ERi-TV: An Incredible True Story - Love in Times of Conflict - ሓቀኛ ፍጻሜ - ኪዳን ልቢ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 414

  • @sabamedhin6120
    @sabamedhin6120 4 ปีที่แล้ว +1

    ዛንታ ናይ ወለደይ አዘካክሩኒ። ናይ ቃል ኪዳን ክቡርነት ብንዑስ ዕድመ ዝተረድአት ኣደይ ኣርበዓተ ዓመት ነቦይ ተፀብያቶ። መርዓ መዓልቲ ኣቦይ አይመጸን። ኣባየይ ተመሪኡ ካባይ ስለዘርእከኪ ይትርፈኪ ኢላ እንተለመነታ ብሰብም ጌራ እንተለመነታ ቃልኪዳን ሃንሳብ ኢላ አቅበጸታ ን ኣቦይ አይትፈልጦን። ክልቲኦም ኣቦ ሃጎታተይ ዝወድኦ ጉዳይ ኔሩ። መጀመሪያ ኣቦኣ ነደይ ይህጎሱ ኔይሮም። ትጽቢት ምስበዝሀ ካብኣዲ ን ኣስመራ ንኣቡ ነቦይ አጸዊኦሞም። ጠዋሊ ካብ ኣዲስ አበባ አምጺኦሞ። ስጋ ዕለተ እረፍታ ብቃል ኪዳን ፀንሆም። ኣቦይም ድህሬኣ ኣሰርተ ሰለስተ ዓመት ፀኒሁ ማለት እዪ። ድህር ምስጎግ ኣብ ኣስመራ ድህር ሽድሽተ ዓመት ኣሪፉ። ።

  • @iameritrea2682
    @iameritrea2682 5 ปีที่แล้ว +24

    ናይ ብሓቂ ቃል ኪዳን ጽኑዕ ሰብ ቀደም ጽኑዓት እሙናት ፈቃራት ለዋሃት ኩሉ ኢዮም ዝሙህሩካ ። /
    ነቲ መሪር ቃልሲ ሂወቶም ዎፍዮም።
    ደም እንዳ ኣንጠብጠቡ ናጽነት ፍሒሮም ።
    ብስኒት ብፍቅሪ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኮይኖም።
    መስገደል ሰጊረሞ ዋርሳይ ይከኣሎ ተሰይሞም።
    ኣነስ ቀኒአ መሲጡኒ እቲ ፍቅርኩም ።
    ብግራመይ ወዲአ ንብዓት ስዒሩኒ ድህሪ ነዊህ ምርካብኩም።
    ጸዋራት እወ ንኩሉ ዕንቅፋት
    ተሳጊርኩም።"√√√~

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 5 ปีที่แล้ว +11

    ብሓቂ እምነት ተስፋ ፍቅሪ ጽኑዓት ኣብ ቃልኪዳን እግዚኣብሄር ሓሳብ ናይ ልቦም ኣስሚርሎም

  • @yonasberhe5279
    @yonasberhe5279 5 ปีที่แล้ว +18

    ኡፍፍፍፍፍፍ ሓጎስ ድዩ ድንጋጸ ኣይተረድኣንን ነቢዐ ብጣዕሚ ዘሐብን ፍቕራዊ ዛንታ

    • @welduberhe7353
      @welduberhe7353 2 ปีที่แล้ว

      ብጣዓም ልብካ ትቲክፍ ሐቀኛ ቃል ክዳን ከምዝ እዩ ናይ ብሓቅ ንኩላትና ብስምዓት ክንርእ ዝጸናሓናን ንዐኦምን እንኮዓ ሓጎሳና።

  • @ed2821
    @ed2821 5 ปีที่แล้ว +10

    Eritrean culture at its best. God bless you both. Keeping promise no matter what.

  • @kedirkemal8260
    @kedirkemal8260 5 ปีที่แล้ว +69

    ፍቅሪ መግለጺ ይሓጽረካ ነዚ ክትስምዐ ፈቃር ኣይኮንኩ ግን ፈቃር ክከውን ባህገይ መወዳእታ የብሉን ኣማኩሩኒ ካብ ብልቢ የ

    • @Filimon.mikele-10
      @Filimon.mikele-10 5 ปีที่แล้ว +2

      አወ ጽቡቅ ኣለካ ዝሓወይ ገን ክሊቱኡ ክተማለኦ ኣልካ ፈቃር ክትከውን የምንልካ ኣፍቃሪ ግን ካ ኩን

    • @yordaedom2988
      @yordaedom2988 5 ปีที่แล้ว +1

      Hawey natey tefkra sle zey rekebka eu enber kulu wedi seb fekar eu mealtka texebe ksab tefkra trekb 😊😉

    • @lulateclehaimanot9521
      @lulateclehaimanot9521 4 ปีที่แล้ว +1

      Ajioka zehawey kulu gizie alewo!,hanti mealti ala neta natka iya zibela fetari kitrekba.sessenayu

  • @harerta20088
    @harerta20088 5 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሃቂ ዘገርም ዩ
    ብዙሕ ታሪክ ኣሎ
    ኪዝንቶ ኣለዎ

  • @oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
    @oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 5 ปีที่แล้ว +47

    ብንብዓት ወዲአያ እዛ ህስትሪ ናይዞም ጀጋኑ, ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ተጋዳላይ እኮ ከምዚ እንተኾነ ግን ብዓይንኻ ክትሪኦ ከቢድ 'ዩ "

    • @teamemerhawi7731
      @teamemerhawi7731 5 ปีที่แล้ว +2

      ወላ ኣነ፡ብንብዓት፡በቃ!!

    • @selamg3325
      @selamg3325 5 ปีที่แล้ว +1

      Ny behaki xenat meleleyi erotrawyan eyou ab sheger mexnai ab rahwa medsat nyeritrawi xenat kali aykelon eyou

    • @beti10haile34
      @beti10haile34 5 ปีที่แล้ว +1

      one eye to myself one eye to my country ane teray zenbaeko masiloni xaniho

    • @simonkeletta5765
      @simonkeletta5765 4 ปีที่แล้ว

      one eye to myself one eye to my country werae kale allo nay tgadaley mewdeta yblum kem bahri u tqdihu zeyweda jignenet::

  • @zerayhabtay6413
    @zerayhabtay6413 5 ปีที่แล้ว +8

    Kuburat Eri Tv entay ile comment kixihf chenikuni gin Unkae ntna nay Erena konkum 🇩🇰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @merhawikefela8763
    @merhawikefela8763 5 ปีที่แล้ว +23

    ፍቅርን እምነትን ተማሂረ ቡኡነት ዘገርም ዩ።

  • @dawitabraham9059
    @dawitabraham9059 4 ปีที่แล้ว +2

    It is great to see people strong in his love and faith it is amazing God bless you both of you I know mr zerit in unit (kifeleserawet 23 ) he is kind person brave how strong Anseba people loyal strong friendly brave and humble

  • @ፍቕሪፈለማ-ሠ5ፐ
    @ፍቕሪፈለማ-ሠ5ፐ 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣድናቆተይ ንምግላጽ ቃላት ሓጺሩኒ !!

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove9608 5 ปีที่แล้ว +77

    "ሰማይ ርሑቕ ኪዳን ጽኑዕ'ካ ኢዩ"። ካብዚ ንላዕሊ ጽንዓት እንታይ ኣሎ እንተ ናይ ሎሚ ሶሙን ምስ 'ትፈላለ ተወላሊድካ ትጸንሕ።

  • @adiamissac896
    @adiamissac896 5 ปีที่แล้ว

    Omg ........እዚኣስ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘላ ሩት እያ:: ዝትረፈ ዘመንኩም ልዑል እግዚአብሔር ይባርከልኩም .....ከምዚ ኣይነት ሓቀኛ ታሪክን ሰባትን ምርካብን ታሪኾም ምስማዕ Totally delights your day 🙏❤️

  • @bereketberhane-zu4gu
    @bereketberhane-zu4gu 3 หลายเดือนก่อน

    ኣበሰት መብራቅ ሓብተይ
    በዓልትይ ታርኽ ጽርነትይ በክዳን
    ከማክይ የብዝሃ
    ኣምበሰት ሓብተይ
    ጋል ኣኮይ ኣብ ደቀክይ የሕለፍ ኪዳን
    ናትክይ ኣምላኽአሳክይ የኹን

  • @semere4860
    @semere4860 5 ปีที่แล้ว +59

    እዚኣ ኣሞይ ኢያ ምብራቅ ይዕብዬ ኣብ ማይ ተመናይ ትነብር

    • @guelhagereye8022
      @guelhagereye8022 4 ปีที่แล้ว

      Semere Mebrahtu kurianala bhaqi amoka tekoyna welidom do

    • @etitesfaysialomsay2158
      @etitesfaysialomsay2158 4 ปีที่แล้ว +4

      Guel Hagereye welidomsi timnit eka eloma shima aywedaekayan/kiyan enber ab mewedaetia galom ameriom eyom btaemi dedenq fiqri

    • @guelhagereye8022
      @guelhagereye8022 4 ปีที่แล้ว +3

      Tesfay Eyob btamiii yu desi eluniii bsimittt yiketatelom neare btahwakk zeyrakebu mesilu nearu 🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕💕💕💕

    • @amenamen4709
      @amenamen4709 4 ปีที่แล้ว +2

      Wawwwwwwwwww

    • @salahahmed8272
      @salahahmed8272 4 ปีที่แล้ว +2

      semere mabrahtu amoka the hero of love

  • @teklemahari9821
    @teklemahari9821 5 ปีที่แล้ว +9

    ጽንዓት ቃል ኪዳን ሰውራን እትምስክር ፍጻምየ

  • @mam2261
    @mam2261 5 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ቀደም ፍቕሪ ደኣ ኣበይ ክርከብ፣ ኣሰይ ናትኪምስ ኣምላኽ ክትራኸቡ ኢልኩም ጋለይ ዉልድኩም ይሰስኑ፣፣፣፣፣፣ ኣብ ግዜ ሕጽኖታ 3 ሰሙን ገዲፍዋ ምስ ከደ ዘይተመልሰ፣ መርዓት ኣብኣ ክወስዳ ኢሉ ምጽእ ተበለ ከምታ ሰበይተይ ኢሉ ዘምጸኣኒ ምስ መጸ ኢየ ዝመጸኩም ትብሎም ማለት ኢዩ፣ ኣብኣ ብዙሕ ኣይተዛረባን ፍቃድኪ ይኩን ዛጋለይ ኢሉ ከደ ንባዕሉ ተጋዳላይ ስለ ዝኮነ ማለት ኢዩ፣ ደርጊ ከኣ ናይ ኢዶም ኣይሰኣኑ ተሓባባራይ ወንበዴ ኢኻ ኢሎም ቀቲሎሞ፣ ሓዘን ኣቡኣ ኮይኑዋ ከደት ሓዘና ወዲኣ 1 ዓመት እዳስድርኣ ኮፍ ኢላ ፣ ነዲኣ ኣደይ ኣነ ኣብታ ዝገደፈኒ ሰብኣየይ ናብኡ ክምለስ ኢየ ኢላ ዳሓሙኣ ተመልሰት ምስ ዳሓሙኣ ዉን ግርም ኢያ፣ ሕሳስልደት ጋል ኮይና ትእዘዞም ተጸበየት ናጽነት እ"ዉን ኮይኑ ናብ ምንዳይ ኣተወት ከም ሕሱም ኣናደየት ሓተተት እዋይ ክሓስም ሪኢኩሞዶ ኔርኩም ኣበየናይ ኣሃዱ እኮን ይኸዉን ክትብል ብኢዳን ብእግራን 20 ሰነ መጸት ተተጸበካስ ስዉእ_እከለ ከም ሕሱም ሓዘነት በኸየት ኣየወ ከተሕዝነካ ድሕርዚ ስድራ እንዳ ወዲ እንታይ እብልዋ ክሳብ ሕጂ ተጸቢክዮ፣ኣናዲኪዮ መስዋእቱ ሰሚዕኪ ሓዚንኩሉ ስለዚ ጋለይ ባዕለይ ከመርዕወኪ ብዘይ ሓድጊ ከይትተርፊ ንሱ ከምኡ ኮይኑስ ንስኺ ከኣ ከምኡ ብዘይ ዉላድ ትርጉም የብሉን እዛ ጋለይ እብልዋ ሕጂ ስምዕኒ እዝጊ እስምዓኺ ተበልዋ ወዮ መርዓት ብብኽያት ፊቅ በለት ክንደይ ዓመት ለሚኖማ ኣቕበጸት ከምታ ሰማይ ብዘይ ዓዲ ዘቆማ ፈቕርና ከኣ ከምኣ ትቁም፣ ከምታ ብጊሓት ወፊሩ ኣብ ምዕራባ ኣዝያ ዝጸልመተተቶ ነዓይ እዉን ከምኣ ትጸልምተኒ ምስ በለቶ ሓሙኣ ስድራኣ በቃ ምዝራብ ኣቃሪጾሞ፣ ሓሙኣ ናይ ሓዉ ገዛ ነጸላ መደቕ ኔሩ ዛጋለይ እዚኣ ናይ ሓወይ ኢያ ሓወይ እዉን ሓዳር ክገብር ኢሉ እዛ ገዛ ሰሪሕዋ ፣ክምርዖ ምስ ሓሰበ ዕስክርና ጣልያ ወሲዶሞ ኣብኡ ተሰዊኡ፣ ስለዚ ኣብኣ ኮይነ ክወልድ ኢየ ክምርዖ ኢየ ተበልኺ ላእ ምሳኩም ኢየ ዝነብር ተበልኪ እዉን ንሱ መጺኡ ሓዳር ከም ዘዉጽኣኪ ሕሰብያ እዚኣ ኣዉሪሰኪ ኣለኹ ዛጋለይ ኢሎም ከብዛ ዓለም እዉን ብሞት ተሰናበቱ፣
    ምስ ሓማታ ትነብር ትነብር ሓማታ እዉን ከም"ኡ ብሞት ተሳና ቢታ የሕዋቱ እዉን ኣለዉ ገገዝኦም ኢዮም፣ ዓቢ ገዛ በይና ምስ ንብዓታ ትነብር ኣላ መላሲ ልቢ ዘይብላ ።
    ናይ ቀደም ፍቕሪ ዋላ ተማህሊልካ ዝርከብ ኮይኑ ኣይስምዓንን፣
    ናትኩም በሓቂ ድርብ ምህላዉ ኢለ ኢየ ዝገልጾ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ እንታይ እሰኣኖ ተራኪብኩም ወሊድኩም ረዚንኩም ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለካ ዝተረፈ ዘመንኩም ምስ ዉልድኩም እባረኽ ጎይታ መድሃንኣለም።

  • @kbromberhane3347
    @kbromberhane3347 5 ปีที่แล้ว +18

    Thanks Eri.tv nay bhaki zehabin tarik

  • @knowledgeispower1502
    @knowledgeispower1502 5 ปีที่แล้ว +3

    Ferzazi hanti hamlay deset aranshn zeytun kalii fretat bbzhi zrkeba eya. Kushet nay Adineamn eya, nay deqishehay aykonetn. Anyway amazing history ❤❤

  • @ግዜፈሪድዎዝተበታተነተወሊ
    @ግዜፈሪድዎዝተበታተነተወሊ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣድናቆተይ ንምግላጽ ቃላት ይሓጽረኒ ፡ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክቡራት ወለዲ

  • @erisweetheart8156
    @erisweetheart8156 5 ปีที่แล้ว +3

    Wow how amazing love is beautiful
    Deki Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 4 ปีที่แล้ว +1

    beautiful really Jeganu history thanks for service have long life!!!🐯🎋🐯🎇🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯

  • @gguigczz
    @gguigczz 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይብሓቂ ንብዓት ሲዕርና ናይብሓቂ እሙን ቃል ኪዳን

    • @fuftdyffurygyr1938
      @fuftdyffurygyr1938 5 ปีที่แล้ว

      ኪዳን ጽንዕ ኣቦታ ክምዛ ዪንሩ

  • @isaacgil6086
    @isaacgil6086 5 ปีที่แล้ว +21

    እንዳቦይ የዕቢዬ ፡ኣበይ ደኣ ኔሩ እዚ ምስጢር ፡ ቆልዑ ኮይና። እምነትኩምን ቅንዕናኩምን ኣብ ውልድኩም ሓሊፉ። ሕብረተሰብና መምህርና ዩ ሓደራ እሙናት ንኩን።

  • @helenkidane5423
    @helenkidane5423 5 ปีที่แล้ว +8

    ዋው ኤርትራውነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ቅድስቲሃገረኤርትራ
    @ቅድስቲሃገረኤርትራ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት ቃል ኪዳን መምህር ሂወት ኢኩም

  • @hiwettesfai4970
    @hiwettesfai4970 5 ปีที่แล้ว

    ብ ሓቂ እምላክ ዘመኖም ይባርክ አበይ እሞ ይርከብ ከም አደታትና ኪዳን ዘጽንዕ፡ በዚ ተማሂርና ወድና ጓልና እዚ ዘበን ዘምጾ ናይ ጸልማት ሓሳብ ካባና ከነርሕቆ፡ ስልጣኔ መሲሉና ናይ ምዕራባውያት ታሪክ ንደግም ኣይንኩን፡ ነጻነት ዘይኮነ ባርነት ኢዩ፡ ቶግስቲ መራር እንተኮነት ፍሬአ ግን ኣዚዩ ጡዑም ኢዩ፡ ተባረኩ ደስ ዝብል መፈጸምታ።

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 5 ปีที่แล้ว +28

    ኣየ እምነት ወለዲ ኣየ ባህሊ ሕብረተ ሰብና ኣታ ዞም ናይ ሎሚኸ ከመይ ኣለና።

  • @mulugietasolomun4598
    @mulugietasolomun4598 5 ปีที่แล้ว +1

    Ow Ow what amazing story. I can't believe it. I have no definition for this two gus. Promise is promise keep it up.the grace of God be with you.

  • @demozdm1372
    @demozdm1372 5 ปีที่แล้ว +9

    Frist love never die♥️ Love is strong ♥️ True love is not finished♥️

  • @mussiebereket4489
    @mussiebereket4489 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @naklar27
    @naklar27 5 ปีที่แล้ว

    Fikri mes emnat ente tetamamiern ab zeybexheo yebln kulu geze alamen mes harma eyen, edman taenan yehabkum seb qedam taumatt 😍

  • @atakltielias
    @atakltielias 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ዝኽሪ ሓሳባት ናብ ሃው ዝበለ ጽምዋ ወሲዳ ናብ መፈጸምታ ታዛንታ ንክትበጽሕ ብሃንቀውታ ንኽከታተላ ዝደረኸትኒ ኣዝያ መሳጢት ናይ ፍቕሪ ዛንታ፡ ኣነኮ (ትርጉም ቃልኪዳን) ኢለ ኣርእስቲ ምሃብኩዋ፣ መብዛሕትኡ ግዜ ፍቕራዊ ዛንታ ገድሊ ብመስዋእቲ ምፍልላዩ ዘጋጥም፥እግዚኣብሄር ተሓዊስዎ ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ ግን ልቢ ብዝሰቢር ጸረርታ ንብዓት ሓጎስ ዘሰነዩ ብዘሐጉስ ክድምደም ክትሪኢ ግን ክንደይ ሰናይ ነገርዩ፡ እግዚኣብሄር ይመስገን፡ ንፍቑራት ዘርኢትን ምብራቕን ከኣ እንቆዕ ሓጊሰኩም ዝተረፈ ዘበንኩም ይባረኽ፡ ኪዳነ ምህረት ምሳኹም ትኹን ኣሜን፡ የቐንየለይ። ኣብነት ንናይ ዘበና ፍቕሪ ።

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ዛንታ ሐቀኛ ፍቅሪ ብሐቀኛ ስባት ተባረክለይ

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 5 ปีที่แล้ว +3

    we salute you very have super Heroes!! Make us proud and never forget you what you did for us GOD bless you you story it going in our hearts for ever and ever thanks for sharing!!happy 28th independence to all your family!🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆

  • @ghidebisratw6410
    @ghidebisratw6410 5 ปีที่แล้ว +13

    Wawww Amazing True Love story

  • @eweanebelom6592
    @eweanebelom6592 5 ปีที่แล้ว +4

    No words can be found to admire this .
    Ertrawiiii

  • @berhanegebriel3155
    @berhanegebriel3155 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ኪዳን፣ፍቕሪ፣ሙሉእ እምነት ። ሠለስቲኤን፡ እንተሓቢረን፡ጎቦ፡የፍርሳ፡እምበር፡ብጎቦ አይፈርሳን።ፍቕሪ ኩልግዝየ፡ትስዕር።

  • @semharmesfin5627
    @semharmesfin5627 4 ปีที่แล้ว

    Wawwww btami des zebil mefetsemta. ''SEMAY RHUK KIDAN TSNUE'' abay tikesi. Enkua hagosekum fre ttsbitkum, tsamakum rekebkum. Geganu ekum brukat.

  • @biniamtesheme5518
    @biniamtesheme5518 5 ปีที่แล้ว +23

    ኣብ ፍቅሪ እምነት ዩ" ዓንዲ ኪዳን"

  • @misginatsegay9710
    @misginatsegay9710 5 ปีที่แล้ว +12

    We Eritreans are always faithful and strong that is why ever proud🇪🇷✌✌✌✌✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💙💙

  • @filmonyebiyo978
    @filmonyebiyo978 4 ปีที่แล้ว +1

    Xnati Eritrawit xenia texnaka jigna ade 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ዛንታ ከምዚ የለን ብሐቂ ፍቅሪ ማለት እዙ እዩ

  • @meazatesfamicael2346
    @meazatesfamicael2346 5 ปีที่แล้ว

    Oh My God Blessed them this is so sweet really she was so strong women.

  • @eyobgebregziabher2166
    @eyobgebregziabher2166 5 ปีที่แล้ว +8

    Oh my God!amezinglove story
    More than Romeo and Juliet

    • @semere4860
      @semere4860 5 ปีที่แล้ว

      Yeah this is my aunt mebrak yebio

  • @yabetseasgedom9365
    @yabetseasgedom9365 3 ปีที่แล้ว

    Amazing History, yes promises is promises! God bless you Guys!!

  • @kokobbrhane9674
    @kokobbrhane9674 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ዘገርም ኣብዚሎ ሂወት ኤሬና ናትና።

  • @almazfikadu8930
    @almazfikadu8930 5 ปีที่แล้ว +2

    Aywe mebrkty heji tezkrni iti nebatki ab hade arat kendkes qolna anbesty edmen tinan yhbkum Nay behki seb metkel deki erey jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam5864 5 ปีที่แล้ว +2

    *ሓቀኛ ፍቅሪ መወዳድርቲ የብሉን።*
    *ኣብ ስምዒት ፍቅሪ ህልም ኢለ ትፈልጡ😥*
    *ጽንዓት ፍቅሪ እምነት ፍቅሪ ከምዚ‘ዩ።*

  • @ወዲዓንዶም
    @ወዲዓንዶም 5 ปีที่แล้ว +8

    Merhaba deki enba xaeda edmen tenan yhabkum akoy marey ms mbrak abay seb

  • @Abi..2Hani
    @Abi..2Hani 5 ปีที่แล้ว +1

    Bekeyee mexegab ceneya... Eway adey mearey neakum yemselena... Fetari.. Edemn tenan yehabkum fetarie ....

  • @sssg9010
    @sssg9010 5 ปีที่แล้ว

    Wawww nay behaki mesatiten meharitn zanta .Akalat deki egzabhirr seb hedri...enka hagosekumm..des zebel kulu kebdka zetenkeff🇪🇷❤❤❤💖😍😍😍

  • @samueltekle2512
    @samueltekle2512 3 ปีที่แล้ว

    ፒእ ኣየ ሰብ ቀደም ወርቂ እዮም
    ጽኑዓት ሰብ ኪዳን ። ምስ እዚ ናይ ሎሚ ፍቅሪ ኣወዳድርካ እሞ ንክትኣምኖ ትጽገም እኻ ። ብሓቂ ኣምላኽ ጽንዓትኩም እምነትኩም ፍቅርኹም ሪእልኩም ፍረ ጻማኹም ረኽብኩም ዝተረፈ ግዜኹም ይባርኸልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @yafietkesete7119
    @yafietkesete7119 5 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መሳቲት ልቢካ ትሰርቅ ኪዳን ጽንዕነት ሰብ ቀደም
    መሃርቲ ሕብረተሰቦም
    ኣበይ ኣሎ ሎሙይ ታሪክ
    ኣቦታት ንፋስ ናብ ዝነፈሰ
    ኮይኑ ሕብረተሰብ
    ይመልሰልና ኣምላክ
    በኣሉ

  • @fiorimichael1355
    @fiorimichael1355 4 ปีที่แล้ว

    Semay rehuk eyou kal kidan xenuiyou nay abotatna zereba behaki 🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @Erifutuer
    @Erifutuer 5 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ እዛ ታሪክ ብንብዓት ወዴኤያ።

  • @eritreanaasmara373
    @eritreanaasmara373 5 ปีที่แล้ว +1

    EGZABIHER YMESGEN shkornatat deqi eri fqrkum rieyu enkan fetari arakebekum bsenki megzaeti zeyhelefe shgr yelen egzabiher neritrea hzban ybark

  • @ህዝባዊግንባርመድሕንህዝባ
    @ህዝባዊግንባርመድሕንህዝባ 5 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባቦ ድምጺ ሓቂ ድምጺ ጽንዕቲን ረዚን ታሪክን

  • @yosanaman2774
    @yosanaman2774 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዛንታ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ኤርትራውነት ማለት

  • @ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና
    @ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና 5 ปีที่แล้ว +5

    ካብ ብቀደሙ ኩሉ ሰም ከምዚኦም እነንኸውን ኣብ ሕሰምን መከራን ኣይማሃለናን

  • @majormajor4628
    @majormajor4628 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ይካኣሎ እዩ መሰተንክር

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +3

    Ane nay behaki bekiye
    Brami kemzi aynet re ayfelitn. So emotionally

  • @stand2gether2makebetter29
    @stand2gether2makebetter29 5 ปีที่แล้ว +5

    OMG😢 💔💔 lomi ka Elemo elema enabelna nbetaten true love is strong💔💔 happy at the end bth💔

  • @semere4860
    @semere4860 5 ปีที่แล้ว +7

    Heyy this is my aunt mebrak yebio andymariam he is my aunt she lives in Eritrea may temenai

  • @lulateclehaimanot9521
    @lulateclehaimanot9521 4 ปีที่แล้ว

    Iway Fikri,mikibibar,xinat,imnet Sidraha mikibar....
    Lomi dea izi kulu yelen,mergem nay kedem abotatna abana bexihu....

  • @godsaves8457
    @godsaves8457 5 ปีที่แล้ว

    Benebe'at wedi'eya...Amlak fkri eyu...fkris kab Amlak eyu behaki. Egziabher yimesgen. Hiwete ena fikre befetena wedeku'alina Getahoy erdagn, temelketegn...Amen.

  • @bininatey2670
    @bininatey2670 5 ปีที่แล้ว +6

    True Love Is Never end ❤

  • @tesfalemasefaw5433
    @tesfalemasefaw5433 5 ปีที่แล้ว +6

    ጽኑዓት ኣብ መትከልን ኣብ ቃል ኪዳንን ፡እንቓዕ ፍረ ጻማኹም ረኣኹም።

  • @tekliane1153
    @tekliane1153 5 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww anka hagosekum bhaki and nebaku riaya
    ❤❤❤❤❤amnti ktrekb si aumun mkan yedli kem zkone mhirkumni amlak xeguau yebzahalkum

  • @letinagermay5588
    @letinagermay5588 5 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 amazing LOVE !!!!! Keep it up.

  • @enaesfalet65
    @enaesfalet65 4 ปีที่แล้ว +2

    Abraham Aforki( sedray )I love my sweet home and country 🇪🇷🇪🇷🚌

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 4 ปีที่แล้ว

    ወላሂ በይነይ እናረኣኩዋ ኮለኹ በኺየ ነቢዔ ግን ድማ ብዙሕ ተሓጉሴ መወዳእታኣ ድማ ዓጊበ ክንድ ሺሕ ኩኑ ። ማራኺ ታሪኽ።

  • @amlesetwelea9840
    @amlesetwelea9840 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwww sidray finchah mesengeley ansena xada deki shihay kab habitkum gal melezanay biadna bilenayo gerkum nsudan werdikum xint bialt kidan waro eritrawit kemuwin jigna hayet teqalasay selamn tenan ymnelkum

  • @GodismyShepherd23
    @GodismyShepherd23 5 ปีที่แล้ว +1

    Amlak yibarikikum tsinuat. Libi zitinkif zanta fikri. I hope seb lomi kabzi kimihar tetenkife kemzi koyne elu complain kebzih ziwil seb lomi.

  • @Naila20017
    @Naila20017 5 ปีที่แล้ว +4

    قصة واقعية وحزينة جدا
    قصة ابكتني دون شعور
    وواوواوو😍😍

  • @biniamteklebrhan2654
    @biniamteklebrhan2654 5 ปีที่แล้ว +8

    Amazing Teru Love Story 😍😍

  • @almazfikadu8930
    @almazfikadu8930 4 ปีที่แล้ว

    Mebraket anbest mes zeret jegna tygdaly seb xeni metkel yom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @astergher3984
    @astergher3984 ปีที่แล้ว

    Beautiful story!

  • @danielreday5445
    @danielreday5445 5 ปีที่แล้ว +1

    Kem Abrahamn Saran ygberkum tbhal qal nay bhaqi btegbar arikumna
    Amlak msakum ykun kuburat sdra

  • @yoniyoni4012
    @yoniyoni4012 4 ปีที่แล้ว

    Amazing story I'm loven it.
    I'm proud of you sidrana

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowww ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀልብኻ ዝስሕብ ዛንታ ቆንቃ ትግርኛ ንዘልኣለም ትምበር ይቅሬታ ግን ቆንቃ ትብል ኣብያትኒ እያ ዘላ እታ spelling ኩብራት የሕዋተይ ንእግረ መንግድኩም ከመይ ከምትጽሕፍዎ ሓቡሩኒ ብኩሉ እቲ ዝመስለኒ ፈቲነ ኣቡይኒ👌 kkkkkkk😅

  • @kbrinegzabherykun8396
    @kbrinegzabherykun8396 5 ปีที่แล้ว +4

    Ewyyyyyyyy
    Amlakh Kemzi Aynet Kidan Yfterelna 😍

  • @kokimichael8254
    @kokimichael8254 5 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhh ! keytegeremku ayhalefkun abti nay qedem znebere emnetn fqrin xnatn ezi ilka kitgelxo deshegr yu emo kea abza dfetwa adey kemzi mnbarom hji enqae aytriuna zelenayo telimato,telimwa amlak baelu dea mhretu yewrdelna

  • @angosomteame6896
    @angosomteame6896 5 ปีที่แล้ว +1

    Waw tegerime tehantyen astemaqireya zanta haqena fqry qanza lbi gin kea muqur qanza ,,,,mistmqar fqry bhaqena lbi.habirka ab fqry mitslal.....zantakum wesiduni mara.

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 ปีที่แล้ว

    ኦህ !
    ብጣዕሚ ዘሐጉስ ፍቅሪ

  • @merhawiabrham2244
    @merhawiabrham2244 5 ปีที่แล้ว +1

    Temsgen amlak dase zebel tarke 🇪🇷❤️🙏!!!

  • @selamselam70
    @selamselam70 5 ปีที่แล้ว +2

    Ktamno zexegm xunua fkri . Kemakum kkewn bhege. amlak xegua yebzhalkum

  • @thomasaraya344
    @thomasaraya344 4 ปีที่แล้ว

    Wawww kemzi fkri amlak yhabena. Mewedaeteom bxubuk mwdeu melise fetieya

  • @hailehaile3090
    @hailehaile3090 4 ปีที่แล้ว

    Wow God bless my Eritrean brothers and sisters

  • @muzeimogos9652
    @muzeimogos9652 4 ปีที่แล้ว

    Wow wow beautiful story love it God bless you

  • @jossytm6814
    @jossytm6814 3 ปีที่แล้ว

    True love!! ERITREAN LOVE is loyalty 💯

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 5 ปีที่แล้ว +1

    Assey edlegnatat hahwatey!! Tebareki!! ❤️

  • @erishikor8227
    @erishikor8227 4 ปีที่แล้ว +1

    Amazing love ! God bless 🙌🏿

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +1

    Yekenelna Er-TV kea 18 amet hmak tray endikum arikumni lomi gn debiskumni nay kulu mehari zanta b msdadkum 🙏🙏🙏

  • @yohannesangesom5716
    @yohannesangesom5716 5 ปีที่แล้ว +3

    ተኣምር እዩ ጽንዓቶም መዳርግቲ የብሉን

  • @andaymatiwos248
    @andaymatiwos248 5 ปีที่แล้ว

    semay ruhuk kidan tsinue eqa u.nay behaki edmen teanan yhabkum fetari ! ! ! aber habe ich Tränen.

  • @danaittewelde3273
    @danaittewelde3273 5 ปีที่แล้ว +6

    Beka wawww ❤💍 lebi zetnkef des zebel amlak kemziom yemaselena ❤❤❤

  • @abdujafer9429
    @abdujafer9429 5 ปีที่แล้ว +3

    اجمل قصة سمعتها في حياتي

  • @Gubsa
    @Gubsa 5 ปีที่แล้ว +6

    Wwwww hizibi eritra kulu bial tarik