ናትኩም ተኣዛዚ እየ ስራሚክን ቦሎፎንን ክንደይ ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 382

  • @endababuentertainment
    @endababuentertainment  4 หลายเดือนก่อน +32

    ዝተከበርኩም ኣሕዋት እንተደልኩሙኒ በዚ 0968894208 ደውሉለይ

    • @ንግስቲትግራወይቲ
      @ንግስቲትግራወይቲ 4 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ኢካ

    • @Seni12-y
      @Seni12-y 4 หลายเดือนก่อน +4

      ባቡ ሓወይ ዓራትን ሶፋን ዋጋ ሕተተልና

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 4 หลายเดือนก่อน +4

      ፍርሻ ናይ ገዛ ጠይቀና እስኪ❤

    • @abrhamesfin7205
      @abrhamesfin7205 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ንግስቲትግራወይቲ ውቅሮ እዩ ናተይ

    • @MeazaMelas
      @MeazaMelas 4 หลายเดือนก่อน

      @@endababuentertainment እሺ 👍👍👍

  • @TgirayLvoe
    @TgirayLvoe 4 หลายเดือนก่อน +88

    እሰቲ ብማሪያም ከበለኩም ንዙ የዋህ ጅግና ሓወና ኩላትኩም ናብ መሓዝትኩን / ም ሼር በለኦሞ አተየን /ም ሰብእሰከራይብ ይግበራሉ ከሳብ ልደት 1000ሺሕ ንእትዮ በተለይ አብደገ ዝለና ኩላትና ንተባባዓዮ ናዓና ከብለ እዩ እዘይ ኩሉ

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ 4 หลายเดือนก่อน +18

    ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ባቡ ሓውና ነዊሕ ዕድመ ይምነየልካ ዝሓዎይ❤❤❤❤

  • @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ
    @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ 4 หลายเดือนก่อน +15

    ዋው እንኮዕ ብሰላም መፃካ እቲ ዝተመነክዎ ክፈልጦ ዝደሊ ዝነበርኩ በለፎን ❤

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ባቡዋይ ከመይ ልበይ ከምዘመስገነካ ክነግረካ ይከብደኒ እዩ እግዚአብሔር የክብርካ ሓወይ❤❤❤❤ግን ሞራሎ ናይቲ ቤሎፎን ረሲዕካ ኣብ ዓዲግራትን ሓንቲ 800 ተባሂለስ ደንጊፀ😢😢

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 4 หลายเดือนก่อน +6

    ብካሬ ማለት ኣይተረዳንን ኣረዱኡኒባ ❤❤ ይደሊ እየ ኣነ ሐዚዋ የቀንልና ባቡ ሓወይለ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 4 หลายเดือนก่อน +3

      ሓዚ ንምሳሌ 70 ካሬ ተኮይኑ 1170×70 ወይ ድማ 140 ካሬ ተኮይኑ ከምኡ እልኪ ተባዝሕዬ ግን ብጣዕሚ ክባረ እዩ

  • @AbiSaiid
    @AbiSaiid 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ መዓዝ እዩ መዓረይ

  • @ugh6249
    @ugh6249 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣእሚ ደስ ይብል ይደልይ እየ ገዛ ሰሬሀ ፌንሽ ኢንግ ቃርዩኒ አብዚ ዝረክዎ ኩሉ ይተርፈንሎ አበይ እዩ አድራሻ

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ 4 หลายเดือนก่อน +19

    ብልኮት ተንድኖ ስምንቶ ክንደይ ኣሎ ኣምፀእልና

    • @ሃይማኖት_ማሓሪ
      @ሃይማኖት_ማሓሪ 4 หลายเดือนก่อน +1

      እንድሕር ኣምፂኡ ጸውዕኒ ወለላይ❤

    • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ
      @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ 4 หลายเดือนก่อน

      @@ሃይማኖት_ማሓሪእሺ ምቅርተይ ገብዚ❤🙌

    • @VvVv-ur9wh
      @VvVv-ur9wh 4 หลายเดือนก่อน

      አመፅእልና እምኒ❤❤❤ቴኒደኖ❤❤❤ሰልኪ❤❤❤ሸባ❤❤❤

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@VvVv-ur9whብዝሓለፍ ኣምፂእዎ እዩ

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 4 หลายเดือนก่อน

      ብዝሓለፍ ለቂቁ እዩ ኣቲኪ ረአዬ❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ባቡዋይ መፅሓፍ ላንበብካያ ኣብ ሽንቲ ቤትዐኾፍፍፍ ንብል😂😂😂😂የቀንየልና ወድኖዋይ❤❤❤

  • @rsjv415
    @rsjv415 4 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና ባቡ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FuyTyyy
    @FuyTyyy 4 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየና ዝሓወይ በተለይ ኣብ ሰደት ዘለና ክጠቅመና አዩ ሃምዚ ዓይነት ሕዝካና ንዓ ብሩከይ ❤❤❤

  • @aaaabbbb3894
    @aaaabbbb3894 4 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ዝደልዮ ነገር ብዘይ ድኻም መፂኒ የቀንየልና ክቡር ሓው❤❤❤❤❤❤

  • @titimila6283
    @titimila6283 3 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ብሮ

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቃፅል ባቡየይ ኣብ ውቅሮ መሬት ገዛ ኣቁሑ ገዛ ኣምፀአልና

  • @GenetBrhaneYoutubeG.B
    @GenetBrhaneYoutubeG.B 3 หลายเดือนก่อน +1

    መፅሓፍፍ ናንበብካ ያ 😂😂😂

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ባቡዋይ ደስስስ ክብል የቀንየልና 😍😍😍😍

  • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ
    @ልእልቲ-ዘተዋህዶ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ዝሓወይ መረት ዝዕደግ እዉን ክንደይ ከም ዝኮነ ኣምጸእና እካ ባቡዋይ❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤

    • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ
      @ልእልቲ-ዘተዋህዶ 4 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616 እሺ ❤️🥰

  • @سارةالحبشة
    @سارةالحبشة 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቢሊኮት ሲሚንቶ ካኣ ሕተተልና ማዓረይ❤❤❤❤

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ገዛይ ምስ ወዳእክው ክድውለልካ እየ😘🥰
    ክብር ሓወይ ባዓል ቻናል ውን እግዚአብሔር የክብረልና🥰

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ባቡ❤❤

  • @gsgs2241
    @gsgs2241 4 หลายเดือนก่อน +14

    ልሓደ ክፍሊ ክንደይ ይኣክለካ ዝገዛእኩም ንገርኒ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

    • @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ
      @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ጓል ዓደይ

    • @gizekhalfeyu
      @gizekhalfeyu 4 หลายเดือนก่อน

      አረ ንኩለና ናሓንቲ ክፍሊ ገዛ ክንደይ ይኣክለና ትፈልጥዎ መልሲ❤❤

    • @aseasr4873
      @aseasr4873 4 หลายเดือนก่อน

      አነ 75 ሽሕ ወዲአ ንሓደ ክላስ

    • @Logictime-wy6cn
      @Logictime-wy6cn 4 หลายเดือนก่อน

      ከላሱ ሳሉን ደዩ መዓርይ​@@aseasr4873

    • @Logictime-wy6cn
      @Logictime-wy6cn 4 หลายเดือนก่อน +1

      አረ ናኣይ እውን ሕቶ እዩ ንሳሉን እና ንናይመደቅሲ። ምሰ 2ተ ሸንተቤት ደለየ ንይረ

  • @AminaTigray12
    @AminaTigray12 4 หลายเดือนก่อน +1

    ያቅንየልና❤❤

  • @googelnet7486
    @googelnet7486 4 หลายเดือนก่อน +11

    ልሓዶ ክፍሊ ክንደይ ይኣክለካ ዝገዛእኩም ንገረኒ ተገሩዋይ❤❤

    • @milimili-oe7we
      @milimili-oe7we 4 หลายเดือนก่อน +1

      ናተይ ለ ሕቶ እዩ

    • @lloveyoumami82
      @lloveyoumami82 4 หลายเดือนก่อน

      ክንደይ ካሬ እዩ

    • @ክብርቲኣብርሃ
      @ክብርቲኣብርሃ 4 หลายเดือนก่อน

      15 ካሬ​@@lloveyoumami82

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ❤

    • @gereltamidya
      @gereltamidya 4 หลายเดือนก่อน

      ናተይ 200 ካሬ እዩ ግን ልሓንቲ ክላስ እየ እታ ክላስ ክዓ 5ብ4 እያ ስፍሓታ​@@lloveyoumami82

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 4 หลายเดือนก่อน +6

    ባብዋይ ሽኮር🥰🥰ስሚንቶ እወን ኣቅርበልና 🥰🥰🥰🥰🥰

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ሰበይ ሳብስክራብ እባ❤

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l 4 หลายเดือนก่อน +1

    ይቅንየልና ባቡዋይ

  • @wudasehaileselaisse6814
    @wudasehaileselaisse6814 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዋው ንፋዓት ደስ ትብል 🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ክቡር ሓውና ጊዘካ ሰዊአካ ስለ ዘረአካና🙏💟

  • @aduylulatube
    @aduylulatube 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ እዩ❤

  • @TuluEnt
    @TuluEnt 4 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍

  • @አምላኬሆይ-ቀ8ዠ
    @አምላኬሆይ-ቀ8ዠ 4 หลายเดือนก่อน +7

    የቀነይልነ ማዓረይ ቀፅለሉ
    ተኪአለካ ጣወላ ማዕፆኦ አመፀኦለና

  • @mahialemey5162
    @mahialemey5162 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ዙሓወይ 🥰🥰🥰

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላምካ ይብዛሕ ባቡ ሓወይ ደስ በሃሊ እና ተጢዒምካ ንመደቀሲ ንሳሉን ሓደቁልፍ ክንደይ ሰራሚክ ይውድእ ጠይቀልና ❤❤❤❤❤

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ባቡዋይ የቀንየልና መአረይ ❤🙏🙏🙏

  • @sarayan525
    @sarayan525 4 หลายเดือนก่อน +1

    የኒየልና ባቡዋይ ❤❤❤❤❤

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 4 หลายเดือนก่อน +4

    የቀንየና እዘን ዝደልየን ኣቁሑ ኣምፅእካ ስራምክ ንሓደ ገዛ ክንደይ ካሬ ይአክል ይከዉን ትፈልጥዎ ተልኩም ፀሓፍለይ

    • @KidanHadgu
      @KidanHadgu 4 หลายเดือนก่อน +1

      ክቡር ሓው /ሓፍቲ ከከም ገዝኡ ብዝተሰረሖ መጠን ይፋላለ እዩ!ንኣብነት ፦3/4 እንተኮይኑ 3 ብኣርባዓተ ይራባሕ =12 ክራባሕ ብ350 ከምዚ ገይርኹም ይመፅእ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ደቅነይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ሰላም ናይ እግዚአብሔር ይብዘሐልኹም የሕዋተይ ማዓረይ ገዛ ከይነሰርሕ ሰማ ሰሚንቶ ዶ ከቢሩይ እንታይ ምግባር የሐይሸ ዋየይ ዋየይ ዶ በለ ደራፊ😅

  • @eeee4739
    @eeee4739 4 หลายเดือนก่อน

    ዋው ፅቡቅ ስራሕ የቀንየለን መዓረይ❤❤❤❤

  • @خضراءهعغف
    @خضراءهعغف 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቅንየና

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ የቀንየልና ባቡዋይ❤

  • @UuKk-x1s
    @UuKk-x1s 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ❤❤❤❤❤❤

  • @سلامهمغفوري
    @سلامهمغفوري 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ዝሓወይ

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 4 หลายเดือนก่อน +2

    ባቡ የ ተስፋ ያሃብኻ ፈጣሪ❤❤❤❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤

  • @yordayouteube
    @yordayouteube 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዋላ ኣይተረደአንን 🙄 ብፅሑፍ ኣረድኡኒ ተጋሩዋ 😅

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ካሬ ታይ እዩ

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 4 หลายเดือนก่อน +1

    ስሚንቶ seina

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ አቅሑ ገዛ አሪኧና

  • @gabrikonjo5425
    @gabrikonjo5425 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋይ የቀነይልና👏💜🔥

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 4 หลายเดือนก่อน

    እንዳ አምሓሩ ኢካ አቲኻ መጨረሻ😅 ዋይ ፀለኢና

  • @beletu7041
    @beletu7041 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቤሮል ሞቂ አይ አበሎ ውይ

  • @azfarabrha8735
    @azfarabrha8735 4 หลายเดือนก่อน +1

    አብሽር ቀፅል ጥራይ ቪድዮስ ክንሪኦ ኢና

  • @medhin8187
    @medhin8187 4 หลายเดือนก่อน +2

    ባቡዋ የዋህ❤
    ገዛ እንዶ ሞ ከቢሩን እህ
    የቐንየልና ሃገርና ሰላም ይግበረልና ❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ

  • @لملم-ب2ط
    @لملم-ب2ط 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየለና.ባብዋይ❤❤❤

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋይ የቀንየልና❤

  • @ዛይድ-ቈ8ገ
    @ዛይድ-ቈ8ገ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰራምክ ቨሎፎን ናይ ጣውላ ማዓፆ
    አብ ዓድግራተ ሕተተለይ ይካአል እንተኮይን❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤

    • @tfgddyfyg38750
      @tfgddyfyg38750 3 หลายเดือนก่อน

      የቀንየልና ባቡ ሓውና plise ተጋሩ አሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ስሚንቶ ጠይቃለና ዛሓወይ አብ ውቅሮ ❤❤❤

  • @fre4539-o9d
    @fre4539-o9d 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባብዋይ ኣድኪምናካ የቀንየልና🙏

  • @KvfDtr-ic4cg
    @KvfDtr-ic4cg 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉ ፅቡቅ❤❤

  • @beletu7041
    @beletu7041 4 หลายเดือนก่อน +1

    አብ ሕሩሰ እግሪ ኦም ምፅርራራይ ዝለመደ ሰብይ ዋይ አበዘይ ፈለጦ አቁሑት አትስ ምነተበታብ ዋይ

  • @MHMD-cl4pi
    @MHMD-cl4pi 4 หลายเดือนก่อน +1

    ስሚንቶን ብሎኬትን ኣምፀእልና🙏🙏🙏

  • @Kalnugus
    @Kalnugus 4 หลายเดือนก่อน +1

    Yenelena babuway nay lebna zeteredaklena❤

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየና ባቡ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @aezmrigthftj9716
    @aezmrigthftj9716 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉 የቀንየለይ ባቡ ሓወይ ኩሉ ዝደለኩወ ረእ❤🎉

  • @ጋልትግራይ-ኰ6ነ
    @ጋልትግራይ-ኰ6ነ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጅብሰን ኮርንስ ጠይቀልና ባቡ ሓወይ❤❤❤❤

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ባቡ ሓወይ❤❤

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሕዋትና ዝድንጉለዋ ኣብዚ ኮፍ እናበላ እየን በለ ባቢ😂😂😂😂

    • @AaAa-kq7kh
      @AaAa-kq7kh 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂❤

    • @Shawy-us4hv
      @Shawy-us4hv 3 หลายเดือนก่อน

      😂❤

  • @aaff882
    @aaff882 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሲሚንቶ ክንደይ እንዮ ጠይቀለይ ባቡ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግለይመራሒትመንገደይ
    @ድንግለይመራሒትመንገደይ 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና

  • @አምላኸይብመንገድኻምርሐን
    @አምላኸይብመንገድኻምርሐን 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጎቡዘልና ባቡዋይ ፀባይ ሰናይ

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 4 หลายเดือนก่อน +2

    thanks mearey❤❤❤🙏🙏🙏

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባባ ፃዕዳ ደቂ ኣንስትዩ ምዉፃእ ዝኣቢለዋ ያ 😂😂

  • @dgstu5765
    @dgstu5765 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ማጊ ሓወይ የቀንየለይ ❤❤

  • @አርሴማ-ሠ1ሐ
    @አርሴማ-ሠ1ሐ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቦድ ሜሬት እስከ ጠይቀልና አብ አጉላዕ ዉቅሮ

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ገዛ ዳሞ ከብሩይ ፅብቅ ነርዋ 😊ባብዋየይ እንካዕ ብሰለም መፀካና ❤❤🎉

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 4 หลายเดือนก่อน +1

    Yekeniyelna Babuway ketlelu❤❤❤❤❤

  • @SamirahSh-f9s
    @SamirahSh-f9s 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቅንየልና

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ባቡ ሓወና❤❤❤❤❤❤❤

  • @RhGh-t6n
    @RhGh-t6n 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ባቡ ሓዎይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @Melat____
    @Melat____ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቱም ሰባት ንሕና ንኹሉ ተጨኒቕና መኣዝ ንወጾ ኢና ዙ ሰብኣይ ከ ታይ ሒዙ እዩ ክመፅእ ባ😂

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 4 หลายเดือนก่อน

      ናተይ ሕቶ እያ ክብረተይ❤😂😂😂

    • @bchdydy-dp3qj
      @bchdydy-dp3qj 4 หลายเดือนก่อน

      ናይ ኩላትና ሕቶ እየ❤❤❤❤❤

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ 4 หลายเดือนก่อน

      ናየለ ሕቶ እዩ😂

    • @ididjdj9154
      @ididjdj9154 4 หลายเดือนก่อน +1

      ምንጫሩ ግዲ😂😂

    • @selamGalTewahdo
      @selamGalTewahdo 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@ididjdj9154😂

  • @netsifkadu7703
    @netsifkadu7703 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየል ና ማግይ hawey

  • @SalamWaldabrahan
    @SalamWaldabrahan 4 หลายเดือนก่อน +1

    ስሚንቶ አባይ ኣምፀአልና

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ዋጋ እዩ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 4 หลายเดือนก่อน +2

    መዓር ሓዎይ ናተይ ሕቶ የመለስካለይ ሲምንቱ. ተንዲኖ. ቆርቆሮ ሚስማርሓ ሓሸዋ. ኣምፀአለይ ላብ 5መሓዝተይ. ሼር ጌርልካ. ኣለኩ. በጃካ ከዚ ገዛ. ክሰርሕ ሰለ. ዝደለኩ. እየ. ተከታቲልትካ. እየ. ተገዲስካ. ብቅልጥፍ. መልሰለይ. ካብኡ. ከዓ. ኣበይ. ቦታ. እዪ. ትጥይቅ ዘለካ. ኣግላዕ. ደዪ. ዋላ ዉቅሮ. መልሰለይ

  • @HiwanNgus
    @HiwanNgus 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየና ባቡ ሓወይ ተስፋ ይሃብካ

  • @ኣቤጓልውቅሮ
    @ኣቤጓልውቅሮ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብይ እዩ ከ ማዓረይ

  • @عليعبده-ش9ر
    @عليعبده-ش9ر 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ባቡ ሓወይ ❤🙏

  • @Geni__12
    @Geni__12 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ማጊ ሓዉና

  • @etyopin
    @etyopin 4 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉ክብረት ይሃበልና ማእረግ ሓወይ

  • @Cjakvv111
    @Cjakvv111 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤የቅንይና ጥብይ ሰናይ

  • @hiwaen
    @hiwaen 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ እዩ ዉቕሮ ተኮይኑ ኣበይ ከባቢ ስልኩ ኣቕምጠለይ ከከይድ ገዝኡ❤

    • @endababuentertainment
      @endababuentertainment  4 หลายเดือนก่อน

      ትቪድዮ ወድእዮ ስልኩ ኣብኡ ኣለኺ

  • @ኣዛ
    @ኣዛ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሲሚንቶ ኣብ መቐለባ ለለ ጠይቀልና

  • @Sweetsweet5240
    @Sweetsweet5240 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🙏

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 4 หลายเดือนก่อน +1

    welcome❤❤❤❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ክክክክክ ኣብ ዓድናለ ድየን ኣብ ሽንትቤት ዝድንጉያ ከም ደቂ ሓረብ😂😂

    • @KAA-f8h
      @KAA-f8h 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ባቡዋይ😂😂😂ከበልዕ ከፍ ብለስ ናሽንትቤት ዳሓቶሞ ሕማቅ ታሃሉያ😅😅😅😮😮

    • @ngsti8856
      @ngsti8856 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @MahlietTsegay
      @MahlietTsegay 4 หลายเดือนก่อน

      እዋይይይ ዋላ አነ😂😂

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኣስሒቁኒ ባቡ ደቂኣንስትዮ ከፍ ኢለን ኣብ ሽንትቤት ልድንጉያ😂

  • @bege8567
    @bege8567 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MerryMerry-d3x
    @MerryMerry-d3x 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ የቀኒየልና ባቡ ሓወይ

  • @AbebaAbeba-j6q
    @AbebaAbeba-j6q 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🥰🥰🥰

  • @solamsalma7429
    @solamsalma7429 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡሓወይ የቀንየል ቢድዮ ክትለቅቅ ካለካ ወርሑ ኣመተምህረቱ ኣነቀመጥቃ ሓዱሽ ሰብ ክርእዮ ሰለዝክእል ጎይታዋይ❤

    • @endababuentertainment
      @endababuentertainment  4 หลายเดือนก่อน

      ተዛሪበ እየ ዕለት ክንደይ ምኻኑ ቲቪድዮ ወድእዮ ዛቤተይ