ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መንእሰይ ሐውና ዳንኤል ትህቦ ዘለኻ ሃናጽን ልቦና ሐዘልን ነዚ ሰፊሕ አኦምሮኻን ከየመስገንኩኻ ከሐልፎ አይጀልን ብጣዕሚ የቀንየልና።
Bravo dani perfect man💕👍
የቀነለይ ዳንኤል ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ
Edemen tinan yahabka
that is exceptional !
ኣምላክ ጥራይ እዩ ዝፈልጥ። ጽባሕ ንገዛእ-ርእሳ ትጭነቕ እያ። ንሎሚ ምንባርና ውን ኣይፈለጥናን። ንነብስካ ተታሊልካ ሰብ ኣይተታልል ጽባሕ ነዕካ ሕቶ እዩ።
ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ ሰሚናር መደብካ ብከመይ ክሳተፎ ይክእል ኣብ ካልጋሪ።
Dani hawey abi seb❤
Deqinstyo yehwatna gn azyen whudat yen tesatifen azi tzmehayesh kndey senay neiru azi malet Ade ante temahret gza temahira malet yu kemzbehal abzi neten yehwatna gosgas yedli 🎉So nice and thanks more 🎉
❤
Dani my fav❤
Bkemey abzi medeb kketatel ykel dani Hawey please❤
ብሉፅ ፅቡቅ ትሃንፀና አለኻ
Bravo Daniel go ahead, from zurich
Thank you hero
Blux hasab ab blux bota dani boy takes so much for giving us a good idea 💡 keep going 💪 👏
Tmhrti xbuk btami etom emni zdrbyu si wshtom sle zeyfeltu eyom. Sebat msli hasabom yom.mejemerya wshtka ketexri agedasi ymesleni kulatna dkmet wshtna nfetsh
ዳኒ ቡሉፅ ቀፅለሉ❤
dani blux seb
Dani hawey ameleke memelino aemoreka yeberehalka. ❤. Bety zekerekbekayo bezho temhire. ❤ . Bemolea bemedebe kabe serehey meze kefite kola semeya. Betami mahren hanzen. Bezho temhre❤
ዳኒ ሓወይ ኣብዚ ናትካ መደብካ ብከመይ ክንሳተፍ ንክል በጃካ ሓግዘና ተለፎንካ ስደደልና
ሰላም ንዓካ ኣነ ውን ነዚ ሰሞናር ክሳተፎ ምደለኪ።
Thank you dear.
ውውውውው ዳኒኤል ቀጽሎ ንዓና መንእስይ ከምዝይ ዓይነት ትምህርቲ እዩ ዘድልየና። መልእኪት ናብዛ ዩቱበር ከማካን ካሊኢን መምሃራን እንዳኣምጸኩም ሰሚናር እንዳገበርኩም መሃሩና ክብል ይፈቱ።
❤❤❤❤
Dani anbesa btami xubuk abzi somun mas alekum wey abzmexi semun
Dani z great keep it up but abzia n seb adiss wekile kzaren mlkak mexhafka abzi adi aymexetn ala antetseda des mbelna kbl afetu thanks for all 😊
God bless you 🙏🙏
ኬፍ ዘለዋ ሰሚናር ኩላ መንእሰይ💟💟ብጣዕሚ ኣርኣያ መንእሰያትና ዝኾነ ብሉጽ ጸሓፊ ወዘተ ኩሉ ጽቡቅ ዘበለ ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
GOD Bless you and your family are God people Glory Lord Jesus Christ protect you and our country ERITREAN and Estre African peace,
Tsebuk temhrti, Thanks Bro 👍etia Maik gna kab afka arhek abla mekalh tgebr ala
I'm proud of you!
Dani blux welodey megadlti bzuh ena nxbe kabaka
Good message😊😊
ዳኒ ብሉጽ ሓዊ እንተወሰኻ ንበር ኣምላክ ብዝበለጸ ይዕዚዙ ይባርኻ!!❤
God be with you,
Good bless EU 🥰🥰🥰
Nay bhaqi nfua qexlo
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ብሉጽ ምኽሪ
Btaimi eka gobez edmen tienan Yhabka Ferrari .
ሰላም ንዓኩም ንኩልኩም ነዚ መደብዚ ዘዳለኩም❤ ነዚ ሰሚናር ብከመይ ክሳተፎን ሓሳበይ ክህብን ይክእል?
ግን ሓዳር የብለይን እና በልካ ምስ ሰበይቲይ ናብ ናይ ኢትዮጵያውያን ከይደ ይምገብ ክልተ ቃል ኣይከውንን ብዝተረፈ ጽቡቕ ምህሮ ቀጽሎ
Kkkk 99% xbuk hiwet sebat zkiyir enda tezarebe zeyhazkayos 1% dkmet eu ezi .
@@wedimereb1166 እዚ ምእራም እዩ ዝውሰድ ይወሶዶ ዝእረም ይእርሞ ኩሉ ኣሜን ኢለ ኣይቅበልን እየ
ናብቲ ዝበዝሕ ትሕቶ ተነተኩር ዝቡቅ ኔሩ እቲ ዘገድሰና ጥራይ ተንወሰድ።
ክርስትያን ማለት እንታይ ማለት ዩ? ሰዓቢ ክርስቶስ ማለት ዩ:ስለዚ ድማ ኢዩ:ሃዋርያ ጳውሎስ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ ንሱ ከኣ እቲ እተሰቕለ ንኻሊእ ከይፈልጥ መደብኩ ዝበለ:ስለዚ are you ready now to accept Jesus christ? because this is the time to accept Jesus christ,otherwise no a chance to the heaven, John ዮሃንስ 3:18 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።ሮሜ 10: 9-11👉 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።Luke ሉቃስ 4:8የሱስ ከኣ፥👉 ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ 👉በይኑ ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ።Acts ግብሪ ሃዋ 4:12:👉 ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን:: SAY TODAY IS MY DAY,
ብዙሕ ተማሂረ
May be in haven 😂😂😂
God bless you 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
❤❤❤❤❤❤
መንእሰይ ሐውና ዳንኤል ትህቦ ዘለኻ ሃናጽን ልቦና ሐዘልን ነዚ ሰፊሕ አኦምሮኻን ከየመስገንኩኻ ከሐልፎ አይጀልን ብጣዕሚ የቀንየልና።
Bravo dani perfect man💕👍
የቀነለይ ዳንኤል ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ
Edemen tinan yahabka
that is exceptional !
ኣምላክ ጥራይ እዩ ዝፈልጥ። ጽባሕ ንገዛእ-ርእሳ ትጭነቕ እያ። ንሎሚ ምንባርና ውን ኣይፈለጥናን። ንነብስካ ተታሊልካ ሰብ ኣይተታልል ጽባሕ ነዕካ ሕቶ እዩ።
ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ ሰሚናር መደብካ ብከመይ ክሳተፎ ይክእል ኣብ ካልጋሪ።
Dani hawey abi seb❤
Deqinstyo yehwatna gn azyen whudat yen tesatifen azi tzmehayesh kndey senay neiru azi malet Ade ante temahret gza temahira malet yu kemzbehal abzi neten yehwatna gosgas yedli 🎉
So nice and thanks more 🎉
❤
Dani my fav❤
Bkemey abzi medeb kketatel ykel dani Hawey please❤
ብሉፅ ፅቡቅ ትሃንፀና አለኻ
Bravo Daniel go ahead, from zurich
Thank you hero
Blux hasab ab blux bota dani boy takes so much for giving us a good idea 💡 keep going 💪 👏
Tmhrti xbuk btami etom emni zdrbyu si wshtom sle zeyfeltu eyom. Sebat msli hasabom yom.mejemerya wshtka ketexri agedasi ymesleni kulatna dkmet wshtna nfetsh
ዳኒ ቡሉፅ ቀፅለሉ❤
dani blux seb
Dani hawey ameleke memelino aemoreka yeberehalka. ❤. Bety zekerekbekayo bezho temhire. ❤ .
Bemolea bemedebe kabe serehey meze kefite kola semeya. Betami mahren hanzen. Bezho temhre❤
ዳኒ ሓወይ ኣብዚ ናትካ መደብካ ብከመይ ክንሳተፍ ንክል በጃካ ሓግዘና ተለፎንካ ስደደልና
ሰላም ንዓካ ኣነ ውን ነዚ ሰሞናር ክሳተፎ ምደለኪ።
Thank you dear.
ውውውውው ዳኒኤል ቀጽሎ ንዓና መንእስይ ከምዝይ ዓይነት ትምህርቲ እዩ ዘድልየና። መልእኪት ናብዛ ዩቱበር ከማካን ካሊኢን መምሃራን እንዳኣምጸኩም ሰሚናር እንዳገበርኩም መሃሩና ክብል ይፈቱ።
❤❤❤❤
Dani anbesa btami xubuk abzi somun mas alekum wey abzmexi semun
Dani z great keep it up but abzia n seb adiss wekile kzaren mlkak mexhafka abzi adi aymexetn ala antetseda des mbelna kbl afetu thanks for all 😊
God bless you 🙏🙏
ኬፍ ዘለዋ ሰሚናር ኩላ መንእሰይ💟💟
ብጣዕሚ ኣርኣያ መንእሰያትና ዝኾነ ብሉጽ ጸሓፊ ወዘተ ኩሉ ጽቡቅ ዘበለ ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
GOD Bless you and your family are God people Glory Lord Jesus Christ protect you and our country ERITREAN and Estre African peace,
Tsebuk temhrti, Thanks Bro 👍etia Maik gna kab afka arhek abla mekalh tgebr ala
I'm proud of you!
Dani blux welodey megadlti bzuh ena nxbe kabaka
Good message😊😊
ዳኒ ብሉጽ ሓዊ እንተወሰኻ ንበር ኣምላክ ብዝበለጸ ይዕዚዙ ይባርኻ!!❤
God be with you,
Good bless EU 🥰🥰🥰
Nay bhaqi nfua qexlo
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ብሉጽ ምኽሪ
Btaimi eka gobez edmen tienan Yhabka Ferrari .
ሰላም ንዓኩም ንኩልኩም ነዚ መደብዚ ዘዳለኩም❤ ነዚ ሰሚናር ብከመይ ክሳተፎን ሓሳበይ ክህብን ይክእል?
ግን ሓዳር የብለይን እና በልካ ምስ ሰበይቲይ ናብ ናይ ኢትዮጵያውያን ከይደ ይምገብ ክልተ ቃል ኣይከውንን ብዝተረፈ ጽቡቕ ምህሮ ቀጽሎ
Kkkk 99% xbuk hiwet sebat zkiyir enda tezarebe zeyhazkayos 1% dkmet eu ezi .
@@wedimereb1166 እዚ ምእራም እዩ ዝውሰድ ይወሶዶ ዝእረም ይእርሞ ኩሉ ኣሜን ኢለ ኣይቅበልን እየ
ናብቲ ዝበዝሕ ትሕቶ ተነተኩር ዝቡቅ ኔሩ እቲ ዘገድሰና ጥራይ ተንወሰድ።
ክርስትያን ማለት እንታይ ማለት ዩ? ሰዓቢ ክርስቶስ ማለት ዩ:ስለዚ ድማ ኢዩ:ሃዋርያ ጳውሎስ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ ንሱ ከኣ እቲ እተሰቕለ ንኻሊእ ከይፈልጥ መደብኩ ዝበለ:ስለዚ are you ready now to accept Jesus christ? because this is the time to accept Jesus christ,otherwise no a chance to the heaven, John ዮሃንስ 3:18 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
ሮሜ 10: 9-11👉 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።Luke ሉቃስ 4:8
የሱስ ከኣ፥👉 ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ 👉በይኑ ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ።
Acts ግብሪ ሃዋ 4:12:👉 ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን::
SAY TODAY IS MY DAY,
ብዙሕ ተማሂረ
May be in haven 😂😂😂
God bless you 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤