ERISAT:ኣገረምቲ ሓቅታታ | ቴድሮስ ዓሊ ጋዝ ካብ ሞት ከመይ ኣምሊጡ ~ 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 19

  • @MinabTzagai
    @MinabTzagai 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ሰላም ጅግና ቴድሮስ ገብረ እግዚኣብሄር ( ዓሊ ጋዝ) ምቕሉል እርኑብ ሓያል ቆራጽ ጅግና ሓቐኛ እዩ ኔሩ ።❤❤❤❤❤

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 7 วันที่ผ่านมา +4

    ሸየጥቲ ሀገሮም ከመለኩም ደቂ ማልሻ ስርናይ ደቂ ወዶ ገባ ቅልዉላዉ መንነት

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk 7 วันที่ผ่านมา +2

    እንታይ ዓይነት ምልፍላፍ እዩ እዚ ፡ በቃ እዚስ ታሪክ ድዮም ዘዕልሉ ዘለዉ።

  • @zemeneyob1887
    @zemeneyob1887 7 วันที่ผ่านมา

    AGAME game Over! U don't understand the Game?

  • @aster9366
    @aster9366 7 วันที่ผ่านมา +1

    God bles President sayyas

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325 8 วันที่ผ่านมา +2

    ጽውጽዋይ ወያነ ዘይትቕየር ዲስኮ😂

  • @amanuelasgedom8754
    @amanuelasgedom8754 6 วันที่ผ่านมา

    እንድዒ ኣይዝክሮንየ ዝብል ዝበዝሖ ቃለ መሕትት እንታይ ተሓቲቱ እንታይከ ተመሊሱ ዘይርድኣካ መእተውን መውጽእን ዘይብሉ እንታይ ተዘርበ እንተልካስ እንድዕሉ

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቀራርባኹም ኣዝዩ ድሑር፡ ኣህላኺ ግዜ። ኣብ መእተዊ ንሰብ ብሙዚቃ ላሕ ተብሉዎ። ልዕሊ ሰለስተ ደቒቕ ዓሰርተ ኪሎሜተር ብመኪና የዘውረካ። ንስኹም፡ ኣብ ናይ መእተዊ ዘሎ ሙዚቃ ኢኹም ተባኽኑዎ። ኣብ መዛዘሚ ኸኣ ከምኡ ጨርባሕባሕ። እሞ ኸኣስ ነዚ ቀደም ዝሰናዕናዮ ቅዳሕ ንኽርደግሙ።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሕሱር አብሕስረት ይነብር ኤርትራ በብሓደ ከተጥፍአኩም እያ ባዕላ ሓሰውቲ

  • @wediasmera1263
    @wediasmera1263 4 วันที่ผ่านมา

    ከዳዕ ደኣ ምንጻልን መውስቦ ምክላእን ከማን ዊሒድዎ። ኩላ ትቃወም ዘላ ደቂ ወልዶገባን ምልሻ ስርናይን ኢዮም።ወይለካ ከዳዕ!!

  • @aster9366
    @aster9366 7 วันที่ผ่านมา +1

    Liar, liar, pencil fire

  • @mikeberhane
    @mikeberhane 7 วันที่ผ่านมา

    ኣበራሽ መልከ፡ ተማሃሪት ቀሃስ-ዩኒቨርሲቲ ተማሃሪት Geology ኢያ ኔራ። 100% የራጋግጸልኩም።

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 8 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ትዕወት😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @beyenehaileweldu4226
    @beyenehaileweldu4226 8 วันที่ผ่านมา +1

    እንታይዓይነት ዝንቡ ዕ ታሪኺኹም ትትርኩዘለኹም ?ሐሶትን ሐሰውትን ሐደ ተጋዳላይ አብ ውግ እ ንዝወደቐተሰዊ ኡ'ምበር ሞይቱ አይብልን እዩ፡፡እህግደፍ ዝብል አበሃህላ እዚ ሰብዚ እንከሎ አይነበረን ። ሐሰትን ሐሶትንብዝኾነ ይኹንምኽንያትስር ዓት አይቅይርን እዩሐለምቲሐሶት

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 8 วันที่ผ่านมา

    Lol....Musie the brain ዶ Yewhans the brain. እቲ aggressive እቲ ሓደ ኸኣ ሓምየን 😂

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442 8 วันที่ผ่านมา +1

    ሓፋሽ ውድባት ሻዕብያ ኣብዑር እዮም። ኣብ ምፍራስ ሃገር ዓቢ ጊደ ተጻዊቶምን፣ ገናውን ይጻወቱ ኣለዉ።