ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Heavy weight analyst, Aman and Nega really appreciate for your matured analysis
ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤
Kudos!👌Wedi Meresa.Genius analysis. ንሞንጆርኖ ጥራሕ ዝባና ኢኻ ኣውፂእኻያ። እንተሰሚዓቶ ሓፍከፍ ከብላእዩ !!!😅😂😅
ወዲ መረሳ ጀግና
Both of you to respect 🙏
እዚ መረሳ ዝበሃል ሰብ ንፖሎቲካ ኤረትራ ብትክክል ተረዲኢዎ ዘሎ ሰብ እዩ
አብ ዓዲ ዕውራት በዓል ሓደ ዓይኒ ይነግስ አለማዬ መረሳ ወዓግ መሰል ፓሎቲካ ዓዱ ከማን አይፈለጠን አይኰነን ናይ ኤሪትራ
ኤማ ብሉፅ ትንታነ ዝገርም ኣገላልፃ ❤👍
የ safety net welfare ተስማሰቷቿኃል::የህጻናት ቢስኩትና ፋፋ እየበላቹ ይመቻቹ ::
ጌታቸው ተልዓሉ ዝበሉ ንመንኣሰይ ኣኪቡ ታይ ድዪ
ሚዛናዊ ኩኑ ከምዲያ
❤️♥️♥️🙏🙏🙏
Both this guys are layers
ንምታይ ሕዋሓት ስልጣን ከትሕዝ ትፈርሖ
No body scared of TPLF. What the younger Tigrians asking is Change! UNDERSTAND?
ሕውሓት ማለት መንጀሪኖ ድያ 😂ሕውሓት 2 እዩ ።
ኣብጽላኣት ዝተመርኮሰ ተንታነ
ዓገመ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
መንግስቲ ዝባሃል የለን አይትሓስዉ ጊዛዊ ምምሕዳር እዩ ዘሎ
Bshema tsewueya.... Tegadalit Fetlewerk......Aytzentela okay ......Politician Tmesel
Kkkkkkkkkkkk😂😂😂😂😂😂😂
Sheyab gahaf release.
No abyi gedyi midya
ኩሉ ጊዘ መሕፈርቲ ኢኩም ቂም ሕዝኩም ንህዝቢ ዘይኳነ ሰለ ትናገሩ ንሕና ከም መናእሰይ ፈሊጥናኩም ኢና
አይትሓሱዩ ናይ ሕሰት ፈብሪካ አይትኩኑ
ናይ ኤርጥልያን ቦተሊካ አምሲሎማ አደመ
አብርሃም ያየን ገ/መድህን አርአያን ዝሰምኦም ዶ ይህሊ?ታሪክ ይድግም አሎ
እዘን ናይ ደጀንን ሓወልትን ቢሮታት ሓደ መዓልቲ ነንባዕለን ክባለዓ/ ክታሃናኾታ ከምዝኾና ከይተሓልመ ዝተፈትሐ እዩ:: እዚ ናበይ ይወስደና? ናብ ናይ 1968/69 ናይ ኢህኣፓን ደርግን ኩነታት እዩ ዝወስደና:: ናይ ኢህኣፓ ፖሊት ቢሮ መሪሕነት ብቑፅሪ ቁርብ ኣባላቱ ኣብቲ ናይ ደርጊ መሪሕነት ውሽጢ ወዲቡ ስለዝነበረ ብኣእቶም ኣቢሉ መፈንቅለ መንግስቲ ኣካይዱ ስልጣን ንምምንዛዕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮፍ ኢሉ ናይ ደርጊ ኣባላት ምቕፃል ምስጀመረ: ደርጊ ኣብ ልዕሊ ኢህኣፓ ኣባላት ቀይሕ ሽብር ብምእዋጅ መንእሰይ ዘበለ ብዓይኒ ዕሙተይ ምርሻን ምስጀመረ መሪሕነት ኢህኣፓ መወዳእትኡ ኣብቂዑ ኢህኣፓ ዝበሃል ውድብ እውን ህልውንኡ ብእኡ ጠፊኡ እዩ:: ኣብ ኣፍሪካ ዲሞክራሲ ዝበሃል ነገር የለን:: ስለዚ እዛ ሎሚ ኣብ መቐለ ንሪኣ ዘለና ናይ ክልተ ዘይሰማምዑ/ ዘይቃደው ሓይልታት ተቐራሪብካ ኣብ ሓደ ከተማ ምንባር እውን ናይ ጊዜ ጉዳይ እምበር ልክዕ ከምቲ ናይ ደርግን ኢህኣፓን ሓደ ዝቐደመ ነቲ ካልእ በሊዑ ተመጢለዮ እየ ዝብሎ ስልጣን ምምላሱ ዘይተርፍ ሓቂ ሙኻኑ ፍሉጥ እዩ::
Heavy weight analyst, Aman and Nega really appreciate for your matured analysis
ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤
Kudos!👌Wedi Meresa.
Genius analysis.
ንሞንጆርኖ ጥራሕ ዝባና ኢኻ ኣውፂእኻያ። እንተሰሚዓቶ ሓፍከፍ ከብላእዩ !!!😅😂😅
ወዲ መረሳ ጀግና
Both of you to respect 🙏
እዚ መረሳ ዝበሃል ሰብ ንፖሎቲካ ኤረትራ ብትክክል ተረዲኢዎ ዘሎ ሰብ እዩ
አብ ዓዲ ዕውራት በዓል ሓደ ዓይኒ ይነግስ አለማዬ መረሳ ወዓግ መሰል ፓሎቲካ ዓዱ ከማን አይፈለጠን አይኰነን ናይ ኤሪትራ
ኤማ ብሉፅ ትንታነ ዝገርም ኣገላልፃ ❤👍
የ safety net welfare ተስማሰቷቿኃል::የህጻናት ቢስኩትና ፋፋ እየበላቹ ይመቻቹ ::
ጌታቸው ተልዓሉ ዝበሉ ንመንኣሰይ ኣኪቡ ታይ ድዪ
ሚዛናዊ ኩኑ ከምዲያ
❤️♥️♥️🙏🙏🙏
Both this guys are layers
ንምታይ ሕዋሓት ስልጣን ከትሕዝ ትፈርሖ
No body scared of TPLF. What the younger Tigrians asking is Change! UNDERSTAND?
ሕውሓት ማለት መንጀሪኖ ድያ 😂ሕውሓት 2 እዩ ።
ኣብጽላኣት ዝተመርኮሰ ተንታነ
ዓገመ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
መንግስቲ ዝባሃል የለን አይትሓስዉ ጊዛዊ ምምሕዳር እዩ ዘሎ
Bshema tsewueya....
Tegadalit Fetlewerk......Aytzentela okay ......Politician Tmesel