ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ግጥምን ዜማን ናይ ንኡሰይ ምዃና ምስ ፈለጠ ብጣዕም ዝተሓጎስ።በርየ & መዳ (ንኡሰይ) ጽቡቕ ስራሕ ❣️🕊
Ane alku halaleyy💯💯💯❤️❤️❤️
@@terhasxenat7744 ❣️🕊 kbretey ❣️🙏
ክሕጉሰካ ዘለዋ ጽቡቅ ስራሕ እዮ እንበር ናይ ክስቶ ስለ ዝኾነ ኢልካ ከ ሓጎስ ኣሎ ድዮ
@@shikorinashikorina2085 እሱ ጽቡቕ ኣለካ/ኪ። ኣብ ነብሰይ ፍሉይ ሓጎስ ስለ ዝተሰማዓኒ እየ። እንበር ሰብ ሰብ እዩ።
Love the song and lyrics ❤️❤️❤️❤️
ንኡስ ግን ከኣ ዓቢ። ክብ ጨርማሕማሕን ሃጠውቀጠውን ዘድሕን ደርፊ። ዕበየልና በራዊ።
ዓድና ንምለሰሉ ግዜ ይሃበና 🙏🇪🇷♥
Nay wetru xelotey eyu ezi dea
Amen Amen Amen
@@godislove8528 a
Amen hawey mearey
እዛ ደርፍስ ልዕሊ ማንም ሕጂ ተሰሚዓትኒ ዝፈጠረ እንዳ ኣኽበሮ ዝተፈጥረ ይብድሎ 😢😢😢 ሰብ ናይ በሓቂ በዳሊ
ድንዙዝ እንበር ከ ኣበይ ኔርካ 😂😂😂
ድምጺ---100✅ግጥሚ--100✅ዜማ---100✅ከምዚ ከማይ ከም መዓልቲ ሕርሳ ትጽብጽብ ዘላ ነብሰጾር ትወርደሉ መዓልቲ ክቆጽር ዝቐነየ ኣድናቒ በሬ እንተሎ፧ ኢዱ ሓፍ ከየበለ ከይሓልፍ፦ ብዝተረፈ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ወለድና የርእየና ፈጣሪ።
ኣነስ ይገርመኒ እዩ እቲ ደርፊ ንመን እዩ ኢልካ ዘይምሕሳብ ክኸፍእ ንዓኻ ትውክል እያ ጸግዒ ኣራዊተይ ምባል ምሓሸካ።
@@gherye1269 ከምዚ ከማኻ ጸቢብ ርእሲ ትርጉም ሰራዊት ኣይፈልጥን'የ እንተበለ ንመን ይገርሞ።
Aleku ane ❤️🥰✅
@@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ ኣራዊተይ ስለዝበልካ ዲኻ ገፊሕ ርእሲ ኮንካ ሃላይ ካባኣቶም ትከውን ብደም ዝጨኻ ሎቅማጽ
😌☝️🥺❤️❤️❤️
ናይ ብሓቂ ዝፈጠረ እናክበሮ ዝተፈጠረ ዝብድሎ 😥ንፉዕ ምንእሰይ ኣጆካ ቀፅለሉ ሓወይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ፀኒሐ
Kondaf agameee deberixchhhhhhh 😅😅😅😂😂
@@musseandemichael2619 entay geratka ente tebahilka si entay ika ket Bel ata resah axemi wedi wuchu HIV degal kabeu ayethlef okay resahh alet
@@sikukebari5457 niaka ke intay yimelketeka haqu eze geza geza eritrawyan iyu almaxe biyate terefi america junta toblaqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@musseandemichae😢l2619
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ።ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ፈጣሪ።ዝተባረኸትን ዝተቀደሰትን መዓልቲ ይኹነልና ስደትና የሕጽረልና ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ በረከት ።
🙏
Wawwww berke hawey edmen xenan yhabka mara feteya ♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
Amen Amen Amen 💞🙏
ድምጺ=100 ግጥሚ=100ዜማ=100 ኣታ እዛ ኤሪስ ፈጢሩላ ንበርየ ወሊዳ Good job berye ajoka kexlo 👏👏
Share, like Subscribe and hanatsi reatokum ab comment
እታ እዛ ኢረስ ፈጢረላ ንመዳን ንበርየን ወልዳ።
@@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ ሃገር ክትበርስ ከላ ደረፍትን ጻሓፍትን እዮም ዝበዝሕዋ
Clip gn aygdnn, abti background nay Somalia 🇸🇴 badiara tmesl nmntay eyom letifomo
@mebrie____manches😢terawi2642
በሊሕ ኢካ ንመጻኢ ዓቢ መምህር ከም ትከውን ርግጸኛ ኢየ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን። ሃየ ነተባብዓዮ ደቂ🇪🇷👌🏼
ልክዕ
ብሰብ ተኸቢብና ከም ሰብ ዝሓስብ ሰብ ስኢንና😭😭😭😭😭😭😭ሰንሳትና ፍቕሪ ሓሪሙና😭😭😭እህህህህ ብሓቂ ግዝያዊት ሙዚቃ ቐፅለሉ ንኡሰይ👌👌🙏🙏🙏
ሰብ ይከበርኩቡራት የሕዋተይ ኤርትራዊያንን ተጋሩንግዜኩም ኣብ ጸርፊ አና ኣብ ባአስ ካብ ተሕልፉዎ ተፋቂርና ተካባብርና ኣሕዋት ኮይንና ዘይንነብር ንዛ ዘይትረብሕ ንእሽተይ ግዜናስ 100እካ ዘይበጽሕ ዕድመናስሰብ ኣይንብር ኣይድገም 👌
Nay bhaki marey
Yes 😭
Yes😥
❤️
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ሰይጣን ከ እንታይ ክሰርሕ
ኣብዚ ሎሚ ከምዚኦም ደቅና ከፈርዩ ብጣዕሚ ዘኩርዕ ኤርትራዊ ዝወደይ ኣብ ዝመጽእ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ክትዕብብ ይጽበየካ ናይ በሓቂ ስራሕ።
ናይ ብሓቒ ብሉጽ ስራሕ ደስ ዘብል ብፍላይ ዝፈጠረ አናኽበሮ ዝተፈጥረ ይብድሎ ግጥሚ 100 % ዜማ 100% ድምጺ 100%
ሰብ ክብር! 😳👌🏽🤔 ኮካብ ተወሊዱ ኣብ ኤረ🇪🇷ግጥሚ 100%❇️ዜሜ 100%❇️ድምጺ 100%❇️ሞራል ንሃበም ነዛም ንፍዓት መንእሰያት ኤርትራ❤️🇪🇷❤️ ቀጸሎ በረየ ንእዱ ስራሕ🎥📸💽
እዋናዊት👏 ዓቢ መልእኽቲ❤ ዘለዋ ደርፊ🇪🇷 ሰብ ኩቡር 🥰🇪🇷
ትሰምዓ ትደግማ ትደጋግማ ግን ከኣ ትምቅር ትምዕር ልብኻ ትረክብ እንበር ዘይጎድል ጣዕመ ዜማ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ በሬ ቀጽሎ ።
😇
❤
ኣብ ሃንቆዉታ ኩንትር ኢልኩም ዝቀነኹም ከማይ ነዛ ደርፊ, ብቡሉጽ ድምጻዊና ኑኡሰይ ዝተሰረሐት ግጥሚ 100%ዜማ100%በረኸት ካኣ ዝያዳ በቲ ሙኡዝ ድምጹ ኣጸቢቁ ናብ እዝንና ከምትበጽሕ ጊሩዋ ይበል ኩሉኻ ርገጽ 👍!
Wedi keshi Arkey lomi terakibna ab you tube
@@aminenegasi1365 emawi lomi si mexika nagezana kk
@@aminenegasi1365 ሒዝካዮ ዶ ኣገርሂኻ ኤማዊ ዓርከይ
@@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ yeah berie Arkey
Tesfa mexae
እንበር ሰብ ተበዳሊ ናይ ባሓቂ ሰብ ኢካ ንስካ በሬ ጀግና ኣድና ቂትካ ካብ ጋል ትግራይ 💊❤❤
ዉጹዕ ተዳሚጹኣበይ'ሞ ተደሚጹበሬ ሓየት😍😍
ኣብ ሰሙን 1 𝐌𝐢𝐥𝐥𝐢𝐨𝐧 ትኣቱ ትብሉ 💙👍
እንካኣዕ ብሰላም መጻኻ ኣድንቀት በሬ ኣግሩጭ ኣቡሉኒ
Aseyyyy xebukeye bezi kexlo egziyabhre edmene tena yehbka nebrtayo like gebrlu naye behki nefaker ntehkokfe aynxechkakne fekri yabi Egziyabhre Eritrea adeye&tegraye selam yewrdelna🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ yebkeyka lebka zetnkfe bezkone bezi kexlo
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ደርፍ ግጥሚ 110% እምነተይ(ንኡሰይ)ዜማ 100%(እምነተይ ድምጺ 110%Just great pic ቭዶ
እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ኤርትራውያን ውስጤ ናችሁ 🇪🇹&🇪🇷
ግጥሚ & ዜማ መድሃኔ (ንኡሰይ) ኣድነቅቲ መዳ ኣበይ ኣለኩም።
ጹቡቕ ስራሕ በርየ ሓወይ ኣየ ዳኣም 👏😔😥
ብሉጽ ናይ ብሉጻት መድሃኔ ገብረመድህን🥰🦁በሬ ትስፍዉ ከኣ ጥዑ ቃና❤️
ዋውውውው ገለ ዓይነት ደርፊ ድምፃዊ ማራ እየ ዝፈትወካ ብርየ ሓወይ ዝያዳ ካዓ ናይ መዳሃንየ ንእሰይ ዝፈትዎ ዘክብሮ ስራሕ ምዃና ይበል 100
ዋው ብሉጽ ስራሕ 💯 ሰብ ይከበር ሰብ ክቡር እዩ☑️ኣዝየ እየ ዘድንቀካ from tigray 💛❤️
Metaftey bestey kemey dika jegna sesneley zearkey👬👬
ነዛ ኮመንት ተንብባ ዘለኺ ዘለኻ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ኣብ ስራሕኩምኣሳልጦ ይምነየልኩም ።ብሩኻተይ #ሳብስክራይብ so love you all🥰🙏
ኣይትቅደምን ኢኪ መቸም ክክክክክክክ
Amen
amen
ሐራይ
ሰብ ኩቡር ክረት ይሃብካ በሬ መግለጺ ሲኢነልካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✅✔
ድምጺ----100ግጥሚ---100ዜማ---100ዋውው በሬ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ
ናይ ብሓቂ ሰብ ክቡር ዝፈጠረ እናክበሮዝተፈጥረ ዝብድሎ!እወ ሰባት ክንስና ብሰብ ከማና ተዘይራህራህና ስብ ምኳና ታይ ዋጋ ኣለዎ : ይበል በረኸተይ ሕሩይ ኮኾብ ብሉጽ ናይዚ ዘመን ኣነስ ክፈትወካ ምበር ዘይከም ዕድመካ ጥበብን ልቦናን ዝመልአ ውሽጥካ ኩሉ ሙሉእ ግጥሚ፡ዜማ ፡መረዋሕ ድምጻካ ሞ ንእዝኒ ሓሊፉ ንልቢ ይትንክፍ በቃ ከም ገለ ብሉጽ ስራሕ ኣይትታዓንቀፍ ፈጣሪ ኣብቲ ትደልዮ ትምነዮ ትብህጎ ቦታን ደረጃን የብጽሕካ ።
ዋዉ ንኡሰይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ኣጆካ ቀፅሎ ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ ♥️🤴♥️
ስለ መን ድዩ ጎይታ ዝተሰቀለ😭 ብሓቂ ግጥሙ ሰመያዊ እዩ መዝሙር ታውፅእ እምሕፀን ክብር ሓወይ ✝️
One day You Will become like Abraham Aforqi 👑🇪🇷❤Good Job ( Nusey)
he has also wished like that as he was a child
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓበይቲ ክሓስብዎ ዝግብኦም ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ሓሲብካ ንህዝቢ ዝበቅዕ ደርፊ ሰብ ይኸብር ብምውጻካ ኣዚየ እ
እየ ዘመስግነካ የቐንየለይ
ኣብርሃም ኣፍወርቂስ መተካእታ ዝኾኑ ዕምበባታት ኢዩ ገዲፉ ከይዱ ! Great job ma best.
በሬ ኣነ ካብቶም ኣድነቅተይ ትብሎም ቀንዲ ኣድናቁካ ሓደ ካብኣቶም እየ እዛ ደርፊ ምስ ረኣክዋ ነቢዐ ናይ ብሓቂ ኣብ ሓጺር ግዜ ንዓድና ንምለሰሉ ይግበረና ግብ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ፍቃደና እብታኮንካ ክርክበካ ምደለኩ ኣብ ጀርመን ኣለኩ ብካልእ ነገር ኣይኮንኡን በቃክንላለ ደልየ???
መዳ ኑኡሰይ ናይ ዘመና የማነ ባርያኣቤት ግጥሚ ምስ ዜማ ከሙኡ በሪየ ስሑል ጎሮሮ
ውጹዕ ህዚቢ ሰማይ ኮይናቶ ምድሪ ባሐቂ ቅሳነት ሲኢናላ ዓለም ኢሾክ ገላጺት ደሪፊ ዕድመ ይሀብካ ፈጣሪ
ግጥሚ 100%ዜማ 100%ድምጺ 100%
Zemedka du
@@chelsea7244 awe anty kefika
@@Senay_05 adgi Entay kefini Eleka
@@chelsea7244 adgis adgi aybelk sekt
@@Senay_05 kkkkkkkkk
ግጥምን ዜማን 100%ዳሪክተር 100%ድምጺ 100%So great job( nusatey)
just wawww ንኡስ ወለዶ ኣይተኻኣልካን ፎርሳ ደቂ ሪመይ ዕድመን ጥዕናን ኣፍታ ንፈትዋ ሃገርና ይምለሰና ስደትና ይሕጽሮ እዝግሄር ባዕሉ ።
ከንደይ ኣሎ ክብር ዘይርክበቦ ከመን ተመን ይጭፍጭፍ ኣሎ ኣብ ሊብይ ክንደይ ዝመተይ ኣሕ
ዝፈጠረ አናክበሮዝተፍጥረ ይብድሎበሪየ ሓወይ ኣነ ኣብታ ቀዳመይቲ ስራሕካ ተስፋ ኢለ አየ ሰሚየካ ናይ ባሓቂግጥሚ 100%ዜማ 100%ድምጺ 100%
ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ካብ ዝረእኩዎ ካኣ ጋል ኣንስተይቲ ሰላም ምካናን ናይ ሰላም ልእክቲ ምካናን እየ ኣስተባሂለ ዋውውው ካኣ ኢለያ ባኣይ ወገን ባኣንጻሩ ካኣ ነታ ናይ ሰላም ልእክቲ ሕማቅ ትፍደ ኣሕሕ የብለካ ብዝኮነ ብዙሕ መልእክቲ እዩ ዘለዋ ንዝርድኦ ሞ ብጣዕሚ ኩሉኩም ንፋዓት ናይዛ ስራሕ ተሳተፍቲ 💝
ከመዚ ኽማይ መዳ በሬ ዝፈቱ like
Nay behaki lebka teharme derfi nic job bro ajoka kabzi zelkyo berta wedi eriya
ሓቅካ አበይ አሞ ንፈልጦ ምክብባረ 😭😭😭 ሰሳትና ንቃትል አሕ ውዕሎት ጌታ ረሲዕናእዛ ዓለም ሸሕዘይንነብረላ ሸሕ ክፈአት ንሰረሕ። 🙏🙏🙏😭
ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ፈታርይ ቤሬ ንፉዕ።
።።🙏 እዛ ግጥሚ መልእኽቲ ዘለዋ ያ ናታ ክርናዕ ዝሓዘለት ያ ዳርክተር ከኣ እታ ክሊብ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ብፍላይ ኣብቶም ቆልዑ ካብ ካላሽን ናብ ክዕሾ ንኽሕዙ ዝገበርካዮ ብርግጽ ንሱ ዩ ዘድልየና ዞሎ ።thanks መዳ ምስ መሳርሕትታኻ
Im from endie edmen tenan nklukum hzbey
ሰብ ሓሲሩ ሓቅኻ።ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ🙏🏽ነተባብዓዮ👍አይትረስዑ
በረከተይ ቀጽሎ
ናይ በሓቂ ሰብ ክብሩ ዘይድገም ከለና ንካባበር ይሕዋት በጃኩም ነሃገርና ንምለሰሉ የምጸኣልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም!
ብጣዕሚ ብልጽቲ ግጥሚ ዜማ ነዚኩነታት ትገልጽ እዋናዊት ደርፊ በሬ ጅግና ኣጆካ ን ኡሰይ ከም ኡውን ማዳ ኣንበሳ
I can't stop 😢😢😢😢 really heart touch song ohhh amazing and exception best song 2022 nice singer lyrics and melody l proud nuesey 💪💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 at last l wish you all eritrean peoples bright future and all the best ♥❤❤
እቲ ሕሩይ ዝተሓርየ ሰብ'ዶ ኣይኮነን ዝኸበረ በሬይ ለባም🥰♥️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኡሰይ ብዙሕ ንፅበ ኢና ካባካ❤
Zfetwen zedenkon bereket hawey ajoka kexilelu የኔ ጆግና
ናይ ብሓቂ ብሎጽ ስራሕ ሰላም ኮይኑ ንዓድና ንምለሰሎ ገጽ ወለድና ንሪእሎ ዘበን ይሃበና ፈጣሪ 🙏
Btaemi Xbuq Srah Fetari Selamu Yewrdelna Bselam Gex Sdrana Yereyenanzhalf bzeyhalf keynkses
ሰብ ኩቡር ብሓቂ ፅብቅቲ ስራሕ🙏 ህግደፋውያን ክሰምዕዋ ኢለ ተስፋ ይገብር
Kkk hgdafawin trah diyom seb zeyekbru ?
😂😂😂
በሬ ከመይ ድኻ ኬፍ ትህበኒ ይመችኻ ያዓኽ ሓውካ ካብ ትግራይ 🥰❤️
በሬ ወደይ ብጥዓሚ ንፉዕ ቀጽሎ!ድምጺ=100ግጥምን ዜማን MEDHANIE GEBREMEDHN ኑኡሰይ=100ክሊብ ቅንብር=100❤🇪🇷
ውውውውውውውው ዝፈጠረ እንዳ ኽበሮ ዝተፈጥረ ይበድሎ ናይ በሓቂ መዳ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤሬ ወደይ ጅግና ንኺድ እሰከ ፎርሳ
ፖው ብጣዕሚ ገላጺት ድርፊ ሰሪሕካያ ንኡሰይ በሊሕ ኣእምሮ
ቀጸሎ ኣጆካ በረትኤ፡ ፈተና ናይ ገዲንኡ ፡ ህዝብካ ድማ ከይትርስኤ፡
ዝትሓርየ ኩቡር ኢካ ክብሪ ሃቦ ንከማካ ደስ ዘብል ስራሕ ወዲ ኤረይ ጅግና ብሰላም ንዓድና ንምለሰሉ ገጽ ወለድና ንርእየሉ ግዜ የምጻልና🙏🙏🙏🙏❤️💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕❣️❤️💕❣️
❤❤❤❤❤
ኣብ ዚ ሎሚ ከምዚ ሓውና በሊሕ ክፍጠሩ ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣብ ዝመጽእ ካ ካብ ዚ ዝበልጽ ስራሕ ሒዝካ ንክትመጽእ ሰብ ምሉእ ተስፋ ኢና
ቃላት የብለይን #በረኸት ሓወይ ግን ከጽሎ ይብለካ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
ጥበብ ክብልዎ ከምዚ ዩ እንበር ናይ ሎሚ ንኡሰይ ናይ ጽባሕ ግን ኮኾብ ብጣዕሚ ንፉዕ መዳ 🤝🎶🎤💯
ንዝሓልፍ ብዘይሓልፍ ከይንኽሰስ ኣድናቂትኻ ካብ ትግራይ💛❤
ዕድሜ ይሃብካ ብኼ ካብ ትግራይ ❤❤💛💛
ጎይታ ስለ መን ከም ዝተሰቅለ ኣበይ እሞ ፈሊጥና ! ንሱ ዘይ ጨከነልና ንሕና ከም ዓሳ ነንሕድና ንባላዕ ኣለና ሕማቅ ስማዕን ንራኢኡ ዘጸይን ! ዓንብብሉና እስከ በሬ And መዳ ቀጽልዎ ኣጆኹም ! !
ደጊምካ ትሰምዓ ዘለኻ🥺💚
ዝፈጠሮ እናኽበሮ ዝተፈጥረ ዝብድሎ 😥 በሬ & መዳ ብሉጽ ስራሕ ❤
ይብል ስራሕ ካብ ኩሉ ዘሕጉሰካ ግጥምን ዜማን መዳ (ንኡሰይ ) ሙኻኑ ይበል 👌. በሬ ክኣ ይበል ድምጺ 👏👏👏❤ ንኹላህኩም ኣብዛ ሰራሕ ዘተሳተፍኩም ኽብሪ ይግብኣኩም እዩ 👏👏👏. ጽቡቕ ስራሕ.
ኣቱም ሰባት ሰብ ይኽበርዓለምና ክትምቅር ብሉጽ ስራሕ ብሉጻት መዛኖይ
አዋይይ ኣቱም ሰባት ንከባበር በጃኩም ኣሕ ሰብ ክቡር ዝፈጠረ አንዳክበሮ ዝተፈጠረ ይብድሎ ይበል ግጥምን ዜማን መዳ ንአሰይይ ብምንታይይ ክንገልጸካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኹም
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ግጥሚ ፣ ብሉጽ ዜማ ብሉጽ ድምጺ ፡ ቀጽሉ ጥራይይይይይ ኣጀኹም ደቂ ኤረይይይ ስደት ንሕጂ እዩ ።ጽባሕ ክወግሕ እዩ ክንራኸብ ኢና።
😍ኣብዚ ጥርዚ ናይ ምዕባለ እንስሳ ዶ መሰሉ ተኸብረ 😍!!!!!!!!!ብጣዕሚ መስጣትኒ ዝግረም ዩ ናይ ሰብ ነገረ
Hade kabtom alewna elna nmkhalom wldo Artist eka mo so edmen teanan yahabka fetari ftw hawy 💔🙏🙏🙏✋💯💯💯💯💯
ሰብ ምኻን ገዲፉ ሰብ ሰብ ምምሳል መሪጹ ዉጹዕ ተዳሚጹ ኣብይ ሞ ተደሚጹ።በሬ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ💯✅🇪🇷🤙
ኣንበሳየ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ግጥምን ዜማን ድምጺ ሞ ታይ ክወጾ ብራቮ ኣብዚ ዕድመ አዚ ከምዚ ዓይነት ስራኣሕ ኣድኒቀካ 80% ተሃብኩኻስ ታይ ትብል ትኸውን 100% ኣይትበለኒ ሰብ ጎዶሎ አዩ አንበር ምሃብኩኻ ቀጽሎ መዳ ንአኡሰይ ከኣ ኣብልዕሌኻ ዘሎኒ ኣድናቆት ወሰን የብለይን ቀጽሎ
All your songs make me smile and cry at the same time🥺btaemi eye zednkeka berie hawey so proud of u kexlo❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ane GN zegremeni neger neza suzana tekle tebhal gale mes reaku henok sebaya teraiuni betaemi eya chekan eya nata hibkuma kebret sebay zeybla seb eya kemay gale eya gn besmiet eye xihfeyo soory henok hawey zekirnaka Ab zelkayo amlak mesaka yekun😭♥️😭
ንኡሰይ ጫፍ ብልሒ 💖🙏🇪🇷
Berket hawey edmen Tenan yhabka fetari🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰብ ሰብ'ዩ ዝደሊ'ሞ ንትሓላለ ድኣ !!!!
ዋዉዉዉዉዉ ቆንጆ መዘቃ ለምንኛዉ በርቲ
Aesyyy dese tebl zedey ajok kexlo edmen tanen yhabki amlak ajok 🇪🇷🇪🇷🇪🇷love
ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ በርትዕ ወገነይ ካብዚ ንላዕሊ'የ ዝጽበየካ። ግጥሚ & ዜማ መዳ(ንኡሰይ) ዝጽበዮ ኢዩ።😘🤟✍
በሬ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ጂግና
በሬ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
Bhaki seb kbur bmslu zfetrtena hji gn kbri seb tefieu amlak ymelselna xbuk srah kbri yhabka zesteweil lbi yadlena amlak 🙏🙏🙏❤❤
ፅቡቅ ስራሕ መዓረይ ኣምላክ ሰላም የውርደልና 💔🙏
በረ ጎቦዝ ተካኢ ኣብርሃምን የማነን ምዃንካ ኣይዘንግዓናን
We have a great country please come back home our beloved Eritrea 🇪🇷 is waiting for her children.❤️❤️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
መርሓባ ዛወደይ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ኣብሸዊ ዕድሜኻ ከምዚ ድምጺ ኣጆኻ በል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bera ፅብቕ ስራሕ ቀፅለሉ ሰብ ክቡር እዩ ብሓቂ ብፍላይ እዚ ሓደ ቋንቋኡ ተዛራቢ ትግሪኛ ዝኾነ ህዝቢ ተዓረቊ ብሰላም ክነብር ናይ ኩሉ ግዜ ባህገይ እዩ ደስ ዝብል ስራሕ( ብፍላይ ዝፈጠረ እናኽበሮ ዝተፈጥረ ዝብድሎ ትብል ግጥሚ ማራ መልእኽቲ ዘለዎ ግጥሚ እያ) ኣድናቅኻ ካብ ትግረይ ትግሪኛ😍😍
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ግጥምን ዜማን ናይ ንኡሰይ ምዃና ምስ ፈለጠ ብጣዕም ዝተሓጎስ።
በርየ & መዳ (ንኡሰይ) ጽቡቕ ስራሕ ❣️🕊
Ane alku halaleyy💯💯💯❤️❤️❤️
@@terhasxenat7744 ❣️🕊 kbretey ❣️🙏
ክሕጉሰካ ዘለዋ ጽቡቅ ስራሕ እዮ እንበር ናይ ክስቶ ስለ ዝኾነ ኢልካ ከ ሓጎስ ኣሎ ድዮ
@@shikorinashikorina2085 እሱ ጽቡቕ ኣለካ/ኪ። ኣብ ነብሰይ ፍሉይ ሓጎስ ስለ ዝተሰማዓኒ እየ። እንበር ሰብ ሰብ እዩ።
Love the song and lyrics ❤️❤️❤️❤️
ንኡስ ግን ከኣ ዓቢ። ክብ ጨርማሕማሕን ሃጠውቀጠውን ዘድሕን ደርፊ። ዕበየልና በራዊ።
ዓድና ንምለሰሉ ግዜ ይሃበና 🙏🇪🇷♥
Nay wetru xelotey eyu ezi dea
Amen Amen Amen
@@godislove8528 a
Amen Amen Amen
Amen hawey mearey
እዛ ደርፍስ ልዕሊ ማንም ሕጂ ተሰሚዓትኒ
ዝፈጠረ እንዳ ኣኽበሮ
ዝተፈጥረ ይብድሎ 😢😢😢 ሰብ ናይ በሓቂ በዳሊ
ድንዙዝ እንበር ከ ኣበይ ኔርካ 😂😂😂
ድምጺ---100✅
ግጥሚ--100✅
ዜማ---100✅
ከምዚ ከማይ ከም መዓልቲ ሕርሳ ትጽብጽብ ዘላ ነብሰጾር ትወርደሉ መዓልቲ ክቆጽር ዝቐነየ ኣድናቒ በሬ እንተሎ፧ ኢዱ ሓፍ ከየበለ ከይሓልፍ፦ ብዝተረፈ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ወለድና የርእየና ፈጣሪ።
ኣነስ ይገርመኒ እዩ እቲ ደርፊ ንመን እዩ ኢልካ ዘይምሕሳብ ክኸፍእ ንዓኻ ትውክል እያ ጸግዒ ኣራዊተይ ምባል ምሓሸካ።
@@gherye1269 ከምዚ ከማኻ ጸቢብ ርእሲ ትርጉም ሰራዊት ኣይፈልጥን'የ እንተበለ ንመን ይገርሞ።
Aleku ane ❤️🥰✅
@@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ ኣራዊተይ ስለዝበልካ ዲኻ ገፊሕ ርእሲ ኮንካ ሃላይ ካባኣቶም ትከውን ብደም ዝጨኻ ሎቅማጽ
😌☝️🥺❤️❤️❤️
ናይ ብሓቂ ዝፈጠረ እናክበሮ ዝተፈጠረ ዝብድሎ 😥ንፉዕ ምንእሰይ ኣጆካ ቀፅለሉ ሓወይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ፀኒሐ
Kondaf agameee deberixchhhhhhh 😅😅😅😂😂
@@musseandemichael2619 entay geratka ente tebahilka si entay ika ket Bel ata resah axemi wedi wuchu HIV degal kabeu ayethlef okay resahh alet
@@sikukebari5457 niaka ke intay yimelketeka haqu eze geza geza eritrawyan iyu almaxe biyate terefi america junta toblaqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@musseandemichae😢l2619
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ።ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ፈጣሪ።ዝተባረኸትን ዝተቀደሰትን መዓልቲ ይኹነልና ስደትና የሕጽረልና ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ በረከት ።
🙏
Wawwww berke hawey edmen xenan yhabka mara feteya ♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
Amen Amen Amen 💞🙏
Amen Amen Amen
ድምጺ=100
ግጥሚ=100
ዜማ=100
ኣታ እዛ ኤሪስ ፈጢሩላ ንበርየ ወሊዳ
Good job berye ajoka kexlo 👏👏
Share, like Subscribe and hanatsi reatokum ab comment
እታ እዛ ኢረስ ፈጢረላ ንመዳን ንበርየን ወልዳ።
@@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ ሃገር ክትበርስ ከላ ደረፍትን ጻሓፍትን እዮም ዝበዝሕዋ
Clip gn aygdnn, abti background nay Somalia 🇸🇴 badiara tmesl nmntay eyom letifomo
@mebrie____manches😢terawi2642
በሊሕ ኢካ ንመጻኢ ዓቢ መምህር ከም ትከውን ርግጸኛ ኢየ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን። ሃየ ነተባብዓዮ ደቂ🇪🇷👌🏼
ልክዕ
ብሰብ ተኸቢብና ከም ሰብ ዝሓስብ ሰብ ስኢንና😭😭😭😭😭😭😭ሰንሳትና ፍቕሪ ሓሪሙና😭😭😭እህህህህ ብሓቂ ግዝያዊት ሙዚቃ ቐፅለሉ ንኡሰይ👌👌🙏🙏🙏
ሰብ ይከበር
ኩቡራት የሕዋተይ ኤርትራዊያንን ተጋሩን
ግዜኩም ኣብ ጸርፊ አና ኣብ ባአስ ካብ ተሕልፉዎ ተፋቂርና ተካባብርና ኣሕዋት ኮይንና ዘይንነብር ንዛ ዘይትረብሕ ንእሽተይ ግዜናስ 100እካ ዘይበጽሕ ዕድመናስ
ሰብ ኣይንብር ኣይድገም 👌
Nay bhaki marey
Yes 😭
Yes😥
❤️
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ሰይጣን ከ እንታይ ክሰርሕ
ኣብዚ ሎሚ ከምዚኦም ደቅና ከፈርዩ ብጣዕሚ ዘኩርዕ ኤርትራዊ ዝወደይ ኣብ ዝመጽእ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ክትዕብብ ይጽበየካ ናይ በሓቂ ስራሕ።
ናይ ብሓቒ ብሉጽ ስራሕ ደስ ዘብል ብፍላይ ዝፈጠረ አናኽበሮ ዝተፈጥረ ይብድሎ ግጥሚ 100 % ዜማ 100% ድምጺ 100%
ሰብ ክብር! 😳👌🏽🤔 ኮካብ ተወሊዱ ኣብ ኤረ🇪🇷
ግጥሚ 100%❇️
ዜሜ 100%❇️
ድምጺ 100%❇️
ሞራል ንሃበም ነዛም ንፍዓት መንእሰያት ኤርትራ❤️🇪🇷❤️ ቀጸሎ በረየ ንእዱ ስራሕ🎥📸💽
እዋናዊት👏 ዓቢ መልእኽቲ❤ ዘለዋ ደርፊ🇪🇷 ሰብ ኩቡር 🥰🇪🇷
ትሰምዓ ትደግማ ትደጋግማ ግን ከኣ ትምቅር ትምዕር ልብኻ ትረክብ እንበር ዘይጎድል ጣዕመ ዜማ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ በሬ ቀጽሎ ።
😇
❤
ኣብ ሃንቆዉታ ኩንትር ኢልኩም ዝቀነኹም ከማይ ነዛ ደርፊ, ብቡሉጽ ድምጻዊና ኑኡሰይ ዝተሰረሐት
ግጥሚ 100%
ዜማ100%
በረኸት ካኣ ዝያዳ በቲ ሙኡዝ ድምጹ ኣጸቢቁ ናብ እዝንና ከምትበጽሕ ጊሩዋ ይበል ኩሉኻ ርገጽ 👍!
Wedi keshi Arkey lomi terakibna ab you tube
@@aminenegasi1365 emawi lomi si mexika nagezana kk
@@aminenegasi1365 ሒዝካዮ ዶ ኣገርሂኻ ኤማዊ ዓርከይ
@@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ yeah berie Arkey
Tesfa mexae
እንበር ሰብ ተበዳሊ ናይ ባሓቂ ሰብ ኢካ ንስካ በሬ ጀግና ኣድና ቂትካ ካብ ጋል ትግራይ 💊❤❤
ዉጹዕ ተዳሚጹ
ኣበይ'ሞ ተደሚጹ
በሬ ሓየት😍😍
ኣብ ሰሙን 1 𝐌𝐢𝐥𝐥𝐢𝐨𝐧 ትኣቱ ትብሉ 💙👍
እንካኣዕ ብሰላም መጻኻ ኣድንቀት በሬ ኣግሩጭ ኣቡሉኒ
Aseyyyy xebukeye bezi kexlo egziyabhre edmene tena yehbka nebrtayo like gebrlu naye behki nefaker ntehkokfe aynxechkakne fekri yabi Egziyabhre Eritrea adeye&tegraye selam yewrdelna🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ yebkeyka lebka zetnkfe bezkone bezi kexlo
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ደርፍ
ግጥሚ 110% እምነተይ(ንኡሰይ)
ዜማ 100%(እምነተይ
ድምጺ 110%
Just great pic ቭዶ
እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ኤርትራውያን ውስጤ ናችሁ 🇪🇹&🇪🇷
ግጥሚ & ዜማ መድሃኔ (ንኡሰይ) ኣድነቅቲ መዳ ኣበይ ኣለኩም።
ጹቡቕ ስራሕ በርየ ሓወይ ኣየ ዳኣም 👏😔😥
ብሉጽ ናይ ብሉጻት መድሃኔ ገብረመድህን🥰🦁
በሬ ትስፍዉ ከኣ ጥዑ ቃና❤️
ዋውውውው ገለ ዓይነት ደርፊ ድምፃዊ ማራ እየ ዝፈትወካ ብርየ ሓወይ ዝያዳ ካዓ ናይ መዳሃንየ ንእሰይ ዝፈትዎ ዘክብሮ ስራሕ ምዃና ይበል 100
ዋው ብሉጽ ስራሕ 💯
ሰብ ይከበር ሰብ ክቡር እዩ☑️
ኣዝየ እየ ዘድንቀካ from tigray 💛❤️
Metaftey bestey kemey dika jegna sesneley zearkey👬👬
ነዛ ኮመንት ተንብባ ዘለኺ ዘለኻ
ኣብ ሂወትኩም ሰላም ኣብ ስራሕኩም
ኣሳልጦ ይምነየልኩም ።ብሩኻተይ
#ሳብስክራይብ so love you all🥰🙏
ኣይትቅደምን ኢኪ መቸም ክክክክክክክ
Amen
amen
Amen Amen Amen
ሐራይ
ሰብ ኩቡር ክረት ይሃብካ በሬ መግለጺ ሲኢነልካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✅✔
ድምጺ----100
ግጥሚ---100
ዜማ---100
ዋውው በሬ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ
ናይ ብሓቂ ሰብ ክቡር
ዝፈጠረ እናክበሮ
ዝተፈጥረ ዝብድሎ!
እወ ሰባት ክንስና ብሰብ ከማና ተዘይራህራህና ስብ ምኳና ታይ ዋጋ ኣለዎ : ይበል በረኸተይ ሕሩይ ኮኾብ ብሉጽ ናይዚ ዘመን ኣነስ ክፈትወካ ምበር ዘይከም ዕድመካ ጥበብን ልቦናን ዝመልአ ውሽጥካ ኩሉ ሙሉእ ግጥሚ፡ዜማ ፡መረዋሕ ድምጻካ ሞ ንእዝኒ ሓሊፉ ንልቢ ይትንክፍ በቃ ከም ገለ ብሉጽ ስራሕ ኣይትታዓንቀፍ ፈጣሪ ኣብቲ ትደልዮ ትምነዮ ትብህጎ ቦታን ደረጃን የብጽሕካ ።
ዋዉ ንኡሰይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ኣጆካ ቀፅሎ ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ ♥️🤴♥️
ስለ መን ድዩ ጎይታ ዝተሰቀለ😭 ብሓቂ ግጥሙ ሰመያዊ እዩ መዝሙር ታውፅእ እምሕፀን ክብር ሓወይ ✝️
One day You Will become like Abraham Aforqi 👑🇪🇷❤
Good Job ( Nusey)
he has also wished like that as he was a child
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓበይቲ ክሓስብዎ ዝግብኦም ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ሓሲብካ ንህዝቢ ዝበቅዕ ደርፊ ሰብ ይኸብር ብምውጻካ ኣዚየ እ
እየ ዘመስግነካ የቐንየለይ
ኣብርሃም ኣፍወርቂስ መተካእታ ዝኾኑ ዕምበባታት ኢዩ ገዲፉ ከይዱ ! Great job ma best.
በሬ ኣነ ካብቶም ኣድነቅተይ ትብሎም ቀንዲ ኣድናቁካ ሓደ ካብኣቶም እየ እዛ ደርፊ ምስ ረኣክዋ ነቢዐ ናይ ብሓቂ ኣብ ሓጺር ግዜ ንዓድና ንምለሰሉ ይግበረና ግብ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ፍቃደና እብታኮንካ ክርክበካ ምደለኩ ኣብ ጀርመን ኣለኩ ብካልእ ነገር ኣይኮንኡን በቃክንላለ ደልየ???
መዳ ኑኡሰይ ናይ ዘመና የማነ ባርያ
ኣቤት ግጥሚ ምስ ዜማ ከሙኡ
በሪየ ስሑል ጎሮሮ
ውጹዕ ህዚቢ ሰማይ ኮይናቶ ምድሪ ባሐቂ ቅሳነት ሲኢናላ ዓለም ኢሾክ ገላጺት ደሪፊ ዕድመ ይሀብካ ፈጣሪ
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ድምጺ 100%
Zemedka du
@@chelsea7244 awe anty kefika
@@Senay_05 adgi Entay kefini Eleka
@@chelsea7244 adgis adgi aybelk sekt
@@Senay_05 kkkkkkkkk
ግጥምን ዜማን 100%
ዳሪክተር 100%ድምጺ 100%
So great job( nusatey)
just wawww ንኡስ ወለዶ ኣይተኻኣልካን ፎርሳ ደቂ ሪመይ ዕድመን ጥዕናን ኣፍታ ንፈትዋ ሃገርና ይምለሰና ስደትና ይሕጽሮ እዝግሄር ባዕሉ ።
ከንደይ ኣሎ ክብር ዘይርክበቦ ከመን ተመን ይጭፍጭፍ ኣሎ ኣብ ሊብይ ክንደይ ዝመተይ ኣሕ
ዝፈጠረ አናክበሮ
ዝተፍጥረ ይብድሎ
በሪየ ሓወይ ኣነ ኣብታ ቀዳመይቲ ስራሕካ ተስፋ ኢለ አየ ሰሚየካ ናይ ባሓቂ
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ድምጺ 100%
ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ካብ ዝረእኩዎ ካኣ ጋል ኣንስተይቲ ሰላም ምካናን ናይ ሰላም ልእክቲ ምካናን እየ ኣስተባሂለ ዋውውው ካኣ ኢለያ ባኣይ ወገን ባኣንጻሩ ካኣ ነታ ናይ ሰላም ልእክቲ ሕማቅ ትፍደ ኣሕሕ የብለካ ብዝኮነ ብዙሕ መልእክቲ እዩ ዘለዋ ንዝርድኦ ሞ ብጣዕሚ ኩሉኩም ንፋዓት ናይዛ ስራሕ ተሳተፍቲ 💝
ከመዚ ኽማይ መዳ በሬ ዝፈቱ like
Nay behaki lebka teharme derfi nic job bro ajoka kabzi zelkyo berta wedi eriya
ሓቅካ አበይ አሞ ንፈልጦ ምክብባረ 😭😭😭 ሰሳትና ንቃትል አሕ ውዕሎት ጌታ ረሲዕና
እዛ ዓለም ሸሕዘይንነብረላ ሸሕ ክፈአት ንሰረሕ። 🙏🙏🙏😭
ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ፈታርይ ቤሬ ንፉዕ።
።።🙏 እዛ ግጥሚ መልእኽቲ ዘለዋ ያ ናታ ክርናዕ ዝሓዘለት ያ
ዳርክተር ከኣ እታ ክሊብ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ብፍላይ ኣብቶም ቆልዑ ካብ ካላሽን ናብ ክዕሾ ንኽሕዙ ዝገበርካዮ ብርግጽ ንሱ ዩ ዘድልየና ዞሎ ።thanks መዳ ምስ መሳርሕትታኻ
Im from endie edmen tenan nklukum hzbey
ሰብ ሓሲሩ ሓቅኻ።ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ🙏🏽ነተባብዓዮ👍አይትረስዑ
በረከተይ ቀጽሎ
ናይ በሓቂ ሰብ ክብሩ ዘይድገም ከለና ንካባበር ይሕዋት በጃኩም ነሃገርና ንምለሰሉ የምጸኣልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም!
ብጣዕሚ ብልጽቲ ግጥሚ ዜማ ነዚኩነታት ትገልጽ እዋናዊት ደርፊ በሬ ጅግና ኣጆካ ን ኡሰይ ከም ኡውን ማዳ ኣንበሳ
I can't stop 😢😢😢😢 really heart touch song ohhh amazing and exception best song 2022 nice singer lyrics and melody l proud nuesey 💪💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 at last l wish you all eritrean peoples bright future and all the best ♥❤❤
እቲ ሕሩይ ዝተሓርየ ሰብ'ዶ ኣይኮነን ዝኸበረ በሬይ ለባም🥰♥️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኡሰይ ብዙሕ ንፅበ ኢና ካባካ❤
Zfetwen zedenkon bereket hawey ajoka kexilelu የኔ ጆግና
ናይ ብሓቂ ብሎጽ ስራሕ ሰላም ኮይኑ ንዓድና ንምለሰሎ ገጽ ወለድና ንሪእሎ ዘበን ይሃበና ፈጣሪ 🙏
Btaemi Xbuq Srah Fetari Selamu Yewrdelna Bselam Gex Sdrana Yereyena
nzhalf bzeyhalf keynkses
ሰብ ኩቡር ብሓቂ ፅብቅቲ ስራሕ🙏 ህግደፋውያን ክሰምዕዋ ኢለ ተስፋ ይገብር
Kkk hgdafawin trah diyom seb zeyekbru ?
😂😂😂
በሬ ከመይ ድኻ ኬፍ ትህበኒ ይመችኻ ያዓኽ ሓውካ ካብ ትግራይ 🥰❤️
በሬ ወደይ ብጥዓሚ ንፉዕ ቀጽሎ!
ድምጺ=100
ግጥምን ዜማን MEDHANIE GEBREMEDHN ኑኡሰይ=100
ክሊብ ቅንብር=100
❤🇪🇷
ውውውውውውውው ዝፈጠረ እንዳ ኽበሮ ዝተፈጥረ ይበድሎ ናይ በሓቂ መዳ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤሬ ወደይ ጅግና ንኺድ እሰከ ፎርሳ
ፖው ብጣዕሚ ገላጺት ድርፊ ሰሪሕካያ ንኡሰይ በሊሕ ኣእምሮ
ቀጸሎ ኣጆካ በረትኤ፡ ፈተና ናይ ገዲንኡ ፡ ህዝብካ ድማ ከይትርስኤ፡
ዝትሓርየ ኩቡር ኢካ ክብሪ ሃቦ ንከማካ ደስ ዘብል ስራሕ ወዲ ኤረይ ጅግና ብሰላም ንዓድና ንምለሰሉ ገጽ ወለድና ንርእየሉ ግዜ የምጻልና🙏🙏🙏🙏❤️💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕❣️❤️💕❣️
❤❤❤❤❤
ኣብ ዚ ሎሚ ከምዚ ሓውና በሊሕ ክፍጠሩ ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ
ኣብ ዝመጽእ ካ ካብ ዚ ዝበልጽ ስራሕ ሒዝካ ንክትመጽእ ሰብ ምሉእ ተስፋ ኢና
ቃላት የብለይን
#በረኸት ሓወይ ግን ከጽሎ ይብለካ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
ጥበብ ክብልዎ ከምዚ ዩ እንበር ናይ ሎሚ ንኡሰይ ናይ ጽባሕ ግን ኮኾብ ብጣዕሚ ንፉዕ መዳ 🤝🎶🎤💯
ንዝሓልፍ ብዘይሓልፍ ከይንኽሰስ ኣድናቂትኻ ካብ ትግራይ💛❤
ዕድሜ ይሃብካ ብኼ ካብ ትግራይ ❤❤💛💛
ጎይታ ስለ መን ከም ዝተሰቅለ ኣበይ እሞ ፈሊጥና ! ንሱ ዘይ ጨከነልና ንሕና ከም ዓሳ ነንሕድና ንባላዕ ኣለና ሕማቅ ስማዕን ንራኢኡ ዘጸይን ! ዓንብብሉና እስከ በሬ And መዳ ቀጽልዎ ኣጆኹም ! !
ደጊምካ ትሰምዓ ዘለኻ🥺💚
ዝፈጠሮ እናኽበሮ
ዝተፈጥረ ዝብድሎ 😥
በሬ & መዳ ብሉጽ ስራሕ ❤
ይብል ስራሕ ካብ ኩሉ ዘሕጉሰካ ግጥምን ዜማን መዳ (ንኡሰይ ) ሙኻኑ ይበል 👌. በሬ ክኣ ይበል ድምጺ 👏👏👏❤ ንኹላህኩም ኣብዛ ሰራሕ ዘተሳተፍኩም ኽብሪ ይግብኣኩም እዩ 👏👏👏. ጽቡቕ ስራሕ.
ኣቱም ሰባት ሰብ ይኽበር
ዓለምና ክትምቅር ብሉጽ ስራሕ ብሉጻት መዛኖይ
አዋይይ ኣቱም ሰባት ንከባበር በጃኩም ኣሕ ሰብ ክቡር ዝፈጠረ አንዳክበሮ ዝተፈጠረ ይብድሎ ይበል ግጥምን ዜማን መዳ ንአሰይይ ብምንታይይ ክንገልጸካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኹም
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ግጥሚ ፣ ብሉጽ ዜማ ብሉጽ ድምጺ ፡ ቀጽሉ ጥራይይይይይ ኣጀኹም ደቂ ኤረይይይ ስደት ንሕጂ እዩ ።ጽባሕ ክወግሕ እዩ ክንራኸብ ኢና።
😍ኣብዚ ጥርዚ ናይ ምዕባለ እንስሳ ዶ መሰሉ ተኸብረ 😍!!!!!!!!!
ብጣዕሚ መስጣትኒ ዝግረም ዩ ናይ ሰብ ነገረ
Hade kabtom alewna elna nmkhalom wldo Artist eka mo so edmen teanan yahabka fetari ftw hawy 💔🙏🙏🙏✋💯💯💯💯💯
ሰብ ምኻን ገዲፉ ሰብ ሰብ ምምሳል መሪጹ
ዉጹዕ ተዳሚጹ ኣብይ ሞ ተደሚጹ።
በሬ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ💯✅🇪🇷🤙