ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ከምቲ ኣነ ዝተመለስክዎ ኩላቶም ክምለሱ ኢዮም። ተስፋ ብዘይ ምቛራጽ ቅጽሎ
አስይ እንኳዓ ተመልስኪ ካ
Asey enquai bselam temeleska kab gahaneb nab mengedi hiwet dngl Maryam xlala tenbrelka/y
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዩ ማለት ከምዚ ከማይ ዝደሓነ ዝያዳ ንክድሕኑን ኣብ ሂወተ ኦርቶዶክስ ክምለሱን ሱልጣን ሓውና ቀጽሎ ብውጃኻ
Asey temesgen inqai dehan metsaka ☝️❤❤🌽🌽🌽🌽🌽🌽
እንቁዕ ብሰላም ተመለስካ/ኪ
መምህረይ በረትዕለይ ብኦነት ቀጸልሉ ስልጣንይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ አግልግሎት ዘመንካ ይባረክ ባዕሉ ይሓግዝኻ❤
ቃል ህይወት ያሰምዐልና ናይ ተዋህዶ አባቴ ፈጣሪ ይሓሉወልና ከብ ሃይማኖትካ ምጭዋት እግዚአብሔር ይሰዉረና አሜን፫❤
እዝጋብሄር ኣምላክ ብዓይኒ ብምህረቱ ።
ምሕረት እዝጋብሄር የዉርደልኩም ነብያት ሓሰዉቲ ዘለኹም ስልጣን ሓወይ ሰላም ኣምላኽ የብዝሓልካ ቀጽሎ
መምህር ስልጣን ሓወይይ ኣምላክ ይሓግዝካ ቀጽሎ ክንደይ ውን የዕሊሎምንዮም ብስልጣን ኢና ተመልስና ናብዚ ገዳም መጺና ኢሎምኒ ሕማማት ኣብ ገዳም የሕሊፎሞ ብጣዕምየን ዘልቅሳ ክዝክርኦ ከለዋ ኣምላክ የብዝሓልካ መምህረይይ
Selam fqur deacon hawey bezia dea zeytrekbeni 0046728761087 whatsapp
እንኳዕ ብሰላም መፃአካ ክብር ሓውና መምህር ህወትና
ከማኻ ዝበለ የብዝሐዮ ስልጣን ሐወይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሀበለና❤❤❤❤❤❤❤🌿🌿🌿
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክብር መምህርና ሰልጣን❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርናእግዚአብሔር አምላክ ዓይን ልባና ይዓደልና ብሓቂ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስትውዓል ይዓድለና🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓወና ስልጣን
ኣየጉድ ታእዮም እዚኦም ወደይ ትሕትና ኣልዎ ሃተፍቲ እዮም ቃለህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ናይተዋህዶና መብራህቲ
ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር ሓዉና ኣምላኽ ልቦናና የብርሃልና አሜን፫💖👏🙏
ቃል ሂወት ይሰማዓልና ሰልጣን ሓዉና
አሜንንንንን አሜንንን አሜንንንንን 🙏🙏🙏🙏✝️🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐልና🙏🙏🙏 እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ልዑል እግዚኣብሔር መምህረይ❤💘❤🙏🙏🙏🙏🙏ፈጣሪ ልቦናና ይክፈተልና ካብ መናፍቃት የድሕነና 😥🙏
እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን ከመይ ቃንካ ሥልጣንየይ ማዓርይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ
እንካዕ ብዳሓን መፃእካ ስልጣን ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና♥️♥️♥️ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብካ ስልጣነይ 🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏 ኦ ኣምላኬ ኣብ እምነትና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ኣፅነዐና 🙏🙏🙏ንቶም ካብ ሃይማኖቶም ዝወፁ እውን ልቢ ልድያ ዝካፈተ ልቦናኩም ይክፈተልኩም 😥😥😥😥
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና ፀገኡ የብዘሐልካ ብዕድመን ብፀጋን እግዘኣቢሄር ኣምላክ ይሓልወልና 🙏🙏🙏
እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህርና ርሑስ ቅንያት ትንሳኤ ይግበረልና ኣሜንንኣቤት እንታይ ኮለል እዩ ወደይ መምህርና ናይ በሓቂ ኣርቂቅና ፈሊጥናዮም ኢና ክብሪ ይሃበልና መምህርና
ናይ በሓቂ ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና
እንቋዕ ንብርሃነ ትንሣኤ ብሰላም ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ እግዚኣብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ፀግኡ ጥበቡ የብዘሐልካ እምበይ ናይዞም መናፍቓንስ ዘረባ የብሉን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሓልኻ እግዚኣብሔር አምላክ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ክብሩ መምህረይ ብዕድመን ጥዕናን የሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ❤️🤲
አግዝአብሄር ይመስገን መምህረይ ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን አግዝአብሄር ሆይ አንገብሮን አንሰርሖን ኣይንፈልጦን አሞ ይቅር በለልና ዓይነ ልቦናና ኣብርሃልና ህዝበይ ሰኣን ፈላጥ ይጠፍአ ኣሎ 😭😭😭 ሆሴዕ 4:6
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀግኡ የብዝሐልካ ኣምላክ ስልጣነይ✝️💒💘
እንካዓ ብሰላም መፃአኻ ሰልጠነ ሓወይ❤💛✝️🌹😍🙏
ብሩኽ ሓው ናይ ፕሮቴስታንት ትምህርቲ ጌጋ ኢዩ ዝበልካዮ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ:እቲ ሓሳዊ ንብዪ ኢዩ ጌገኛ:ተባረኽ
ስላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ክቡር መምህርና ስልጣን አግዛብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ እንተ ናይዞም ዓጃዋት መናፍቃን ግን ግዲ ኣይትሃቦ ክቡር ሓወይ ጉዕዞኻ ጥራይ ቀጽል
እካዕ ናብ ብርሃበ ትንሳኤ ኣብጻሓና
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ 🥰ናዓና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐናብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም
ቃል ህይወት የመዐልና ስልጣን ሓዉን እረ በስመኣብ ናይ ሕጂ ነብያት 🙄ኦርቶዶክ ንዘለኣለም ትንብር ✝️💘
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ሓዉና ፀጉኡ የብዘሓልካይ አሜን አሜን አሜን 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
አቦ ሓቂ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🌺🌻🌻🌻
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ዓይኒ ልቦናኦም የብርሀሎም ንዓና እዉን ኣብ እምነትና የፅንዐና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩክ ሓወይ
ኣሜንኣሜንኣሜን 🤲🤲🤲🤲💓🙏🙏🙏💘💘💐💐
Kale hiwet yesmelna seltan hawena
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሑውና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዕሎ መምህር ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይህበለይ
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዝአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህረይ።
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን ወይኔ በእውነት ዘንድሮ እምንሰማው ጉድ ነው እግዚአብሄር መሰተዋል ይሰጣቸው
Am proud off ortodex,,haymanotey,,kibrin msganan ngoyrana eyesus kristos,,sltan hawna ka bezi zeljayo mengedii kitkxil amlak xegiu yebzihalka,,xelot kidusan ms kulatna yikun,,,
ስልጣነይ መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ♥️😍
ርሑስ አውድአመት ርሑስ አውድአመት ርሑስ አውድአመት አውድአመት ❤ 💙 ❤ 💙 💜 💖 💗 💘 ❤ 💙 💜 💖 💗 💘 ❤ 💙 💜 💖 💗
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ እንኳዕ ዳሕና መፃእካ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ🙏እግዚአብሔር አምላክ ምስተወዐል ልቢ ያዓድሎም ያዓድለና🙏
ብሓቂ ይቅር ይበለልና ካብዛ መታለሊት ዓለም👏
ኡንቋዕ ብሰላም መጸኻና ኩቡር ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ናይ መናፍቅ ጎድ ክንደይ እልካ ክዝርዝር መስተወዐሊልቢ ያዓድለናእግዚኣብሄር ኣምላክ
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህረይ ♥️✝️ መድሓኒት #ማርሃዲና እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና 😢💔 እግዝኦ መሓሪና ክርስቶስ 🤔ከመይ ዝበለ ዘረባ እዩ ናይቶም መናፍቃን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ አሜን፫ናይእዚኣቶም ነገር ይገርም እዩ ሃተውተው እግዚኣብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም
አሜን አሜን አሜን 🙏ቃል ህይወት የሰመዐና🙏🙏🙏
እንኳዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሔር ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ ኣምላክ ኣብታ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
ብሓቅ ፀጋኡ ያብዘሐልካ ነቶም ተከተልቱ ውን ናብታ አፅናፉውት ዝኮነት ተዋህዶ ቤቴ ክርስትያን እግዚአብሔር ይመልሶም
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህረና ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር መምህረና አሜን አሜን አሜን
ቃለህይወት የስመዐልና
Amen kalehiwet yesemealnat kbure hawe
እንኳዕ ብሰላም መፃእካልና ክቡር መምህርና መድሓኒት መናፍቅ ❤❤❤🙏🙏🙏
ፈጣረ አባይ ይቅረ በለናአታ ሰይጣን ርእኻ ፈጣር ትብል ናብ ልብኻ ይመልሰኻሰልጣን ሓወይ ፀጋኡ ይብዛሕልኻ እግዚአብሔር ጥበብኡ ይብዝሕልኻ መምህረ ጥንክረልና
Kal hiwet yesmana
እንካዕ ብሰላም መፀእካ መምህርይ ብሓቃ እግዚእብሔር ኣምላካ ልቦና የሃበም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna sltan hawna
ክቡር መምህር ኣነስ ካብ ብዛዕባ ሰባት ብዛዕባ ኣምላኽ ተትምህሩና ዝያዳ ግዜና ዝኸሰብናሉ ኮይኑ ይስመዓኒ ናይ ሰባት ነገር ስለ ዘይውዳእ
@ሰላም ወሰናይ ብሩኽይ ናይ ትንሳኤ ግዛት ይግበረልና ክርስቶስ ተንሲኡ እዩ የለን ኣብ መቃብር ኢልና ነመሰግኖ
Amen Amen Amen 🙏qale hiwet yesmealna xegu yebzahalka amlak
እቲ ዝገርም ግን ክዛረቡ ከለዉ ሃተዉተዉ እዮም ዝብሉ ፍሉጣት ሓሰዉቲ ምካኖም መሰተዉዓሊ ልቢ ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና በዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት ናይ አቦታትና ፍኖት ክንከድ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይደግፈና አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና መምህርና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና 💞👏
ወግዜ ደጉ ስንቱን ያሳየና ኣምላከ ቅዱሳን ሓግዘና መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ናይ ተዋህዶ ሃርበኛ እመብርሃን ትሓልወለይ መምህረይ
Amen Anna Amen 🤲🤲🙏🙏🙏💒🌳🌷🌷
Egziabher ymesgen
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓውና 😘✝️💝
*_አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን✝️_*🕯️🤲_ኣሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ፀጋ ኣምላክ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
tewahdo nzelealem tnberelna qale hiwet yesmealna
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና
Amenn Amen Amen ❤
Kale hiwet yesmealna hawuna sltan egziabiher amlak xegeu nay agelglot edmeka ybarkelka kemaka ybzhulna egziabiher amlak netom kab yeman n xegam ztefeu yehwatna zestewel lbona yahabom nab lbom ymlesom ሆሴእ 4 (Hosea)6፤ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ።
Ezabher amlak admeka ybark
Anka bselam mexakum memhrey qal hiwet yesmalna Egzabiher nay zemen agelglotkum ybark.
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሰልጣን ሓዎይ 🥰❤ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🤲🙏
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን
Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy Amenn Amenn Amenn
እንኻዕ ሰላም መጻኩምና ኩቡር ሓዉና መምህር ስልጣን ባሓቂ ቃል ሂይወት የስማዓና, እግዛኣቢሄር ኣምላክ ብጸጉኡ ይሓልወና
እንቓዕ ብሰላም መጻኻ ክቡር መምህርና⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏⛪♥♥♥♥
gayds nbeynkum ekum amlak ayne lbkum ykfetelkum amlak!amlak aezizu ybarka kbur hawna!
Tsegau yebzhalka sultan hawey bzuh tmhrti thbena aleka nay agolglot zemenka ybark Medhani alem
ሃተፍተፍ እናበሉ ሲ ታይ ሪኦም እዮም ዝክተል ዎ ግን ብጣዕሚ የሕዝን ስልጣን ሓዉና ቀፅሎ ብዙሕ ሰብ ይምለስ ኣሎ እዩ
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክብር መምህር ተዋህዶ ንዘላኣለም ትምበር✝️💒❤️😍
ኣሰይይ ስልጣን ሓውና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክና
ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ናይአገልግሎት ዘመነሰካ ይባርከልካ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ፅላል ትኩንካ መምህረይ❤
ቃል ህውወት የስመዓልና፡ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ
እንካዕ ብዳሓን መፃኣካ ክብር መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ እመቤቴ ማርያም ትሓልዉካ ሰልጣን ሓወይ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና
Nebi ስራኣል አሱ ሓወይ ስልጣን ❤
Tebarek. ❤️❤️❤️💯💯❤️
Amen ab emnetey axnani amlaky
Amen amen amen qale hiwet yemealna agalxom dea
qale hiwet yesmealna
Amen qale hiwet ysmalna memhr sltan hawey kulu khafru eyom gna gemel serqka gubguh mkad aykone nay hasato kontu zkone wedasie keremlu alewom ጎይታ ጎይታ ጎይታ ብኣፍካ ጥራይ ስኮነን ኢየሱስ ክርስቶስ ብግበሪ ኢዩ ሂወትን ድሕነት ምሒርናን ሂብናን ከይዱ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትኩም ተመልሱ ኣብ ሰማይ ከይትክሰሱ
ከምቲ ኣነ ዝተመለስክዎ ኩላቶም ክምለሱ ኢዮም። ተስፋ ብዘይ ምቛራጽ ቅጽሎ
አስይ እንኳዓ ተመልስኪ ካ
Asey enquai bselam temeleska kab gahaneb nab mengedi hiwet dngl Maryam xlala tenbrelka/y
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዩ ማለት ከምዚ ከማይ ዝደሓነ ዝያዳ ንክድሕኑን ኣብ ሂወተ ኦርቶዶክስ ክምለሱን ሱልጣን ሓውና ቀጽሎ ብውጃኻ
Asey temesgen inqai dehan metsaka ☝️❤❤🌽🌽🌽🌽🌽🌽
እንቁዕ ብሰላም ተመለስካ/ኪ
መምህረይ በረትዕለይ ብኦነት ቀጸልሉ ስልጣንይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ አግልግሎት ዘመንካ ይባረክ ባዕሉ ይሓግዝኻ❤
ቃል ህይወት ያሰምዐልና ናይ ተዋህዶ አባቴ ፈጣሪ ይሓሉወልና ከብ ሃይማኖትካ ምጭዋት እግዚአብሔር ይሰዉረና አሜን፫❤
እዝጋብሄር ኣምላክ ብዓይኒ ብምህረቱ ።
ምሕረት እዝጋብሄር የዉርደልኩም ነብያት ሓሰዉቲ ዘለኹም ስልጣን ሓወይ ሰላም ኣምላኽ የብዝሓልካ ቀጽሎ
መምህር ስልጣን ሓወይይ ኣምላክ ይሓግዝካ ቀጽሎ ክንደይ ውን የዕሊሎምንዮም ብስልጣን ኢና ተመልስና ናብዚ ገዳም መጺና ኢሎምኒ ሕማማት ኣብ ገዳም የሕሊፎሞ ብጣዕምየን ዘልቅሳ ክዝክርኦ ከለዋ ኣምላክ የብዝሓልካ መምህረይይ
Selam fqur deacon hawey bezia dea zeytrekbeni 0046728761087 whatsapp
እንኳዕ ብሰላም መፃአካ ክብር ሓውና መምህር ህወትና
ከማኻ ዝበለ የብዝሐዮ ስልጣን ሐወይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሀበለና❤❤❤❤❤❤❤🌿🌿🌿
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክብር መምህርና ሰልጣን❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና
እግዚአብሔር አምላክ ዓይን ልባና ይዓደልና ብሓቂ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስትውዓል ይዓድለና🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓወና ስልጣን
ኣየጉድ ታእዮም እዚኦም ወደይ ትሕትና ኣልዎ ሃተፍቲ እዮም
ቃለህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ናይተዋህዶና መብራህቲ
ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር ሓዉና ኣምላኽ ልቦናና የብርሃልና አሜን፫💖👏🙏
ቃል ሂወት ይሰማዓልና ሰልጣን ሓዉና
አሜንንንንን አሜንንን አሜንንንንን 🙏🙏🙏🙏✝️🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐልና🙏🙏🙏 እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ልዑል እግዚኣብሔር መምህረይ❤💘❤🙏🙏🙏🙏🙏ፈጣሪ ልቦናና ይክፈተልና ካብ መናፍቃት የድሕነና 😥🙏
እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን ከመይ ቃንካ ሥልጣንየይ ማዓርይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ
እንካዕ ብዳሓን መፃእካ ስልጣን ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና♥️♥️♥️ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብካ ስልጣነይ 🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏 ኦ ኣምላኬ ኣብ እምነትና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ኣፅነዐና 🙏🙏🙏ንቶም ካብ ሃይማኖቶም ዝወፁ እውን ልቢ ልድያ ዝካፈተ ልቦናኩም ይክፈተልኩም 😥😥😥😥
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና ፀገኡ የብዘሐልካ ብዕድመን ብፀጋን እግዘኣቢሄር ኣምላክ ይሓልወልና 🙏🙏🙏
እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህርና
ርሑስ ቅንያት ትንሳኤ ይግበረልና ኣሜንን
ኣቤት እንታይ ኮለል እዩ ወደይ መምህርና ናይ በሓቂ ኣርቂቅና ፈሊጥናዮም ኢና ክብሪ ይሃበልና መምህርና
ናይ በሓቂ ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና
እንቋዕ ንብርሃነ ትንሣኤ ብሰላም ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ እግዚኣብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ፀግኡ ጥበቡ የብዘሐልካ እምበይ ናይዞም መናፍቓንስ ዘረባ የብሉን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሓልኻ እግዚኣብሔር አምላክ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ክብሩ መምህረይ ብዕድመን ጥዕናን የሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ❤️🤲
አግዝአብሄር ይመስገን መምህረይ ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን አግዝአብሄር ሆይ አንገብሮን አንሰርሖን ኣይንፈልጦን አሞ ይቅር በለልና ዓይነ ልቦናና ኣብርሃልና ህዝበይ ሰኣን ፈላጥ ይጠፍአ ኣሎ 😭😭😭 ሆሴዕ 4:6
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀግኡ የብዝሐልካ ኣምላክ ስልጣነይ✝️💒💘
እንካዓ ብሰላም መፃአኻ ሰልጠነ ሓወይ❤💛✝️🌹😍🙏
ብሩኽ ሓው ናይ ፕሮቴስታንት ትምህርቲ ጌጋ ኢዩ ዝበልካዮ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ:እቲ ሓሳዊ ንብዪ ኢዩ ጌገኛ:
ተባረኽ
ስላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ክቡር መምህርና ስልጣን አግዛብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ
እንተ ናይዞም ዓጃዋት መናፍቃን ግን ግዲ ኣይትሃቦ ክቡር ሓወይ ጉዕዞኻ ጥራይ ቀጽል
እካዕ ናብ ብርሃበ ትንሳኤ ኣብጻሓና
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ 🥰
ናዓና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና
ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም
ቃል ህይወት የመዐልና ስልጣን ሓዉን እረ በስመኣብ ናይ ሕጂ ነብያት 🙄
ኦርቶዶክ ንዘለኣለም ትንብር ✝️💘
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ሓዉና ፀጉኡ የብዘሓልካይ አሜን አሜን አሜን 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
አቦ ሓቂ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🌺🌻🌻🌻
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ዓይኒ ልቦናኦም የብርሀሎም ንዓና እዉን ኣብ እምነትና የፅንዐና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩክ ሓወይ
ኣሜንኣሜንኣሜን 🤲🤲🤲🤲💓🙏🙏🙏💘💘💐💐
Kale hiwet yesmelna seltan hawena
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሑውና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዕሎ መምህር ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይህበለይ
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዝአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህረይ።
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን
ወይኔ በእውነት ዘንድሮ እምንሰማው ጉድ ነው እግዚአብሄር
መሰተዋል ይሰጣቸው
Am proud off ortodex,,haymanotey,,kibrin msganan ngoyrana eyesus kristos,,sltan hawna ka bezi zeljayo mengedii kitkxil amlak xegiu yebzihalka,,xelot kidusan ms kulatna yikun,,,
ስልጣነይ መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ♥️😍
ርሑስ አውድአመት ርሑስ አውድአመት ርሑስ አውድአመት አውድአመት ❤ 💙 ❤ 💙 💜 💖 💗 💘 ❤ 💙 💜 💖 💗 💘 ❤ 💙 💜 💖 💗
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ እንኳዕ ዳሕና መፃእካ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ🙏
እግዚአብሔር አምላክ ምስተወዐል ልቢ ያዓድሎም ያዓድለና🙏
ብሓቂ ይቅር ይበለልና ካብዛ መታለሊት ዓለም👏
ኡንቋዕ ብሰላም መጸኻና ኩቡር ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ናይ መናፍቅ ጎድ ክንደይ እልካ ክዝርዝር መስተወዐሊልቢ ያዓድለናእግዚኣብሄር ኣምላክ
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህረይ ♥️✝️ መድሓኒት #ማርሃዲና
እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና 😢💔 እግዝኦ መሓሪና ክርስቶስ 🤔ከመይ ዝበለ ዘረባ እዩ ናይቶም መናፍቃን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ አሜን፫
ናይእዚኣቶም ነገር ይገርም እዩ ሃተውተው እግዚኣብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም
አሜን አሜን አሜን 🙏ቃል ህይወት የሰመዐና🙏🙏🙏
እንኳዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሔር ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ ኣምላክ ኣብታ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
ብሓቅ ፀጋኡ ያብዘሐልካ ነቶም ተከተልቱ ውን ናብታ አፅናፉውት ዝኮነት ተዋህዶ ቤቴ ክርስትያን እግዚአብሔር ይመልሶም
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህረና ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር መምህረና አሜን አሜን አሜን
ቃለህይወት የስመዐልና
Amen kalehiwet yesemealnat kbure hawe
እንኳዕ ብሰላም መፃእካልና ክቡር መምህርና መድሓኒት መናፍቅ ❤❤❤🙏🙏🙏
ፈጣረ አባይ ይቅረ በለና
አታ ሰይጣን ርእኻ ፈጣር ትብል ናብ ልብኻ ይመልሰኻ
ሰልጣን ሓወይ ፀጋኡ ይብዛሕልኻ እግዚአብሔር ጥበብኡ ይብዝሕልኻ መምህረ ጥንክረልና
Kal hiwet yesmana
እንካዕ ብሰላም መፀእካ መምህርይ ብሓቃ እግዚእብሔር ኣምላካ ልቦና የሃበም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna sltan hawna
ክቡር መምህር ኣነስ ካብ ብዛዕባ ሰባት ብዛዕባ ኣምላኽ ተትምህሩና ዝያዳ ግዜና ዝኸሰብናሉ ኮይኑ ይስመዓኒ ናይ ሰባት ነገር ስለ ዘይውዳእ
@ሰላም ወሰናይ ብሩኽይ ናይ ትንሳኤ ግዛት ይግበረልና ክርስቶስ ተንሲኡ እዩ የለን ኣብ መቃብር ኢልና ነመሰግኖ
Amen Amen Amen 🙏qale hiwet yesmealna xegu yebzahalka amlak
እቲ ዝገርም ግን ክዛረቡ ከለዉ ሃተዉተዉ እዮም ዝብሉ ፍሉጣት ሓሰዉቲ ምካኖም መሰተዉዓሊ ልቢ ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና በዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት ናይ አቦታትና ፍኖት ክንከድ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይደግፈና አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና መምህርና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና 💞👏
ወግዜ ደጉ ስንቱን ያሳየና ኣምላከ ቅዱሳን ሓግዘና መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ናይ ተዋህዶ ሃርበኛ እመብርሃን ትሓልወለይ መምህረይ
Amen Anna Amen 🤲🤲🙏🙏🙏💒🌳🌷🌷
Egziabher ymesgen
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓውና 😘✝️💝
*_አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን✝️_*🕯️🤲_ኣሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ፀጋ ኣምላክ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
tewahdo nzelealem tnberelna qale hiwet yesmealna
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና
Amenn Amen Amen ❤
Kale hiwet yesmealna hawuna sltan egziabiher amlak xegeu nay agelglot edmeka ybarkelka kemaka ybzhulna egziabiher amlak netom kab yeman n xegam ztefeu yehwatna zestewel lbona yahabom nab lbom ymlesom ሆሴእ 4 (Hosea)
6፤ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ።
Ezabher amlak admeka ybark
Anka bselam mexakum memhrey qal hiwet yesmalna Egzabiher nay zemen agelglotkum ybark.
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሰልጣን ሓዎይ 🥰❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🤲🙏
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን
Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy Amenn Amenn Amenn
እንኻዕ ሰላም መጻኩምና ኩቡር ሓዉና መምህር ስልጣን ባሓቂ ቃል ሂይወት የስማዓና, እግዛኣቢሄር ኣምላክ ብጸጉኡ ይሓልወና
እንቓዕ ብሰላም መጻኻ ክቡር መምህርና⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏⛪♥♥♥♥
gayds nbeynkum ekum amlak ayne lbkum ykfetelkum amlak!
amlak aezizu ybarka kbur hawna!
Tsegau yebzhalka sultan hawey bzuh tmhrti thbena aleka nay agolglot zemenka ybark Medhani alem
ሃተፍተፍ እናበሉ ሲ ታይ ሪኦም እዮም ዝክተል ዎ ግን ብጣዕሚ የሕዝን ስልጣን ሓዉና ቀፅሎ ብዙሕ ሰብ ይምለስ ኣሎ እዩ
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክብር መምህር ተዋህዶ ንዘላኣለም ትምበር✝️💒❤️😍
ኣሰይይ ስልጣን ሓውና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክና
ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ናይአገልግሎት ዘመነሰካ ይባርከልካ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ፅላል ትኩንካ መምህረይ❤
ቃል ህውወት የስመዓልና፡ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ
እንካዕ ብዳሓን መፃኣካ ክብር መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ እመቤቴ ማርያም ትሓልዉካ ሰልጣን ሓወይ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና
Nebi ስራኣል አሱ ሓወይ ስልጣን ❤
Tebarek. ❤️❤️❤️💯💯❤️
Amen ab emnetey axnani amlaky
Amen amen amen
qale hiwet yemealna agalxom dea
qale hiwet yesmealna
Amen qale hiwet ysmalna memhr sltan hawey kulu khafru eyom gna gemel serqka gubguh mkad aykone nay hasato kontu zkone wedasie keremlu alewom ጎይታ ጎይታ ጎይታ ብኣፍካ ጥራይ ስኮነን ኢየሱስ ክርስቶስ ብግበሪ ኢዩ ሂወትን ድሕነት ምሒርናን ሂብናን ከይዱ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትኩም ተመልሱ
ኣብ ሰማይ ከይትክሰሱ