ሂወት ደም ደፊእኻ ደም ምትካእ ህፃን ሄርሜላ ምስ ማሕበር ኤልሮኢ ኣውሮፓ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024
  • ህፃን ሄርሜላ ሕክምናዊ መፍትሒ ኣብ ዘይረኸበ ከቢድ ሂወት ትነብር ኣላ። ተስፋ ፅባሕ እናቋመተት በቢእዋኑ ዝነበረ ደም እናተደፈአ ብሓዱሽ ደም እናተተከ ዘሎ ምንባር ኣይነበር ዘብል ዘሕዝን ሂወት እዩ። ማሕበር ኤልሮኢ ኣውሮጳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ማሕበራዊ ፀገም ንምቅላል ናይ እጃማ ትገብር ዘላ መርኣያ ማሕበር ተጋሩ ኮይና ሐዚ'ውን ናብቶም ቅድሚ ሐዚ ብቀዋሚነት በቢወርሑ እትድግፎም ልዕሊ 20 ዝኾኑ ወገናትና ንህፃን ሄርሜላ እውን ንበዓል ልደት መውዓሊ ዝከውን 10ሺሕን ብተወሳኺ ናይ 6 ወርሒ 9ሺሕን (1500 ንወርሒ) ሓገዝ ገይሮሙላ ኣለዉ።
    ንመምህር ሙሉ ሃይለስላሴ ኣብ ምግዛእ ይኹን ኣባል ማሕበርና ብምዃን ናይ በረከት ተኻፈልቲ ክትኾኑ/ና ንእትደልዩ/ያ ኣሕዋትን ኣሓትን ብቴሌፎናት ክትረኽቡና ብኣኽብሮት ንዕድም።
    1. ምስግና ኣረጋዊ - ኣቦ ወምበር ማሕበር 003519020245261
    2. ሰለሙን በርሀ - ም/ኣ/ወምበር ማሕበር 00393511907915
    3. ሃፍቶም መንግስቱ - ፋይናንስን መራሒ መድረኽን 00358465821798
    4. ሙሴ ጊደይ - ዋና ፀሓፊ 0033751130102
    5. ሰለሙን መኮነን - ፋይናንስ ኣብ መቐለ 00251926705457

ความคิดเห็น • 64

  • @zaydhntsa1093
    @zaydhntsa1093 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኢዩ የሕዋትና ተጋሩ እቲ ኩሉ ትግብርዎ ድማ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣጀኩም ዓለም ሓላፊት ኢያ! እቲ ዘይሓልፍ ግና እዚ ኢዩ""ምሃብ/ ምልጋስ"" ኤርትራዊ ሓውኹም!!!

  • @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
    @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣቱም ቡሩኻት ማሕበር ኤልሪኤ የቐንየልና በረከት ይሃብኩም ክቡራት የሕዋትና ኣምላኽ ይሓልኹም ሓላላት

  • @ጓልታሓላልመሬትትግራይ
    @ጓልታሓላልመሬትትግራይ 4 ปีที่แล้ว +7

    መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ሄርሜላ ሓፍተይ ካኣ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኪ
    ኣንቱም ለገስቲ ድማ ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም ንሕና ከኣ ኣሰር መምህር ሙሉ ክንክተል ፈጣሪ መንገዲ የማን ይምረሐና

  • @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
    @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ 4 ปีที่แล้ว +2

    አቱም ዝሃብኩም የሕዋትና እግዝአብሕር ይተካአልኩም መ/ር ኻአ ዕድመን ጥዕና ያሃብኬ ክፈእ አይርከብካ
    ንሄርመላ ሓፍትና እግዝአብሕር ምሕረት የውርደላ ግን ንወቅእሸት ገብርኤል ትውሰዳ እግዝአብሕር አይሳአኖ ነገር የለን ክሕሻ እዩ

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +15

    አሕዋትና የቀንየለና እደሙን ጥዕናን ይሃብከም ፈጣረ ❤❤💖💖

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንጀራኹም ይስፋሕ ብሩኻተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሓፍትና ከዓ ሙሉእ ምሕረት የውርደላ

  • @እመአምላክአንቺጠብቅኝ
    @እመአምላክአንቺጠብቅኝ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኺ እደጊ ተመንደጊ እግዚአብሔር አምላክ ይፈውስሽ ለምትረዱት ሰወቹም ውሎታቹ ፈጣሪ ይክፈላቹ መምህር ሙሉ ባለህበት እመ አምላክ ትጠብቅህ

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ አቶም ትልግሱ ዘለኩም እግዚአብሔር አምላክ ዕፅፊ ገይሩ ይሃብኩም ዛሓፍትና ደማ እግዚአብሔር አምላክ ባዕሉ ብምሕረት ዓይኑ ይረአያ

  • @lamalama9868
    @lamalama9868 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት ያሀብኪ እዛሓፍተየ መ/ም ሙሉ አብ ዘክድካዮ ድንግል ማርያም ትሓሊካ አቱም ትሉጉሱ አሕዋተይ ድማ ወሲኩ ወሲኩይሀቡኩም

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +3

    እንጀራኹም ይስፋሕ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከማኹም ዝበሉ ገበርቲ ሰናይ የብዘሐልና።

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደላ ነታ ቆልዓ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም

  • @aminaabdu7515
    @aminaabdu7515 4 ปีที่แล้ว +3

    በረካኹን ፀብቅሰሯህነበዕልኻእዮ

  • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም
    @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ጓለይ ምሕረት የውርደልኪ ብሙሉእ እምነት ናብ ፀበል ውሰድያ ክትድሕን እያ ናይ መናፍስቲ እስራት እዩ እንበር ካልእ ኣይኮነን ክንነቅሕ ይግበኣና እዩ። ማሕበር ኤልሮኤ ማሕበርኩም የዐንብበልኩም ብዝወፀ ይተካኣልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @genettewlda8115
    @genettewlda8115 4 ปีที่แล้ว +1

    ወላዲተ አምላክ በምሕረት ትልአከልኪ መዐረየ አቱም ትህቡ ፈጣሪ አብዚሑ ይሃቡኩም ሙሉየ ነዊሕ ዕድመና ጥዒና ይሃብካ

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +3

    ኩሉ እትገብርዎ ሰናይ ዘበለ ዓስብኹም ካብ እግዛኣቢሄር ርኸብዎ ካብ ዕድመን ጥዕናን ዝዓቢ ሃብቲ የለን እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መድሃኔ ዓለም
    ኣነ ኤረትራዊ እንድየ ግን ኣይኮነን ናይ ትግረዋይ ናይ ማንም ሰብ ጸገም ክቕንጠጥ ከሎ ብጣዕሚ እዩ ደስታ ዝስማዓኒ

  • @ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ
    @ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ 4 ปีที่แล้ว +4

    ልመጀመርያ ልመምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ክሕቦ ምስ መሳርሕቶም ንማሕበር እውን ን ስርሖም በረከት ን ዕድሞኦ የንሐዮ ፈጣሪ ንኩሉ ትግራዋይ እውን ሰላምን ጥዕናን ይምነ ኣየኩ ኣለና ብዘለና ዓቅሚ ንሕግዝእና ኣየኪ ትግራይ ምስ ደቅኪ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና

    • @mubaratbangky4564
      @mubaratbangky4564 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ተባረኩ

  • @elsaberhe5884
    @elsaberhe5884 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሙሉእ ሓወይ ብጣዕሚ ያ የሕዚናትኒ ኣብ ኢሮፓ ነዚ ሕማም ዛጓለይ ብቀሊሉ ዮም ዘሕውይዎ ምስትም ሓለፍቲ ተላወብ በጃኻ ተላዘብ ርሑስ ብዓል ል።ት 🙏🙏❤👏

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 ปีที่แล้ว +2

    ዘውፃእኩሞ ይተክአልክም አሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ቀፅልሉ ፀበል ፅቡቅ እዩ ምቅርተይ ምሕረት ይውርደልኪ

  • @andatdtapostolicfathers5979
    @andatdtapostolicfathers5979 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኩም።

  • @nukulukalolebey8989
    @nukulukalolebey8989 4 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰባት ንምንታይ ኤና ሰብራይብ ዝይትቡሉዎ ላይክ ኾሞት ዘይትሕቡዎ ኣቤት ተጋሩ eko ክንሰንፍ መምህረይ ኤድመ ጥና ጥራይ ይሃብካ wehabti ዶሞ ብፈጣሪ ርኽብዎ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว

    ሄርሜላየ እግዚ ኣብሔር ምሕረት የውርደልኪ

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ ውይይይ እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብኹም እዛም ኣሐዋተይ ።

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአቢሔር ምሕረት ያውርደልኪዝሐፍተይ

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ማዓረይ እግዚአብሔር ይማሓርኪ

  • @mariamkasa5825
    @mariamkasa5825 4 ปีที่แล้ว +2

    Mashaaallah

  • @ኣዶኤፍሬም
    @ኣዶኤፍሬም 4 ปีที่แล้ว

    ጌታ ይባርክኹም

  • @lmlmhou2187
    @lmlmhou2187 4 ปีที่แล้ว +1

    Egzabehr berktu ena tegae yebezehlukum ahwatey ❤❤❤❤

  • @samuelteame9336
    @samuelteame9336 4 ปีที่แล้ว +1

    Fetari mhret yerdelki

  • @seareweldakidan476
    @seareweldakidan476 4 ปีที่แล้ว

    ዘይመዉት ፈዉሲ ኣለዎ ከም ዝበሃል ብመንግስቲ ዝጠጠልመ ህዝቢ ትግራይ ብእዝጋቢሄር ንምሉ ሃይለስላሰ ኣዉሪድሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉጹዓትን ፡መሳኪንን ፡ድካታትን ፡ስንኩላትን ፡

  • @hiwetkidanu8801
    @hiwetkidanu8801 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይማርሽ

  • @fqriuemuneteyfqriuemunetey610
    @fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww Ata kemey aynet gudusat mahber eyom kemakums 100000000

  • @solmediahouse6065
    @solmediahouse6065 4 ปีที่แล้ว

    ሄርሙ ሽኮር ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ናብ ማሕበርና ማሕበር ኤልሮኢ ክትጽምበሩ ትደልዩ ተወከሱና🙏ኣብ ቻናልና subscribe ምግባር ኣይንረስዕ♥️

  • @samuelteame9336
    @samuelteame9336 4 ปีที่แล้ว

    Ajokum amlak yahagzkum fetari

  • @ብርሃነደስታ
    @ብርሃነደስታ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚበአሔር ገንዘብም የብዘሐልካም ንሓፍትን ምሕረት የውርደሎ

  • @moufidkhayrallag3411
    @moufidkhayrallag3411 4 ปีที่แล้ว

    Mulu fetar yetabkehi meharti yewradleki mearey

  • @mirrym8719
    @mirrym8719 4 ปีที่แล้ว

    Wowwww

  • @muluabeba4416
    @muluabeba4416 4 ปีที่แล้ว +2

    amlake mherat ywredela xebel wsedwa kthawi eya

  • @tsegeweyniteklay4214
    @tsegeweyniteklay4214 4 ปีที่แล้ว

    Egzabher ymharki mearey

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 4 ปีที่แล้ว

    please take her to wenkshet gedam pls in bahrdar

  • @brhanakahsay2513
    @brhanakahsay2513 4 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelki hermela goley

  • @frewnimehari7543
    @frewnimehari7543 4 ปีที่แล้ว

    ኣጄኪ ዝሓፍተ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว

    እስኪ ናይቶም ማሕበር ስልኪ ላኣከልና መምህር ምሉ ሓውና

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      በሪሁ ሓውና ቑጽሪ ተሌፎኖም ኣብቲ ቪድዮ ውኝጢን ኣብቲ ቪድዮ Descriptionን ተፃሒፉ ኣለካ።

  • @የቅዳሰማከኤልልጅነኝ
    @የቅዳሰማከኤልልጅነኝ 4 ปีที่แล้ว

    egezabhare.meherate.yewrdalek
    mamhere.mele.edeman.tenann.yahbka

  • @ኣዶኤፍሬም
    @ኣዶኤፍሬም 4 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ይማሓርኺ ዛጓለይ

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      ፈጣሪ ይምሓርኪ ዛጋልይ

  • @fergfert9057
    @fergfert9057 4 ปีที่แล้ว

    አማንን

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว

    ምምህር ምሉ እዛ ቆልዓ ናብ ውጪ ክይዳ ንክትሕከም ዕድል ኣለዋዶ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      መልሲ ዘይረኸበ ሕቶ እዩ።

  • @sweetlove7985
    @sweetlove7985 4 ปีที่แล้ว

    wae hezis msakum fkri khzeni elu ymesleni any way kulu sesenayu neakum atum jeganu

  • @ሰላምለአገራችን
    @ሰላምለአገራችን 4 ปีที่แล้ว

    1000,000 subscrib

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe4604 4 ปีที่แล้ว +1

    Ane delye alku katu bjkum Kusre tilfon txhafuley

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      ሰናይት ሓፍትና ቑጽሪ ተሌፎኖም ኣብቲ ቪድዮ ውኝጢን ኣብቲ ቪድዮ Descriptionን ተፃሒፉ ኣለኪ።

    • @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
      @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 ปีที่แล้ว

      00358465821798 ደዉሊ ለይቲ ማሕበር እዩ

    • @karhetmedia5511
      @karhetmedia5511 4 ปีที่แล้ว

      @@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 0035920199544
      ወይ ናብ messeger ኣስተውዕሎ ነዚ ዘምን ኢልኺ ጻሓፍለይ ዝሃፍተይ ማዓረይ ኣነ ከእትወኪ እየ

    • @ሓሳበልበይተዝሰምረለይይና
      @ሓሳበልበይተዝሰምረለይይና 4 ปีที่แล้ว

      መ/ር ምሉ ሃይለሰላሴ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓውይ ኣቦ ፅጉማትን ኣቦ ድኩማትን

    • @senaytberhe4604
      @senaytberhe4604 4 ปีที่แล้ว

      @@WushatenaMedia thanks btame eye zmsgen yhiwatey marey rkbyom alku M/r Mulu amlak abe gonka ykun btame lbam seb eka hawey natey

  • @athiopiaathiopia932
    @athiopiaathiopia932 4 ปีที่แล้ว +10

    ወንቅሸት ገዳም ትውሰዳ

  • @genet77
    @genet77 4 ปีที่แล้ว

    Fatry ydrslkiy

  • @ሰላምለአገራችን
    @ሰላምለአገራችን 4 ปีที่แล้ว

    1000,000 subscrib

    • @sahledebesay8932
      @sahledebesay8932 4 ปีที่แล้ว

      ሚሒረት የዉሪደሊኪ ሓቢተይይ ማኣረይይይ