ዓብደልቃድር ከቢረ እንታይ ዩ ኮይኑ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 39

  • @jodeebrahim5253
    @jodeebrahim5253 ปีที่แล้ว +5

    ፅቡቅ ከማዃ የብዝሐልና ንኺድ ጥራይ አንበሣ ሐወይ

  • @solosolo3997
    @solosolo3997 10 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ብሱል ሰብ ኢካ ከምዚ ዓይነት ታሪክ ብቀጻሊ ኣቅርበልና

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 ปีที่แล้ว +4

    ኣዝዩ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ኢዩ፡ ቀጽሎ ኣጆኻ።

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mx ปีที่แล้ว +1

    Good 👍 job 👏 👍 👌 🙌 💪

  • @dendeneritrea9494
    @dendeneritrea9494 ปีที่แล้ว +1

    ብርዕኻ ትሰስን! በርትዕ!

  • @ghirmaymerhazion5223
    @ghirmaymerhazion5223 ปีที่แล้ว +4

    ክቡር ኣቕራቢ ዛንታ ኣባልBafer TV በቲ ጀሚርካዮ ዘሎኻ ኣተናትና ታሪኽ የመስግነካ፡ ጽቡቕ ኣቀራርባ፡

    • @BUFERI
      @BUFERI  ปีที่แล้ว

      thanks bro!!

  • @abdulkaderk2169
    @abdulkaderk2169 ปีที่แล้ว +3

    Well Done brother, I think this video is one of the interesting analyses of the sad events which resulted in the Martyrdom of Abdulkader Muhamed Saleh Kebire. Thank you

  • @BiniamMicael9933
    @BiniamMicael9933 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራዊነት ኩቡር ጅግና ለዋህ ለጋስ መንነት::♥️♥️♥️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾

  • @semereokubaslas577
    @semereokubaslas577 ปีที่แล้ว +3

    Wwwwww please keep going brother 🙏

  • @meharigrimay6653
    @meharigrimay6653 ปีที่แล้ว +7

    ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ምምጻኻ ከየመስገንኩኻ ኣይተርፍን ቀጽሎ ወገነይ በርትዕ

  • @Teklezghi86
    @Teklezghi86 ปีที่แล้ว +2

    Well analysis

  • @TemesgenAmlak-xl1fz
    @TemesgenAmlak-xl1fz ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ!ከይድነቅኩኻ ኣይተርፍን እየ ኣንበሳ ሓወይ። ኣጆካ ቀጽሎ

  • @fishalehabte7353
    @fishalehabte7353 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ መድብ ቀጽሎ

  • @idrisahmed6970
    @idrisahmed6970 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍🥰🌹🌹🇪🇷🇪🇷wedi eriy ajuku qexle habibi

  • @trhasketema2174
    @trhasketema2174 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ደስ ዝብል እጋላልጻ ተባርክ ዝሓወይ ታሪክና ሓዲግና እንዳማትና ጽን ክንብል ንውዕል ኣለና ከምዚጌርኩም ድኣ ዘርግሕዎ ኩሉ ሰብ ታሪኩ ክፈልጥ ግና ደንጊኩም እዚ ዎሎዶ ናይ ሎሚ ኣብ ዓለል ሃዋእዩ ዘሎ ማኣዝኑ ጠፍእዎ

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 ปีที่แล้ว +1

    Bravo

  • @jemalmaruf845
    @jemalmaruf845 ปีที่แล้ว +2

    Good job explan

    • @BUFERI
      @BUFERI  ปีที่แล้ว

      Glad you liked it!

  • @berhanedebessai2315
    @berhanedebessai2315 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኻ በርትዕካ ቀጽሎ::

  • @lampadina1
    @lampadina1 ปีที่แล้ว +2

    mara eye zemesgneka ezi ka nay megbar akmena zeberek eu ✊✊✊✊

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 ปีที่แล้ว +1

    ዘልኣለማ ዝኽርን ሞጎስን ጀጋኑና🙏❤
    የቀንይልና ክኡቡር ሓውና ኣበሳ፡ በጃኹም ኣብ መጽሓፍ ኣስፉሩሉና ደቂ ኤረይ ናይ ኣቦታትና ጀጋኑ!!!!🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💐🌻💐🌻💐🌻💐🌻

  • @omermahamed
    @omermahamed ปีที่แล้ว +2

    Thanks brother

  • @loveeri9121
    @loveeri9121 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ gobez ika

  • @HabtemichaelDaniel
    @HabtemichaelDaniel 6 หลายเดือนก่อน

    🙏🇪🇷✌️🇪🇷🫶🇪🇷🕊️ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ከምዚኢታት ጌርካ እስኪ ታሪኩ ንገሮ ንዚ ወለዶ ።

  • @siemtedros366
    @siemtedros366 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi des zebl aqararba medeb qexilwo 👍👍👍👍☑️☑️

  • @goytomyemane7135
    @goytomyemane7135 ปีที่แล้ว

    ናትኩም ሽርሒ ምስ መን ንነብር ከምዘለና የብርሃልና ኣሎ ቀጽለሉ እስከ

  • @yordanosgebrezgi5197
    @yordanosgebrezgi5197 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🙏🏾

  • @nasseribrahim5703
    @nasseribrahim5703 6 หลายเดือนก่อน

    abey krekba yikl part 2plzz

  • @መንይፈልጠለይ-ነ5አ
    @መንይፈልጠለይ-ነ5አ ปีที่แล้ว +1

    Nay tareqe yhdego ba amxalna bro qexlo

  • @mossweldu1803
    @mossweldu1803 ปีที่แล้ว +1

    Beatmi xsbuk tereka kexslo tarikna Berbro ❤️

  • @rusomtekle3943
    @rusomtekle3943 ปีที่แล้ว +1

    የቀኒየልና ኩቡር ሓው፡ ደስ ዝብል ትንተና፡ ኣብ ካላአይ ክግስልካ ፡ ኩቡር ሓርበኛ ዓብድርልቃድር ከቢረ ዝተውልደሉን ዝዓበየሉን ዝተማህረሉ ፈይ ተትብለልና።

  • @HK-ri1by
    @HK-ri1by ปีที่แล้ว +1

    እዚ ከፋፊልካ ግዛእ ኣምር ኣብ ኣምብራጦርያ ሮማ ኮይኑ ሰረቱ ፣ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ዘጋጠመ ምክፍፋል ደፋእቱ ነለልዮም ።
    እስከ ንናይ ንጉስ ሓይለስላሰ ንኤርትራውያ ብዝምልከት ትዕቢት ዝመልኦ ዘረባ ንተንትን ።
    ይሄን ታሪክ የሌለው ሕዝብ እርስ በርስ እናባላው ኣለን ዝበሎ ዘረባ ፣ ንዘክሮ ደኣ እምበር ዘስዓቦ ሓደጋ ኣይነልዕሎን ኢና ።
    ነዚ ታሪኽ ዘይብሉ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ክነባልዖ ኢና እዩ ትርጉሙ ። ኣብ ከሰላ ጸጥታ ኢትዮጵያ ዝሰርሖ ኣይንረስዕ ።
    Divide et Impera .......

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 ปีที่แล้ว

    ናይብሐቂንፍዑ ኢኻ አጆኻ ቁጽሎ ቻነልካ ክአ ቀስ ኢላ ክትዓብያ።

    • @BUFERI
      @BUFERI  ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበለይ

  • @aneane29
    @aneane29 ปีที่แล้ว

    kulatna eza channel kem tabi ngbera agedasi medeb eyu zelewa

    • @BUFERI
      @BUFERI  ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው!!!!

    • @aneane29
      @aneane29 ปีที่แล้ว

      @@BUFERI ንጥቅምና ኢየ ኢለ ኣገፋሲ መደብ ኢካ ተምጽእ ክትቅጽልዎ በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ ፡ መብዛሕቱኡ እዚ መንእሰይ ኣፍልጦ የብልና ከምዚ ጌርኩም ከተፍልጥና ከለኩም ከየድነቀኩም ክሃልፍ ኣይደልን ኢየ።