ምስ ጓል ሕደር ኢለ ቅርሺ አይህበካይ 😱ናባዕልካ ምስ ሓዝካ ምስ ጓል ሕደር😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 422

  • @ShamS-hp3vn
    @ShamS-hp3vn หลายเดือนก่อน +315

    ኡዚኳ ዘይትሓምም ዛጋለይ😢😢😢

    • @ናቲ-03
      @ናቲ-03 หลายเดือนก่อน +29

      ኣብ ርእሲ ሕማማስ ብስሩ ንእሽተን ኣይሓስቡን ዲዮም መሕሰቢቶም ተደፊና እያ ይመስለኒ በጃኺ ኮሪይሎም ማኣዛ😢

    • @Tigray341
      @Tigray341 หลายเดือนก่อน +12

      ኣረ ማዓዛዋይ ኮርይሎም ኣነለያ ብኽያት ናይ ብሓቂ መስሉ ይስመዕኻ🥹

    • @ሄኒ
      @ሄኒ หลายเดือนก่อน +9

      እረ ገለ በልዮም ብማርያም ብድጋፅ ክም ዝምወት ይፈልጡዶ😢😢

    • @ShamS-hp3vn
      @ShamS-hp3vn หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ሄኒእሺ ወለላይ🙏🙏🙏💕💕

    • @ShamS-hp3vn
      @ShamS-hp3vn หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Tigray341እሽኒ ወለላይ🙏🙏🙏❤❤

  • @Sane-pk5df
    @Sane-pk5df หลายเดือนก่อน +45

    አረ ያሬድ ኣይትድገምይ እና ፕራንክ እዩ ክብለኩም ከሎ ተረድእዎ ካብኡለ ያሬደ ኩሉ ጊዘ ፕራንክ ዘይኮነስ ልኾነ መምሃሪ ለ ልቐቑ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 หลายเดือนก่อน +15

    እዋይ ሰላመይ ጽብቕቲ ወይ ልቢ ድኻም ወይ ደም ብዝሒ ከይትገብሪ ተጠንቀቒ ዝሓፍተይ ጥዕናኺ ሓልዊ 😢ያረድ ክኣ እንታይ ገበረትካ 😢ተጋጊኻ ንሰላም ዘሰንብድ ኣይትንገርዋ please 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸🇺🇸

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr หลายเดือนก่อน +1

      ይማክሩ እዮም እንበይ ኣፀቢቃ እኮ ኣይትድንግፂ

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube หลายเดือนก่อน +10

    ያሬድስ ኣብ ምግዳል ዝተሰወአ ሓወይ ኮይኑ ይስማዓኒ😭ንዓኻ ምስ ራኣኩ ንዑ ናዘከርኩ 😣

  • @DadddDazs
    @DadddDazs หลายเดือนก่อน +8

    አረ ተረፍ ሕማማ ኣተሕምምዋ ዛቆልዓ እዙይ እዉን ኣተሓምምን ብዙይ ኣይትስርሑ ❤❤❤

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ หลายเดือนก่อน +21

    አታ ቆልዓ ከቢድ ብራንክ የትግበር ሆይይይይይይ😢

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h หลายเดือนก่อน +19

    ያሬድ ሓወይ ይቅርታ እንበር አብ ረእስ ሕማም ለ ሰሉ ፕርንክ አይተግብረ አሰከብ ዝሕሸ💔ወይ ደሞ ቀለለ ዝበሉ ፕርንክ ሰራሕ ያሬድ ሓወይ ምሳ ይቅርታ ሶ ዝብክ አይተግብረ አብ ልዕለ አዎን 💛🥺

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @سلامهسلامة-ب8د
      @سلامهسلامة-ب8د หลายเดือนก่อน

      እዚ ሰብ መስተዉዐሊኡ ተደፊኑ ካሚራማን ተገቲሩ ላረኣየቶስ😂

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 หลายเดือนก่อน +22

    ኣረ ዛባንቡላ ቀይርዋ ኡፍፍፍፍ ፀላእየይ ንብዓት ይኩን ብዝኮነ ይመቸኩም ❤❤❤❤🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @hayeee5187
      @hayeee5187 หลายเดือนก่อน

      ​@@Grmaneshyoutubeእሺኒ

    • @GffxxHggh
      @GffxxHggh หลายเดือนก่อน

      Sabskirayb gberuley

  • @netsi2127
    @netsi2127 หลายเดือนก่อน +12

    ካሜራማን ማ ተገቲሩ እንዶ ትሪኦላን ተማኪሮም እዮም ኮ ሕጂ 😩😩🥴

    • @AbAb-g3y
      @AbAb-g3y หลายเดือนก่อน

      ሓቅኪ ኢኪ እኮ 😂

    • @Naxi690
      @Naxi690 หลายเดือนก่อน

      Eko😂😂

    • @DwefDwdf
      @DwefDwdf 20 วันที่ผ่านมา +1

      ላ ተሓቢኡ እዩኮ ልቀርፅ ዞሎ😳😁

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl หลายเดือนก่อน +5

    እዚ ያሬድ ዝባሃል ግን ሸግር ናይ ኣተሓሳሰባ ኣለወ እዩ ኣብ ርእሲ ሕማማሰ ዘይግበር ከምዚ ዋይ ጉድ ብድንጋፀ ዝመፅእ ሕማም ከቢድ እዩ ግደፉ😢😢😢

  • @selamburuk
    @selamburuk หลายเดือนก่อน +19

    ኣቱም ኣሕዋተይ ልቢ በሉ ያሬድ ብቅልል ዝበለ ብራንክ ተተግብርዋ ይምረጽ ለለ ካብ ድንጋጸ ዝከፍእ ነገር እንታይ አሎ ዝከፈአ ሕማም ብስሩ ክሳብ ሙሉእ ጥእና ረኪባ ነብሳ ትምልስ ብራንክ ዝብልዎ ተዘይትሰርሑ ይመርጽ🙏

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 หลายเดือนก่อน +2

      እኮ ሕጂ ብድንጋፀ እንታይ ከምትኾን ኣይኮነን ጥዕና ዘይትፀግብ ጥዕና ዘለዎ ሰብ እኳ ኣቅልል ኣቢልካ እምበር ከምዚ ዓይነትስ ሃንደበት እንታይ ከምዝፍጠር...!

  • @Sndusndu-f9u
    @Sndusndu-f9u หลายเดือนก่อน +13

    ኤህ ማስቃኣ ይሃብካ 😢 ሰሉየ የኔ ምስኺን❤ደሞ ፕራንክ ተተባሂለኺስ ሱቁ በሊ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @giasbd1287
    @giasbd1287 หลายเดือนก่อน

    ያሬደይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኻ ቃፅለሉ ግን ናተጠንቀቕካ

  • @AaAa-ip4od
    @AaAa-ip4od หลายเดือนก่อน +1

    ሰልዋይ ልብኪ ዶ ሓሪርኪ ቲዲ ንሰሉ ዘድንግፅ ብራንኪ ኣይትስራ ብጣዕሚ ኢኩም ግን ደስ ባሃልቲ ❤❤❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ หลายเดือนก่อน +2

    ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ሰትዪዎ እቲ በረኪና😢😢ብኸምዚታት ግን ኣይትቀልድ

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w หลายเดือนก่อน +7

    አይ ፈሊጥኹምስ አነ ተዝኾን መሪት ሓንቲ እየ ኽገብራ ኔረ ብዝኾነ ይመችኹም ያሩየ😂❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 หลายเดือนก่อน +1

    ያረደይ ገደፍ እባ አበየት እንኳዕ አነ ሓፍትካ ዘይኮንኩ ስቅ እለ ጥስቅ ከብለካ ነይረ 😁💪👌አጀኪ ሰሊተይ

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi หลายเดือนก่อน +17

    ግን ያሬድ prank ትገብረኩም ተሎስ ልምንታይ ትኩሩዩ ሰላም &አፈወርቂ ትኩርዩ ያሬድ ግን prank እዩ እንድሕር ኢልኩምዎ ይምለስ እዩ ኩሉ ግዜ ሰላም በልዎም ትብለኩም ተሎስ ትአብይዎ ልምንታይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 หลายเดือนก่อน

      ናተይ ሕቶ እዪ ያርደ ለዋህ ሰለዘኮነሎም እዪ😢

  • @HffFff-kp8ch
    @HffFff-kp8ch หลายเดือนก่อน

    Wayy. Besmaam. Anes. Auy. Kbl. Neyre. Aye. Selutey. Gn. Tenkara. Aya❤❤😢😢❤❤

  • @محمداحمد-و8ه
    @محمداحمد-و8ه หลายเดือนก่อน +7

    አረ ኣይተደንግፅዋ ሓቃእያ ትሓምም እና ፐራንክ ቃይሩ ዘምኣሓተይ😢😢😂

  • @Africawit
    @Africawit หลายเดือนก่อน +2

    ምስኪን ሰሉ ክትሕዝነኻ ወላዲተይ🥺
    ተጋሩዋይ ሰሱንለይ ደቅ'ኖ ደሞ ደምሩኒ 'ባ 🤲💜😍

  • @Azebchanal
    @Azebchanal หลายเดือนก่อน +2

    አረ ያሬድ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትግበርዋ ሓፍትኹም ኣይትደልይዋን ዲኹም😢😢

  • @መብሪሂትዩቱብ
    @መብሪሂትዩቱብ หลายเดือนก่อน +7

    እረ ያረድ ሓወይ በጃኩም ሕልና ግበሩ
    ብፅቡቅ ነገር ኢንዶ ንዑን 😢

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @Letushkahsu
    @Letushkahsu 12 วันที่ผ่านมา

    ያሬደይ ኣደጊፅኻያ😢😢😢

  • @ፅጋበይ
    @ፅጋበይ หลายเดือนก่อน +4

    ዊ በስመኣብ አረ ህደጉ ታይ ገበረትኩም ሶሊየ 12:42

  • @ፅጋበይ
    @ፅጋበይ หลายเดือนก่อน +2

    ዊ በስመኣብ አረ ህደጉ ታይ ገበረትኩም ሶሊየ

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray หลายเดือนก่อน +2

    ዊ ሰሉዋይ ጓልነይ ከብደይ ብልዕ ኣቢላትኒ 🥲ኣይ ከምኡ ኣይትግበርዋ

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ หลายเดือนก่อน +1

    ዙቆላዓ ማ ብስሩ ዛሓሳብቱ ጠቅልላ ጠፍአ እያ ብስሩ😮

  • @ashufkir8839
    @ashufkir8839 หลายเดือนก่อน +1

    ተማ ግጥም ዘይመበልካያ ያሬድዋይ😅😅😅 ግን ቅልል ዝበለ ፕራንክ ተትገብርዋ ይምረፅ😢😢😢😢

  • @NdjjJsjsj
    @NdjjJsjsj หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ኣታ ሓፍትካ ኣይተደንግፅ ግደፍ😢

  • @AdhanomRedei
    @AdhanomRedei 21 วันที่ผ่านมา

    Gerlka alku fetawika kab ertira

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ หลายเดือนก่อน +3

    ዛድካን ግን ሱቅ ኢላ ዝሃበቶ 😂😂ያሬድ በጃካ ስጠታ ሃባ❤❤

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ያረድ ትገብርለካ ኣጀኪ ሰሉ ዓይነይ😂😂😂😂

  • @LiliNiguse-i8o
    @LiliNiguse-i8o หลายเดือนก่อน +6

    ያረድ ን ሰሉ ብራክ ከይትገብራ ዋይ

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብኽያትኒ ዉይ ጋልነኻስ ወታካእታ ኣዳ እያ ብሓቂ ኣሕዚናትኒ ሰሉየ

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 หลายเดือนก่อน +2

    ሓድ ማዓልቲ ምባአሰኹም አይቅረን አብክን ድ ፅብቅ ምመናይ ባርኪና ኪላ ሰዓላም እዚ ድዩ ፕራክ 😢

  • @حياةعبدالله-م9خ
    @حياةعبدالله-م9خ หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ስላዋይ ኩሉ ግዛ 😢😢ተሕዝንኒ

  • @KemFkadka
    @KemFkadka หลายเดือนก่อน +2

    Ay felitkmus just drama no prank

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu หลายเดือนก่อน

    ወይ ምርጋምካ ኣተደንግፃ 🙏ሳብራይዝ ግበራ ብቀፃሊ🎉

  • @gedu8644
    @gedu8644 หลายเดือนก่อน +3

    ያሩ prankካ ጥልል ዝበለ እዩ😂😂
    ግን ልሰሉ ኣይተደንግፃ❤

  • @rfhhffh4334
    @rfhhffh4334 20 วันที่ผ่านมา

    ዛቆልዓ ከይተሐምምዋ😢❤

  • @salams7331
    @salams7331 หลายเดือนก่อน

    ሰላመይ ቅዲሚኪ በጣዓሚ አሒዝንክኒ 😢

  • @GeriGebreslasse
    @GeriGebreslasse 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ay felitkums

  • @dhfhfgdgrr798
    @dhfhfgdgrr798 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ከምዝይ ብራንኪ ኣይትስርሑ ኣብ ኢድኩም ከይትጠልመኩም ሓፍትኩም ሕደጉ❤❤

  • @SelemTigray
    @SelemTigray หลายเดือนก่อน

    ሰላምይ ፀገም ወኡ ኣባይ ሙኻን ኣሕዝናቲን😢

  • @AberashiMisitafa-zt2eh
    @AberashiMisitafa-zt2eh หลายเดือนก่อน +1

    ያሪድየ ጪኺና አቢዚኣ ሰሉየ አይዚኺ 😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ หลายเดือนก่อน +2

    ያሬደይ የዋህ ፈጥረት ፕራክ ዝግበር ፈለጥ መዓረይ❤

  • @Kidan-n1u
    @Kidan-n1u หลายเดือนก่อน +4

    ታይ ገበረትኩም ሓፍተይ😢😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @AbcDe-c3o
    @AbcDe-c3o หลายเดือนก่อน

    ያርየድ አረ ኣትድገሚ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @netsi2127
    @netsi2127 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ከኣ ታይ ድዩ ኣስሒቁኒ በረኪና ሰትየ ሞይተ ያ 🤣🤣🤣ሞቼ ነበር ትንፋስ ዘርቼ ብድግ ኣልኩኝ ዝበሉ ትዝ ኢሎምኒ 😂😂

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ หลายเดือนก่อน +4

    አረ ሰሉ ጨጎራ ይሐመኒ እዩ ናበለትስ ዛልተርፈት ጨጎራኦ ወዲእኩምዎ ዎይ

  • @ብርቱነኝጋልሞኾኒ
    @ብርቱነኝጋልሞኾኒ หลายเดือนก่อน +1

    ታይ ገብራትካ እትዮ የኔ እናት 😢

  • @سلامهالحبشي-ش7ي
    @سلامهالحبشي-ش7ي หลายเดือนก่อน +2

    ኣረ ናዚ ወዲ እዚ ፕራንክ ገይሩ ቅጭ ዘምፀአኒ 😢

  • @abeagualgerea
    @abeagualgerea หลายเดือนก่อน +1

    ዊ ሰሉየ ምቅርቲ ምሳኺ እየ በኽየ😢😢😢

  • @Flyonaግሬስ
    @Flyonaግሬስ หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ😢😢 ውይ ሰሉዋይ ማዓረይ ኣረሕደግዋ ዋይ እንታይ ገይራትኹም😮

  • @GenetBrhaneYoutubeG.B
    @GenetBrhaneYoutubeG.B หลายเดือนก่อน

    ኣነ ከ ፕራክ ናኮነ ናፈለጥኩ ልበይ ጠጥ እላቲ ኣደዋይ ህልም እለ ምስ በለት😢😢😢😢ሰሉየ ኣብርእሲ ሕማምኪ😢

  • @hthf454
    @hthf454 หลายเดือนก่อน +1

    ያሬድ ብድጋፅ ሰብ ካም ዝምት ትፍልጥ ድካ ዋይ😢

  • @KsanetMebrahtu-gt1ry
    @KsanetMebrahtu-gt1ry หลายเดือนก่อน

    ዝቆልዓ ግን ናይ ኣእምሮ ፀገም ኣልዎ ድዩ አረ ኮርዩሉ😢😢😢

  • @yduedydygsys
    @yduedydygsys หลายเดือนก่อน +2

    ኣድጊ ዝኮነ ቆልዓ ፀሊአዮ ኣነስ ኖርማል እዩያ😅

  • @سلامسلام-ز4ق1ش
    @سلامسلام-ز4ق1ش หลายเดือนก่อน +3

    ቅርሺ ከ ታይ ገባሪ😂😂😂ሰለየይይ❤❤❤🎉🎉

  • @salams7331
    @salams7331 หลายเดือนก่อน

    ግን ሳቂኩማ እኩም ናይ ባሓቂ ድንጋፀ ፅቡቁ አኳነን 😭🥺

  • @lwamkidaneluley
    @lwamkidaneluley หลายเดือนก่อน

    Wey seluway ahzinatini

  • @MereGeber
    @MereGeber หลายเดือนก่อน +1

    ያሩዋይ ከይትሓመኩም ቅልል ዝበለ ግበሮ😢😢😢

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ หลายเดือนก่อน +1

    ሰልዋይ የሕዚናትኒ😢

  • @ميري-ح4د
    @ميري-ح4د หลายเดือนก่อน +4

    ወዲ ሒዝኪ ኣይትሓድርን ዲኪ ያ😂😂

  • @oneday-e9f
    @oneday-e9f หลายเดือนก่อน +1

    አብዘይ መዓልታ ክሰድዋ እዮም ደናቁር

  • @Asfxrtc
    @Asfxrtc 25 วันที่ผ่านมา

    እረ ሰሉ ብጣዕሚ እሕዝናትኒ😢😢😢

  • @zid3830
    @zid3830 หลายเดือนก่อน +1

    atayo besmam kama ygbery😢😢😢

  • @SaraSara-e2c
    @SaraSara-e2c หลายเดือนก่อน +1

    ስሉ ስትዛን 😢ያሬደይ ለይት ድገም😅

  • @Mery4656
    @Mery4656 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ያሬደይ መዓረይ ጎብዝ😂😂😂😂😂

  • @K-q2du3zu6d
    @K-q2du3zu6d หลายเดือนก่อน +11

    ዋይ ናብ ኣፈወርቂ ክድውል ያ😂
    ግደፉና እስኪ ተማኺርኩም
    ትገብርዎስ ንሕና ክንጭነቅ
    ኣነሲ ንኣፌ ብቃርያ ካብ ዘቃፅልዎ
    ተስፋ እየ ዝቆረፅኩ😢😢

  • @HshshShsh-e1o
    @HshshShsh-e1o หลายเดือนก่อน

    ዋይ ታይ ገበረትካ ስሉየ 😢🥺🥺

  • @lwamkidaneluley
    @lwamkidaneluley หลายเดือนก่อน

    Ni seluway aytdengixiwa bitami eye lifotya

  • @TsegaShewaalem
    @TsegaShewaalem หลายเดือนก่อน +1

    ያሬድ መሕርር 😂😂😂❤❤❤

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ያሬድ እንታይ ገይረታካ ኣብልዕ ሕማም❤❤❤❤

  • @luwamtewelde3698
    @luwamtewelde3698 หลายเดือนก่อน +1

    Awuy halay mearey

  • @dyudg1840
    @dyudg1840 หลายเดือนก่อน +8

    ያሬድ ኣብዝዋን ሕማማ ኣይትረብሽ ዋይ😢

  • @AmX-s1b
    @AmX-s1b 23 วันที่ผ่านมา

    አታ ቆልዓ ከቢድ ብራንክ የትግበር ሆይይይይይይይይይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @ሚጣ-የ7ሸ
    @ሚጣ-የ7ሸ หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ አሐዚናትኒ ያሩ ግን ጨካን ኢኻ😢😢

  • @mmn4535
    @mmn4535 หลายเดือนก่อน +2

    ብስሩ ህፃን እየ 🤒🙄

  • @AilAil-n6q
    @AilAil-n6q หลายเดือนก่อน

    ዋይ አረ ይደብርካ😢

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน

    አረ. ግደፍዋ ኣብ ርእሳ. ሕማማ. ሕማም. ኣይትዎስኩላ😢😢😢
    ታይ እዪ. ምስ ጋልከ. ንኡሽተይ. ኣይኮንካን. እንደዩ ከ😮😮😮😮😮

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ኣብዝሕካዮ ሎሙስ

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉዋይ ምሲክን❤❤❤

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ หลายเดือนก่อน +5

    ከይትናሰሒ ኮ እልኪ ነይሩ አዩ😅😅😅😅😅😅😅

  • @Yrguyrgu-o8n
    @Yrguyrgu-o8n หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍ ሓፍተይ ማአረይ😪😪😪😪😪

  • @uTbe-el8nh
    @uTbe-el8nh หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ባንቡላ ድዩ ንመስለኩም ተማኪሩኩሙስ😂😂😂😂

  • @احمد-د8ب3ز
    @احمد-د8ب3ز หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍ ማዓረይ ሰሉ ሓፍተይ 😢😢😢

  • @dhch2575
    @dhch2575 หลายเดือนก่อน +1

    ዙ ቴዲ እውን ርእሱ ጉድል ዝበለቶ እዩ 😂

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د หลายเดือนก่อน +1

    ያሩዋይ የኔ ሓላል ኣትን ሓደሓደ ዘለኩም ኣይትፅሩፍዎ ጨርናዓት

  • @ChhFy-g9x
    @ChhFy-g9x หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ሃዛው እዩ ዝቆልዓ በክየ ፊራ ባይዘወይ

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro หลายเดือนก่อน

    አረ ያሩ ከምዚይ ይቅረይካ ዋእ ዋእ ብስሩ ልብይ የተፈጠረካይ ድዩ ሓቃ እያ ትሓም ትሓም

  • @loveyoumami8372
    @loveyoumami8372 หลายเดือนก่อน

    Genzeb kexellekum delyu habtkum key tsenu hmama yakla

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 หลายเดือนก่อน +1

    በረኪና 😮😂❤❤

  • @ايادشماخي
    @ايادشماخي หลายเดือนก่อน +1

    ኣረ በስምኣም በል ያሬድ😢

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน +7

    ያሬድ ፕራክ ኖርማል እንድዮ ግን ሓሚማ ስለ ዘለ ከይ ሓሻ ፕራንክ ኣይትግበራ ሰሉ ዶሞ ፕራክ እንተተባሂልኪ ኣይትከርዪ

  • @dhch2575
    @dhch2575 หลายเดือนก่อน +1

    ዙ ዬሬድ ልባሃልማ ጨለፍ እዩ 😂ካብኡ ለለ ጩጬ እዩ እኔካ ህፃን 😂

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 หลายเดือนก่อน

    ውይውይ ሰሉዋይ መዓረይ ኣሕዚናትኒ ኡፍፍፍ😢

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሓሚማ ከላ ኣይትደንግፃ😂😂

  • @SalamS-tn9sw
    @SalamS-tn9sw หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ ክተሐዝነካ😭😌