ዘተ ክትዕ ኣብ መንጎ ኢንጂነር ፍጹም & ኣጎስቲኖ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዘተኮረ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • ዘተ ክትዕ ኣብ መንጎ ኢንጂነር ፍጹም & ኣጎስቲኖ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዘተኮረ

ความคิดเห็น • 720

  • @samrawitlove3738
    @samrawitlove3738 2 ปีที่แล้ว +9

    Enginer futsum ,nay bihaki muhur, 👌👌👌aybzey botakum atikum ,mis mizakum zey Kodu sebat alkum,ay kabtimhriti,ay kab aemiro.kubr enginer futsum president nay Ertrea mitegebiakum.

  • @mubarekali1197
    @mubarekali1197 2 ปีที่แล้ว +12

    Engineer xili yebilun just eti haki eyu zizareb zolo . God blesse you engineer .haki merir eyu

  • @mubarek466
    @mubarek466 2 ปีที่แล้ว +1

    Enginner ftsum great father ❤❤❤, there is a problem in our country and the solution is only from eritreans .!

  • @alazark7105
    @alazark7105 2 ปีที่แล้ว +48

    It is good you bring two opposite thinking people. But at times you try to force people to say what you want to hear. Let them debate and you can just ask questions. Mr Seletene

  • @samsontalla5488
    @samsontalla5488 2 ปีที่แล้ว +38

    I Love ❤️ Engineer Festum. You are so smart. Angeregerom nezom winging Ena deblu.

  • @tesfukidan649
    @tesfukidan649 2 ปีที่แล้ว +7

    ሸይጠነ ወዲ ውሺማ ኣድጊ ንስኻስ ክንዲ ኢንጅነር ፍጹም ኮንካስ ናይ ጥዕና ወረቐት ኣርእየኒ ክትብሎ ጉሓፍ ንዳዊት ኣብ እንዳ ባር ተወልዱ ኢልካዮ ናትካ ወዲ ውሽማ ኣድጊ ተሕዝን 😭😭😭😭😭😭 ሸይጠነ
    ንስድራኻ 100 ዶላር ኢልካዮም ዘይትፈልጥ
    ሓውኻ ኣብ ሱዳን ኣሎ ደሃይ ግበረሉ 🇪🇷🙏🇪🇷

    • @sarazeray3586
      @sarazeray3586 2 ปีที่แล้ว

      Yeah ezi gohaf gidefo tirah bako donkoro kemzi yeblnan ab 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

    • @fitsumgoitom9042
      @fitsumgoitom9042 2 ปีที่แล้ว

      Sektu barayu higdef

  • @hagos4601
    @hagos4601 2 ปีที่แล้ว +18

    Great discussion! There is so much to discusse and to emphasis the problem are mainly PFDJ and TPLF leadership. There is no problem between Tigray and Eritrea people. Isais Afewerki doesn't have the authority to give Eritrean territory to no body. Territory is determine by International law.

  • @helena-p1f4i
    @helena-p1f4i 2 ปีที่แล้ว +1

    እንጂነር ፍጽም ተምልኮ ዘሎኻ ኣምልኾ
    ጣኦት ዩ ተመለስ ናብ ኣምላኽካ የሱስ ምሕረት ደገ ኣይተኣጽወን ምገድ የማን ተመለስ ተባረክ

  • @terrygebrial7838
    @terrygebrial7838 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዓዕቢያቶ ትግራይ ኣምሒራቶ!! ግን ድማ "ትግራይ ክትጠፍ ኣለዋ" ኢሉ!! ስብእና ኣልቦ ናይ ሙሑር ደንቆሮ::

  • @arayahabte1832
    @arayahabte1832 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንበሳ ኢንጅነር ፍጹም በሎም ጥራሕ ነዞም ክልተ ጠላማት

  • @Teklino249
    @Teklino249 2 ปีที่แล้ว +12

    ሰልጠነ ኣብዚኣ ብጣዕሚ ሕማቕ ኔርካ😢

  • @hadasaeritrea
    @hadasaeritrea 2 ปีที่แล้ว +5

    እጀነር ኣይግብረኒ እዩ ዘብል እዋይ ጽላ እዋይ ሽማግሌ ዘይብላ ሃገር ዘይምዕዳልና ፎእ💔💔💔ዎኣምላኽ ምሕረት ግበረልና:: ከም ዓቢ ሰብ ርግእ ሎም ዘይዛረቡእንታይ መርገም እዩ? ኣጎስትኖ ብጣዕሚ ፍልጠት ዘለዎ ሓቀኛ ኤርትራዊ ንህዝቢ ዝሓሊ ብስሪሑ ዘመስከረ ሰብ እዩ:: ሰልጠነ ሓወይ ኣኻእሎ ይሃብካ 🙏🏽

  • @amiceeri2263
    @amiceeri2263 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ጀነራል ጻድቃን መጀመሪያ ከምዝተኮሱ ሃለውቲ ዶብ ናይ ኤርትራ ከምዝቀተሉ ኣቢ ethio forum ዝገበሮ ኢንተርቪው ኣሎ፡፡ ሰልጠነ ቢሃሶትን ኒሰባት እድል ብዘይምሃብን ከም አጣሮ ናይ ኣባሻውል ሰባት ንከሕርቅ ዝጽእር ወናኒ እንዳ ስዋ ስለዝኾነ ሓሳብ ክንዲ ዝሙግት ካልእ ነገር አምጺኡ ወዲእዋ፡፡

  • @ሰላምንኤርትራምስህዝባ
    @ሰላምንኤርትራምስህዝባ 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ ዓገብ ንኢንጅነር ፍጹም ግዴታ ኣለካ መሰሉ ክተክብረሉ ጸግዒ ሒዝካ ብስምዒት ትዛረብ ኔርካ ፍልጠት ዜሮ ድፍረት 100 :: ወይ ስራሕ ጋዜጠኝነት ግደፎ ወይ ሕጉ ተኸተል:: ብእምነቱ ትመጾ: ብጥዕንኡ: ብዜግነቱ ቁሩብ ካብ ስምዒት ወጺኻ ትዓዘቦ ጉድለትካ ንህዝቢ ይቅሬታ ሕተት ብፍላይ ንኢንጅነር ፍጹም ወደይ ሓወይ እንዳበለካ: ንድምጻዊ ኢሰያስ ኣስፍሃ ውን ጀሚርካዬ ኔርካ ጠባይካ እንተ ዘየመሓየሽካ ንኣድሓነት መሲልካ ክትሪኣ ኢኻ ድሕሪ ወርሒ ተኣረም::

  • @vic-fact
    @vic-fact 2 ปีที่แล้ว +1

    ጸላም ግንቦት ክንብል ኣይግባእን ብምኽንያት ዘሎ ስርዓት፡ 30 ዓመት ቃልሲ ናይ ህዝቢ ን ናጽነት ብ መልሓስካ ኣይተጸልምቶ።

  • @امعثمانالكناني
    @امعثمانالكناني 2 ปีที่แล้ว

    ዝሀለፈ ኩሉ ሀሊፉ እዩ ህጂ አይምለሲን እዩ ንህና ንሀገርና ኤረትራ ኤረትራ ንአና

  • @senaitissack6127
    @senaitissack6127 2 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ዓይነት ዩቱበር ሕማቕ ኤርትራዊ የ በሃላይ ንነብሱ ጥራይ ዝስሞዕ: እሞ ኸኣ ከየገልገልገለ ኣብ ዩቱብ ዘዉደልደልደለ ሪአን ሰሚዐን ኣይፈልጥን!
    ሰልጠነ ሰነፍ!
    እዚ ሰልጠነ ዘይነ ባረየ እዩ ክበሃል ዘለዎ: ስልጡን ዘይኮነስ ዝምቡዕ ኣተሓሳስባ እዩ ዝውንን!

  • @sam-ld3kl
    @sam-ld3kl 2 ปีที่แล้ว +1

    You need to respect your gusts no matter what they do it is only talk show . 🇪🇷💪🌍 Eritrea 1st then who ever.

  • @tesfaikifle7170
    @tesfaikifle7170 2 ปีที่แล้ว +2

    You guys must disclose your identity first before you discuss about Eritrea, shahid or Afework, the (dictator) nationalist leader who has no comparison other than : mao tzedung, kwame nekruma , Nelson Mandela etc. ! Engineer Fitsum ? Why are you wasting your time with these double standard tigress? Leave them alone . Do not engage them they are not only tigrians , but they are Woyane agents themselves

  • @bereketab70
    @bereketab70 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰልጠነ ሓወይ እተቕርቦም ሰባት ሲ ብሓቂ ደስ እብለኒ ስለምንታይ እንተበልካ ገለ ዕቡዳት ገለ ኽኣ ውርዙያት ንዓይ ግን እማሃረሉ ናይ ሰባት ቅዋም።

  • @alemyouhannes2831
    @alemyouhannes2831 2 ปีที่แล้ว +2

    Agostino good to see you after years in making ,i don't want see this channelbut because of you i open it.Again happy to see you Bro.

  • @gurjaguesh4272
    @gurjaguesh4272 2 ปีที่แล้ว

    ሕዋሓት ንህዝቢይ ትግራይ በድሉዎ ጉበኛ

  • @Lofty_boy_58
    @Lofty_boy_58 2 ปีที่แล้ว

    ስልጣንያ ንእንጅነር ፍጹም ክትሓትት ሓይሊ የብልካን ምስቲ ጎስቲ ኣጎስቲኖ

  • @fretsbah2430
    @fretsbah2430 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ ፉንፉን መደበር ጥልመት ካልሲ ተጋሩ

  • @fretsbah2430
    @fretsbah2430 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዞም ሓማስየን መትከላውያንእዮም ካብ ብቓልካኣ ብተግባር እዮም ዛኣምኑ ።

  • @Gezatech
    @Gezatech 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ ኣረጊት ስባይ መሬት ትግራይ ኣይትረግፃይ ኣይኮነን ትግራይ ኢሬትራ እውን ኣይትረግፃን ስለጠነ ዳኣ ብቀሕ መንፀፍ ንቅበሎ

  • @teshm8477
    @teshm8477 2 ปีที่แล้ว +29

    እዙ ሰብ ሙሉእ ጥዕና ዘለዉ ኣይመስለንን

  • @haileslassiekahsay593
    @haileslassiekahsay593 2 ปีที่แล้ว +3

    አቦይ ሱራፌል ብደርጊ እዋን እዮም መይቶም ኢንጅነር አይትሓሱ

    • @ramamehretab2065
      @ramamehretab2065 2 ปีที่แล้ว

      ሓቅኻ ሃይለስላሰ
      ሱራፍኤል ወዶም እዩ
      ብደርጊ እዩ፡ምሕረተኣብ ይበሃል።

  • @shishayberhane6518
    @shishayberhane6518 2 ปีที่แล้ว +4

    ናትና ጌጋ ክንፈልጥ ዝግበኣና እንጅነር ማለት ፕሎቲካ ይፈልጥ ማለት ኣይኮነን እንጅነር ናይ ባዕሉ ስራሕ ኣለዎ ፕሎቲካ ኣይንታዩን ኢዩ ንሕና ኢና ንጋገ ዘለና ።

  • @samkerenawi5978
    @samkerenawi5978 2 ปีที่แล้ว +7

    ድርባይ ጉማማ ሕሱር ነቦኻ ዝኣክል ክንድዚ ትጻረፍ ሕሱር ወ ሕሱር ደቂ ኤረይይ ነዚ ሓደ ክብረት ሰብ ዘይብሉ ነዚ ትከታተሉ ተተኻኢሉ ምዕጻዉ ጥራሕ ርኣይዎ ሞ ነቲ ክንዲ ኣብኡ ዝኸዉን ወረቀት ናይ ጥዕና ይብሎ ንስኻ ኸ ንባዕልኻ ወረቀት ናይ ጥዕና ኣለካ ዶ ረሳሕ ወ ረሳዕ😪🤧🤧🤧🤧

    • @merhawitsegay
      @merhawitsegay 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk ናብ ህግደፍካ ኪድ ክንዲ ኣቡኡ ትብል አዚ ከም ከልቢ አንበር ትጉሕፎ ።

  • @tropo5254
    @tropo5254 2 ปีที่แล้ว +5

    Agostini bravi good point ✅ thanks 🙏🌷

  • @Jaki-1989-Azmarino
    @Jaki-1989-Azmarino 2 ปีที่แล้ว +11

    Seleten Ane kulu tgebro yidgifo eye yiketateleka eye. AbziAa gin I hate you ,ቁሩብ respect ናይ ዕዱማትካ ክትሕሉ ኣለካ what ever their political believe . first of all if you're journalist , behave like journalist. ኣብዚ ንዑኡ mute ጌርካ ደስ ዝበለካ ክትዛረብ ከተዋርዶ ከምዚ እየ ዘይበለካ ፡ ከምዚ ኢካ ክትብሎ ባዕልካ ግቡእ ኣይኮነን ፡ እዋ ዓዲምካ ዶ ኣይኮንካን ኣምጺካዮ ፡ እዚ ናይ journalist behavior ኣይኮነን ፡ you siad that's debating and you're the mediator , but you lose your motion and joined the debate , ንሲካ መንጎንኛ እንበር ተካታዒ ኣይኮንካን ፡ ግደፎ ቲ ክትዕ ኣብ መንጎኦም ፡ ንሲካ ፡just ናይ መካተዒ ሕቶታትካን ናይ ክትዕ ሰዓታቶምን ካልእ መልእን ዳ ክትሕሉ ኣለካ እንበር ፡ ንሲካስ ባዕልካ ኣዳላዊ ዓዳሚ ባዕልካ ተካታዒ ባዕልካ ኣካታዒ ባዕልካ ኩሉ ፡ እዋ I dont know ጽቡቅ ኣይኮነን ንመደባትካ or ናይ journalist ትምህርቲ ክእለት ዘለዎም ሰባት ኣዳሊወሎም ንሲካ ተመክሮ የብልካን ኣይትክእሎን ኢካ ግደፎ ።

  • @yosiefbelay4842
    @yosiefbelay4842 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ገበን ናይ ሂትለር ዝድግፋ ሂትለራውያን ደቂ ጀርመን ነይሮም ። ናይ ፍፁም ኣብርሃ ሂትለራዊ እሰያስ ምድጋፍ ይገርመና ። ካብ ኩሉ ድማ እቲ ኩሉ ትምክሕትን ፅልእን ካበይ ከምዘምፀኦ ድማ ይገርመና ። ንህዝቢ ትግራይ ይኹን ንህዝቢ ኤርትራ ከም ዝሓሊ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ክነብዕ ዘይኮነ ናይ ቃላት ድለላ የሰመዐና ኣሎ ። ኩሉ ክፍሊ ዝቆፀረ ኩሉ ይፈልጥ እዩ ማለት ኣይኮነን ። ናይ ምሁር ደንቆሮ ከምዘሎውን ኣይንረስዕ ።

  • @rusomtekle3943
    @rusomtekle3943 9 หลายเดือนก่อน

    እህምም ንእንጅነሪ ምስ ብጹሕ ጌግ ኡ ቁሩብ ክርዶ ክፍትን ኢሰያስን ወያነን ኣቢዚ ዞባና አየድሉዩን ኢዮም ጽብል ዘሎ ኮይኑ ይስምዓኒ፡

  • @almazkiflu8150
    @almazkiflu8150 2 ปีที่แล้ว +2

    GAME OVER!! ተሳኢሩን ፈረቃን😂

    • @whiteflowers2024
      @whiteflowers2024 2 ปีที่แล้ว

      ፍልጠትን ዱንቁርና ፡ ሕልምን ኩዉንነት ፡ ኤርትራዉነትን ትግራወነትን ክራመጻ ተዓዚብና ። ብባህላዊያን ጋዘጠኛታትን ተናዉጽና እኮ!

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 2 ปีที่แล้ว +1

    ኢንጂነር ከም ኢሳያስ ህዝቢ ኣይኮነን ዘገድሶ:: ጎበታት ኢዩ ሃገር ማለት ነዝዮም::

  • @henokalemhaile2277
    @henokalemhaile2277 2 ปีที่แล้ว +4

    Seltene,u lost my Respekt !!!Ab gezaka gasha adimka mesika personal atack kitgebro ,that was stupid and disrespectful ,,,,bzey agedis hasabu nidika gin personal atack tgebro nerka ni baelika fthi tbil fthi kab nebsika eya tjimir

  • @ogbauzerabruck8360
    @ogbauzerabruck8360 2 ปีที่แล้ว +1

    ምሁር ዕዋላ እንተብልናዪ ንኢንጅኔር ፍጹም ክመይ ይመስለኩ።
    ካብ ቃንቃ ትግርኛ ቃንቅስ እንግሊዝ ጽቡቕ ምልከት ኣለዉ፡ ንኤርትራን ባህልስን ክብራንውን ዝፈልጣ ኣይመስለንን።
    ሕስንቲ ጭብጥቲ ነገር ይብሉን
    ህዝበይ ኣብ ሸዊት ህይወታ ኪትህብ
    ኣብ ትምህትጉምን ዕውልናን ዝነበረ ሰብ
    ከመይ ዝጭበጥ ነገር ትጽበዩ
    ወስት ኦፍ ታይም

  • @micketecle5269
    @micketecle5269 2 ปีที่แล้ว +4

    በዓል ሰልጠነ ንዚ ስንኩል ምጉት ጽልኢ ባእሲ ምስ ህዝቢ ኤርትራ።

  • @terrygebrial7838
    @terrygebrial7838 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ ኣነ ትግራዋይ እዬ, እዚ ኣብ ትግራይ ዝዓበዬ ፅሉል ህግደፋዊ ጀኖሳይደር ኣብ ልዕሊ ህዝበይን ዓደይን ዘለዎ ፅልኢ ኣዝዩ ዝገርምን ዘሕዝን'ውን ኢዩ::

  • @unitedforlife2473
    @unitedforlife2473 2 ปีที่แล้ว

    Agustino zbehal kbur ayana gn ybel zereba, idea, maturity. Bela GIERU u gelixwo. Keep it up boss

  • @fitsumberhanghebremichael5654
    @fitsumberhanghebremichael5654 2 ปีที่แล้ว +4

    ክልቲኣቶም ክካትዑ ዕድል እንተ እትህቦም ጽቡቕ ነይሩ። ሰልጠነ ግና፥ ትሃንካን ምርትከልካን ጥራሕ እዩ ዚጽብርቕ ዘሎ።

  • @kq8131
    @kq8131 2 ปีที่แล้ว

    አንታ ሐሳዊ ሰልጠነ ኤሪትራዊ አዩሰርቅን እዩ አብ ትግራይ ማንካ ቢኬሪ ዝበሀል የለን

  • @abdulmanane4597
    @abdulmanane4597 2 ปีที่แล้ว

    ሰልጠና ናይ ብሓቂ ደደብ ኢኻ ኣነ ቴግራዋይ እየ ግን ኣጥፊእኻኒ ምበር ደግፊካኒ ኣይትፈልጥን

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ሰልጠነ ዓቃል ኢካ ተመሊሰ ሪኤዮ ወፅየ ነይረ እዚ ዝዓበደ እዮ። ሰይጣን ናምለከ ከመይ ሰብኣውነት ክስመዖም ወዲ መቐለ እየ ካዓ ይብል ብኢሳያስ ዝዓበደ እዩ።

  • @desalenegash743
    @desalenegash743 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ፡ ትግራይ ናይ ሓብር ምጸውዒ ኢዩ፡ ኣብ ትግራይ እንጅትራ ዝብሃል ኣሎ ዓጋመ ዝብሃል ኣሎ፡ ስለዚ ትግራዋይ ምንነት ኣይኮነን፡ ስለዚ ኣብ ኤርትራ ካኣ ሓማሴን፡ሰራየ፡ኣኮሎግዛይ፡ ወዘተ

  • @ኤፍታህ-ቘ7ሰ
    @ኤፍታህ-ቘ7ሰ 2 ปีที่แล้ว +17

    Agustino great mind your heart is in side of humanity.

  • @Lily-js6pc
    @Lily-js6pc 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene don’t make fun of him .because this man came to America 45 years ago and he is single he has no one to talk to him he is alone by the time he came America was no freedoms ok try to understand him do not understmate him your time is way better than his time remember?

  • @GirmaySoli
    @GirmaySoli 3 หลายเดือนก่อน

    Engineer futsum very good 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @ronainds2287
    @ronainds2287 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway difret , Seltenesi kem feres karosa kitgot't neiruka, Siga r'esi eka, sehab feres nehade Enginner Educational Certificate Kihato ??????? zegerm eyu !!!!!!
    Eng Fitsum , I really admire and appreciate your intelectuality patientce and politeness ,I havent seen you insault or talk any bad words especialy for the other guy who was talking just nonsense,

  • @medenzoblessed3355
    @medenzoblessed3355 2 ปีที่แล้ว +2

    They can’t match… Engineer is way way far away from them ….The way he provides fact …. He only speaks on ideas ,,,,

  • @hanateklu1070
    @hanateklu1070 2 ปีที่แล้ว +1

    This guy mentality is the majority Eritrean deluded based on fiction I don’t know how someone thinks he is educated avoids using fact. Can’t comprehend good luck Eritreans you deserve someone like this called engineer #FACT

  • @JESUS_son-y1b
    @JESUS_son-y1b 2 ปีที่แล้ว +2

    Shame on u Seltene, እዚአ እያ ዓቅምካ ንስካን መሰልትካን ናይ ሕከከኒ ካሓከካ ስራሕ ድአምበ ብቅንዕና ንሃገርን ህዚብን ፍታሕ ዚኮኖ ስራሕ ክትሰርሑ አይትክእሉን ኢኩም።

  • @habtom5
    @habtom5 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ማእከል ኣስመራ አንዲዮም ሰብ ዝረሸንዎ አንተ ዘይፈልት ኮይኑ ይሕተት ። ኣነ ዝመስለኒ እንዳ ፈለጠ ኢዮ ዝጽይቕ ዘሎ እዚ እንጅነር። ብታእሚ ሕማቕ ጽልኢ ኣለዎ ኣብ ህዝቢ ትግራይ። ን 30 ኣመት ድርጊ ክብሉና ጸኒሖም ሕጂ ካ ደርጊ ሓዉካ ኢዩ ይብለና ኣሎ። ህግደፍ ዳ እሞ ካብዛ እንጅነር ዝብላ ዘሎ ሓሊፉ ዝበላ አንታይ ዶ ኢሉ ኢዮ።

  • @azzyland65002
    @azzyland65002 2 ปีที่แล้ว +1

    ሻዕብያ ናይባድመ አይግድሾምን እዩ ንኢሰያስ ድሕነት ሽጣራ እዩ ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ጸላኢኡ እዩ ካብኢቶጽያ ካብ ዓሰም 2ብልየን ዶላር አታዊከለካ ንምታይ ባድመ ዘይወስድዎ ንምታይ ምንቲ ጥቅምካ ዘይትማሳሰል ህዝቢ ኤርትራ ካይረብሕ ድቃስዝከልእ

  • @tsegaslasieabraha1633
    @tsegaslasieabraha1633 2 ปีที่แล้ว +8

    ብቡድሂዝም ዝዓበደ ናይ 70 ዓመት ህፃን ኣምፂእካ ግዝየና ኣጥፊእካልና

    • @genetbeyene8105
      @genetbeyene8105 2 ปีที่แล้ว +3

      ክክክክክክክክክክ ሞይተ ናይ በሓቂ ዓቢ ቆልዓ ኣምጺኡ

  • @rutatesfu8236
    @rutatesfu8236 2 ปีที่แล้ว +3

    ኢንጂነር ስለምንታይ መስቀል ጌሩ ክርስቴን እንተዘይ ኮይኑ??

  • @yosiefbelay4842
    @yosiefbelay4842 ปีที่แล้ว

    ካበቶም ንህትለር ዘመጉሱ ሰባት ፍፁም ኣብርሃ ካብኣቶም እንታይ ይፍለ ። ህግደፍ ዝብሎ ኩሉ ይብሎ ሙሁራዊ ሓቀኛ ትንተና የብሉን ዓቅሚ ቅንዕና ሰብኣዊነት ህዝባውነት የብሉን መርአያ ናይ ድንቁርና እዩ ። እዝን ከምዚኦም ዝመሰሉ እዮም ንህዝቢ ኤርትራ ከፍኦሞ ዘለው ። ፅልኢ'ውን ዝዝርግሑ ዘለው ። ህዝቢ ኤሪትራን ህዝቢ ትግራይ ፅልኢ ኣጥፍኦም ሓድነቶም ክቅፅሉ እዮም ኣሕዋት እዮም ።

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ ምስ ሐደ ጽሉል ግዜኹም ኣይጥፍኡ ብዛዕባ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ዝፈልጦ ነገር የብሉን

  • @yordanosa9646
    @yordanosa9646 2 ปีที่แล้ว +17

    I think Dr. Fetsume is playing games like a baby.😂😢😮

    • @fasikayonas3616
      @fasikayonas3616 2 ปีที่แล้ว

      😅😅😅 He’s super game player moyte

    • @erifreeone8083
      @erifreeone8083 2 ปีที่แล้ว +1

      @@fasikayonas3616 the way he was acting and talking with sign language is because his mic was muted by Seltene, he did it in purpose to humiliate him.

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰልጠነ ንኹሉ ናይ ሜድያ ዕድል ምሃብካ ዝነኣድ ኢዩ :: ይኹን ደኣ እምበር ንእምኒ ሕምባሻ ዝብል ሰብ ከም በዓል ኢንጂነር ጥቕሚ ዘለዎ ኣይመስለንን:: ሓሺሽ ዝወሰደ ኢዩ ዝመስል::

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 2 ปีที่แล้ว +8

    I love it Great job that is tebel discussion.

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 2 ปีที่แล้ว +3

    Nai bihaki zereba iya bNai Ayistain Zibela Niana Ni Eritrawiyan timilket iya Thank you Agostino Godbless you 🙏🙏🙏

  • @semerabkifle286
    @semerabkifle286 2 ปีที่แล้ว +2

    Ata geldam dengola Selene kibret seb yihalika

  • @mussizewoldi2617
    @mussizewoldi2617 2 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ወያነድዩ ወይስ ኤርትራ ዝጀመሮ ኩናት ንደቂባድንመ ህተት ወያነ አያጀሚራቶ ንኤርትራ ክትወርርን ሕዝብን ንምጥፋ

  • @amanjemal9203
    @amanjemal9203 2 ปีที่แล้ว +5

    Ah seltene l love you brother👏👏 ❤️ 😅🤣😅🤣😅🤣

  • @danieldesta2561
    @danieldesta2561 11 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ነፃ ተዉፅእ:: ሓቂ እተዘይሒዝካ ከዓ ትጠፉእ::

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 2 ปีที่แล้ว +2

    Kkkk ohhh my God, seltene u are real man. Is was very challenging discussion .You made it and Thanks

  • @loveyoumami8372
    @loveyoumami8372 2 ปีที่แล้ว +1

    Ane zgermeni ezi wedi nay bhaki eritrawi du nxeleme eritrawi eyu tebegisu nmnatay eika bhadieu twled eika haki tezareb

  • @goitommeasho2469
    @goitommeasho2469 2 ปีที่แล้ว

    Antsar Eritrea koinaka
    mizrab intay iyu rebhakum

  • @ruthkenfe9507
    @ruthkenfe9507 2 ปีที่แล้ว

    Kab Injiner kitmharu ilkum fetnu aflto yeblkumn

  • @arayahabte1832
    @arayahabte1832 2 ปีที่แล้ว

    ኣጎሲቲኖ ኢሰያስ ኢሰያስ ኣይትበል ደንቆሮ ሕጻብ እግሪ ኢሰያስ ኣይትበቅዕን ኢኻ

  • @tesfalem-n8s
    @tesfalem-n8s 2 ปีที่แล้ว +1

    Agostenioooo betamiii akalie eika ezgeher xaeyekulina ember abiona enjiner fixime see kimay zbalie papase eika teminayalu gene ayxaykalika ane see kishe EU miseluni mijimirta ab TH-cam mese reakieweio. AMLAK baelu shigerina ykanitete selam ywredalina

  • @sarazeray3586
    @sarazeray3586 2 ปีที่แล้ว +3

    Enjiner fitsum well done 👏

  • @eyobabraham7259
    @eyobabraham7259 ปีที่แล้ว

    ኢንጅነር 3 ሸውዓተ የድልዮ ኣሎ

  • @MorgenwirdbesseralsHeute
    @MorgenwirdbesseralsHeute 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ሰብኣይ ኣሪጉ'ዩ ዝዛረቦ ብግቡእ ኣይፈልጥን ዘሎ፡ ወያነ ምስ በለ መላሲ የብሉን፡ እቲ ህግደፍ ከም ደቂ ዛግራ በታቲኑ ን ልዕሊ 30 ዓመት ብዘይ ምርጫ ብሓይሉ ጨፍሊቁ ሒዙና ዘሎ ግን ኣይረኣዮን ዘሎ፡ ምሁር ደንቆሮ

  • @muluemeles7487
    @muluemeles7487 2 ปีที่แล้ว

    ጠሰልጠነ ሐዊይ አታ አዞም ቆንቋናት መኒታለት ከም ባዓል ፈጽም መኒታለት አይተመጻዮም ብጀካ

  • @shewithailemelekot4739
    @shewithailemelekot4739 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene try to be respectful to your guest. Who do you think you are to say to engineer he is not normal and muted him. I wonder why people come to ur show

  • @Selam.ssfm.1569
    @Selam.ssfm.1569 2 ปีที่แล้ว +4

    Nska win haqena entekonka Ane hanti hito alatni kubur haw kemey gerka njebha ztezarebo aminkayo kemey gerka ke hzbawi gimbar ztezarebo meman sienkayo tegediska melseley

  • @Lofty_boy_58
    @Lofty_boy_58 2 ปีที่แล้ว

    ስልጣንያ ርእሲ ኩባይ ዕቅምካ ፍለጥ

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ እስማርት ዋላ ነቶም ናይ ምሁራት ደንቆሮ ኣንጻር ዕላማና ላንጋላንጋ ኣብዚ ገዛና ኣምጺኻ ምዝርራብካ ጅግንነትካ ኮራጽነትካ ንፋዕካ የርኢ ኣጆኻ ጅግናና😘🥰😘🥰💪💪💪💎🦁🤴😘🥰😘🥰

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣጎስቲኖ ኣማን ብኣማን ለካ ምሰእዱግ ስለ ዝዓበኻ ኢኻ ኣዲግካ።

  • @leakefisseha2131
    @leakefisseha2131 2 ปีที่แล้ว +1

    Kbri yhalka

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክልተ ፈተውተይ ናይ ፓል ቶክ ተማቲስ ኣቦ መለይ እዛ ሕጂ ተወሊዓ ዘላ፡ ብርጌድ ንሓመዱ ንተማቱስ ክም ኣቦ መለይ ድሕሪ ዓወተ ምበልኩ ድምጹ ክንስምዕ ደስ ኢሉኒ።
    ክምኡውን ሰልጠነ ጽቡቕ ዝዓቢ ዘሎ ምስ ናኣሽቱ ድክመታቱ ዝዓቢ ሰብ እዩ።
    ተሪር መርገጹ ዝናኣድ ኮይኑ፡
    ኢንጂነር ኣምቸ ወዲ መቐለ ድሓርውን መሳትኡ ንሜዳ ክውጹ ከለዉ፡ ኣብቲ ድሮ ናጽነት ዝባሃል ክም ሓደ ምሁር'የ ባህስላይ፡ ክምቶም ካልኦት ምዕራባውያንን ምሁርን ከም ኤርትራዊ ጽቡቕ ናይ ወረቕት እንተዘይኮይኑ፡ ከም ሓደ ምሁር ተበላጺ ኮይኑ ካብቲ ሚሒር ሓሶት ፕሮፖጋዲስት ኮይኑ ምስታ ጊዝያዊት ንፋስ ወዲት ኢሳያስ ጽበላ ክካፈል መሪጹ
    ከም ምሁር ሓውና ንክብሮ ይግባእ፡።
    እንተ ዕምቆትን ኣፍልጦን ናይቲ ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ስቓይ ኣይጣዓሞን "ዘይስንካስ ሑጻ ቆርጥመሉ" እዩ
    እዚውን ክሓልፍ'ዩ ኣብቲ ህዝብና ስኢንዎ ዘሎ መሰልን ክብርን ነቲ ህዝቢ ኣፍ ክኮኑ ከም ሓደ ምሁር ልዕሊ ማንም ብዓለም ደርጃ ነዞም ብርጌድ ንሓመዶም ክመክርን ክምዕድን ታሪኩ ብክብሪ ከመዝግብ እንተዝቃለስ ዝያዳ ክብሪ ምረከበ።
    ብዝኮነ ነቲ ዘይተርፍ ዓወት ኣብ ቀረባ ጊዜ እዚ ኣረጊት ሰይጣን ዝድምሰስ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኣስመራ ከይድና ክንጸውየሉ የብቃዓና
    ብምባል ነቲ ዘይተርፍ ዓወት የብጻሓና።
    ተዓዛቢ ዑቕባዝጊ
    ነመስግነኩም!

  • @suea7762
    @suea7762 2 ปีที่แล้ว +7

    I have question for you Agostino do your children participate in BIRGED NHAMEDU? If they don’t when they gonna join? 🇪🇷

  • @yosiefbelay4842
    @yosiefbelay4842 ปีที่แล้ว

    ሰብኣውነት ዘለዎ ሰብ ስንኳን ዝዓበየሉ ሕ/ሰብ ንዝኾነ ሕ/ሰብ ገበናት ክፍፀም ከሎ ድምፂ ክኸውን ነይርዎ ግን ሰብኣውነት የብሉን ። ካልእ ኣብ ትግራይ ስለዝዓበየ ብዘሎ ፅልኢ ናይ ህግደፍ ተቀባልነት ክህልዎ ዝበለፀ ፀላኢ ኮይኑ ሕሉፍ ኤርትራዊ ክኸውን ይፍትን ኣሎ ። ናይ ሰነኣእምሮ ሊቃውንቲ ከምዝብልዎ ኣብ ፅልኢ ዘሎዎ ስርዓት ውልቀሰባት ፈተውቲ ክረኽቡ ተደማፅነት ክረኽቡ ኣዕሩኽቲ ክረኽቡ ተመሳስሎም ክነብሩ ይደልዩ ። ኣብ ትግራይ ንሱን ቤተሰቡን ተኸብሮም ይነብሩ ነይሮም እዚ ኹሉ ፅልኢ ካበይ ኣምፅኡዎ ። ኣውግስትን ብስነስርዓት ክዛረብ ከሎ ፍፁም እዚ ጠባይ ካበይ ከምዘምፀኦ ይገርም ። ምሁር ሰብኮ ሓቂ ጭቡጥነት ሕዙ እዩ ዝዛረብ ፍፁም ግን ዳርጋ ዘይተምሃረ እዩ ። ተፈታዊ ሸው እንኳዕ ዓደምካዮ ወዲ ሰብ ከመይ ከምዝልወጥ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ። ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ውዕሉ ሓድሩ ክሰግሮ እዩ ። እዚ ቪድዮ እንታይ ዓይነት ሰባት ዕድመ ህግደፍ የናውሑ ከምዝነበሩ መምሃራይ ደኩመንታሪ እዩ ። Augustino ብሱል እዩ ምስጋና ይግበኦ ከምኡውን ተፈታዊ ።

  • @yosiefkiros7104
    @yosiefkiros7104 2 ปีที่แล้ว +8

    እዞም እምነት የብሎም ባህሊ የብሎም ርጉማት ኣረግቶት ኢዮም ነቶም የውሃት ኣቦታትና ለኪሞሞም ዘለዉ ገጾም ይርሓቅ።

    • @smi0717
      @smi0717 2 ปีที่แล้ว

      @@natnaelgym6985 😢😢😢😢 the best comment

    • @amiceeri2263
      @amiceeri2263 2 ปีที่แล้ว

      @@natnaelgym6985 ጻእዳ መልኣኽ ንዝመስሎ ሰብ አበይ ክርድኦ???😂😂

  • @eriadeyweleka5141
    @eriadeyweleka5141 2 ปีที่แล้ว +11

    ወይ ጉድ ሃዪማኖት የብለይን ህንዲ የ ዘምልኽ ኢልካ ኣሎ ዘረባ

    • @tesgamezgobo2787
      @tesgamezgobo2787 2 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክ

    • @derwegzumerfolg4725
      @derwegzumerfolg4725 2 ปีที่แล้ว +3

      ዋላ ጤል ዘያምን ሓሳቡ ኢዩ ዘገድስ ወይስ ሃይማኖት ባዕልኻ ክትመርጸሉ

    • @eriadeyweleka5141
      @eriadeyweleka5141 2 ปีที่แล้ว +1

      @@derwegzumerfolg4725 ሓራኢ ሃይማኖት ዮ ዝዕድል ዶ ኢሎምካ'ዮም

  • @desalenegash743
    @desalenegash743 2 ปีที่แล้ว +2

    ለክባጥ መለስ ካብ ኤርትራ ናብና ዝኣተዋ ኣለዋ ካብና ወን ናብ ኤርትራ ዝኣተዋ ኣለዋ ኢዩ ኢሉ መልስ ሱቅ ኢልካ ለክብጥበጥ ኣይትብል፡ ብዝትሓንጸጽ ካርታ ኢካ ትኸይድ

    • @yesno5335
      @yesno5335 2 ปีที่แล้ว

      Menedeka eyu adali geyruka anta dkala nska wedi dergi tekoynka irb bel ngiderka 21 aditatna gn eritrawian dekebat eyom nska aytwsnelomn wedi dkala dergi

    • @yesno5335
      @yesno5335 2 ปีที่แล้ว

      Bkedemu desale zbehal sm eritrawi yelen nska hade kabtom tor dekilomka zkedu dkala ika wedi shermuta 21 amdtatna gn dekebat eritrawian eyom wedi gahba

  • @sahlualmedom905
    @sahlualmedom905 2 ปีที่แล้ว +2

    Anta eze Sebay drug wesidu alo nez Sebay kinsmen kbur gezena nhlef alona.

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 2 ปีที่แล้ว +1

    ንምኻኑ ኢንጂነር ድዩ? ዘይተጸሓፈ ዘንብብ ሰብ ኢዩ::

  • @FPJ1945
    @FPJ1945 2 ปีที่แล้ว +3

    ጓል 1 ዓመት ጓለይ ነዚ ሰብኣይ ኣክሽን ናቱ ርእያ ብስሓቅ ሚይታ። ዋይጉድ!

  • @nur12655209
    @nur12655209 2 ปีที่แล้ว +1

    Agston haswe ek lakbat ek an kadmay zaray weda service I finished I back home 18 months and Eritrea in war we come back to army because we Eritrean army

  • @kbmilcah
    @kbmilcah 2 ปีที่แล้ว +1

    Where is your evidence? መልሲ ናይ ኢሳያስ እያ:: እዚ ኽኣ ንሳ ጥራሕ እዩ ዝብል ዘሎ

  • @hhkkhkk8202
    @hhkkhkk8202 ปีที่แล้ว

    Thanks Seltene! Des zebl wegie. But let the engineer be who he is as Agostino said. Everyone is what he/she experienced and doesn’t define who and what they cam give. Consult psychiatrist and am sure they would say much and precisely. But thanks sle kulu xaerka

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 2 ปีที่แล้ว +6

    Seltene, ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ ሰልጠነ ሓውና። ክብረትን ስነስርዓትን ዘይብሉ ሰብ'ዩ ፍጹም ዝበሃል ዓቢ ቆልዓ።

    • @dawitbahta637
      @dawitbahta637 2 ปีที่แล้ว

      @@yonasabrha1223 ስዲ ዝገብሮ ተግባሩ እዩ። ብትኽክል ኤርትራ ዝዓበኻ እንተኬንካ ስነስርዓት ዘለካ ነውሪ ትፈልጥ ሰብ ኢኻ። ከም ፍጹም ኤርትራ ዘይትፈልጣ ኣብ ስደት ዝዓበኻ እንተ ኬንካ ግን ነዚ መልስኻ ዘረባ ዘየድልዮ ከም ፍጹም ኢኻ። ልቦና ዘይብሉ ቀለም ዘረባ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ። ልቦና እቲ ዝበለጸ ባእታ ናይ ወዲ-ሰብ እዩ። ንስነስርዓት ድማ ይገልጽ። ስለዚ መግለጺ ወዲ-ሰብ ስነስርዓት እዩ። ስነስርዓት ዘይብሉ ክጠዎወ ዝውዕል ክብረት ሰብ ካብ ዘይምህላው እዩ። ፖሎቲካዊ መርገጺ ብዘየገድስ መጀመርታ ሰብ ሰብ ከም ምኳኑ ጥራይ ስነስርዓትን ክብርን ክህልወካ ኣለዎ።

  • @terrygebrial7838
    @terrygebrial7838 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰልጠነ ሓወይ " ህግደፍ ዝተጋሰሶ ሓንጎል ኣይፍወስን'ዩ " ድዮም ዝበሉ እዞም ለባም ወላዲ!!

    • @eveprecious3169
      @eveprecious3169 2 ปีที่แล้ว +1

      Men weledi eyom kemu zibelu eway

  • @wedihazhaz9295
    @wedihazhaz9295 2 ปีที่แล้ว

    ኢንጂነር ፥ ብዛዕባ እዚ ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን ፌደራልያዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተወለዐ ኩናት ዘለዎ ኣረኣእያ ምናልባት ብሕጽረት ሓበሬታ ግጉይ ምዃኑ ኣይጠራጠርን።
    ኤርትራ ኣብዚ ኩናት'ዚ ዘእቱ ኣይነበራን። እንተተኻኢሉ ዓራቂት/ሸምጋሊት ኮይና እንተትቐርብ መጸበቐ። ኣብዘይውራያ ኣትያ መንእሰያታን ጥሪታን ክተጥፍእ ኣይነበራን።

    • @wedihazhaz9295
      @wedihazhaz9295 2 ปีที่แล้ว

      @@yonasabrha1223 ክተመሓላልፎ ዝደለኻ መልእኽቲ ንዓይ ንጹር ኣይኮነን። ስለዚ ክቡር ሓው ኣነጽሮ።

  • @tesfalem-n8s
    @tesfalem-n8s 2 ปีที่แล้ว +1

    Kila ata selitene resena ahimimkana eze sebeay gdefiooo abidu aliooo keme shinity gemel nideheret ewa hikote bjaka Nia ayana agostinio beyiynu admelina please

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 11 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብኣይ ሃለው ለው እዩ
    ዘረቡኡ ናይ ሙሁራት ኣይኮነን
    ሕራይ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ
    ምስመጸ
    ነቲ ስምምዕ ኣልጀርስ ተቐቢለዮ ምስበለ
    ስለምንታይ እቲ መንግስቲ ኤርትራ
    ደብና ይተሓንጸጽ ዘይበሉ???
    ኢሰያስ ባዕሉ እቲ 18 ዓመታት ዝተገብረ ውግእ
    ናይ ዶብ ሕቶ ኣይነበረን እቲ
    ጉዳይ ኢሉ ጋኖገሮ ነዚ ዝዓፍር ሱብኣይ?????