ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብረሀት ሓፍትና እውን ሙሉእ ምህረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ
ኣብርሀት ሐፍትና፤ጎይታኦም ምስ ኣዕርትካ ኣሕዋትና፤ መ/ር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኣሕዋተይ።❤❤ኣጆኪ ዋዕሮና ኣብ ጎንኪ ኣለና።ኩሉ ክሐልፍ አዩ።
ኣይዘኺ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ጎንኺ ኣለና ጀግናና ሙለረይ ኩቡር ሰብ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መምህር ሙሉ ሓውና እድመን ጥእናን ይሓብካ አትም ተጋሩ ከምኡ አቢልና ንተሓባበር ጀግና ሓፍትና አብረሃት አጀኪ
እግዛብሄር ንሕረት የውርደልኪ ኣቲ ጅግና ካብ ልቢ ነመስግነካ ሙሉ ሓውና
ዓሕ ኣታ ዞም ጀጋኑስ ከፊእውም ኣሎ ጅግና ሓፍተይ ኣጆኺ መ/ር ሙሉ ድማ thanks 🙏🏻.
ኣብረሀት ጅግና ትግራወይቲ ክቡር ሓውና መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስዑዲ ዘለው መናእስይ ድምፂ ኩንዎም መንግስትኩም ኣብዩኩም እዩ ኢሎም ብፖሎቲካ ኣመክንዮም ንመንእስይ ትግራይ ሓደጋ ከየብፅሕሎም ኣየር በረራ ንመቀለ ክክፈተሎም ምስ መንግስቲ ትግራይ ተዛራሪብኩም ኣብ ቀረባ እዋን መፍትሒ ክፍጠሩሎም ተስፋ ንገብር ብዘይ መንእስይ ትግራይ ዓዲ ኣይትኮንን እያ
ብሓቂ
ብሓቂ ዝሓወይ
ብትክክል ዛሓወይ
ብትክክል ብተልይ ኣብ ጅዘን ዘለው
@@ብሪጋልትግራይ-ፀ2ጀ ሐቂ እዩ ማዓረይ
ኣብረሁት ሓፍትና አጅካ ክበር ሓወና መምህረ መሉ የቀንየልና
ትግራይ ዓደይ ማዓር ወለላ❤❤❤
መምህር ኩሉ መደባትካ ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ። ተጋሩ ናይ ብሓቂ ደስ ኢልኩምኒ።
ኣምላኽ ይባርኩም ደቂ ዓደይ!
እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ሓፍተይ
ማዓረይ ምሉእ ጥዕና ያሃብኪ ግን ታዳነይ ደርፊ ካልእ ተትሰርሒ ኣብርሸይ ናብ ኣምላኽኪ ተፀግዕኺ ካልእ ስርሒ
ሙሉ ጅግና ሓብን ትግራይ (ማእገር ትግራይና )
Egziabher Amlak mulue mhret ygberelki 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባዓል ሕልና መም ሙሉ ሓዉና ❤️👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰሚዐ ዘይፀግባ ዜማ ጀግና ሓፍትና ፤ቅድሚ ሕጂ ብድምፂ ወያነ /ሰለሙን/ ዝተገበረላ ቃለ-መሕተት ምስ ረኣኩዋ ንብዓተይ ክቆፃፀሮ ኣይከኣልኩን፡ በዓልቲ ድሙቅ ታሪክ ቆራፅ ትግራወይቲ እናሃለወት ኣብ ሓንቲ ፀባብን መፃብብን ኑሮ ክትነብር ከላ ኣዝዩ ደም ዘንብዕ እዩ፡ ሐዚ እውን እንተኮነ ዓይኒ ብሌን ትግራይ ሙሉ ሓውና እዚ ኣገዲሱካ ከምቲ ልሙድ ክትሕገዝ ትገብሮ ዘለካ ፃዕሪ ክትምስገን ይግባእ፡ጃዘረይ ዕድመን ጥዕናን ሂቡኪ ደሚቅኪ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረካት እቲ እንፈትዎ ድምፅኪ ክሰምዕ ልዑል ባህጊ ኣለኒ፡ ሰላምኪ ይብዛሕ ዕድመኪ ይንዋሕ ይብለኪ
ብጣእሚ ከብድካ ዝበልእ ታሪክ እዩ ኣጆኪ ጅግና
Tegaru yehwatna ajokum qexlwo azyu des zbl eu:: memhr mulue kaa tedalo eka Iseias ms gahafnayo nab wshti Eritrea atika xgumatna ktihgzena eka. Ladies of Eritrea-Tegaru thanks for ur Contribution ur life.!!!
💖💖👍👍💖💖💖👍👍💖💖💖
ሐሳብ ልብኪ ይስምረልኪ ጅግና
ሙሌ ሓዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
tigray tigaru 💛❤✊✊✊💪💪
good job guys may Allah bless you all❤️❤️❤️
💪
ሙሉ ሓወይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣነውን ከማካ ዓደይ መፅየ ብቃዕመይ ኣብ ፅርግያ ዝውዕሉ ክሕግዝ ኣምላክ ፍቃድ ይኩን ንስካግን ብስብ ዘይኮነ እትገብሮ ዘለካ ብኣምላክ ርከቦ ሙሉ ሓወይ ኣምላክ ምስ ሙሉእ ስድራካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣብረሃት ሓፍተይ እውን ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ዝሓሰብክዮ የስምረልኪ ኣሜን፫
ኣጆኪ ጅግናና ኣብ ጎንኪ ኣለና ብከመይ ንረክባ ንክእል??
ኣዶና ኣብርሀት ጅግና
ፈጣሪ ካንቺ ጋር ይሁን
KKK b mntay qanqa u zkewn zelo ab shiwa wey ab gonder kidka xhafo
አይ ክንደይ ተጋደልቲ ወዲቆም ከም ዝተረፉ አሞ መምህረይ አረ ሙሉዋይ በይ ገጠሩ ከንደይ አለዋ ተጋደልቲ በተለይ አብ ገለበዳ ዝባሃል ቦታ ተትከይደ ነርካ ካብ ኩሉ ናፃ ዝኩና አለዋ ግን ዘይ ምንጋር የሓይሽ መ/ረይ ጅግና ከይ ዘከርካ ጅግና አይፍጠርን አዩ አን ተዝኩነለይ ንእሹተይ ማሕበር ከፊተ ንተን ናይ ደርጊ ተጋድልቲ በዝተወሰነ ገንዘብ ክንቃሳቀሳ ምግባር አዩ ድልየተይ ደሞ ቆንጆ ጅማሮ ነይሩ ግን ድማ አብ ማእከል ኮረና አተወ ናብ ዝገደዱ ሰባት ማለተይ ተፋናቀል አይን ስዉራን ወዘተ ዝበሉ ክንሕገዝ መሪፅና መ/ረይ ካባክ ዝወሰድናዮ እዩ ብለቢ ሰለ ዝካታተሉ ንመፃኢ ድማ ሃስስ ትብልን ይከውን ንሕና ድማ ኣብ ጎንካ መ/ረይ ካብ ልበይ ይፈትወካን የክብረካን ሓላል ወገነይ 1000አመት ንበረለይ ሞሉዋይ
ከምዘአን ዝበላ ጀጋኑ ናይ ኢዚ ኩሉ ኣስተወፅኦ ገራ ንሃገራ ኣብ ከምዚ መናባብሮ ክትነብር ዝሕዚን ንሳ ንሃገራ ፅቡቅ ኣስትዋፅኦ ገይራ ቅሲንቲ ያ ንሕና ግን ንምንታይ ኢዝኩሉ ገይራ ሚኢንቲ ናፅነት ኣብፅቡቅ ዘይትነብር ሓቦ ንሕ ክሕዘና ኣለዎ ኢደይ ኢድካ ኣይንሕመቅ መምህር ሙሉ ኩሉ ግዝየ ከይድንቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ከምኻ ዝበሉ ጉድሳት ሓቦኛታት ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ክፍጥረልና ንምነ ኣምላኽ ንኣኻ ኢድመን ጢኢናን ይሃብካ
Waro ጅግኒት 💪💪💪💪
🇪🇷👍👍👍 edmen tenan yhabka memhr mulue
ትግራዋይ ማለት ክቡር ማንነት እዩ
ምሳኣ ዘኒሃ ምፅላል ካሕሳይ ድያ መምህር?ብጣዕሚ ካብ ዘድንቀን ባህሊ ህወሓት ሓንቲ እያ።
እወ
ኢ/ር ምሳኻ ይኹን መምህረይ
Negnachn I'm happy to see you like this I was very sad before 3 weeks
ኣበይ ኣላ
መቐለ
ዋዕሮ ጀግኒትት
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Jegnawa
❤❤❤❤❤❤❤
Abrehetey mhret ylaakelki fetari ajoki alenaki ab gonki
ኣጀኪ ክብርቲ ኣደና ኣብ ገንኪ ኣለና የቀንየለና መምህረይ ሙሉ
Edmen tienan yhabka memhr mlue
ዋው ኣንደኛ
ብመንግስቲ መንበሪ ገዛ ክወሃባ ኣለዎ
Waero 💞 tegray ayoki nayna
💪💪💪💖💖💖💖👍👍👍
Jegna haftey teina yhabkin mulereyle
ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናና የሃበልና
Bmngsti geza kwahaba alewa
Egzabiher yibarika mulu buruk
ajoki fre Sarki eu
ኣጀኪ ምቅርቲየይ ኣብ ጎንኪ ኣለና ጅብዕተይ ባዕሉ እቲ ሞራልኪ ደስ ክብለካ ጅግናና መምህረይ ሕማቅ ኣይሕለፉካ እምበር ተጋደልቲ ና ዶኣ ብብየ ዓዱ ብዛሓት እዮም ሕማቅ ናብራ ዝነብሩ ህዝቢ እኮ ይሕሽ እምበር ሓቂ ዘረባ መንግስትና ኣይግድን
ጃዘረይ ኣጆኺ እዚ ኹሉ ጅግንነት ፈጺምካስ ኣብዚ ክትወድቕስ ዘገርም እዩ ምሉ ሓዉ ድማ ባብ መንገዲ ዝሰኣነት ሰብ ከምዚ ጌርካ ናብ መድያ ምቕራብካ ክትምስገን ዝገበኣካ ሰብ ኢኻ እሞ ምስጋና ይኹንካ። ክቡር ሓወይ
ንዝሃቡ ፈጣሪ ይሃቦም እንተ ንሓፍትና ድማ አለናላ እምበር እቶም በለዕትስ ረሲዕማ ዘይትረብሕ ጡረታ ዳሀቡ አዐሾሞም ክንደይ አለው ዘይወፁ ተረሲዖም ዝተረፉ ሕውሓትስ ንደቆም አብ አሜርካ የምህሩ ነቶም ተጋዲሎም አካሎም ዝግደሎም ብ 300 ብር ጡረታ ዝተዓሸው እዮም ሕጂ እውን አለናልኩም ንበሎም አብረሀተይ አጆኪ መዓረይ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ መምህር ሙሊየ እውን ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቶም በለዕቲ ሓለፍቲ እውን ትፋሶም ትሕለፍ ሕጂ ደአ ሒዝኩም አሎ በር ሰጥ ለበጥ ዘብል ሕጂ አይኮነን ህዝብና ውድብና ትቡሉ 27 ዓመት ዝረሰዕክምዎ ህዝቢ
ትግራዋይ ማለት እኮ ንህዝቡ ናፅነት ክብል ካብ አሜርካ ካብ ጀርመን ...... አብ ፅቡቅ መንበሪ እናነበረ ግን ህዝበይ አብ ወፅዓ አይነብርን ኢሉ ካብ መሞቂ ገዝኡ ናብ በረካ ወፅኡ ተቃሊሱ እዩ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ዕድለኛ እዩ ንህዝቡ ህይወቱ ከፊልሉ እዩ
ኣብየት ክንደይ ጀጋኑና እዮም ወዲቆም ተሪፎም ኣይዞኺ ኣብረሀት ኣቲ ጅግና መምህር ሙሉ ኻዓ ኩቡር ወዲ ኹቡራት ዓብይ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ ቀፅለሉ
Abeyt sewedesh mamay
ጃዛር ጀግና
ደም ከፊሉ ማይ ዝስአነ ፅኑዕ ህዝቢ ንምንታይ እዬም ንከምዚኦም ዝአምስሉ ንህዝቦም ንእስነቶም ከሰስዑ ዝሃቡናስ ናይ ባዕሎም መንበሪ ዘይስርሕሎም መንግስቲ ትግራይ ልቢ ግበር አብ ዓዲ ጏኖት ከይድኩም ሃይ ወይ ካብ ትስርሑ ንህዝብኩም ቆላሕ በሉ እዚ ወ ድሓንኩም ::
dwlly 0500939763
966500939763
Ata Hawey ewe etom lebamatema seb demu bezekefeleluko nebaelom ab wenberom kesae hezi kof ilom wiskom enacheletu netu zetekalese derbiyomewo ezom beleaeti nebsi.etu hade termus wiski esi naytpm tegadelti neber nay hamushte werhi demwoz eyu esom zebelewo seinom esatom gen be wiski yegasebu yehezene eyu eko betaemi gena kendey zetekebre gud alo eziama edelegna eya weyo artist gdi koynas nesa hish kaftom be asehat ab guhaf zederbeyuwom
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮና ንምንታይ ግን መንግስቲ ትግራይ ገዛ ዘይህባ የቀንየልና መምህር ሙሉ ኣቦ ውፁዓት ኣብ ስዑዲ ዓረብያ ዝሳቀዩ ዘለው ተጋሩ ኣብ ሚድያ ኣቅርበልና
Jegna
Amlak yhagza, memhr mule hawey, kndey ke ytam eyu eti dmxa,hawkum wdi Eritrea
ተባረክ መም.ሙሉ
❤💛😍😍😍💪
Weww💕💕💕💕💕💕💕💙💚💛💜💟
ዓሕ ህውሓት እንባዓል ጃዘር ከምዚ ኣይግበኣንን ኔሩ ግን ንሕና ገዲም ኣይንሓዝንን ደቂ ትጋድልቲ ደቅዞም ዝተሰውኡን ከም ጃዛርን ስለ ዝኮንኩ እዩ
እዚ ትግርኛናኣ ክጥዕም ከምዚኦም ናይ ሕጂ ተጋሩ ዝዛረቡዎ ፍርቂ ፍርቂ ኣምሃረኛ ዘይኮነ እዚ እንታይ የርእየካ ትግርኛ ብባዕዳውያን ቃንቃ ከይተበከለ ከሎዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ኣብረሀርት ጃዘር from Eri
Kubur hawi tegebro zeleka sirha betami xubuq eu amlak yehagezka
edmi yahabeki mary
ወይ እቲ ጅግና ብርሃን ዓይነይ
❤❤❤❤✔😍😍😍🍸
ወያነ በየካ ከተገልግሎም ክጠቅምካ አይክእሉንዮም
Ajokie ab goniki alena
Walkm
We love you our hero may God Bless you sis 💕💕😍😍
Niesnetom Hiwetom miente hizbi ni zewefeu legasat jeganun .Kemzi koyino kitriom keleka manta kebdika kuritsssss yrbleka.Belu eske zeziakimina likahna nimles nihagiz.
jagni gaul tagriy ajoki
ሰላም መ/ር ሙሉ ኩሉ እትገብሮ ንስካ ጽቡቅ ዩ። እንተኮነ እቶም ኩሎም ጽቡቅ ትገብረሎም ዘለካ ሰባት ሲ 1 መዓልቲ ናይ ታክስካ ዘይብሉ እንደጋና ንሱ ሲ ይትረፍ ሞ ወላ ማይ ሻሂ ክብሉ ዘይክእሉ በስመኣም ወረ ባህሊ ናይ ሓበሻና ኣይኮነን ን ረኣይኡ ኮ ዘይጽቡቅ።ኣብ ቀዳማይ መዓልትካ ሲ ወረ ደሓን ካሊኣይ ሳልሳይ ክትገዶም ከለካ ከ።
Abrhet jgna mengsti wn kethabebra alewo gza kehba wey bta
Jegina ashinbay do neaki dem geberki heger zerekebki nmanm Eko ygber ab gonki alena tselaeki aynu ydefen
Ey gdefna athaznna qedem tgray nera lemi gn gbo kona bzkone nhaftna edmen tseenan yehaba dehar kea nay eroupa ayer darekt nab mekele zetkeftwo nmntay eyu adis zearf zelo
Gele mahber zenkesakesalu tezfter
🇬🇧
🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭
Ayy hewehet telem ezan do metitelema zeyrbhu kedertet ashehet endafeseset gezab kemzeytihb
Kndey tegadelt gna zeyterayu kmu gerkum lkulom habrwom zhalefe halifu hezi knrom alena
🙇♀️🙇♀️🙇♀️🙇♀️
Kemaka yebzhayo memhr mulu hawey edmen tinan yhabka ember etom hiwuhats resioma eyom zom beleiti zikulu tekalisen niaden kbla bineusa zitegadelet jigna wairo tigray ete etom nahtna halefti gin nay edkum rkebu resikumuwen kindey alewa zeywetsa wairo tigray zikona ahwatna ajoki mearey nab neberkyo kitmlesi eki
እቶም ደቂ ስብሃት ነጋ ፣ ኣባይ ወልዱ፣ኣባይ ፀሃየ ዝረፍዎ ገንዘብ ንምታይ ነቶም ዝተቃለሱ ዘይካፍልዎም ???😭😭😭😭😭😭
ናይ ኣባይ ፀሃየ ደኣ ኣብዪ መንጢልዎ
@@nwnjwwnwnjwwjnw8550 27 ዓመት ?? ደቁ ኣብ መዓልቲ 5 ሽሕ ዶላር ኣመሪካ ናይ ሓደ መዕልቲ ወፃኢኦም ዩ ።።
@@fsahagebremedihn2064 ይገርም ዩ መስቃ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መራሕቲ ትግራይስ ከረአና ደኣ ይኾን።
Weyane n shabia n hizeb Tigray zentsefelom :masi:zekurtumu:Tegadeti: deribiyu: murukat: generalati:Zesheyem:shabia:n :weyane:n:ketefueu:Hizeb:Tigray selam:ayrekeben:Abrerehet:beyena: ayekonetin: mulu:Hizeb:Tigray Eyu:tenderly:
Ezian kemzia zeameseluns bmengsti geza tewahibuwom kkebrun knegsun dea ygbeom ember abzi kemzi aynet hiwet kdrbeyus btami eiu zehzin. Elfi hasawi ztkemela znegsela nsltanom ember nhzbom zeygdesula adi eya tgray bzkone lbi gberu atum zmlketeku akalat. Hzbi adu ahlifu keyhb hilu eiu ember teuyat nhzbom zkonu memahaderti sle zelewuna aykonnan ntabekelkum bkneina zemahadra entetrekb nera eza hager Europa mtekeyeret kedem. Halafnet ysemakum nhzbi mls eilkum reaywo.
BTAEMI YGERM ABREHETEY MKRTI MHRETU YLAKELKI KABYA ZEGELGELE ZEWDELDELE KOINU NEGERU NEZIOM DERBIKA ABI ASTEWATSO ZNEBEROM KINE TIBEBAWIT ABREHET M.R MULU ASTEWASI KULU BHAKI ZEKERYEKA YELEN ABO KULU NBERELNA KFUE AYTRKEB
Ezom dislike tebrw dis like malte enty malte eu sedete
መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብረሀት ሓፍትና እውን ሙሉእ ምህረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ
ኣብርሀት ሐፍትና፤ጎይታኦም ምስ ኣዕርትካ ኣሕዋትና፤ መ/ር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኣሕዋተይ።❤❤
ኣጆኪ ዋዕሮና ኣብ ጎንኪ ኣለና።
ኩሉ ክሐልፍ አዩ።
ኣይዘኺ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ጎንኺ ኣለና ጀግናና ሙለረይ ኩቡር ሰብ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መምህር ሙሉ ሓውና እድመን ጥእናን ይሓብካ አትም ተጋሩ ከምኡ አቢልና ንተሓባበር ጀግና ሓፍትና አብረሃት አጀኪ
እግዛብሄር ንሕረት የውርደልኪ ኣቲ ጅግና ካብ ልቢ ነመስግነካ ሙሉ ሓውና
ዓሕ ኣታ ዞም ጀጋኑስ ከፊእውም ኣሎ ጅግና ሓፍተይ ኣጆኺ መ/ር ሙሉ ድማ thanks 🙏🏻.
ኣብረሀት ጅግና ትግራወይቲ ክቡር ሓውና መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስዑዲ ዘለው መናእስይ ድምፂ ኩንዎም መንግስትኩም ኣብዩኩም እዩ ኢሎም ብፖሎቲካ ኣመክንዮም ንመንእስይ ትግራይ ሓደጋ ከየብፅሕሎም ኣየር በረራ ንመቀለ ክክፈተሎም ምስ መንግስቲ ትግራይ ተዛራሪብኩም ኣብ ቀረባ እዋን መፍትሒ ክፍጠሩሎም ተስፋ ንገብር ብዘይ መንእስይ ትግራይ ዓዲ ኣይትኮንን እያ
ብሓቂ
ብሓቂ ዝሓወይ
ብትክክል ዛሓወይ
ብትክክል ብተልይ ኣብ ጅዘን ዘለው
@@ብሪጋልትግራይ-ፀ2ጀ ሐቂ እዩ ማዓረይ
ኣብረሁት ሓፍትና አጅካ ክበር ሓወና መምህረ መሉ የቀንየልና
ትግራይ ዓደይ ማዓር ወለላ❤❤❤
መምህር ኩሉ መደባትካ ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ። ተጋሩ ናይ ብሓቂ ደስ ኢልኩምኒ።
ኣምላኽ ይባርኩም ደቂ ዓደይ!
እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ሓፍተይ
ማዓረይ ምሉእ ጥዕና ያሃብኪ ግን ታዳነይ ደርፊ ካልእ ተትሰርሒ ኣብርሸይ ናብ ኣምላኽኪ ተፀግዕኺ ካልእ ስርሒ
ሙሉ ጅግና ሓብን ትግራይ (ማእገር ትግራይና )
Egziabher Amlak mulue mhret ygberelki 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባዓል ሕልና መም ሙሉ ሓዉና ❤️👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰሚዐ ዘይፀግባ ዜማ ጀግና ሓፍትና ፤ቅድሚ ሕጂ ብድምፂ ወያነ /ሰለሙን/ ዝተገበረላ ቃለ-መሕተት ምስ ረኣኩዋ ንብዓተይ ክቆፃፀሮ ኣይከኣልኩን፡ በዓልቲ ድሙቅ ታሪክ ቆራፅ ትግራወይቲ እናሃለወት ኣብ ሓንቲ ፀባብን መፃብብን ኑሮ ክትነብር ከላ ኣዝዩ ደም ዘንብዕ እዩ፡ ሐዚ እውን እንተኮነ ዓይኒ ብሌን ትግራይ ሙሉ ሓውና እዚ ኣገዲሱካ ከምቲ ልሙድ ክትሕገዝ ትገብሮ ዘለካ ፃዕሪ ክትምስገን ይግባእ፡ጃዘረይ ዕድመን ጥዕናን ሂቡኪ ደሚቅኪ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረካት እቲ እንፈትዎ ድምፅኪ ክሰምዕ ልዑል ባህጊ ኣለኒ፡ ሰላምኪ ይብዛሕ ዕድመኪ ይንዋሕ ይብለኪ
ብጣእሚ ከብድካ ዝበልእ ታሪክ እዩ ኣጆኪ ጅግና
Tegaru yehwatna ajokum qexlwo azyu des zbl eu:: memhr mulue kaa tedalo eka Iseias ms gahafnayo nab wshti Eritrea atika xgumatna ktihgzena eka. Ladies of Eritrea-Tegaru thanks for ur Contribution ur life.!!!
💖💖👍👍💖💖💖👍👍💖💖💖
ሐሳብ ልብኪ ይስምረልኪ ጅግና
ሙሌ ሓዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
tigray tigaru 💛❤✊✊✊💪💪
good job guys may Allah bless you all❤️❤️❤️
💪
ሙሉ ሓወይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣነውን ከማካ ዓደይ መፅየ ብቃዕመይ ኣብ ፅርግያ ዝውዕሉ ክሕግዝ ኣምላክ ፍቃድ ይኩን ንስካግን ብስብ ዘይኮነ እትገብሮ ዘለካ ብኣምላክ ርከቦ ሙሉ ሓወይ ኣምላክ ምስ ሙሉእ ስድራካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣብረሃት ሓፍተይ እውን ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ዝሓሰብክዮ የስምረልኪ ኣሜን፫
ኣጆኪ ጅግናና ኣብ ጎንኪ ኣለና ብከመይ ንረክባ ንክእል??
ኣዶና ኣብርሀት ጅግና
ፈጣሪ ካንቺ ጋር ይሁን
KKK b mntay qanqa u zkewn zelo ab shiwa wey ab gonder kidka xhafo
አይ ክንደይ ተጋደልቲ ወዲቆም ከም ዝተረፉ አሞ መምህረይ አረ ሙሉዋይ በይ ገጠሩ ከንደይ አለዋ ተጋደልቲ በተለይ አብ ገለበዳ ዝባሃል ቦታ ተትከይደ ነርካ ካብ ኩሉ ናፃ ዝኩና አለዋ ግን ዘይ ምንጋር የሓይሽ መ/ረይ ጅግና ከይ ዘከርካ ጅግና አይፍጠርን አዩ አን ተዝኩነለይ ንእሹተይ ማሕበር ከፊተ ንተን ናይ ደርጊ ተጋድልቲ በዝተወሰነ ገንዘብ ክንቃሳቀሳ ምግባር አዩ ድልየተይ ደሞ ቆንጆ ጅማሮ ነይሩ ግን ድማ አብ ማእከል ኮረና አተወ ናብ ዝገደዱ ሰባት ማለተይ ተፋናቀል አይን ስዉራን ወዘተ ዝበሉ ክንሕገዝ መሪፅና መ/ረይ ካባክ ዝወሰድናዮ እዩ ብለቢ ሰለ ዝካታተሉ ንመፃኢ ድማ ሃስስ ትብልን ይከውን ንሕና ድማ ኣብ ጎንካ መ/ረይ ካብ ልበይ ይፈትወካን የክብረካን ሓላል ወገነይ 1000አመት ንበረለይ ሞሉዋይ
ከምዘአን ዝበላ ጀጋኑ ናይ ኢዚ ኩሉ ኣስተወፅኦ ገራ ንሃገራ ኣብ ከምዚ መናባብሮ ክትነብር ዝሕዚን ንሳ ንሃገራ ፅቡቅ ኣስትዋፅኦ ገይራ ቅሲንቲ ያ ንሕና ግን ንምንታይ ኢዝኩሉ ገይራ ሚኢንቲ ናፅነት ኣብፅቡቅ ዘይትነብር ሓቦ ንሕ ክሕዘና ኣለዎ ኢደይ ኢድካ ኣይንሕመቅ መምህር ሙሉ ኩሉ ግዝየ ከይድንቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ከምኻ ዝበሉ ጉድሳት ሓቦኛታት ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ክፍጥረልና ንምነ ኣምላኽ ንኣኻ ኢድመን ጢኢናን ይሃብካ
Waro ጅግኒት 💪💪💪💪
🇪🇷👍👍👍 edmen tenan yhabka memhr mulue
ትግራዋይ ማለት ክቡር ማንነት እዩ
ምሳኣ ዘኒሃ ምፅላል ካሕሳይ ድያ መምህር?ብጣዕሚ ካብ ዘድንቀን ባህሊ ህወሓት ሓንቲ እያ።
እወ
ኢ/ር ምሳኻ ይኹን መምህረይ
Negnachn I'm happy to see you like this I was very sad before 3 weeks
ኣበይ ኣላ
መቐለ
ዋዕሮ ጀግኒትት
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Jegnawa
❤❤❤❤❤❤❤
Abrehetey mhret ylaakelki fetari ajoki alenaki ab gonki
ኣጀኪ ክብርቲ ኣደና ኣብ ገንኪ ኣለና የቀንየለና መምህረይ ሙሉ
Edmen tienan yhabka memhr mlue
ዋው ኣንደኛ
ብመንግስቲ መንበሪ ገዛ ክወሃባ ኣለዎ
Waero 💞 tegray ayoki nayna
💪💪💪💖💖💖💖👍👍👍
Jegna haftey teina yhabkin mulereyle
ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናና የሃበልና
Bmngsti geza kwahaba alewa
Egzabiher yibarika mulu buruk
ajoki fre Sarki eu
ኣጀኪ ምቅርቲየይ ኣብ ጎንኪ ኣለና ጅብዕተይ ባዕሉ እቲ ሞራልኪ ደስ ክብለካ ጅግናና መምህረይ ሕማቅ ኣይሕለፉካ እምበር ተጋደልቲ ና ዶኣ ብብየ ዓዱ ብዛሓት እዮም ሕማቅ ናብራ ዝነብሩ ህዝቢ እኮ ይሕሽ እምበር ሓቂ ዘረባ መንግስትና ኣይግድን
ጃዘረይ ኣጆኺ እዚ ኹሉ ጅግንነት ፈጺምካስ ኣብዚ ክትወድቕስ ዘገርም እዩ ምሉ ሓዉ ድማ ባብ መንገዲ ዝሰኣነት ሰብ ከምዚ ጌርካ ናብ መድያ ምቕራብካ ክትምስገን ዝገበኣካ ሰብ ኢኻ እሞ ምስጋና ይኹንካ። ክቡር ሓወይ
ንዝሃቡ ፈጣሪ ይሃቦም እንተ ንሓፍትና ድማ አለናላ እምበር እቶም በለዕትስ ረሲዕማ ዘይትረብሕ ጡረታ ዳሀቡ አዐሾሞም ክንደይ አለው ዘይወፁ ተረሲዖም ዝተረፉ ሕውሓትስ ንደቆም አብ አሜርካ የምህሩ ነቶም ተጋዲሎም አካሎም ዝግደሎም ብ 300 ብር ጡረታ ዝተዓሸው እዮም ሕጂ እውን አለናልኩም ንበሎም አብረሀተይ አጆኪ መዓረይ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ መምህር ሙሊየ እውን ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቶም በለዕቲ ሓለፍቲ እውን ትፋሶም ትሕለፍ ሕጂ ደአ ሒዝኩም አሎ በር ሰጥ ለበጥ ዘብል ሕጂ አይኮነን ህዝብና ውድብና ትቡሉ 27 ዓመት ዝረሰዕክምዎ ህዝቢ
ትግራዋይ ማለት እኮ ንህዝቡ ናፅነት ክብል ካብ አሜርካ ካብ ጀርመን ...... አብ ፅቡቅ መንበሪ እናነበረ ግን ህዝበይ አብ ወፅዓ አይነብርን ኢሉ ካብ መሞቂ ገዝኡ ናብ በረካ ወፅኡ ተቃሊሱ እዩ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ዕድለኛ እዩ ንህዝቡ ህይወቱ ከፊልሉ እዩ
ኣብየት ክንደይ ጀጋኑና እዮም ወዲቆም ተሪፎም ኣይዞኺ ኣብረሀት ኣቲ ጅግና መምህር ሙሉ ኻዓ ኩቡር ወዲ ኹቡራት ዓብይ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ ቀፅለሉ
Abeyt sewedesh mamay
ጃዛር ጀግና
ደም ከፊሉ ማይ ዝስአነ ፅኑዕ ህዝቢ ንምንታይ እዬም ንከምዚኦም ዝአምስሉ ንህዝቦም ንእስነቶም ከሰስዑ ዝሃቡናስ ናይ ባዕሎም መንበሪ ዘይስርሕሎም መንግስቲ ትግራይ ልቢ ግበር አብ ዓዲ ጏኖት ከይድኩም ሃይ ወይ ካብ ትስርሑ ንህዝብኩም ቆላሕ በሉ እዚ ወ ድሓንኩም ::
dwlly 0500939763
966500939763
Ata Hawey ewe etom lebamatema seb demu bezekefeleluko nebaelom ab wenberom kesae hezi kof ilom wiskom enacheletu netu zetekalese derbiyomewo ezom beleaeti nebsi.etu hade termus wiski esi naytpm tegadelti neber nay hamushte werhi demwoz eyu esom zebelewo seinom esatom gen be wiski yegasebu yehezene eyu eko betaemi gena kendey zetekebre gud alo eziama edelegna eya weyo artist gdi koynas nesa hish kaftom be asehat ab guhaf zederbeyuwom
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮና ንምንታይ ግን መንግስቲ ትግራይ ገዛ ዘይህባ የቀንየልና መምህር ሙሉ ኣቦ ውፁዓት ኣብ ስዑዲ ዓረብያ ዝሳቀዩ ዘለው ተጋሩ ኣብ ሚድያ ኣቅርበልና
Jegna
Amlak yhagza, memhr mule hawey, kndey ke ytam eyu eti dmxa,hawkum wdi Eritrea
ተባረክ መም.ሙሉ
❤💛😍😍😍💪
Weww💕💕💕💕💕💕💕💙💚💛💜💟
ዓሕ ህውሓት እንባዓል ጃዘር ከምዚ ኣይግበኣንን ኔሩ ግን ንሕና ገዲም ኣይንሓዝንን ደቂ ትጋድልቲ ደቅዞም ዝተሰውኡን ከም ጃዛርን ስለ ዝኮንኩ እዩ
እዚ ትግርኛናኣ ክጥዕም ከምዚኦም ናይ ሕጂ ተጋሩ ዝዛረቡዎ ፍርቂ ፍርቂ ኣምሃረኛ ዘይኮነ
እዚ እንታይ የርእየካ ትግርኛ ብባዕዳውያን ቃንቃ ከይተበከለ ከሎ
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ኣብረሀርት ጃዘር from Eri
Kubur hawi tegebro zeleka sirha betami xubuq eu amlak yehagezka
edmi yahabeki mary
ወይ እቲ ጅግና ብርሃን ዓይነይ
❤❤❤❤✔😍😍😍🍸
ወያነ በየካ ከተገልግሎም ክጠቅምካ አይክእሉንዮም
Ajokie ab goniki alena
Walkm
We love you our hero may God Bless you sis 💕💕😍😍
Niesnetom Hiwetom miente hizbi ni zewefeu legasat jeganun .
Kemzi koyino kitriom keleka manta kebdika kuritsssss yrbleka.
Belu eske zeziakimina likahna nimles nihagiz.
jagni gaul tagriy ajoki
ሰላም መ/ር ሙሉ ኩሉ እትገብሮ ንስካ ጽቡቅ ዩ። እንተኮነ እቶም ኩሎም ጽቡቅ ትገብረሎም ዘለካ ሰባት ሲ 1 መዓልቲ ናይ ታክስካ ዘይብሉ እንደጋና ንሱ ሲ ይትረፍ ሞ ወላ ማይ ሻሂ ክብሉ ዘይክእሉ በስመኣም ወረ ባህሊ ናይ ሓበሻና ኣይኮነን ን ረኣይኡ ኮ ዘይጽቡቅ።ኣብ ቀዳማይ መዓልትካ ሲ ወረ ደሓን ካሊኣይ ሳልሳይ ክትገዶም ከለካ ከ።
Abrhet jgna mengsti wn kethabebra alewo gza kehba wey bta
Jegina ashinbay do neaki dem geberki heger zerekebki nmanm Eko ygber ab gonki alena tselaeki aynu ydefen
Ey gdefna athaznna qedem tgray nera lemi gn gbo kona bzkone nhaftna edmen tseenan yehaba dehar kea nay eroupa ayer darekt nab mekele zetkeftwo nmntay eyu adis zearf zelo
Gele mahber zenkesakesalu tezfter
🇬🇧
🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭
Ayy hewehet telem ezan do metitelema zeyrbhu kedertet ashehet endafeseset gezab kemzeytihb
Kndey tegadelt gna zeyterayu kmu gerkum lkulom habrwom zhalefe halifu hezi knrom alena
🙇♀️🙇♀️🙇♀️🙇♀️
Kemaka yebzhayo memhr mulu hawey edmen tinan yhabka ember etom hiwuhats resioma eyom zom beleiti zikulu tekalisen niaden kbla bineusa zitegadelet jigna wairo tigray ete etom nahtna halefti gin nay edkum rkebu resikumuwen kindey alewa zeywetsa wairo tigray zikona ahwatna ajoki mearey nab neberkyo kitmlesi eki
እቶም ደቂ ስብሃት ነጋ ፣ ኣባይ ወልዱ፣ኣባይ ፀሃየ ዝረፍዎ ገንዘብ ንምታይ ነቶም ዝተቃለሱ ዘይካፍልዎም ???😭😭😭😭😭😭
ናይ ኣባይ ፀሃየ ደኣ ኣብዪ መንጢልዎ
@@nwnjwwnwnjwwjnw8550 27 ዓመት ?? ደቁ ኣብ መዓልቲ 5 ሽሕ ዶላር ኣመሪካ ናይ ሓደ መዕልቲ ወፃኢኦም ዩ ።።
@@fsahagebremedihn2064 ይገርም ዩ መስቃ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መራሕቲ ትግራይስ ከረአና ደኣ ይኾን።
Weyane n shabia n hizeb Tigray zentsefelom :masi:zekurtumu:
Tegadeti: deribiyu: murukat: generalati:
Zesheyem:shabia:n :weyane:n:ketefueu:
Hizeb:Tigray selam:ayrekeben:
Abrerehet:beyena: ayekonetin: mulu:
Hizeb:Tigray Eyu:tenderly: