ካብ መከላኸሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ወፃኢ ዝኾኑ ዕጡቓት ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ይግባእ- መግለፂ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 13

  • @BirhaneGmeicanel
    @BirhaneGmeicanel 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ተግባር ኢና እንደሊ መፅብዓ አንደልን ይአክል።

  • @YcycXcg
    @YcycXcg 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጓሓፍ ዝኮነ ህዝቢ ጌታቸዉ ወየ ደበረፅየን ከድሕነና ኢልኩም ከይትሓሰቡ

  • @yonasaraya3212
    @yonasaraya3212 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We need action

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Why you don’t do it in Amhara

  • @AbelAtaklti-g3v
    @AbelAtaklti-g3v 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጊዚያውስ ጊዚያዊ ሓሳብ ጥራሕ እዩ ዝህብ ህዝበይ ንኪድ ጥራይ🤔

  • @tekshatube8286
    @tekshatube8286 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንስልጣን ሶክሶክ በሃልቲ ዘወር በሉ
    ፊንጫላት ሕውሓት ኣይትመርሑን

  • @KahsayBeyene
    @KahsayBeyene 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ኩሉ ሽግር ናይ ህዝቢዶ ናይ በለፀኛታት መራሕቲ? ከም ከማይ ናይባዕልና እዩ። እምበአር ግምትስ መሊሱ መሐንጨጪ ላግፂ መግለፂ ይብለና አሎ። ህዝቢ ምኸር ዝግበር ግበር

  • @natangirmay5407
    @natangirmay5407 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    1*ጊዚያዊ ምምሕዳር ን ምዕራብ ትግራይ እቶ ተባሂሉ ጉባኤ ክገብር ኢየ ኢሉ ዝኣበየ ሙኻኑ ጻድቃን ካብ ነገረና ሎሚ ዘውጽኦ መግለጺ ከድዓት ምፍጻሙ መረጋገጺ ኢዮ ።
    2*ጌታቸው እውን ሓደ እዋን ምዕራብ ትግራይ ማንም ኣማሓደሮ ማንም ኣየገድስን ዝበለና ክድዓት ምፍጻሙ መረጋገጺ ኢዮ ።
    **ብሓፈሻ ጊዚያዊ ምምሕዳር እግሪ ክተኽሉ ዘይኮነ ክመሓው ኢዩ ዘለዎም ! ብቅልጡፍ !!!

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቱ መግለፂ እንዶ አንብቡልና

  • @musieabera9238
    @musieabera9238 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gizewi mengsti zmote mengsti

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Haswi mengesti esti ne abiy kemu belwo

  • @mogesgidey241
    @mogesgidey241 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We need action