዓድናስ ብሰንኪ እዚ ዘይቲዶ ይኸውን ዝብል ሓሳብ ኣልዒልና ምስ ሓደ ሓወይ ተዘራሪብና ነይርና። እቲ ዝሃብክዮ ሓበሬታኳ እኹል እንድዩ፡ ግን ንዝያዳ መረዳእታ ምስ ሓማም መንሽሮ ዘለዎ ምትሕሓዝ እንተተብርህልና ከኣ ጽቡቕ ነይሩ። የቐንየለይ።
ሰላም ዝሓወይ፡ፍቓደኛ ተኮይንካ ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረካ ይኽእል ኤየ።
ንግስተይ እስኽስ ሃልውልና ድኣ ሶ ጽቡቅ ትምርቲ የቀንየልና
Thanks Dokter Saron tsbuk tmhrti eu Sorry gn hto nerni private do mrekebkni bzabea Tslam kebdi mhatetkuki nashtoy tmhrti ktbni delye nere !!!!!
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ መላእ ስድራኪ ሕቶ ኣላትኒ እዚ ዘይቲ ኣውሊዕ እንብሎ ኣብ ናይ ጸብሒ ሓበሽ ክንጥቀመሉ ንክእል ዲይና የቀንየለይ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ።
Ewe yikial eyu
እወ ኩልና ንጥቀሞ ኢና
ሰላም በሪሁ፡ ፍቓደኛ ተኮይንካ ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረካ ይኽእል እየ።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓበሬታ ዶክተር ሻሮን, ብጣዕሚ ሕማቕ ግዜ በጺሕና ንገንዘብ ክብሉ ኣብ ሓደጋ ዘእትዉ ነገራት ኣብዚ ግዜ እዚ ብዙሓት እዮም
ሰላም ሰላም ዶክተር ሻሮን ጎልና የቀነየልና ብዙሕ ንማሀር አለና ዘይንፈልጦ ክንፈልጥ ኪኢልና አብ ስራሕኪ አሳልጦ ምሰ ስድራቤትኪ ሰላም ጥዕናን ይትመየልኪ
ሰላም ዶክተር ሻሮን ንህዝቢኺን ንወገንክን ትህብዮ ዘለኺ ኣስተምህሮ ብዝኾነ ገንዘብ ክትመን ኣይከኣልን ኢዩ ብጣዕሚ እና ነመስግነኪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ olive oil ምስ በርበረ ብዙሕ ምቅላው ንጥዕና ጽቡቕ ኣይኮነን ዝብሉ ኣለዉ እሞ ብዛዕባኡ ገለ በልና። የቀንየለይ
ክብረት ይሃበለና 🙏 ዶ. ሳሃሮን
Nice explanation 👌 👍 👏 😀 mashellah nice 👍 👌 😀 😎 👏
Bravo 👏 👏 👏 👏
ተባረኪ ዶክተር ❤️🌹 ሻሮን ❤️🌹
Tsibkti ftret egzbiher zemenki ebarek nifatii mara eye zednqeki
ጥማዕ ወርቂ
D.r shoron nskis halwlna dea nmhue hbretesebna kab hkmna mkad tedhnnan mlue aflto bzaba nebsna nkhlwena bzuh aberkto tgebri zeleki eki eki emo amlak edmen tienan hibu ab zleale dereja yebxhki❤❤❤❤
Amlak xegan tibebun yebzahalki dr sharon haftey bhaqi bhaqi jgna eki tegediski kitmlseley bzaeba hanat gele belini
የክንየልና ዶክትሮይ 🌹❤️👍🏻🌹❤️👍🏻🌹❤️
ክብረት የሃበልና ዶ/ ሳሮን ሓፍተይ ብእትህብና ዘለኪ ኣስተምህሮ ብጠዓሚ የመስግነኪ ዕድመን ጥናን የሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ደጊመ የቀንየለይ
Thanks Dr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን
Thank you doctor Saron khateki dele zlku ab gexna xelim xelim bret zmsel tewexina nty ngber wey ka tub adgi tewexina entay ngbr thanks
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ።
👏🏻Thanks so much my best 👌 Queen 👌 ♥️💎👑 👸 ✨️ 🌟GBU 🙏🏻keep going 🙏🏻
I appreciate you Doc,God bless you more.
Kibiret yihabelina dr❤❤❤
Gn ane zgermenis kulu ezi medebks bzuh gzien energy eyu zhatt.emo keman search mgbar tray aykonen,.. slezi kndetu ab gmt bimtaw men eyu zedalwelki btami asekafi ymesleni.akrabit tray do knblekis temeramari .
Egzio mbal y hadsh. Tanks any way
የቐንየልና ሻሮን መቐረት
Doktor sorn hafty yqnlna nay europe tesmi ka kntqm nkile do ❤❤❤
Thank you very much Dr.
Thank you so much Dr. Sharon we are really thankful for educating us! Can you also please give us advise about hookah/ Shisha? Now days almost everyone is smoking that regardless the gender and I think it’s super harmful for the healthy of the human! Thank you!
ሰላም@timnitzaid፡ፍቓደኛ ተኮይንኪ ኣብ ኤሪትራ ዘሎ ጽቡቕ ዘይቲ ክሕብረኪ ይኽእል እየ።
Thanks D.r saron
Thanks so much doctor Sharon really appreciate you God bless you
ደጉተር ሳሮን ብትገብርልና ኣዝዩ ጠቓሚ ትምህርቲ ብጥዕሚ ኢና ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
የግዳስ ብዛዕባ እዚ ነርቪ ዝብሃል ሕማም ገለ ዘይትብልና ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Nay haki xubuk astemhro semina kemakis ywoled melisù abei hagez eyu neana grazie mille shukor haftey natey.
Dr sharon
You changed my lifestyle
I have stopped super ,coffee, tea, alcohol
I only use olive 🫒 oil
I eat when I am hungry .
It really changed my lifestyle
Thanks
Thank you Dr ❤️👌🙏
Tack dekter btaemi tekami habereta yekenyelna
ዶክተር ሻሮን የቅንየልና ሰለቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ
Thank you Dr. Sharon. It's really good information.
Bravo Dr.Rshan Anke Bravissimo.
Thanks Dr.saron God bless you 🙏 ,
Yeqenyelna mbrti doctor sharon haftna amlak zemenki ybarkelki
Thanks Doc 💪🏾❤️
Rafis, you're most welcome 🙏
Thank you D.sharon
Ftwtn kbrtn D.sharon blbi ina nemesgneki sle kulu astemroki
I hope kabzi nilaile kem tbrtie
Idmen tienan yhabki fetari ab srahki awet ymneyelki wedehanki
Thank you so so much
Edmen tinan yhabki zyadayyyy
Thank you my favourite Dr. Sharoney❤
Thank you so much D.Sharon 🥰🥰🥰
God bless you in out with love ❤amen 🙏 🙌
❤ thanks more Doktor sharon❤❤❤
TEBAREKIII
thanks doctore abi tmhrti u !!!!!!!
የቅንየልና ዶ.ርና😘😘
Thankes Doktor sharom👍❤❤❤❤🇪🇷
Thank you so much.