TPLF legally has the right to replace their own representative from the Tigray Government position.. because Getachawi was representative of TPLF. Getachawi has no legal rights to stay in the position by name of TPLF.
Getachew's notice explained exactly to himself. He lied so many times for 2 years about displaced tigrians and occupied land. In the meantime so many children and mothers are dying everywhere. So who's he to declare such things? And why is so much waiting? All tigrian parties must come together until the displaced, occupied land and people are free from any pressure then all parties can do their politics. Lastly, can getachew go to western tigray and address the people? If not, he should resign immediately.
ካብ ገበነኛታት ምሰዳድ ዝዓቢ ነገር እኮ የለን ካብዚ ንላዕሊ እንታይ እሳካብ ዝገብር እዩንፅበዮህዝቢ ንህዝቢ እስካብ ዘባልዑና ንህዝቢ ዘይሓሰብ ጠቅላልኡ እሰካብ ለምውን ክፀንሕ ኣይግቦኦን
ትክክለኛ ሓሳብ ጌታቸው ኢድካ ኣልዕለልና ስራሕካ ኣይመቸወናን ።
ሎሚ ዓይነይ በርሀ ፣ ሓደነትና ነስጥም ፣ ፃድቃን ትሪፉ !!!!!!
ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና እዞም ካሕዲ ደቂ ዓዶም ዝኾኑ ካብዚ ንዳሓር ሓለፍቲ ወጪ ውድው ህውሓትና ስጉምቲ ምውሳድ እያ ደጊም 🎉🎉❤ህውሓትና ሓለፍቲ ዝኾነ ይኹን ዘይምዝጋዕ ምእንቲ ተማዛበልቲ ህዝብና በሉ ሓደራ በይዛኹም ሓደራ ክብለኩም ይፈቱ🎉🎉🎉❤❤❤
ብጣዕሚ ደስይብል እልልልልል ተመስገን ጌታ 🎉❤🎉💪💪💪💪💪💪💪🎉❤🎉
ምስ ህወሓተይ
Viva Tplf thank you TOL
ብጣዕሚ ፅቡስ ስራሕ ሰሪሖም ህወሓት
ጽቡቕ ስራሕማ ኣይኮነን። ደብረጽዮን ስልጣን እንተዘይሒዙ ትግራይ ትጥፋእ ዝብል ሒሳብ እዩ ዘለዎም። እዚ ከዓ ሰይጣናዊ ሓሳብ እዩ
100% YES.
Yessss
ጌታቸው ረዳ ባዕሉ ንባዕሉ ታኽብሩ ኣውዲቕዋ ዋላ ሕዪ እንተፈራርሐ ዝዕወት ኣይመስለንን
ምስ ህወሓት ንቅድሚት
ትግራይ ትስዕር
Selam tigrai online❤❤
ጌታቸው እኮ ኩሉ ትግራዋይ ይሕግዞ ይፈትዎ ነይሩ ግን ተመዛበልቲ ዘይምምላሱ ግዝአትት ትግራይ ዘይምምላሱን ወዘተን ህዝብና ድጋፉ ቀኒሱ።
ንጌታቸዉ ፀሊናዬ አይኰነን! ግን ናይ ትግራይ:አሕሊፋ ን ፀላኢ ሒቡ:ኢዬ::
Good news Tigray online
Tigray is tayigr❤❤❤🎉🎉🎉
Yes it is appropriate action
Right decision taken
Yas
❤💛❤💛❤💛❤💛ከብ ስልጣን ክእለዩ አለዎም እቶም ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ኦኬ።
Yessssss
Yes 💯
GHETACHEW REDA MUST STEP-DOWN SOON POSSIBLE OTHERWISE THE SENIORS TPLF MUST TAKE ACTION
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
TPLF legally has the right to replace their own representative from the Tigray Government position.. because Getachawi was representative of TPLF.
Getachawi has no legal rights to stay in the position by name of TPLF.
Yep
ዶ/ር ደብረፂዮን ተዝኮውን ይምረፅ❤
YESSSSSSSS❤100%❤❤❤❤👌👌👌👌ዶ/ር ፍስሀ ተትከውን ይሔይሺ።
ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ትግራይ እምነየሉ። ሕጂውን ትግራይ ትዕወት። ህግደፍ ኣሎኹምዶ?
ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ጽቡቕ ኣዩ ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ።ትግራይ ካብዚ ሰንፈላል ክትወጽእ ኣሎዎ።
❤
babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊
ሐጎስ ይሐብካ ተስፋ ተግብረና ዘለኻ ጅግና ሐውና Tigray online🙏❤️💛❤️
Thank you
እሰይ ትግራይ ሰላማዊ ጉዕዛኣ ትቅፅል እያ።
We need the new generation Our brother🙏❤️💛❤️
አማኒኤል ኣሰፋ ጀግና ይኹን
❤❤❤
Amnial asfa
❤ዎካአ ካብ ቶም ሐደሽቲ መንሰያት❤️💛
ደብረጽዮን ❤️💛🌹
Yared yes
YESSSSSSSS❤100%❤❤❤❤👌👌👌👌ዶ/ር ፍስሀ ተትከውን ይሔይሺ። ፕረዝዳት ግዛው መንግስት ትግራይ ክከውን ይምነ።
❤❤❤❤❤yes
Dr Debretsion.
ኣማኑዔል ኣሰፋ ተዝትክዖ ይመረጽ።
yesss💛❤️🥰
100% yes,yes
100% ዕዋናዊ ስጉምቲ።
ኣማኑኤል ኣሰፋ
Yesssss❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yes 👍 yes ❤💛
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Yesssssssssssssssssssssssssssssss
እቶ ጌታቸው ረዳ ቀስ ብለህ ውረድ ህዝብ ትግራይ አልፈለገኸም
""ተማሃሮ አብይ"" አብ ትግራይ ኢለ ምጸዋዕኩዎም ነዞም ጽግዕተኛታትጉጅለ❤❤❤
ደብረፂዮን ይተካኦዮ
ደብረጵዮን፣ብናይትግራይ ፀገም ጥራህ ዘይኮነ ብናኢትዮጵያ እውን ተሀታቲ እዩ፣ንአብይ አህሊፍ ስለዝሀበ።
ታይ ተሪፍዎ ምስ ፅላኢ ኮ ተስሊፉ እዩ Direct or in Direct ተስሊፉ ዩ ቁሩፅ አቢልና ንግለፆ ወድ ኖ
አማኒኤል አሰፋ
Amanieil❤❤❤
ሞንጇርነ❤❤❤❤❤
100
@ajlika2:ንግሊ ረበሐኦ እመበር ንህዝቦሞ ዘይሐስቡ ትግራይራይ በከባቢ ክትፈላለይ ሕወሐት መሲሎም ሕወሐት ከፍርሱ ዘሰርሑ ዘነበሩ ደናቁር ዝከሐዱ በንዳታ እዩም
ትክክለኛ ስጉምቲ እዩ
Yeassss
ንወሃቢ ዜና ክምስግን ይግባእ ሐቂ ዝዛረብ ሻራ ዘይብሉ ንትግራይ ዝሐሊ ኡሙን ስብ ❤ቀጺሎ keep strong, brother
YES
Yes
ትኽክል ኢዩ ብኽልቲኡ ዘሎ ሓበሬታ ክንበብ ኣለዎ
Ja
👉ኣመል ውዱብ ጉባኤ ዘካየዱ ጉጅለ ሸቀጥ ነታ ድሙ ንገርዋ❌እእእእ ዕለዋ መንግስት ካካይዱ ጀምሩ ጉጅለ👉ሙሩኻት ተበቅሎም። ሕጂ ሰብ ነቅሕሎም እዩ። stil now deialog Comminication is the best እንተበልና👈እዞም10+ ሰባት ምእሳር ቀልል እዩ ነይሩ ግን ተማርኾም ፌደራል ኣስርዎም ነይሩ ሐዚ ልቢ ክገብሩ እዮም እንተበልና ዋይ ትግራይ ንመን ክትሰፍሖ ንመን ክትፀቦ???????? Onlly the matter of time i think so🙏ድሕሪ ኹናት ኩሉ ተማህሩ ዘዋፅኦን ዘየዋፅኦን ሸቀጥ 🙉ናይ መጨረሻ መማረፂ ብኽናት እዮም በይዛ ወዲ ድኻ ይግደዶ?? ሐዚ ከምኡ የለን ህዝቢን ሙሁሩን ሕዝካ እዩ ብዘተ ዓዲ ዝምራሕ🙏
ደብሪፂእውን አንርሶኦን አፍቲ እዋን ፀበባ ሐሊዮቱ ንሕዝቢ
ሀሳዊ፣አውራጃነት፣ድሁር አታሀሳብባ ሂዝካ ምን ክሰምእካ።
ካብቶም ሓድሽቲ ተዝምረፅ ፅቡቅ እዩ
ሃህ ኢልካ ትረፍ ተላላኪ
We support
Yse
❤❤❤🎉
ደብረዕንክሊል ክመርሕ ኮነ ክዛረብ ኣይኽእልን። ኣነ ስልጣን እንተዘይሒዘ ህዝቢ ትግራይ ይጥፋእ ዝብል ቅዋም እዩ ዘለዎም።
ለውጥ ዝግበር ሕጂ አይኮነን ንምንታይ እተልና መጀመርታ እቲ ውጽዕ ህዝብ ኣብደገ ብንፋስን ብቑሪ ብጥሜት ዝቕዘፍ ዘሎ ህዝቢ ናብመረቤቱ መሬት ትግራይ ካብጸላእት ናጻ ወጽኡ መንግስቲ ትግራይ ምስተ መረጸ ለውጥ ክግበር ይካኣል እዩ
ኣንታ ደምበር ዶ ይርድኣካ እዩ ነቶም ግበነኛታት ስልጣኑ ተጠቂሙ ካብ ዝሰዶም ካብዚ ንላዕሊ ገበን ኣሎ ድዩ???????
ንትግራይ ዝከፋፍል መንግስት አይንደልይን:ካላይ አብይ አሕመድ: አይንደልይን: ይአክል ንበል!!!!!!!!
ድምፂ የጠፍአካሎ
ዝብዕራይ ካብ ምሓዝኡ ተማህሩ ምፍርራሕ
መንጀሪኖ
❤❤❤
እቲ አብ ሽረ አኼባ ዝተኻፈለ በለሕ መንአሰይ ክኸውን መለትውን ምስ መነጀሪኖ አኼባ ዝነበረ
Getachew's notice explained exactly to himself.
He lied so many times for 2 years about displaced tigrians and occupied land.
In the meantime so many children and mothers are dying everywhere. So who's he to declare such things? And why is so much waiting?
All tigrian parties must come together until the displaced, occupied land and people are free from any pressure then all parties can do their politics.
Lastly, can getachew go to western tigray and address the people?
If not, he should resign immediately.
ጌታችው ክምዝሐመመ እዩ ዝገልጽ እቶም ቤተስቡ ማንጨሎት ይውስድዎ ናይ ዕብዳን ኣጋላልጻ እዩ እትቀንዲ ወንጀልኛ ጌታችው እዩ ካልእ ይትረፍ ንቶም ጆነሳይድ ዝፈጸሙ ፈርሙ ዝደደ እዩ ወራዳ ኣዴታት ዝጸረፈ ሕማቕ እዩ
አውራጃዊ ድህረ አታሀሳስባ ቤት አብ ትግራይ የብሉን፣ድሁራት፣ትግራይ አብ ፀገም አእቲኩ ከይአክለኩም ህዚ፣ድማ፣እንታይ ደሊኩም
ቅኑዕ ኢዩ
ኣቱም ሓደሓደ ዘረባ ትሓዋውሱ ዘለኹም ኣስትውዕሉ ኣብ ትግራይ መን እዩ ሕወሓት መን እዩ ዘይሕወሓት ኹሎም ተቃለስቲ ጀጋኑ ደቂ ሕወሓት እዮም ክትፈላልዩ ላሕ ኣይትበሉ ዓገብ ነውሪ ፍለጡ
መረፃ ኣካይዶም ሲ👉ጥቅምት24 1ሚልዮን ወጣት ኣወድኦሞ👉ሕጂ ድማ ጉባኤ ኣካይዶም 👉ካብዚ እንታይ ንመሃር👉ኩናት ይምችዎም👉ኣነ እንተሞትኩ ብድሕረይ ዳንደር(ሰርዶ) ኣይትብቆላ በለት ኣደጊ ☝
Yes. Because old TPLF is a legal registered political party.
እቲ ዋና ጥያቄ ሕዝቢ ትግራይ እንታይ እዩ
ዝደሊ? ወይስ ኣነ እየ ዝፈልጠልካ እዩ ዝባሃል ዘሎ?
TIGRAY TSIER ❤️💛
ኩሉነገረበዕልኹምትውዱኡመንሓላፍነትህብኩምኦንላይን።
No
እታ ነገር አመእለቢ ትበፅሕ አላ ትመስል አብ ትችት አምላክ ምስ ውድብ ዝሕውሃት ኮይና ናይ ህዝብና ሽግር ክቃለል አለው ናይ ፕሪቶርያ ውእል እውን ብትክክል ክጅመር አለዎ ሰላም ኢና ንደልይ እናተብሃላ ናይ መጋበርያ ፀላእቲ ፍዩ ኮይኑ ፀኒኹ ።
የስ
Jonya game over greekan sadqan hamham game over!!!!!!!!!.
የስ ቲኺኪል
ጥራይ ደብፂዩን አይኹን
ዶርጎኛ ህግድፍ👎👎👎👎👎👎👎👎👎