Jstudio ኣብ ጀርመን እንታይ ነይሩ? ዕላል ምስ ደሳለ በረኸት
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
- support Jstudio donorbox.org/s...
website Jstudio jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio 1’ is one branch of the three TH-cam Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
Jstudio Team. - บันเทิง
Please bring Desale ones a week.we can learne a lot 🙏🏾🙏🏾🙏🏾Long Life to all of you guys and hope to see you soon in Free Eritrea
Dictators die but the people remain. With that being said Eritrea is going to be a free and democratic country anytime soon. 🫡🫡🫡🫡🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ቀጻሊ ኣምጻኣልና ንደሱ ጆሲ ሓወይ 🎉
ደሳለ በረኸት እዚ መንእሰይ በቲ ዝደልዮ መንገዲ ኢኻ ተንቅሖን መስመር ተትሕዞን ዘለኻሞ በጃኻ ብዘለዎ ናህርን ዕጽፍን ክኸይድሲ መደብ ሒዝካ ዋላ አብ ሰሙን ሓደ ሰዓት ፈይ አብለሉ ፣ ሓፈሻዊ መደብኩም ግና ብጣዕሚ ጽቡቕዮ
Dessale, amazing explanation and
Excellent ideas .wisdom has got power & vital. Dessu, highly intelligent, abilities!!
Dear Desale I salute you for your courage and dedication to talk the truth and importantly your analysis of the situation and your education to the next generation thank you for your efforts ❤❤🎉🎉
Please we need Desu again thank u jossi
ሐው ደሳለ ናይ በሐቂቂቂቂቂቂቂ ናፊቕናካ ነይረና እንኮዕ ሰላም መፃኻ
ንክፍሎምን ነቶም መንነትና ንከይጠፍእ ኣብ ሕብረተሰብና ዝምህሩን ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑን ሓቀኛታት ❤
ተመላለሰና ደሱ ❤
ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ዘለኩ ዕወት መደብ ኣመሓላሊፍኩም ።❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Yeah bring Desale again
Thanks Jaci
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምብህሃል ክቡር በረኸት ሓውና ድማ ቅድሚ ኩሉ ወፍርካ ድሕሪ ኩሉ ኣይትአቶ ብኣይ ወገን ዙሑል ጋሳ ትኾነኒ ኣለኻ ንኹላትኩም ድማ ጽብቅ ስራሕ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Well done guys
Desale IQ is very high.
The only well knowing of our society & politics.
ን ደሳለ ኣምጻልና ጆሲ❤
❤❤❤❤❤❤
ብጣዕ ሰሓቢ መደብ ኔሩ፣ ክብሪ ይሃብኩም። ደገሙና ኢኹም ክፍለጠና😂😂😂😂❤❤❤
We like it. Come back
ጀጋኑኩም ❤❤❤❤❤❤❤
Tsbuk medeb with fewe F words 😊 thank you guys.
Merhaba desale , yosef , tefetawi ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you gays 🌹❤🌹❤🌹❤
Well come😊 belo
Amazing tesfa gerna
We'll come desu
Please kemzi aynet discussion ms dessale arrange gerka ente metsika lewti ab amet.
Love desale breket❤❤❤❤❤
Thanks jossi jgna
ጆሲ ንደሳለ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ወላ ኣቅርበልና
ኣምጻዮ ዶሱ ጂግና ❤❤❤
ጀጋኑ ጆሲን ደሱን ቀፅሉሉ ኣጆኹም።
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍😊😊😊👌👌👌👌👌
Desu abo haki love it😂❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍
ደሳለ ዝሃቦ ትንታነ ኣዝዩ ዝምስጥን መሃርን።
Ja ja
Agedasi seb
Amxelna
Amtsalina Jossy n Desale bzuh kinmehar nikel ena
🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ መደብ ጽቡቕ ኔሩ እንተኾነ ግን ኣቶ ደሱ ኣብቲ ዘቕርቦ ዘሎ ትንታነ ኣምር ፖለቲካ ጽቡቕ ንክትሰምዖ ፡ እንተኾነ ግን መሰረት ወለዶ ይስሕት ፡ ማእዝን ታሪኽ ይዘባርቕ ኮይኑ፡ ከምዚ ስነሓሳብ ሓይሊ ወይ ዓቕሚ ምስዝረክብ ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ናብ መርዚ ወይ ብከላ ፡ ዕብለላ ፡ ኣነነት ፡ ውልቀምልኪ ኣካይዳ ብዝኸፈአ የስዕብ፡ እንታይ ንምባል እየ ዝኾነት ሃገር እያ ትበሃል ካብ ዝተፈላለየ ሕብረተሰብ " ሃይማኖት፡ብሄር፡ ቋንቋ ወዘተ...." ከምዃኑ ዘይፈልጥ መሲሉ ምቕራቡ፡ ከይኣክል ኣብ ኤርትራ ዝብል ሃገር ኣይቅበልን ዝብል ኣተሓሳስባ በየናይ ሞጎተ ስነሓሳብ እዩ፡ ክትንትን ዝፍትን ይሕዝነካ፡ ካብኡ ዝገደደ ግን ናይ ዮሴፍ ዓቕሚ ኣብ ቂምታ ዝተሓጽረ ስነሓሳብ ንይ ሃለውሳ ዝሩግ ፈጣጥ ድፍረት እምበር ሓድሽ ፈጠራ ን ሓድሽ ወሎዶ ዘይረብሕ ሰብ ሒዝካ ምቕራብካ ከይገረመኒ ኣይተረፈን። ደስኣለ ከምቲ ስሙ ዝሕብሮ ኤርትራዊ ኦርጅናል ስም ኣይኮነን ። ስም ኤርትራዊ ማጆሪቲ ናይ መጽሓፍ ቁዱስ ካብ ነገደ እስራኤል ዝቐጸለ ኣስማት እዩ ስለዚ ኢሰያስ፡ ኤፍሬም፡ ፊሊጶስ ፡ ሳሚኤል፡ ሰሎሙን፡ ዮሴፍ ዝብል እዩ ኣብ ኤርትራ ንረክብ ፡ ኣብ ትግራይ እንተሪእና ድማ ፡ ደሳለ፡ ኣረጋይ ፡ ሰልጠነ፡ ኪሮስ፡ ጻድቃን፡ፋኑስ ወዘተ እንታይ ንምባል እየ ንሕና ብ ሃይማኖት ዝያዳ እቲ ካልእ ንቀራረብ ምስ ተጋሩን ኣምሓሩን፡ ክብኡ ብዝተረፈ ግን ድኻም ባዶ ጻዕሪ ንከንቱ እዩ ኩሉ በብኢዱ ዘይምልከቶ ታሪኽ እንዳፈብረኸ ነዚ ዘለናዮ ቅርሕንትን ሕማቕ ጉዕዞ ዓቢ እጃም ኣበርኪቱ ይርከብ። ደሳለ ካብቶም ካራክተር A ጠባይ ዘለዎም ሰባት ቅድም ይዛረብ ደሓር ይሓስብ ዓይነት ሰብ እዩ።
❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙
desu Ab video ms Atewes teqeyrni😅🥰
Betaemi xefuf zereba ❤❤❤
ደሱ ማራ ኬፈ ኣለዎ
Hi
ኣታ እዚ ወዲ እዙ ኩሉ ዓቁሚ ሒዙ ስለምንታይ ተሓቢኡ ኣሎ በጃኹም ኩሉግዜ ኣምጹኡልና።
U are completely right, this Dessale is gifted top of wisdom & brainy !! Why u not give chances to teaching generations. As polotic is science, therefore must handing the speech scientists !! Without knowledge talking is pointless .so Ertreans generations need scientists to teaching them.
ኣንታ ናይ ምንታይ ዓቕሚ እዩ።
Come to the rationalization. Stupid analysis does not take you anywhere. As you said, betrayal was srated by tplf.
ደስበለ ክሉ ግዜ ድምጽካ ትሑት"ዩ እሞ ከተማተሓይሾ ይላበወካ፡ ወይ ክኣ ናይ ማይክ ተኮይኑ እቲ ጸገም፡ ናብ ማይክ ቀሪብካ ቀሪብካ ክትዛተብ pls ንክሉ ግዜ
Thank you!!
Den video clip ble levert til PST
ደሳለ ካብ አቶም ኣለዉና ንብሎም ኤርትራውያን ሓሰብቲ አኻ አሞ የቀንየልና
Seltene bhaki diu mihaz zisino n Desale Bereket dhar kia ketewediwo alekum ity flew kequarix yikeil iu
ሰልጠነ ኣይ ጣዓሞን
Desu jgna tekalasay
Kemey zbelwo seytaninet eyu ezi😮
Dadihayo ember haxin asirom endiom reysiom Metan keyrkeb nab bahri zetihaliwom desu hawey
Hi. Dmxki yelen
ናይዚ ወዲ ትንታነስ ዕረ ዕረ ይጥዕም ከጽልእ ከሰልቹ።
ሰብ ሰላም ንክረክብ ንኲናት ክሳዕ ዝጽየኖ ክዋጋእ ኣለዎ ኢልካ ዘረባ ኣሎ።
ኣምላኽ ይገስጽካ።
ኣታ ዶንቆሮ ሱቕ ኢልካ ተማሃር
@@Phoenix_465 ኣታ ሓወይ ደሳለ ስለዝበላ ኢካ ትድግፋ ዘለካ መስለኒ እንበር ህዝቢ ኤርትራስ ደላዪ ሰላም ኣይኮነን ትብል ኣለካ፡ ኣብ ዛላንበሳ ምስ ህዝቢ ትግራይ ዝተሓቋቀፍ ዝነበረ ህዝቢ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን እዩ፧ እዚ ኩሉ ኣብ ደገ ኮይኑ ንኲናት ዝኾነነን ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ዝኮነን ደላዪ ፍትሒ ከ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ድዩ፧ እዚ ንህዝቢ ትግራይ ዓቕሙ ዝሕግዝ ዘሎ ኤርትራዊ ከ ህዝቢ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን እዩ፧ ዶስ ህዝቢ ኤርትራ ማለት ንዓኻን ንደሳለን እቲ ኣብ ደገ ደቁ ሓቁፉ መንደላይ ዝብል ሕልና ኣልቦ ደጋፊን እቶም ደረፍቲ ህግደፍን ጥራይ እዮም፧ በቃ ህዝቢ ኤርትራ ዝውከልሲ በቶም ዝዕምጽዎ ዘለዉ ጥራይ እዩ ኢልኩም ብምሕሳብኩም ዘገርም እዩ።
ንዓይ ግን እዚ ዝጠቀሱልካ እዚ ኩሉ ሰላም ዝደሊ እዩ ህዝቢ ኤርትራ።
መልሰለይ እስከ ብቅንዕና።
ትግርኛ ሓቢርካ ተቃለስ ንሓባር ረብሓኻ
Josi dmxki esmae yelen
ሰፍት ዌር ግንጢ ሰይጣንነት ዝተጻዕነኩም , ሃገርኩም ህዝብኹም , ሰራዊትኩም ታሪኻዊ ገድላዊ ኤርትራዊ ስነድ ጸይንኩም , መሳርሒ ባዕዳን ክትኮኑ ድሰለምኩም ማሕዮታት ባንዳስ ኣብዚ እንሃኹም .
ንዘለካን ዝኣርነብካዮን ብኽብሪ ሒዝካ , ዝቐይነነ ዝበዀረ ዝዓጸቐ ንብርነት ክረክብ ይሕተት እምበር , ብጽልኢ ዘዓንተር ሻዕብያ ዓዊርካ ብእንክሒራ ስልጣን ክትረክብ ተሰንጢቕካ , ዝመጭጎረን ዝመዓረን ሓዋዊስካ ክትድርቢ ክትብርዝ ምስ ምንታይ ይቑጸር ?
ክንዲ ብላላሕ ዝኸውን ኣንጻር ኤርትራ ኩሕለይቲ ጽልኢ መርዛ መርዚ እናጎሳዕካስ , ሰላም ፍቕሪ ኢልካ በሽቃጥ ኣምሰሉነት .
ዕላማ ወልፋስ ቆርባዕባዕኩም ሓልዮት ደይኮነስ , ኤርትራ ደኪርካ ረማሚስካ ንምብታን ምኻኑ ብኣግርሞት ተሰዊጥናሎ , እንተኾነ ዝሓለምኩም ሕለሙ እዛ ሎቕማጽ ዕላማ እይትኸውንንያ .
አምስሉታት! ኤርትራውያን አብ ሃገረ ናጽነትን መሰልን ምዕራባውያን ሃገራት እናተቀመጥና፥ መሰላትና ኩሉ ናይ ነጻ ምእካብ፥ ነጻ ምዝራብ፤ ነጻ ኮይንካ ፈጣሪኻ ምምላኽ ዝተነፍገና ሕብረተሰብ ኢና። እሞ ደአ እዚኦም ከመይ ኢሉ ተፈቂድዎም፥ እዚ ኩሉ ሆ ሆን ዳንከራን? ዓየይቲ ሰይጣን (ኢሉምናቲ) ኤርትራውያን፤ ሰባት መንእሰያት አገዲዶም ዘቀናጅውዎ ዘለው ሆይ ሆይታ እዩ ይበሉ። ዕላማኦም ድማ አብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ንምድንጋ እዩ ዝብሉ፤ ሓቆም እዮም። ስጋብ ንመንእሰያት ግብረ ሶዶም ክፍጽሙ ዘገድድዎም አለው ይበሃ።
ሓቂ ባዕላ ትገሃድ፥ ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ዝሓልዩ ተቃለስቲ ነሮም እንተዝኮኑ፥ ስጋብ ሕጂ ሰናይ ዝሰርሕዎ ዘጃህር ሓደ ነገር ምሃለዎም ነሩ። ናይ ስንፍና ታሪኽ ግን አለዎም። እዚኦም ዝመስሉ አጋብዝ አሕዋት ከለውዎም ስደተኛታት መንእሰያት ኤርትራ አብ ዓዲ ሰላም ምዕራባውያን ምስ አተው ንነብሰ ቅትለት አይምበጽሑን። እኻ ደአ መንበሪ ወረቀት ክንገብረልኩም እናበሉ ይጽይቁሎም ነሮም ይበሃል። ዘሕዝን እዩ ወሪድዎም መሳኪን መንእሰያት። እቲ ኩሉ መከራ ስደቶም ናብ አሕዋቶም ክበጽሑ ብዝነበሮም ተስፋ ሓሊፎምዎ ከብቅዑ፤ ዘይተጸበይዎን ክጻወርዎ ዘይከአሉን ክሕደት አሕዋቶም ግን፥ ዓለም ክቀብጹ ገሩዎም። ተስፋና ካብ ፈጣሪና። በብሃይማኖትና ናብ ፈጣሪና ክንምህለል ክንሰግድ ክንጽሊ ክንጸውም አምላኽ ይሓግዘና። አሜን። ፈጣሪ ከም ፍቃዱ ንኩሉ ከከም ፍረ ግብሩ ይፍደ። አሜን። አምላኽ ሓጥያትና ይቅረ ኢሉ፥ ናጽነትናን፥ ሓርነትናን፥ ሰላምን፥ ራህዋን ብልጽግናን ይሃብ። አሜን።
ወጋሪ አድግን ቲአግውን ተዓሪቆም ድዮም
Kkkkkkkkkkkk kids
🐕🐕🐕🐕
ዑቁብ ወያነ። who are you really. Fara + internet = crime::
ደቂ ትግርኛ
❤❤❤❤❤❤
❤️🥰🥰🩷😍😍🩷❤️❤️
❤❤❤❤