ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Mehertka lakelna amlakey 🙏🙏
Ajkum kulu kahlfu eyu amlak mehretu yelaklna🙏🙏🙏
Anabs ajokum enber sudan si tqetlena eya zela😭😭😭😭😭😭😭🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩
Selam ahwatey nkulukum habesha tgraway keybele ertrawi keybele amharay keybele abzi hezi gze zelena nebertu (kortum sudan 🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩) ahwatey kulukum tnkake kngeber alena kafetat mkad ytrefena azi adi nana nhabeshe nmtfaa kab sudan ztefetere mefthi eyu ksab zkone zkon tnkake ngber kulna waga genzebom analeale yked alo (b400 delarr zjemere ksha hezi kaa 1000 dolarr )koynu alo hezi kabzi kulu tzegem keynatu tnkake ngber bflay romedan srah selezeyblom nana nmalash dhr ayblun ahwatey tnkeka ngber ((stop🇸🇩🇸🇩🇸🇩stop devoring and stealing))) fetari msana ykun 🤲🤲🙏🙏🙏🙏
Zy weda xegem bhaki agg ata amlak lomsi yakelkum eba belna
Af kununa bes nblo yelen
ሕጂ ዉን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ርእሲ ኤርትራዉያን ዜጋታት ዝገብርዎ ዘለዉ ምክልባት ደዉ ከብልዎ ንጽዉዕ...!!!ዝኮነ ዜጋ ዝኣበሶ፡ ወይ ዝጠሓሶ ሕጋዊ መስርሓት የለን ማለት ኣይኮነን፡ እንተኮነ ብኣገባብ ብሕግን ፍትሕን ይተሓተት። ኣካላዊ ግህሰት ድዉ ይበል። ሎሚ ጥራይ፡ ብዘይ ብቁዕ ወተሃደራዊ ይኩን ናይ ፖሊስ ዕጥቂ፡ ሲቪላዊ ክዳዉንቲ ተጠቂሞም፡ ብስም ናይ ጸጥታ ኣብ ኤርትራዉያን ብብዝሒ ዝቅመጥዎ ቦታታት ክገፉን ክኣስሩን ዉዒሎም ኣለዉ።ምክልባት እንታይ ኣምጽኦlth-cam.com/video/R5idji9FOMI/w-d-xo.htmlth-cam.com/video/R5idji9FOMI/w-d-xo.html
ኣብ ሃገርካ መሰልካ ምሕታት እዩ እቲ ቃልሲ ሱዳን ኣይተጋገዩን ኣብ ሃገሮም ኣቶም መስርሎም ይሕተቱ ኣብደይ ሃገርካ መሰልካ ምሕታት እሞ ድኻ ተኼንካ ድሰምዓካ የለን፡ ተሰዲድላ ለውጢ ኣይመጽን እዩ፡ ንዩቱብ ኣይትስርሑምልኪ ይፍርርስ ሕጊ ይንገስ
ሽግርና ኣብ ሱዳን ዶ ኤርትራ ኣበይ 'ዪ ዝፍታሕ!************************************************ሽግር ኤርትራዊ ቦታ ክፈላለ ይኽእል እምበር፡ ፈጸምቱን ዓይነቱን ሓደ ኣካል እዮም። ንሳቶም ድማ እቶም ኣብ መፍትሒ ክዋሰኡ ዘይንረኽቦም ሻዕብያን ደገፍቶምን እዮም። ተሓታትነት ዝብሃል ኣብ ዓለም-ለኸ ሕጊ እቲ ዝልዓለ ኣድህቦ ዝወሃቦን ነቲ ተሓታታይ ዝኸበደ መቕጻዕቲ ዝብየነሉን ጉዳይ እዩ። ኤርትራውያን ሽግርና ኣብ ምግላጽ እኳ ዝሓሸ ክእለት እንተሃለወና፡ ተሓታታይ ኣብ ምግላጽን ብንጹር ምቕማጥን ግን ዓቢይ ፍልልይ ኣሎ። ገሊኡስ ወረ ምስቶም ፈጠርቲ ሽግር ሻዕብያ ኮይኑ ዝበልዎ ክደግም ዝውዕል ኣሎ። ምስ ሰረቕቲ ወርቁ ኮይኑ ዝጠፈአት ወርቁ ክደሊ መሬት ክፍሕር ዝውዕል ኣብዲ እውን ኣይተሳእነን። ስለዚ እዩ ድማ ኤርትራዊ ኣብ መላእ ዓለም መርገጺ እግሪ ክሳብ ዝስእን ዝኽተርን ብዘይ ገበን ዝቕፈድን ዘሎ። ኣብ ጸሓይ ቀትሪ ተኸቲሩ ጅቡኡ ተፈቲሹ ዘለዎ ዘራግፍ ኤርትራዊ ጥራይ እዩ። እዚ ድማ ኤምባስታት ሻዕብያ መሓዉራቶም ኣዋፊሮም ብገዚፍ ኔትዎርክ ዝዓይዎ ዘለዉ ስዉር ጥፍኣት ኤርትራውያን እዩ። ኣርእስተይ ሽግርና ዝፍታሕ ኣብ ሱዳን ዶ ኤርትራ ብምብዝል ብመልክዕ ሕቶ ዘቐመጥክሉ ምኽንያት እምበኣር፡ ኣብ ጠንቂ ላንጋ ላንጋ ኮይኖም ኣብ ሱዳን ንዘሎ ሳዕቤን ዘኸተሎ ሽግር ኣባትሮም ከወጣውጡ ስለ ዝተዓዘብኩ እየ። ንሻዕብያ ፈሪሕካ ኣብ ሱዳን ኮነ ካሎኦት ሃገራት ዘላቒ መፍትሒ ከተምጽእ ኣይከኣልን። ንጠንቂ ዝግበር ቃልሲ ብዓይኒ ነውሪ ጠሚትካ ኣብ ፖሎቲካ ክኣቱ ኣይደልን እየ ኢልካ ወሰንካ ሒዝካ እንዳሃለኻ: ኣብ ስግር ጎዶቦ ኣብ ሳዕቤን ተዛሪብካን ተሰሊፍካን ተምጽኦ ፍታሕ የለን! ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ የመን፡ ሊብያ፡ ሲናይን ኣብ ካልእ ክፍሊ ዓለምን ዘጋጥሙና ግፍዕን መከራን ኣብ ዝተፈጸምሎም ከባብን መንግስትን መፍትሒታት ክንደልየሎም ህርዲግ ንብል ጸኒሕናን ኣለናን። ይኹን እምበር ኣቡኡ እንረኽቦ ፍታሕ ምስ ሳዕቤን ዝተሓሓዝን ግዝያዊ ትንፋስ ዝህብን ጥራይ እዩ ክኸዉን ዝኽእል። መቦቆል ናይዚ ኩሉ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ዓለም ዝወርደና ዘሎ ሓሳረ መከራ ኤርትራ እዩ። ዋናታቱ ድማ ሻዕብያ እዮም። 30 ሽሕ ዶላር ናይ ኩሊት ሓው ኣብ ኣስመራ ንጀነራላት ሻዕብያ ዝኸፈለ ሰብ፡ ንራሻይዳ ክራገም ክውዕልን ክሓድርን ከሎ ዝገርም እዩ። ራሻይዳ እንተነፊዖም ተለኣኣኽቲ ሻዕብያ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ። ካብ እሱርቤታት ሊብያ ናጀርያውያን፡ ጋናውያን፡ ኢትዮጵያውያን መንግስታቶም መጺኦም ዜጋታቶም ብነፈርቲ ንዓዶም ክመልስዎም ከለዉ፡ ኤርትራዊ ሓላፍነት ዝወስደሉ ሃገርን መንግስትን ብዘይምህላው፡ ዝሕተተሉ ኣካል ሲኢኑ ክድርበ ከሎ፡ ኣካላት ስድራቤቶም ንሻዕብያ ሓፊሮም ንልብያውያን ከማርርዎም ከለዉ ከ ኣይስደምምን ዶ? ኣብ ሱዳን ዘሎ ኤምባሲ ሻዕብያ ኤርትራውያን ንዓ ካብ ተዋጋኢት ላም ኣድሕነና ኢሎሞ ኣይፈልጠኩምን እየ ብምባል ስልኩ ክዓጹ ከሎ፡ ምሱኡ ኣብ ክንዲ ምጥምጣም፡ ንፖሊስን መንግስትን ሱዳን ምርጋም ፍታሕ ድዩ ዝምስሎም ዘስደምም እዩ። ከም ህበይ ኣብ ቁስልና ኮፍ ኣይንበል ፍታሕና ሓደ እዩ ንሱ ድማ ተቓሊስካ ሃገርን መንግስትን ምትካል እዩ። ነጽር፡ ስፋሕ፡ ተዓወት። ኩሉ ጠመተና ኣብ’ታ ንጸላእትና ስዒርና ሽግርና ንፈትሓላ ሃገርና ክኽዉን ይግባእ። ኢስራኤላውያን ከምዚ ሕጂ ኤርትራውያን ብሓሶት እንዳ ተኸሰሱ ገንዘቦምን ግዚኦምን ንኸንቱ ዘባኽንዎ ዘለው፡ ዝመስል ኩነታት ምስ በዘሖም ዘቐመጥዎ መፍትሒ እንተኔሩ ኣይህዳውያን ናይ ባዕሎም ሃገርን መንግስትን ምምስራት እዩ ዝነበረ። ውሕስነትና እዚ ጥራይ እዬ ኢሎም ደምዲሞም። ታሪኽ ነዚ ስምዒትን ኣምርን እዚ ስሩዕ ቅርጺ ዘትሓዘ ጋዘጠኛ ትዩደር ሂርዘል ምርኣይ ከድልየና እዩ። ኣብ 1894-1896 ድረይ ፈውስ ዝተባህለ ፈረንሳዊ ኣይህዳዊ ወተሃደራዊ ሞኮነን ናይታ ሃገር፡ ምስጢር ንጀርመናውያን ኣሕሊፍካ ሂብካ ተባሂሉ ብሓሶት ምስ ተኸሰሰ፡ ትዩደር ሂርዘል በዚ ኣብ ልዕሊ ድረይ ዝወረደ ናይ ሓሶት ክሲ ስምዒቱ ስለ ዝተተንከፈ፡ ኣይህዳውያን ናይ ባዕሎም ሃገርን ሃገረ መንግስትን እንተዘይኣቑሞም ንህላዊኦምን ቀጻልነቶም ዋላ ሓደ ውሕስነት ዝህቦም ኣካል የለን ክብል ኣብ ጋዘጣ ኣስፊሩ። ኣብታ መንግስቲ ኣይሁድ እትብል ንእሽቶ መጽሓፉ፡ ጸረ ኣይሁድነት ብምትንታን ዕላማ ጽዮንነት ንምዕዋት ብቓልዕ ጸዊዑ። ኣብ ዓለም ንዝገጠሞም ሓሳረ መክራ ቤቶም ሃኒጾም ፈቲሐሞ። እዚ ናይ ትዩደር ሂርዘል ጻውዒት ድማ ንኹሎም ናብ ሓደ መቓን ኣርዒሙ ናብ ቃልሲ ኣእትይዎም። ሎሚ ኣብ መስርዕ ዝሓየላ ሃገራት ዓለም እንረኽባ ኢስራኤል እዚ ግፍዕታት ሓሊፋ እያ ኣብዚ በዚሓ ዘላ። ኣይህዳውያን ኣብ ርእሶም ሃገርን ሃገረ መንግስትን ክስእሉ ዝገበሮም ትዩደር ሂርዘል እዩ። ንህዝቡ ድማ ኣብ ከባቢኦም ግዝያዊ መፍትሒ ዳኣ እምበር ናይ ወለዶታቶም መፍትሒ ቀጻልነቶምን ከም ዘይረኽቡ ግንዛበ ኣሕዲርሉ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ድማ ብንቑሕ ፖሎቲካዊ ዉዳበን ንጹር ዕላማን ጥራይ እዩ ክፍታሕ ዝኽእል። ንሕቶታትን መሰላት ህዝብናን እተማልእ ሃገርን ሃገረ መንግስትን ኣብ ርእስና ክንስእላ ኣለና። ሻዕብያ እዚ ንኸይከውን ጸጋታት ሃገርን ትሕዝቶ ህዝብን እንዳ መንዘሩ ይቃለሱና ኣለዉ። እንተኾነ ግን ንዘለኣለም ዝነብር ዓማጺ ስለ ዘየለ ንቕዱስ ዕላማና ክገትእዎ ኣይክእሉን። ጸላኢ ምስ ሞራልካን ተስፋኻን እዩ ዝበኣስ ነዚኤን ኣደልዲልካ ምህናጽ የድሊ። ናይ ከባቢ 50 ዓመት ቶንኮላትን ሕልኽላኻትን ተጠኒጉ ኣብ ፈቐዶ ዓለም ክንበተንን ቀጻልነትና ክቑረጽን ዝገበረ ፖሎቲካዊ ስንክሳር ሻዕብያ እንፈትሓሉ እንኮ መንገዲ እንተሎ፡ ህዝብና ሽግሩ ኣብ መንገዲ ዘይኮነስ ኣብ’ታ ናይ ተፈጥሮ መረበቱ ዝኾነት ሃገሩ ከም ዝፍታሕ ምእማንን ምስራሕን እዩ። ዓለም ለኸ ትካላት፡ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት፡ ገበርቲ ሰናት ማእከላት ክሕግዘና እንጠልቦ ኣብ ምእላይ እቲ ስርዓት ምዃኑ መረደእታ ክንፈጥር ኣሎና። ንግዝያዊ ፍታሕ ተመጊቡ ዝድቅስ ኣምሮ ክህልወና ኣይግባእን። ንማሕብረ-ሰብ ዓለም ስርዓተ ለውጢ( regime change) ከም ንጠልብ ብግልጺ ምሕባር የድሊ። እዚ ንምክንዋን ግን ቅኑዕ ፖሎቲካዊ ምትዕርራይን ፍልልይ ዘኣንገደ ፖልቲካዊ ሕብረትን የድሊ። ከም ሕብረተሰብ ቀጻልነትና ኣብ መቓብር ጸላእትና እዪ ዝውሓስ ዝብል ዘይማትእ መትከል ክህልወና ይግባእ። ሽግርና ኣብ ሱዳን ኤርትራ ዝፍታሕ ዝብል ኣአርእስተይ በዚ ኣብ ላዕሊ ዘቐመጥክዎ ምኽንያታት ኣብ ኤርትራ እዩ ዝፍታሕ ክብል ደምዲመ ኣለኹ። ዜጋታት ክብረቶምን ቀጻልነቶም ኣብ ዓዶም እዩ። እዚ ድማ ተቓሊሶም እዮም ዘረጋግጽዎ። በየነ ገረዝግሄር (ዉፉይ) ነዘርላንድስ 28/03/2023
እንታይ ዓይነት መደብ ኢዮ እዚ ነዛ መደብ ነዕብያ like share ገለ እዞም ኣጉባዝ ኣቢ መልእክቲ ከሕልፉ ተጸበ
Mehertka lakelna amlakey 🙏🙏
Ajkum kulu kahlfu eyu amlak mehretu yelaklna🙏🙏🙏
Anabs ajokum enber sudan si tqetlena eya zela😭😭😭😭😭😭😭🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩
Selam ahwatey nkulukum habesha tgraway keybele ertrawi keybele amharay keybele abzi hezi gze zelena nebertu (kortum sudan 🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩) ahwatey kulukum tnkake kngeber alena kafetat mkad ytrefena azi adi nana nhabeshe nmtfaa kab sudan ztefetere mefthi eyu ksab zkone zkon tnkake ngber kulna waga genzebom analeale yked alo (b400 delarr zjemere ksha hezi kaa 1000 dolarr )koynu alo hezi kabzi kulu tzegem keynatu tnkake ngber bflay romedan srah selezeyblom nana nmalash dhr ayblun ahwatey tnkeka ngber ((stop🇸🇩🇸🇩🇸🇩stop devoring and stealing))) fetari msana ykun 🤲🤲🙏🙏🙏🙏
Zy weda xegem bhaki agg ata amlak lomsi yakelkum eba belna
Af kununa bes nblo yelen
ሕጂ ዉን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ርእሲ ኤርትራዉያን ዜጋታት ዝገብርዎ ዘለዉ ምክልባት ደዉ ከብልዎ ንጽዉዕ...!!!
ዝኮነ ዜጋ ዝኣበሶ፡ ወይ ዝጠሓሶ ሕጋዊ መስርሓት የለን ማለት ኣይኮነን፡ እንተኮነ ብኣገባብ ብሕግን ፍትሕን ይተሓተት። ኣካላዊ ግህሰት ድዉ ይበል። ሎሚ ጥራይ፡ ብዘይ ብቁዕ ወተሃደራዊ ይኩን ናይ ፖሊስ ዕጥቂ፡ ሲቪላዊ ክዳዉንቲ ተጠቂሞም፡ ብስም ናይ ጸጥታ ኣብ ኤርትራዉያን ብብዝሒ ዝቅመጥዎ ቦታታት ክገፉን ክኣስሩን ዉዒሎም ኣለዉ።
ምክልባት እንታይ ኣምጽኦl
th-cam.com/video/R5idji9FOMI/w-d-xo.html
th-cam.com/video/R5idji9FOMI/w-d-xo.html
ኣብ ሃገርካ መሰልካ ምሕታት እዩ እቲ ቃልሲ ሱዳን ኣይተጋገዩን ኣብ ሃገሮም ኣቶም መስርሎም ይሕተቱ ኣብደይ ሃገርካ መሰልካ ምሕታት እሞ ድኻ ተኼንካ ድሰምዓካ የለን፡ ተሰዲድላ ለውጢ ኣይመጽን እዩ፡ ንዩቱብ ኣይትስርሑ
ምልኪ ይፍርርስ ሕጊ ይንገስ
ሽግርና ኣብ ሱዳን ዶ ኤርትራ ኣበይ 'ዪ ዝፍታሕ!
************************************************
ሽግር ኤርትራዊ ቦታ ክፈላለ ይኽእል እምበር፡ ፈጸምቱን ዓይነቱን ሓደ ኣካል እዮም። ንሳቶም ድማ እቶም ኣብ መፍትሒ ክዋሰኡ ዘይንረኽቦም ሻዕብያን ደገፍቶምን እዮም። ተሓታትነት ዝብሃል ኣብ ዓለም-ለኸ ሕጊ እቲ ዝልዓለ ኣድህቦ ዝወሃቦን ነቲ ተሓታታይ ዝኸበደ መቕጻዕቲ ዝብየነሉን ጉዳይ እዩ። ኤርትራውያን ሽግርና ኣብ ምግላጽ እኳ ዝሓሸ ክእለት እንተሃለወና፡ ተሓታታይ ኣብ ምግላጽን ብንጹር ምቕማጥን ግን ዓቢይ ፍልልይ ኣሎ። ገሊኡስ ወረ ምስቶም ፈጠርቲ ሽግር ሻዕብያ ኮይኑ ዝበልዎ ክደግም ዝውዕል ኣሎ። ምስ ሰረቕቲ ወርቁ ኮይኑ ዝጠፈአት ወርቁ ክደሊ መሬት ክፍሕር ዝውዕል ኣብዲ እውን ኣይተሳእነን። ስለዚ እዩ ድማ ኤርትራዊ ኣብ መላእ ዓለም መርገጺ እግሪ ክሳብ ዝስእን ዝኽተርን ብዘይ ገበን ዝቕፈድን ዘሎ። ኣብ ጸሓይ ቀትሪ ተኸቲሩ ጅቡኡ ተፈቲሹ ዘለዎ ዘራግፍ ኤርትራዊ ጥራይ እዩ። እዚ ድማ ኤምባስታት ሻዕብያ መሓዉራቶም ኣዋፊሮም ብገዚፍ ኔትዎርክ ዝዓይዎ ዘለዉ ስዉር ጥፍኣት ኤርትራውያን እዩ። ኣርእስተይ ሽግርና ዝፍታሕ ኣብ ሱዳን ዶ ኤርትራ ብምብዝል ብመልክዕ ሕቶ ዘቐመጥክሉ ምኽንያት እምበኣር፡ ኣብ ጠንቂ ላንጋ ላንጋ ኮይኖም ኣብ ሱዳን ንዘሎ ሳዕቤን ዘኸተሎ ሽግር ኣባትሮም ከወጣውጡ ስለ ዝተዓዘብኩ እየ። ንሻዕብያ ፈሪሕካ ኣብ ሱዳን ኮነ ካሎኦት ሃገራት ዘላቒ መፍትሒ ከተምጽእ ኣይከኣልን። ንጠንቂ ዝግበር ቃልሲ ብዓይኒ ነውሪ ጠሚትካ ኣብ ፖሎቲካ ክኣቱ ኣይደልን እየ ኢልካ ወሰንካ ሒዝካ እንዳሃለኻ: ኣብ ስግር ጎዶቦ ኣብ ሳዕቤን ተዛሪብካን ተሰሊፍካን ተምጽኦ ፍታሕ የለን!
ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ የመን፡ ሊብያ፡ ሲናይን ኣብ ካልእ ክፍሊ ዓለምን ዘጋጥሙና ግፍዕን መከራን ኣብ ዝተፈጸምሎም ከባብን መንግስትን መፍትሒታት ክንደልየሎም ህርዲግ ንብል ጸኒሕናን ኣለናን። ይኹን እምበር ኣቡኡ እንረኽቦ ፍታሕ ምስ ሳዕቤን ዝተሓሓዝን ግዝያዊ ትንፋስ ዝህብን ጥራይ እዩ ክኸዉን ዝኽእል። መቦቆል ናይዚ ኩሉ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ዓለም ዝወርደና ዘሎ ሓሳረ መከራ ኤርትራ እዩ። ዋናታቱ ድማ ሻዕብያ እዮም። 30 ሽሕ ዶላር ናይ ኩሊት ሓው ኣብ ኣስመራ ንጀነራላት ሻዕብያ ዝኸፈለ ሰብ፡ ንራሻይዳ ክራገም ክውዕልን ክሓድርን ከሎ ዝገርም እዩ። ራሻይዳ እንተነፊዖም ተለኣኣኽቲ ሻዕብያ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ። ካብ እሱርቤታት ሊብያ ናጀርያውያን፡ ጋናውያን፡ ኢትዮጵያውያን መንግስታቶም መጺኦም ዜጋታቶም ብነፈርቲ ንዓዶም ክመልስዎም ከለዉ፡ ኤርትራዊ ሓላፍነት ዝወስደሉ ሃገርን መንግስትን ብዘይምህላው፡ ዝሕተተሉ ኣካል ሲኢኑ ክድርበ ከሎ፡ ኣካላት ስድራቤቶም ንሻዕብያ ሓፊሮም ንልብያውያን ከማርርዎም ከለዉ ከ ኣይስደምምን ዶ? ኣብ ሱዳን ዘሎ ኤምባሲ ሻዕብያ ኤርትራውያን ንዓ ካብ ተዋጋኢት ላም ኣድሕነና ኢሎሞ ኣይፈልጠኩምን እየ ብምባል ስልኩ ክዓጹ ከሎ፡ ምሱኡ ኣብ ክንዲ ምጥምጣም፡ ንፖሊስን መንግስትን ሱዳን ምርጋም ፍታሕ ድዩ ዝምስሎም ዘስደምም እዩ። ከም ህበይ ኣብ ቁስልና ኮፍ ኣይንበል ፍታሕና ሓደ እዩ ንሱ ድማ ተቓሊስካ ሃገርን መንግስትን ምትካል እዩ። ነጽር፡ ስፋሕ፡ ተዓወት። ኩሉ ጠመተና ኣብ’ታ ንጸላእትና ስዒርና ሽግርና ንፈትሓላ ሃገርና ክኽዉን ይግባእ።
ኢስራኤላውያን ከምዚ ሕጂ ኤርትራውያን ብሓሶት እንዳ ተኸሰሱ ገንዘቦምን ግዚኦምን ንኸንቱ ዘባኽንዎ ዘለው፡ ዝመስል ኩነታት ምስ በዘሖም ዘቐመጥዎ መፍትሒ እንተኔሩ ኣይህዳውያን ናይ ባዕሎም ሃገርን መንግስትን ምምስራት እዩ ዝነበረ። ውሕስነትና እዚ ጥራይ እዬ ኢሎም ደምዲሞም። ታሪኽ ነዚ ስምዒትን ኣምርን እዚ ስሩዕ ቅርጺ ዘትሓዘ ጋዘጠኛ ትዩደር ሂርዘል ምርኣይ ከድልየና እዩ። ኣብ 1894-1896 ድረይ ፈውስ ዝተባህለ ፈረንሳዊ ኣይህዳዊ ወተሃደራዊ ሞኮነን ናይታ ሃገር፡ ምስጢር ንጀርመናውያን ኣሕሊፍካ ሂብካ ተባሂሉ ብሓሶት ምስ ተኸሰሰ፡ ትዩደር ሂርዘል በዚ ኣብ ልዕሊ ድረይ ዝወረደ ናይ ሓሶት ክሲ ስምዒቱ ስለ ዝተተንከፈ፡ ኣይህዳውያን ናይ ባዕሎም ሃገርን ሃገረ መንግስትን እንተዘይኣቑሞም ንህላዊኦምን ቀጻልነቶም ዋላ ሓደ ውሕስነት ዝህቦም ኣካል የለን ክብል ኣብ ጋዘጣ ኣስፊሩ። ኣብታ መንግስቲ ኣይሁድ እትብል ንእሽቶ መጽሓፉ፡ ጸረ ኣይሁድነት ብምትንታን ዕላማ ጽዮንነት ንምዕዋት ብቓልዕ ጸዊዑ። ኣብ ዓለም ንዝገጠሞም ሓሳረ መክራ ቤቶም ሃኒጾም ፈቲሐሞ። እዚ ናይ ትዩደር ሂርዘል ጻውዒት ድማ ንኹሎም ናብ ሓደ መቓን ኣርዒሙ ናብ ቃልሲ ኣእትይዎም። ሎሚ ኣብ መስርዕ ዝሓየላ ሃገራት ዓለም እንረኽባ ኢስራኤል እዚ ግፍዕታት ሓሊፋ እያ ኣብዚ በዚሓ ዘላ። ኣይህዳውያን ኣብ ርእሶም ሃገርን ሃገረ መንግስትን ክስእሉ ዝገበሮም ትዩደር ሂርዘል እዩ። ንህዝቡ ድማ ኣብ ከባቢኦም ግዝያዊ መፍትሒ ዳኣ እምበር ናይ ወለዶታቶም መፍትሒ ቀጻልነቶምን ከም ዘይረኽቡ ግንዛበ ኣሕዲርሉ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ድማ ብንቑሕ ፖሎቲካዊ ዉዳበን ንጹር ዕላማን ጥራይ እዩ ክፍታሕ ዝኽእል። ንሕቶታትን መሰላት ህዝብናን እተማልእ ሃገርን ሃገረ መንግስትን ኣብ ርእስና ክንስእላ ኣለና። ሻዕብያ እዚ ንኸይከውን ጸጋታት ሃገርን ትሕዝቶ ህዝብን እንዳ መንዘሩ ይቃለሱና ኣለዉ። እንተኾነ ግን ንዘለኣለም ዝነብር ዓማጺ ስለ ዘየለ ንቕዱስ ዕላማና ክገትእዎ ኣይክእሉን። ጸላኢ ምስ ሞራልካን ተስፋኻን እዩ ዝበኣስ ነዚኤን ኣደልዲልካ ምህናጽ የድሊ።
ናይ ከባቢ 50 ዓመት ቶንኮላትን ሕልኽላኻትን ተጠኒጉ ኣብ ፈቐዶ ዓለም ክንበተንን ቀጻልነትና ክቑረጽን ዝገበረ ፖሎቲካዊ ስንክሳር ሻዕብያ እንፈትሓሉ እንኮ መንገዲ እንተሎ፡ ህዝብና ሽግሩ ኣብ መንገዲ ዘይኮነስ ኣብ’ታ ናይ ተፈጥሮ መረበቱ ዝኾነት ሃገሩ ከም ዝፍታሕ ምእማንን ምስራሕን እዩ። ዓለም ለኸ ትካላት፡ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት፡ ገበርቲ ሰናት ማእከላት ክሕግዘና እንጠልቦ ኣብ ምእላይ እቲ ስርዓት ምዃኑ መረደእታ ክንፈጥር ኣሎና። ንግዝያዊ ፍታሕ ተመጊቡ ዝድቅስ ኣምሮ ክህልወና ኣይግባእን። ንማሕብረ-ሰብ ዓለም ስርዓተ ለውጢ( regime change) ከም ንጠልብ ብግልጺ ምሕባር የድሊ። እዚ ንምክንዋን ግን ቅኑዕ ፖሎቲካዊ ምትዕርራይን ፍልልይ ዘኣንገደ ፖልቲካዊ ሕብረትን የድሊ። ከም ሕብረተሰብ ቀጻልነትና ኣብ መቓብር ጸላእትና እዪ ዝውሓስ ዝብል ዘይማትእ መትከል ክህልወና ይግባእ። ሽግርና ኣብ ሱዳን ኤርትራ ዝፍታሕ ዝብል ኣአርእስተይ በዚ ኣብ ላዕሊ ዘቐመጥክዎ ምኽንያታት ኣብ ኤርትራ እዩ ዝፍታሕ ክብል ደምዲመ ኣለኹ። ዜጋታት ክብረቶምን ቀጻልነቶም ኣብ ዓዶም እዩ። እዚ ድማ ተቓሊሶም እዮም ዘረጋግጽዎ።
በየነ ገረዝግሄር (ዉፉይ)
ነዘርላንድስ
28/03/2023
እንታይ ዓይነት መደብ ኢዮ እዚ ነዛ መደብ ነዕብያ like share ገለ እዞም ኣጉባዝ ኣቢ መልእክቲ ከሕልፉ ተጸበ